Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሓወይ ነጸላ ኣይትጽላእእ: ብዘይ ነጸላስ ኣይግድን
Egzabihar yhalwena btaemi kebid eyu nay menafti wge😢😢😢😢
አዚ ቀሺ ተስፋይ ትብሎ ዘላ ይፈልጦየ ኣሎ ብሂወት ኣብ ባረንቱ
Enqae bselam mexakum sdrana ab barentu alo keshi ybhal wala hji seb ykeyd eui.
ንስኻስ እዝግኣብሄር ትኣምን ጠላም እዋይ ማርያም ኣደይ ተቦንቖስ
እዞም ዝሰምዑኻ ልዛይ ናትካን ናይ ጠላማት ተጋሩ ኣምሓርኛ ዝዛረቡን ልዛይ ክትጽየቁ ኢኹም
ይድገም ድዩ ዞሎ ሓቀይ
🙏🏽🙏🏽💕 ሰላም ክብራት የሕዋት አምላክ ጸጉኡ የብዛሐልኩም 🌷💕🙏🏽💐
Selam naka ate hawey eza nay ami eya mesleni gegaklaley
አብዚ ኩሉ ታሪካትስኒ አነ ምስ ቤተስበይ አለኩ ዝገርመኩም ድማስ ገዛናስ ዋላ ሐደ ዘይተረደኦም 😫እግዚአብሄር ይርዳአና
@@ezgabheryemasegen6009 ኣብ ኩለና ኢዪ ስድራይ ውን ምርዳ ኣብዮምኒ
ኣይተረዳኣንን😮
ኣምሓራይን ተዋህዶን ተመሲልኩም ንኣገው ጉራጌ ሲዳማ ክትዘምትዎም ክተሳቅይዎም ቒቒቒ ኣይትስክሑን ዲኹም
ኤዝጋብሔር ይሐልወና ኢምብር ናይ መንፍስ ንግር ከብድ ኢይልይዪ።
ቅዱስ ኡራኤል ብኸመይ ክረድእ ይኽእል ከተብርሃለይ ዶ።
Ewe xbuk aloki kesi tesfay ab barentu znebere tenkalay eyu
ብጣዕሚ ለፉርሕ ሂይወት ዕባይካ ከምዚ ክትኮን እግዚአብሔር ላሀለየና ብስይጣን
Hesawit zeygebreki naru lekbat
Ata wedi kalie medeb yeblkan dyu? Nmkanu ke ortodex dika? Kabzi seb entay ymahar ?Donkoro
Abet mharna🙏🙏🙏
የቀየልና ሓውና ሓብትናውን የቀንየልና እቶም ዘይጠቅም ኮመንት ንጽሕፍ ግን ጸርፊ ተንገድፍ ዝደርበናያ ጸርፊ ደንጎላ ተመሊሳ ከይትፈግኡኩም ፍረኣፉኩም ከይትረክቡ ተኪእልኩም መሃሪ ዝኮነ ኮመንት ንጽሓፍ ተዘይኮይኒ ርኢቶ ተሊና ርኢቶ ካብ ሓሊፉ ግን ንተዋህዶ ንህዝቢ ንሓውና ንጸርፍ ዘሎና ናይ ምትሕዝና ምልክት እዩ ጎይታ ከምዝነገረና ንቅዱሳን ዝጸርፍ ልሳን ዝተዋህቦ ክፉእ መንፈስ እዩ ስለዚ ብጃኩም ንነብስኩም ኢልኩም ሰናይ ነገር ጥራይ ጽሓፉ ።
Nay tequar nay zar menfes alo absdrabietki alo
ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ዝሳቀዩ ዘለው ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ! ደምና ደም ኩሎም ብሄራት ክትፍደይዎ ኢኹም ፌራ ፌራ ኢኹም
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ❤❤❤❤❤
