Not necessarily but true. There are totalitarian regimes around the world that have given economic freedom to their people. They are a little more clever than the paranoid in Eritrea
Thanks for mentioning about the Eritrean builders who build in other countries it’s really makes me angry. all our Eritrean businesses people invest in Africa when they don’t even have one in Eritrea it’s really annoying me I don’t understand why?
First the government needs to have constitution and laws governing property rights and ownership rights before people can invest building this standstill 1920s 30s city, ports and other infrastructures and the country as a whole.
Higdef lewti kab zemxie esi gemel b ayni merfie kithalif ykelil. Ezom higdef lewti kemxalna u elom zixbeyu zelewu sebat gin ember do kem seb zihasib riesi alewom u?
እምበር መስትያት ቤትና ድምጺ ውጹዕ ሓፋሽ💯🙏
Thank you Zaki wonderful presentation.
God bless you
ነዚ ብሩኽ ህዝብና ራህዋ ይፍጠረሉ። እግዛእቢሄር ን ኤርትራ ይባርኽ። 🇪🇷❤️
amen
Amen 🙏❤
ኣሜን ክትባረክ እያ ኣጆና ጥራይ ተስፋ ዘይምቁራጽ ህግደፍ እዛ ዓመት ኣይሓልፋን እዩ❤
Amen 🙏
Amen Amen 🎉
ሐቂ ዝውሰኽ የብላን እታ መልእኽቲ Thank You
ጽቡቅ ጸብጻብን መግለጽን
Nmen keheshewu eyom eyu
Etom bareyu yeketelwo 💙💙💙💙Tekalesty nhadkum fethen kuwamen negesu hadkum ketmlesu dea TEKALESU THANKS 👍💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ZAKI YOU ARE THE GREAT. YOU SAID IT ALL THANKS 👍👍👍👍💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿🌿
Thank you, zaki, for truthful 🎉🎉🎉🎉
Welcome zaki abi seb💙💙💙👍
ዛኪ ጅግና ወዲ ሃገር ቀጽሎ።
Incredible as always zaki
Wellcome Zaki haway jegna 💙💙✅
Welcome Zaki Jgna 💧💙✌️
Thank you Zaki 💙💙💙💙 ( ከም ብሓዲሽ ክንውለድ ኢና።)
ኤረትራዊያን ሰሊዑ ኢዱ ደርቢልና ሽግር ፈጣሪ መርገም ዳኣ ከይህልወና
እዝከረኒ አብ ወርሒ 06/2019 አብ ማይ ነፍሒ ንካድረታት ህግደፍ ብአልአሚ መሐመድ ስዒድን የማነ ገብረአብን ናይ 10 መዓልቲ አብ እዋናዊ ጉዳይ ዘተኮረ ርክብ አብ 2020ሐሙሳ ሽሕ አባይቲ ክንሰርሕ ኢና መሰረታዊ ሽግራት ህዝብና ክንፈትሕ ኢና ወዘተ ዝብል ዝተለምደ ሐሶት ሂቦም ነየሮም ሕጂ ድሕሪ 5 ዓመት አይኮነን ምህናፅ አባይቲ እቶም ዝሐሰዉ ዉን ገሊኦም አብ ስራሕ ገሊኦም ብሂወት የለዉን ጉጅለ ህግደፍ ክሳብ ዘሎ ዕንወት እምበር ህንፀት የለን
Bhaqi xbuq gelixkayo hgdef mendef eyom ,,,,,
@@traveltoeritrea7557ህግደፍ እካ ኮነ ኢሉ ገዛ ዘፍርስ ዝነብረን ዘሎን ስርዓት እዩ። ሕጂ ኪዱ ኣውጽኡሉ ትብልዑ ኽኣ 😂😂
@@traveltoeritrea7557
እዋይ ካብ በሃሊኡስ ደጋሚኡ
ሃገራት ደው ኣይበላን ካብ ስራሕ ብምክንያት ኮረና፣
ንስኻ ጽብቕቲ ሓዳሽ ምኽንያት ረኺብካሎም ንህግደፍ፣
ጽቡቕ ለውጢ ኢዩ፣ ን33 ዓመታት ወያነ፣ ኣመሪካ ነይሮም፣ ሕጂ ካኣ ኮረና፣ ጽባሕ ካኣ እዚ ስርዓት ኣይክህሉን ኢዩ እምበር ካልእ ምኽንያት መምጻእካ።
You are very smart Person
Welcome zaki Amlak edmen tenan yehbeka 🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
"Nhgdef zamene May zhaqone" beqaaaaa
Xbqti msla Zaki 💙
መስያት ቤትና መስትያት ሓቂ💙💙💙
እንበር መስትያት ቤትና 😢❤👍🥰
Well come zaki wedi hizbi
Zake wadena hakna wede hzbe klo nhska tzarabo hke zhaza eyo amann❤❤🙏🙏🙏👍
Wow thanks Zaki ❤️❤️❤️🙏
💙💙💙🕊🕊🕊💙💙💙Zaki jigna bless you
ዛኪኖ መስትያትና!
