ወያኔ አብ ዝገበርዎ አኬባ እንታይ ኢሎም

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 вер 2024

КОМЕНТАРІ • 7

  • @lettboc1804
    @lettboc1804 16 годин тому

    🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @akberatweldemicheal9502
    @akberatweldemicheal9502 18 годин тому

    እወ ዝይሕስብ እዩ ።ዳግም ብከልቢ ምንካስ ያክል። ኔርትራ ዝጥፋኣ ብኩሉ ሓሶት ጎሶት ኮይኖም ምሕረት ተግበርካ ይስሙሙ ኣታ ናዚኦም ተጋሩ እንካን ብጋህዲ ብሕልሚ ኣይንድሌምን ።ክምታ ግብሮም ኣምላኽ ይፍድዮም።

  • @hassenomer1194
    @hassenomer1194 19 годин тому

    Are these people taking drug ??? When are they going to say something positive about Eritrea ??

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 16 годин тому

    ተዲ በጃኻ እንዶ ኩሎም ሰረቕቲ ረስዓዮም።

  • @nugusezhans4267
    @nugusezhans4267 16 годин тому

    ቴዲ ካብዚ በተደጋጋሚ እተቅርቦ መደብካ ዘስተብሃልኩሉ ነገር ደጋፊ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኢኻ ሐደ ነገር ግን ዘይተረድአካ ነገር አሎ ወዲ በሻሻ ብብዓል ጻድቃንን ጌታቸውን ጌሩ ንወያን ድምጽማጻ አጥፊኡ ካብ ዶብ ሑመራ ክሳብ ዓሰብ ዘሎ አሰታት 1000 ኪሎ ሜትር አብ ሓደ እዋን ሰፊሕ መጠነ መጥቃዕቲ አብ ልዕሊ ኤርትራና ንምፍጻም እዩ አቢይ ነዚ መደብ ንምትግባር እዩ ምድላዋት ዝገብር ዘሎ ስለዚ አናብባኻ አስተኻኽል እዚ ትገብሮ ዘለኻ ደገፍ ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብተዘዋዋሪ ንኤርትራና ብወዲ በሻሻ ዝግበር ዘሎ ንኹናት ምድላዋት ከም ምድጋፍካ እዩ ዘቁጽር