Amen amen amen 🙏
ezi anweri zekone bewshti tetigebrwo😢
ቀሺ ተስፋይ እኮ ወዲእና አነውን ሰዓት 3 ናይ ለይቲ ከይደ ኔረ😂😂😂 እንታይ ይባሀል እዚ ከ ወደይ
😮😮😮😮😮 ኦይ ናይ ገሊአን ሲ ሃለውለው ኢዪ
Ata gdefuna mis abeyti ahiwatna enda deqesna abna ahiwatna sidet mis wexu kea mis abona ndqis neyrna ksab sidet nwexe kabey ekum temxewo ezi tegbartat hawey kemxeni aboy kemxeni zbl zereba besmeam
ketqtlwa neyrkum net arget sebyti wedatkum
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ezi medebka des zeybil Gonder dika abila
Oh😢😢😢
ኣብዚ መጽካ ምህትፍታፍ እንታይ ኣምጽኦ። ንስካ ይኩን ንሳ ኣብዚ መጽኩም ርሳሓትኩም ትነግፉሉ እዚ ህዝቢ። እዚ ኣብ ሓንቲ ስድራ ዘጋጥም ነውሪ እዩ፡ ምስ ስድራኣ ኮይና ድማ ትፍትሓዮ
Emo msaki zeytedeqsyo nhawki deytxagemlu
ኣየ ድንቁርና ደረት ኣልቦ።
Emo ezi eko bgoyta beye sus sm eu zkeyd zhaftey
ምስ ሃይማኖት እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ kkkkkk ኣየ ብሄር ትግርኛ
እዚ ማሕበር ኦርቶደክስ ግን ናይ ድኽነት ናይ ድንቁርና ናይ ፍርሒ ማሕበር ብህዝቢ ትግርኛ ክፍንፈን ኣለዎ
Amien(3)❤❤❤❤❤❤❤
ሐቀይ ይድገም እዩ ዘሎ።
Ja
Ab tegrna behar tay tbel film ala maslkum kkkkkkkkkkk nestoyhaway kendy hamutay
🥲🥲🥲🥲
ኢዚ ቀሸ ተስፋይ ትብሎ ዘላ ሓቃ ኢያ ኣነ ከማን ይፍልጣ ኢየ
እግዚአብሔር እዩ ገዲፍና ሓጥያትና በዚሑ እዚ ክርስቲያን ተኸታሊ ረኺብዎ ዘሎ ጸገም ግን ኣነስ ኩሉ ግዜ ኣብ ርእሰይ ዝማላለሰኒ ኣሎ ንሱ ካኣ ፈጣሪ ፈሪዱ ዝፈጦሮም ሰባት ዶ ንኸውን እቶም ፈተና ዝበዝሓና ዘሎ ኩሉ ዎዮ እዩ ኣብ ምድሪ ዘመውቲ ሓጥያተኛታት ኣብ ሰማይ ካኣ መሰል ዘለና ኣይኮናን ክልተ ግዜ ካብ ዝፈርደና ዘይ ምፍጣሩ ናዓና ዶ ኣይምሓሸን ኣነስ ዘይ ፈሪዱ እዩ ፈጢርኒ ኢለስ ተስፋ ቆሪጸ ምንም ኮይኑ ዘይስማዓኒ ሕማቅ ሰሪሔ ጸሎት ታሓባበሩኒ እስከ እምበር ስም ወላዲት አምላክ ድንግል ማርያም ተማሓጺነ ወይከ ስም መላኣክቲ ስም ቁዱሳን ብዘይ ለመንክዎ የለን ሰላም ዘለዎ ሂወት ክመርሕ ግን የለን ኣገዳሲ ኣይኮንኩን ንእግዚአብሔር መጽሐፍ ቁዱስ ዝብሎ ካልእ ህዝቢ ክርስቲያን ዝነብሮ ካልእ ኣምላኽ ነዊሕ ኮይኑ ስልጣን ንዲያብሎስ ካብ ዝህቦ ንምታይ ዘይታኸስ ጓሳ ኣነ እየ ዶ ኣይበለናን 😢😢😢 ንሕና ተስፋ ኣይቆረጽናን እግዚአብሔር ግን ኒዒቅና ዲዩ ረሲዒና ዘረዳኣኒ ይደሊ ኣለኹ ስም እግዚአብሔር ጸዊዒ ዘይቀሰንኩ 😮😢😢😢💔💔💔💔😥😥