Amen, to all the good wish 💙
Welcome zaki Thanks you so much ❤❤❤❤
Congregatie 200K❤❤
ይበል ኣቀራርባ እምበር ንነብሶም ብተስፋ ከጽንሕዋ ንዓና ረቢሾምና እዞም ሓሰማታት
Construction with out constitution is nothing!!!
Not necessarily but true. There are totalitarian regimes around the world that have given economic freedom to their people. They are a little more clever than the paranoid in Eritrea
Thanks zaki አምበር ጽውጽዋያት ህግደፍሲ መወዳአታ የብሉን አንተ ህዝበና አሞ መዋአሉ ክደናገር ንርአዮ አንታይ ከምዝገበሩልና ዘይተፈትሐ ግድል ኮይኑና ኣሎ
ግርም ዛኪ ዝተጀመረ ጽቡቅ ነገራት ውን ኣምጹልና ቀጻሊ ጽቡቅ እንዳሃለወ ሕማቅ ጥራይ ኣይተስሙዑና ነዚ መንሰይ ሕማቅ ጥራይ እንዳምጻኩም ተስፋ ክምዝቆርጽ ኣይትግበርዎ ይተግበር ኣይተግበር ካብቲ ስራዓት ጽመጽ ጽቡቅ ነገራት ውን ኣምጹልና ❤❤❤
Wellcome zaki jgna
Thanks zaki Please share this post to all
bravo zaki 🎉🎉🎉
Very true
Welcome mestyat betna good job keep going ❤❤❤
ሓሶት ኣብ ልዕሊ ሓሶት እንዳደራረቡ ክትድግፎም ኣይኮነን ከትጽውዖም ከማን ዘሕፍር ኢዩ። #Hgdef must go 🤷🏻♂️🤷🏻♂️🤷🏻♂️ wake up ⬆️ my people 💙💙💙
ኣምላክ ዝሰኣኖ የለን
ጽቡቕ መግለጺ ዛኺ ኢቲ ብጋህዲ ዝሓልሞ ተዛርብኻ ዛኺ ሓወይ መጻኢት ኤርትራ ብመንእሰይ ኽትምራሕ ኣለዋ 👉ካባኣቶም ዛኪ መንግስቲ ኤርትራ ኽትከዉን ተስፋ ኣለኒ 🙏🥰🇪🇷
💙💙💙💙💙💙💙🙏
❤welcome brother
መደናገርቲ እንድዮም
ዘረባ ሐሳዊ ሰሚዕካ ምስሐቅ ጥራሕ ኢዩ
❤best🎉
🙏🙏🙏
Zaki abo haqi❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ህግደፍ ሐሶት መወዳእታ ተሳኢንዎ
ልምዓቶም ዕንወትን ህዝቢ ምጽናትንዩ😢😢
❤
Zaki our future president
❤️❤️❤️🙏🙏🙏💐💐💐
ዛኪ ኩሉ ኢልካዩ ንህግዱፍ ዝአመነ
እዋይ እዋይ ኤርትራ 🥲
💙💙💙💙
ነቶም ተስፋ ዝቖርጹ ዘለዉ ምውታት ሕልና በራዩኡ ንምድንጋር እንተዘይኮይኑ 33 ዓመታት ሓንቲ ነገር ከይሰረሐ ዘባኸነ ዳኣ ድሕሪ ሕጂ ክልተ ኣእጋሩ ኣብ ጉድጓድ ኣትየን ዘለዋ እንታይ ክሃንጽ ኣቐዲሙ መቓብሩ ክሰርሕ እንተዘይኮይኑ ::
ናይ ህግደፍ ሓሶትን ምትላልን ዝውዳእ ኣይኮነን ::
❤❤❤
😮💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ዛኪ ከም ዝበልካዮ ኮይኑ። መብዛሕትኡ ከምዚ ናይ ህንጻ ጉዳይ አብ ግዜ በዓል ናጽነት አብ ምቅርራብ እዩ ዝጋዋሕ በዓል ምስ ሐለፈ ሽታ ማይ ዝኸውን
👍👍👍👍
Zack the best