+4374382721 WhatsApp tshafeley
ሓወይ እግዚኣብሔር ነቲ ዝፈትዎ እዩ ዝፍትኖ፣ ናብ ኣቦታትና ሃወርያት ገድሊ ኩሎም ቅዱስን እንተ ሪኢና ሕይወትም ኣዝዩ ብፈተና ዝተመልአ እዩ፣ ንሕና እውን ኣብ እግዚኣብሔር እንተ ጸኒዕና ኬርህወና እዩ ብምልኣት ልብ ግና ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኑጸሊ ሓጥያት ካብ ምግቤረር ዉን ንቆጠብ፥ ቃልን ትግባርን ምስ ተወሃሃደ እዩ ፍረ ዝርከብ።" ኣጆኻ እግዚኣብሔር የጽንዕኻ።"
@ፈቃርዩልበይንጽልኢቦታየብ በዚ እግዚአብሔር ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትኖ ዝብል ነዊሕ ከይደ እየ ኣብ ጉዑዘይ እውን ቁሱን ኮይኑ ይስማዓኒ እምበር ኣይኮንኩን ኣብ ምድሪ ዘይጣዓመኒ ኣብ ሰማይ ክጥዕመኒ ሹር ኣይኮንኩን ብዝኾነ ፈጣሪ ኣለኹ ይበለና ካብ ክልተ ሞት የድሕነና እምበር ካልእ ሃይማኖት ኔሬ ተዝኸውን ኣብ ሰማይ ጥራሕ ምኾነ ፍርደይ ክርስቲያን ብምኻነይ ግን ኣብ ምድርን ሰማይን ፈርዲ ከቢድ እዩ ክትሓስቦ ግን እስከ ቀዳሞት ኣቦታት ኣዴታት ዝዘከረ ይዘክረና ፈጣሪ 😥🙏
@@Eri-Tv1962 ኣዶኻ ብሩኸይ እዚ ሓዉና ተሌፎን ሰዲድልካ ኣሎ ተገዲስካ ምሱኡ ተራኸብ እግዚኣብሔር ይሓልኻ።
እግዝኣብሄር ህዱእ ልብ ያሃብኽ ወይዲማ ይሃብኻ ኣጆኻ ኣጀኽ🙏😢
Foa gexkum tirhak
ረሳሕ
ሰላም ኩብር ሓውና ኣቀዲመ ሰላምን ጥዕናን ይምነየላካ ንሓፍትና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃባእግዚኣብሀር ኣነ እንታይ እየ ክብል ደለ ብዙሕ ግዜ ኣብ ሓጥያት ይወድቅግን ክገድፎ እየ ይብል እሞ መሊሰ ይፍጽሞ ብጣዕሚ ነብሰይ ይጸልእ ሓንሳብ ሓንሳብ ምፍጣረት የማርር ክገርመካ ከመይ ኢለ እየ ኣተዮ ሕጂ ካቡኡ ምውጻእ ሲኢነ ብጸለት ይፍትን እሞ ኣብ መንጎ የቃርጾ ስለዚ እንታይ ከምዚ ገብር ሓርብቲኒ ኣብ ሕጂ ሰዓት ወላ ከጽንዕ ከለኩ ቀልጢፈተስፋ ይቅርጽ ኩሉ ሞንጎ ሞንጎ ኮይነ ስልዚ ኣሕዋት ምክሩኩም ሃብኒ እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን
ኣጆኺ ሓብተይ መጀበርያ ካብ ሓጎል እዩ ዝጂብር ክገድፎ እየ ተልኪ ተእሚንክዮ ንርእስኺ ዳሓን ዘሓሸ ኮይኑ ይስማዓኒ ኮሙኡ ካኣ ዕለት ወርሒ ምጽሓፍ ኣገዳሲ እዩ ንኣብነት ካብ ክንደይ ክሳብ ክንደይ ከም ዝጸናሓኺ ንትፈልጢ ይሕግዘኪ እዩ ኣነ ቀደም ብዘይ ፍላጥ ዝተጠቀምኩሉ መስተፋቀሪ ክሳብ ሕጂ ይሰርሓለይ ኣሎ ከምይ እዩ ኣይርዳኣንን ሎሚ ሎሚ ግን ዕለት ክጽሕፍ ምስ ጀበርኩ ኣብ ወርሒ ክልተ ማዓልቲ ሓደ ማዓልቲ ጥራሕ ይራኸብ ኣለኹ ምስ ዝሓተትኩዋ ጓል ሓንቲ ክነግረኪ ምስጢርኪ ንሰብ ኣይተውጽኢ ካላኣይ ካኣ ኣባት ነብስኺ ዝግደሰልኪ ተኾይኑ ወርሒ ወርሒ ንሳሓ እተዊ ኣነ ኣባት ነብሰይ ኣይግደሰለይን እዩ ብኾሙአከ ዝኣክል ንሳሓ ከምቲ ዝደልዮ ይኣቱ የለኹን እምበር ተነሲሔ ዝወዳኣኹሉ ማዓልቲ ገበል መይቱ ብሕልሚ ኣሪኢኒ እዩ ፈጣሪ ንሳሓ ነባት ነብስኺ ሓደ ብሓደ ኣብ ወረቀት ጺሒፍኪ ንገርዮም ትዝክርዮ ኩሉ ዝኾነ ክስማዓኪ የብሉን ናይ ስክፍታ ምኽንያቱ ክትፍጽምዮ ዘይሓፈርኪ ነባት ነብስኺ ክትነግርዮ ትሓፍሪ ትፈርሒ ተኾይንኪ ሲኦልን ኢልኪ ሕጂ ኣቲኺ ራኣዮ ኣምላኽ መወዳኣታና ተዘይ ኣጸቢቅዎ ንግደ ሓዊ ከም ቃጫ ኢና ክንቃጸል ኣነ ክነግርኪ ጸገመይ መዝሙር ዝሰማዓኽሉ ማዓልቲ ሰባት ይትኩፉኒ መጽሐፍ ቀዱስ ተሒዘ ካኣ እሞ ኩሉ ጸገም ኣብ ከባብየይ እዩ ዝመጽእ ግድፍ ተቢለዮ ቃል አምላክ ምስማዕ ካኣ ዝፍትነኒ የለን ዳሓን ነዊሕ እዩ ኔሩ ዝብሎ ግን ክኸብድ እዩ ብዝኾነ ቀዳማይ (1) ሓብተይ ጸሎት ኩሉ ግዜ ግበሪ ኣይትቋርጺ ኮሙኡ (2) ተነስሒ ዕርፍቲ ክትረኽቢ ኢኺ (3) ዕለት ንኣብነት ሎሚ ተፈጺምኪ 20/11/24 ካላኣይ ማዓልቲ የፈጺምኪ 30/11/24 ኣብ ወርሒ ክልተ ግዜ ፈጺምኪ ከም ዘለኺ ትፈልጢ ካብ ኣርባዓተ ግዜ ኣብ ወርሒ ሰለስተ ግዜ ክልተ ግዜ ሓደ ግዜ መወዳኣቱእ ክትገድፍዮ ትኽእሊ ኢኺ ኩሉ ግዜ ይፍጽም እየ ስለ ዝበልኪ እየ ጺሒፈልኪ ሓብተይ ኣጆኺ አምላክ ፍጥራቱ ኣለይ መለይ ዝብለሉ ግዜ የምጻኣልና እምበር ብምሔር ሓጥያትና ፈጣሪ ሪሒቁ ካባና ሰይጣን ካብ ዘማሓድረና ነዊሕ እዩ ኮይኑ😢
ክቡር ሓው| ክብርቲ ሓፍቲ ፈተነ እንተኸበደ እግዚአብሔር ዝበለጸ ጸጋ ክትቅበሉ ስለዝደየ ኢዩ ኣጆኻ|ኺ ስግዳን ጸሎት ❤ ብደቢ አብጹሑ
እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ 41 ግዜ ስግዳንአብ ትመጽእ መንግስትኻ ዘክረኒ (ተዘከረኒ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ)41ግዜ ኤሎሄ ኤሎሄ 41ግዜበእንተማርያም መሐረነ ክርስቶስ 41ግዜወዲ ሰብ ንመዓልቲ 7ተ ግዜ ክጽሊ ይግባእ እግዚአብሔር ድኻምና ስለዝፈልጥ ዓቕምና ናብ ዝለዓለ ጸጋ ክንበጽሕ ጻዕሪ የድሊ ጾምን ስግዳንን ኣበርቲዕና እንተደኣ ኣስሚርና 😢ንሂወትና ክንእዝዛ ንኽእል ኢናኣጆኹም❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሓወይ ነጸላ ኣይትጽላእእ: ብዘይ ነጸላስ ኣይግድን
Egzabihar yhalwena btaemi kebid eyu nay menafti wge😢😢😢😢
አዚ ቀሺ ተስፋይ ትብሎ ዘላ ይፈልጦየ ኣሎ ብሂወት ኣብ ባረንቱ
Enqae bselam mexakum sdrana ab barentu alo keshi ybhal wala hji seb ykeyd eui.