💯💯💯💯💯💯💯✌️✌️✌️🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿💙💙💙💙
ጽቡቕ መግለጺ።
ዛኪ ኩልና ከምእንፈልጦ ጉጅለ ህግደፍ ጸገም ምዝራብን መብጽዓን ዘይኮነ ጸገም ትግባረ ኢዩ ዘለዎ። ኤርትራዊ ዕድል እንተዝወሃቦ ኣብ ሓጺር እዋን ደገፍ ህግደፍ ከይተጸሸየ ጸገማቱ ምፈትሐን ሃገሩ መማዕበለን ነይሩ ዘራጊ ህግደፍ እንከሎ ግን ሕልምታትና ከነተግብር ኣይከኣልን ኢዩ።
ካብ ገዛውቲ ዝሰርሑ ነቶም ኣብ ደገ ዘለው ኣሮግቶት ህግደፋውያን መቃብር ዘይየስርሕሎም።
ቅድሚ ብዛዕባ ህንጻ ምዝራብ ዕላዊ መንግስቲ ብሕጊን ባይቶ ዝምራሕ ክህልወና ኣሎዎ ድሕሪኡ ብዛዕባ ናይ እቲ ዝስዕብ ገዛ ይኮን ጽርግያ ክንዛረብ።
እተን 6 መዕርፎ ነፈርቲ ኣባይቲ እንዳበሉ መናዊሒ ስልጣኖም እምበር ካብ ህግደፍሲ ብጀካ ኩናት ካልእ ጽቡቕ ነገር ክርከብ ማለት ካብ መዓኮር ጥዕም ሽታ ምጽባይ እዩ ክክክክ😂😂😂😂😂😅😅😅
እታ ሕጂ ታኣቱ ኣላ ዝብሉዋ ዘለዉ ጀነረተር ድሕሪ ሽዱሽተ ወርሒ ብሎን እንዲዩ ሞሉቁ ኢሎም ናብ እቲ ዝገዝእዎ ካምባኒ ክከዱ ሽድሽተ ዓመት ክወስደላ ኢዩ
Kkkkkkk.hakka eka 6 mearfo neferti si ytref.hanti zwunina nefarit eko zeyblu
Thanks for mentioning about the Eritrean builders who build in other countries it’s really makes me angry. all our Eritrean businesses people invest in Africa when they don’t even have one in Eritrea it’s really annoying me I don’t understand why?
Poor people 😭💙🙏
3-4 years from now higdef will tell us “we didn’t start the housing projects because of weyane America or briged nihamedu”
ኤርትራ ምድራዊት ሲኦል ህግደፋ ጸላዒ ሕዚቢ ኤርትራ እዩ።
የሕፍር አኮ አዩ ፡አዛ ሃገር እዚኣ 30 ዓመት ሙሉእ ሂንጻ ጥራይ ኪትብል ፡ጎረባብትና ኮ ልዕሊ መረት ትሕቲ መረት ባቡር አየን በጺሐን ፡ጉድድድ
ንህግደፍ ዝኣመነ=ማይ ዝሓቆነ።
ከምቲ ሓንቲ ህንጻ ጽብቅትን ሕማቅን ክትከውን ኣብ መሰረታ ዝምርኮስ ከምኡ ድማ ሓደ ውድብ ጽቡቅ ገይሩ ንከሰርሕ ኣብ መሰረት ክብገስ ኮሎ ኢዩ ኢቲ ቀንዲ ዛዕባ። ስለዚ ህግደፍ ማለት መቀጸልታ ካብ ኣመጻጽእኣ ኢዩ ኢቲ ሽግር ። ውድቀት ንዓመጽቲ ዓወት ንህዝቢ ኢርትራ።
ህግድፍ ማፍያ ካብ ህዝቢ ገንዘብ ምስራቅ ን ምትላል ሉሙድ ስሮሖም እዩ ። ኣብ 90ታት ናቅፋ ኮኦፐረሽን ጀሚርና ኣለና ሞ ሽር ግዝኡ ኢሎም ንሸር ብ $3000. 00 ዶላር ብምሻጥ ካብ ህዝቢ ብዙሕ ኣሻሓት ገንዘብ ዘሪፍም እኮ እዩም ።
ጹቡቕ ኣቃራርባ ዘካርያስ እንተ ድኣ ዝሰምዓካ ረኺብካ
Anbesa kemzi girka mekelae kekexl alewo. Hgdef bhasot trah yu znebr.