ንስኻስ እዝግኣብሄር ትኣምን ጠላም እዋይ ማርያም ኣደይ ተቦንቖስ
እዞም ዝሰምዑኻ ልዛይ ናትካን ናይ ጠላማት ተጋሩ ኣምሓርኛ ዝዛረቡን ልዛይ ክትጽየቁ ኢኹም
ይድገም ድዩ ዞሎ ሓቀይ
🙏🏽🙏🏽💕 ሰላም ክብራት የሕዋት አምላክ ጸጉኡ የብዛሐልኩም 🌷💕🙏🏽💐
Selam naka ate hawey eza nay ami eya mesleni gegaklaley
አብዚ ኩሉ ታሪካትስኒ አነ ምስ ቤተስበይ አለኩ ዝገርመኩም ድማስ ገዛናስ ዋላ ሐደ ዘይተረደኦም 😫እግዚአብሄር ይርዳአና
@@ezgabheryemasegen6009 ኣብ ኩለና ኢዪ ስድራይ ውን ምርዳ ኣብዮምኒ
ኣይተረዳኣንን😮
ኣምሓራይን ተዋህዶን ተመሲልኩም ንኣገው ጉራጌ ሲዳማ ክትዘምትዎም ክተሳቅይዎም ቒቒቒ ኣይትስክሑን ዲኹም
ኤዝጋብሔር ይሐልወና ኢምብር ናይ መንፍስ ንግር ከብድ ኢይልይዪ።
ቅዱስ ኡራኤል ብኸመይ ክረድእ ይኽእል ከተብርሃለይ ዶ።
Ewe xbuk aloki kesi tesfay ab barentu znebere tenkalay eyu
ብጣዕሚ ለፉርሕ ሂይወት ዕባይካ ከምዚ ክትኮን እግዚአብሔር ላሀለየና ብስይጣን
Hesawit zeygebreki naru lekbat
Ata wedi kalie medeb yeblkan dyu? Nmkanu ke ortodex dika? Kabzi seb entay ymahar ?Donkoro
Abet mharna🙏🙏🙏
የቀየልና ሓውና ሓብትናውን የቀንየልና እቶም ዘይጠቅም ኮመንት ንጽሕፍ ግን ጸርፊ ተንገድፍ ዝደርበናያ ጸርፊ ደንጎላ ተመሊሳ ከይትፈግኡኩም ፍረኣፉኩም ከይትረክቡ ተኪእልኩም መሃሪ ዝኮነ ኮመንት ንጽሓፍ ተዘይኮይኒ ርኢቶ ተሊና ርኢቶ ካብ ሓሊፉ ግን ንተዋህዶ ንህዝቢ ንሓውና ንጸርፍ ዘሎና ናይ ምትሕዝና ምልክት እዩ ጎይታ ከምዝነገረና ንቅዱሳን ዝጸርፍ ልሳን ዝተዋህቦ ክፉእ መንፈስ እዩ ስለዚ ብጃኩም ንነብስኩም ኢልኩም ሰናይ ነገር ጥራይ ጽሓፉ ።
Nay tequar nay zar menfes alo absdrabietki alo
ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ዝሳቀዩ ዘለው ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ! ደምና ደም ኩሎም ብሄራት ክትፍደይዎ ኢኹም ፌራ ፌራ ኢኹም
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ❤❤❤❤❤
Amen amen amen 🙏
ezi anweri zekone bewshti tetigebrwo😢
ቀሺ ተስፋይ እኮ ወዲእና አነውን ሰዓት 3 ናይ ለይቲ ከይደ ኔረ😂😂😂 እንታይ ይባሀል እዚ ከ ወደይ
😮😮😮😮😮 ኦይ ናይ ገሊአን ሲ ሃለውለው ኢዪ
Ata gdefuna mis abeyti ahiwatna enda deqesna abna ahiwatna sidet mis wexu kea mis abona ndqis neyrna ksab sidet nwexe kabey ekum temxewo ezi tegbartat hawey kemxeni aboy kemxeni zbl zereba besmeam
ketqtlwa neyrkum net arget sebyti wedatkum
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ezi medebka des zeybil
Gonder dika abila
Oh😢😢😢
ኣብዚ መጽካ ምህትፍታፍ እንታይ ኣምጽኦ። ንስካ ይኩን ንሳ ኣብዚ መጽኩም ርሳሓትኩም ትነግፉሉ እዚ ህዝቢ። እዚ ኣብ ሓንቲ ስድራ ዘጋጥም ነውሪ እዩ፡ ምስ ስድራኣ ኮይና ድማ ትፍትሓዮ
Emo msaki zeytedeqsyo nhawki deytxagemlu
ኣየ ድንቁርና ደረት ኣልቦ።
Emo ezi eko bgoyta beye sus sm eu zkeyd zhaftey
ምስ ሃይማኖት እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ kkkkkk ኣየ ብሄር ትግርኛ
እዚ ማሕበር ኦርቶደክስ ግን ናይ ድኽነት ናይ ድንቁርና ናይ ፍርሒ ማሕበር ብህዝቢ ትግርኛ ክፍንፈን ኣለዎ
Amien(3)❤❤❤❤❤❤❤
ሐቀይ ይድገም እዩ ዘሎ።
Ja
Ab tegrna behar tay tbel film ala maslkum kkkkkkkkkkk nestoyhaway kendy hamutay
🥲🥲🥲🥲
ኢዚ ቀሸ ተስፋይ ትብሎ ዘላ ሓቃ ኢያ ኣነ ከማን ይፍልጣ ኢየ
እግዚአብሔር እዩ ገዲፍና ሓጥያትና በዚሑ እዚ ክርስቲያን ተኸታሊ ረኺብዎ ዘሎ ጸገም ግን ኣነስ ኩሉ ግዜ ኣብ ርእሰይ ዝማላለሰኒ ኣሎ ንሱ ካኣ ፈጣሪ ፈሪዱ ዝፈጦሮም ሰባት ዶ ንኸውን እቶም ፈተና ዝበዝሓና ዘሎ ኩሉ ዎዮ እዩ ኣብ ምድሪ ዘመውቲ ሓጥያተኛታት ኣብ ሰማይ ካኣ መሰል ዘለና ኣይኮናን ክልተ ግዜ ካብ ዝፈርደና ዘይ ምፍጣሩ ናዓና ዶ ኣይምሓሸን ኣነስ ዘይ ፈሪዱ እዩ ፈጢርኒ ኢለስ ተስፋ ቆሪጸ ምንም ኮይኑ ዘይስማዓኒ ሕማቅ ሰሪሔ ጸሎት ታሓባበሩኒ እስከ እምበር ስም ወላዲት አምላክ ድንግል ማርያም ተማሓጺነ ወይከ ስም መላኣክቲ ስም ቁዱሳን ብዘይ ለመንክዎ የለን ሰላም ዘለዎ ሂወት ክመርሕ ግን የለን ኣገዳሲ ኣይኮንኩን ንእግዚአብሔር መጽሐፍ ቁዱስ ዝብሎ ካልእ ህዝቢ ክርስቲያን ዝነብሮ ካልእ ኣምላኽ ነዊሕ ኮይኑ ስልጣን ንዲያብሎስ ካብ ዝህቦ ንምታይ ዘይታኸስ ጓሳ ኣነ እየ ዶ ኣይበለናን 😢😢😢 ንሕና ተስፋ ኣይቆረጽናን እግዚአብሔር ግን ኒዒቅና ዲዩ ረሲዒና ዘረዳኣኒ ይደሊ ኣለኹ ስም እግዚአብሔር ጸዊዒ ዘይቀሰንኩ 😮😢😢😢💔💔💔💔😥😥