መሰል ሰብ ይተሓሎ ኢዩ ዘሎ ሕቶና፡ ገዛ ምስራሕ ምንም ኣይኮነን፡ እዚ ኣብ ዘይንቡር ስለ ዘለና ኢዩ እምበር እዚታት ሕት ክኸውን ኣይምተገበኦን። ከም ወዮ ጀርመናዊ ዝበሎ፡ ብዛዕባ መግቢ፡ ልቺ፡ ባኒ፡ ማይ፡ ገዛ፡ ህንጻ ዝብሉ ኣብ ኩሉ ዓለም፡ ዋላ ኣብ ዲቕ ዝበለ ኪናት ዘለዋ ሃገራት ኣቋሪጸን ኣይፈልጣን ኢየን። ኣብ ዓድና ግን ኩሉ ጭንቂ ኮይኑ። ዓዲ ሰብ ከምዘይኮነት ድማ ትንግዘብ። ሕጂ ግን ብህልኽ፡ ሓሳብ ሰብ ንምቕያር ዝነሃዝዎ ከንቱ ድኻም ኢዩ። ድሕሪ ሕጂ በዚ ከምዚታት ዝዕሾ ሰብ የለን። ቅድም ሰብ ይኽበር፡
ሕጊ ይተኸል። ኣኸለ።
ግደፎም ዛኪ ህግደፋውያን ባዕሎም አብ ርእሶም ሰሪሖም ክውድእዎ እዮም እንበር ሕጊምበር መናድቕ ማዕስ የንብር
First the government needs to have constitution and laws governing property rights and ownership rights before people can invest building this standstill 1920s 30s city, ports and other infrastructures and the country as a whole.
ዘገርም እዪ ናይ ኤርትራን ደገፍቱንሲ
እሞ። እቶም እንዳ ጀርመን ዚፍለጥ ብቦንድ ዝጎስጎሶ ምንም ዘይብሎም ክተርፉ ከለዉ ርእይና እይና እሞ ብኸመይ ድአ ክእመን ይክአል። ንህግደፍ ዝአመነ አብአ ትደዪ እይና ንብል። እምበርሕጊ ዘይብላ ሀገር ምሰ ተቆመርካ ብህግደፍ ከሲሰካ ንብረትካ ከትመልሰ ማለት ሕልሚ እዩ።
Zaki buruk
ዝኣረገ ሜላ ህግደፍ ህዝቢ ዘጽነተ ሽፍታ ብሕጊ ኣብ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ክፍረድ ጥራሕ እዩ ዘለዎ።
😢😢😂😂😂😂
Zaki blux meneseyyy🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
ካንደሚኖም እንዳ ካርያ 😂
AB sweden zelewa kindey eye zefelteau himam tesekimen yekeda alewa kab akemen nilaeli kiserha
🎉🎉🎉❤😂
ካብ መን እሞ ከፍርሱ ዶ ክትብል ኢካ ?
Shabia zeyeharem debena😂😂
Kkkkkkk kkkkkkk eway shak moyte.fake eyu elkayo kkkkkkk.hakka eka
Eritra Abashawl edaga Arby Edaga Hamus kaleot gezawty ne abyty awferty bmhab nbrty bzygudulu mengedy nwahty palasotat bmsrah nty Hager zwhse Gegna warsay kan Ykalo be echa geza kwehab ykeal eu .
እዚግዮ ካብዚ የዲሕነና( Bond ) እዋይ ገንዘበይ 😂😂
ህግደፍ ኣሚንካ ዳኣ ህግደፍ መንደፍ ዓሚ ዚመተ ሚራክ
Nay bhaki haki, btaemi hayal gazetecha eka.keynrisuo end azekerka thgizena aleka.kiwam ytekl dhriu bealna alenayo.weyane ms tefiet adna kinhanx ena elka si,weyane Kea kblu ywuelu alewu hgdef chenewti
እዚ ሽፍታ ስርዓት ስራሕ ሸፋቱ ኮነ ኢሉ ዝሐዞዩ😂😂
ኤርትራዊ ድኑስ አይኩነን አይትበል: ነዚ ሐደ ወዲ መድህን በራድ ምኾን ስኢኑስ እዚ ውልቀ መላኺ ኸም ኹዐሶ ይቀባቀበላ አሎ:: አታ ሐደ ዐልው ዘብሎ ሲኢኑ::
መንግስቲ አሎ ድዪ አብ ኤርትራ።
ኣብ ፖለቲካ እምነትካ ንዓካ ይምልከት።ኩናትን እገዳን ከመይ ይርድኣካ ..........?
Asmara needs drinking water desperately more than new building.
Zekaryas zeqrebkayo axebiqu xibuqin maharin yu aayni entelyuwom tom tom degeft miliki
Bejakum ba eza iseyas ztezareba bzaeba aseb yelan lul qeyhbahri tbehal neyra hji gn yelan zbela ab eritv tekoina eletn werhn ba ngeruni netom zeyiamnu kesmiom delye
Hegdaf jana du ab eri tv kof Kebela awxoma ab Facebook or tiktok gin ayteseneyan eki BN kab gela amxiom eyom zerakbuwo
Higdef lewti kab zemxie esi gemel b ayni merfie kithalif ykelil. Ezom higdef lewti kemxalna u elom zixbeyu zelewu sebat gin ember do kem seb zihasib riesi alewom u?