+4374382721 WhatsApp tshafeley
ሓወይ እግዚኣብሔር ነቲ ዝፈትዎ እዩ ዝፍትኖ፣ ናብ ኣቦታትና ሃወርያት ገድሊ ኩሎም ቅዱስን እንተ ሪኢና ሕይወትም ኣዝዩ ብፈተና ዝተመልአ እዩ፣ ንሕና እውን ኣብ እግዚኣብሔር እንተ ጸኒዕና ኬርህወና እዩ ብምልኣት ልብ ግና ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኑጸሊ ሓጥያት ካብ ምግቤረር ዉን ንቆጠብ፥ ቃልን ትግባርን ምስ ተወሃሃደ እዩ ፍረ ዝርከብ።" ኣጆኻ እግዚኣብሔር የጽንዕኻ።"
@ፈቃርዩልበይንጽልኢቦታየብ በዚ እግዚአብሔር ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትኖ ዝብል ነዊሕ ከይደ እየ ኣብ ጉዑዘይ እውን ቁሱን ኮይኑ ይስማዓኒ እምበር ኣይኮንኩን ኣብ ምድሪ ዘይጣዓመኒ ኣብ ሰማይ ክጥዕመኒ ሹር ኣይኮንኩን ብዝኾነ ፈጣሪ ኣለኹ ይበለና ካብ ክልተ ሞት የድሕነና እምበር ካልእ ሃይማኖት ኔሬ ተዝኸውን ኣብ ሰማይ ጥራሕ ምኾነ ፍርደይ ክርስቲያን ብምኻነይ ግን ኣብ ምድርን ሰማይን ፈርዲ ከቢድ እዩ ክትሓስቦ ግን እስከ ቀዳሞት ኣቦታት ኣዴታት ዝዘከረ ይዘክረና ፈጣሪ 😥🙏
@@Eri-Tv1962 ኣዶኻ ብሩኸይ እዚ ሓዉና ተሌፎን ሰዲድልካ ኣሎ ተገዲስካ ምሱኡ ተራኸብ እግዚኣብሔር ይሓልኻ።
እግዝኣብሄር ህዱእ ልብ ያሃብኽ ወይዲማ ይሃብኻ ኣጆኻ ኣጀኽ🙏😢
Foa gexkum tirhak
ረሳሕ
ሰላም ኩብር ሓውና ኣቀዲመ ሰላምን ጥዕናን ይምነየላካ ንሓፍትና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃባእግዚኣብሀር ኣነ እንታይ እየ ክብል ደለ ብዙሕ ግዜ ኣብ ሓጥያት ይወድቅ
ግን ክገድፎ እየ ይብል እሞ መሊሰ ይፍጽሞ ብጣዕሚ ነብሰይ ይጸልእ ሓንሳብ ሓንሳብ ምፍጣረት የማርር ክገርመካ ከመይ ኢለ እየ ኣተዮ ሕጂ ካቡኡ ምውጻእ ሲኢነ ብጸለት ይፍትን እሞ ኣብ መንጎ የቃርጾ ስለዚ እንታይ ከምዚ ገብር ሓርብቲኒ ኣብ ሕጂ ሰዓት ወላ ከጽንዕ ከለኩ ቀልጢፈተስፋ ይቅርጽ ኩሉ ሞንጎ ሞንጎ ኮይነ ስልዚ ኣሕዋት ምክሩኩም ሃብኒ እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን
ኣጆኺ ሓብተይ መጀበርያ ካብ ሓጎል እዩ ዝጂብር ክገድፎ እየ ተልኪ ተእሚንክዮ ንርእስኺ ዳሓን ዘሓሸ ኮይኑ ይስማዓኒ ኮሙኡ ካኣ ዕለት ወርሒ ምጽሓፍ ኣገዳሲ እዩ ንኣብነት ካብ ክንደይ ክሳብ ክንደይ ከም ዝጸናሓኺ ንትፈልጢ ይሕግዘኪ እዩ ኣነ ቀደም ብዘይ ፍላጥ ዝተጠቀምኩሉ መስተፋቀሪ ክሳብ ሕጂ ይሰርሓለይ ኣሎ ከምይ እዩ ኣይርዳኣንን ሎሚ ሎሚ ግን ዕለት ክጽሕፍ ምስ ጀበርኩ ኣብ ወርሒ ክልተ ማዓልቲ ሓደ ማዓልቲ ጥራሕ ይራኸብ ኣለኹ ምስ ዝሓተትኩዋ ጓል ሓንቲ ክነግረኪ ምስጢርኪ ንሰብ ኣይተውጽኢ ካላኣይ ካኣ ኣባት ነብስኺ ዝግደሰልኪ ተኾይኑ ወርሒ ወርሒ ንሳሓ እተዊ ኣነ ኣባት ነብሰይ ኣይግደሰለይን እዩ ብኾሙአከ ዝኣክል ንሳሓ ከምቲ ዝደልዮ ይኣቱ የለኹን እምበር ተነሲሔ ዝወዳኣኹሉ ማዓልቲ ገበል መይቱ ብሕልሚ ኣሪኢኒ እዩ ፈጣሪ ንሳሓ ነባት ነብስኺ ሓደ ብሓደ ኣብ ወረቀት ጺሒፍኪ ንገርዮም ትዝክርዮ ኩሉ ዝኾነ ክስማዓኪ የብሉን ናይ ስክፍታ ምኽንያቱ ክትፍጽምዮ ዘይሓፈርኪ ነባት ነብስኺ ክትነግርዮ ትሓፍሪ ትፈርሒ ተኾይንኪ ሲኦልን ኢልኪ ሕጂ ኣቲኺ ራኣዮ ኣምላኽ መወዳኣታና ተዘይ ኣጸቢቅዎ ንግደ ሓዊ ከም ቃጫ ኢና ክንቃጸል ኣነ ክነግርኪ ጸገመይ መዝሙር ዝሰማዓኽሉ ማዓልቲ ሰባት ይትኩፉኒ መጽሐፍ ቀዱስ ተሒዘ ካኣ እሞ ኩሉ ጸገም ኣብ ከባብየይ እዩ ዝመጽእ ግድፍ ተቢለዮ ቃል አምላክ ምስማዕ ካኣ ዝፍትነኒ የለን ዳሓን ነዊሕ እዩ ኔሩ ዝብሎ ግን ክኸብድ እዩ ብዝኾነ ቀዳማይ (1) ሓብተይ ጸሎት ኩሉ ግዜ ግበሪ ኣይትቋርጺ ኮሙኡ (2) ተነስሒ ዕርፍቲ ክትረኽቢ ኢኺ (3) ዕለት ንኣብነት ሎሚ ተፈጺምኪ 20/11/24 ካላኣይ ማዓልቲ የፈጺምኪ 30/11/24 ኣብ ወርሒ ክልተ ግዜ ፈጺምኪ ከም ዘለኺ ትፈልጢ ካብ ኣርባዓተ ግዜ ኣብ ወርሒ ሰለስተ ግዜ ክልተ ግዜ ሓደ ግዜ መወዳኣቱእ ክትገድፍዮ ትኽእሊ ኢኺ ኩሉ ግዜ ይፍጽም እየ ስለ ዝበልኪ እየ ጺሒፈልኪ ሓብተይ ኣጆኺ አምላክ ፍጥራቱ ኣለይ መለይ ዝብለሉ ግዜ የምጻኣልና እምበር ብምሔር ሓጥያትና ፈጣሪ ሪሒቁ ካባና ሰይጣን ካብ ዘማሓድረና ነዊሕ እዩ ኮይኑ😢
ክቡር ሓው| ክብርቲ ሓፍቲ
ፈተነ እንተኸበደ እግዚአብሔር ዝበለጸ ጸጋ ክትቅበሉ ስለዝደየ ኢዩ ኣጆኻ|ኺ
ስግዳን ጸሎት ❤ ብደቢ አብጹሑ
እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ 41 ግዜ ስግዳን
አብ ትመጽእ መንግስትኻ ዘክረኒ (ተዘከረኒ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ)41ግዜ
ኤሎሄ ኤሎሄ 41ግዜ
በእንተማርያም መሐረነ ክርስቶስ 41ግዜ
ወዲ ሰብ ንመዓልቲ 7ተ ግዜ ክጽሊ ይግባእ
እግዚአብሔር ድኻምና ስለዝፈልጥ ዓቕምና
ናብ ዝለዓለ ጸጋ ክንበጽሕ ጻዕሪ የድሊ
ጾምን ስግዳንን ኣበርቲዕና እንተደኣ ኣስሚርና
😢ንሂወትና ክንእዝዛ ንኽእል ኢና
ኣጆኹም❤