Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ደጋጊመ ይርእዮ ኣለኹ! ኣቦና ሰለሙን ጸሃየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ንበር ክበር!❤❤❤🙏🇪🇷👍👌
ዓቢ ታሪኪ አለና ተዓወት መምህር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቦና ሰለሙን ጸሃየ ሞቶር ባህሊ ትግርኛ ማሰን መልቀስን ድልድል ሃገር ዕድመ ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና ሰለሞን ጸሃየ። ካብ ሜዳ ጀሚርካ ኣብ ቋንቋናን ባህልናን ብዝገበርካዮ ዓመታት ዝወሰደ ዓሚቕ መጽናዕትን ስነዳን ንዘልኣለም ዝድነቕ ታሪኽ ሰሪሕካ ኢኻ ። ብዝገበርካዮ ጻዕርን ኣበርክቶን ኣስተምህሮን ድማ ኣማኢት ኣሽሓት ፈሪኻ ኢኻሞ ደው በለልና!! ኣቦታት ትግርኛ ሰለስተ እዮም። ንሶም ድማ ወልዳኣብ ወልደማርያም፡ ተኪኤ በየነ ከምኡ ድማ ሰለሙን ጸሃየ⭐ ይብሃሉ።
እታ እዚ ባህልናስ ክንደይ ይጥዕም ❤❤❤
Engaging, entertaining, informative, and inspiring speaker. Thank you Professor Solomon Tsehaye.
❤❤❤
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን እዝባህልና ክጥዕም ክነድሕን ናብ ዝመጸ ወለዳ ክመሐላለፍ ይመሰለኒ? ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ንቅሐትን ደቃ ኤረይ መዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
ኣቤት ሊቅነት ሰሎሙን ጸሃይ የቀንየልና
Edmen tenan yehabkum fetari kexlwo
I love it all bflay sarda…..zeytefeteshe tarik kedamot kem zelo u zerieyeka.I bn in sarda one day
Bitaami Abiiy Tiimhrtii Teemhaairnaa, Yeekeeniyeelnaa Ato Solomon Tzhayee. 9
Nay bhaqi azyu mhari medeb. Dr Solomon tsehaye thank you so much for.
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና ሰለሙን ጸሃየ፡ ብጣዕሚ መሃሪ ደስ ዝብል ዓቢ መደብ ክትቅጽልዎ ከኣ ንላቦ ነዞም ንኣሽቱ ወለዶ ክትምህሩ። እዛ መጽሓፍ ዝጥቀመላ ዘሎ እንታይ ትበሃል፡ ኣበይ ከ ክንረኽባ ንኽእል ኣብ ወጻኢ ሃገራት።
Thanks very interesting 👍 ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ( ናይ ሃገርና ዝበከካ ስነጥበባዊ ሰለሙን ጸሃየ )👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
ንኽብረት ባህልናን ታሪኽናን ሰኒድካ ንውሉድ ወለዶ ንኽሐልፍ ብእትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ምስጋናይ ወሰን የብሉን : ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይምነየልካ አቶ ሰለሙን : ቶሚላኖ
Edmen tenan yehabka memher selomon
መምህር ሰሎሙን ኣዚኻ በሊሕ ኢኻ። ተራኻ ኣብ ትንሳኤ ባህሊ ኤርትራ ኣዝዩ ዓቢ እዩ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓው ሰለሙን፡ጸሃየ። መን ይረክቦ እዚ ላዛ ዘለዎ ቃንቃ!!!
Good job kubur Abona Solomon .Amhalk selamin Tinan yihabka.
ሰሌ ጦዑም ልሳን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ዕድመን ጥዕናን፡ይሃብኩም ኩቡራት ወለድና
ኩቡር ኣቦና ሰለሙን ተቀዲሑ ዘይዉዳእ ፍልጠት እዩ።
Solomon is great, I’m just kept on watching ❤❤❤❤
Edmen tenan yehabka fetri jegna tmarmari nay tarki masn melkesn❤❤❤🎉🎉
Hiji girim aya Solomon Thank you keep it ❤
ሰሚዕካዮ ዘይምና❤ ንበረልና ጅግና💪🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩብር ኣቦ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
Ato Selomu xegatana yehabka qexlo
Aziye Yemesgneka derasi Solomon Tsehaye edme yhabeley.
Edmen tinan yihabkum kubur abona kemakum yibziihulna❤❤❤
Edmen teinan yhabelna amlak kubur abona
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅርሲ ኤርትራ መምህር ሰሎሙን!
ሃብታም ባህልና ንክዕቀብን ህዝብና ታሪኹን ባህሉን ልምዱን ንክምሃር ዝገበካዮን ትገብሮ ዘለኻን ስራሕ ዓቢ ክብሪ ንኣቦና ሰለሙን ጸሃየ !
Thank you sir 🇪🇷🇪🇷
Sele,jigna,nberelna
አሰይይ አብየት ከጸብቅልካ❤❤❤❤❤
Keep Justi good
Amen tanan yhbka abon Solom Xheye❤❤❤❤
Zegrm akerarba betami zemsteka ✅✅✅
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍🇪🇷🎉
Great job Solomon
Solomon Great job tanan yahabka abon
Wowwww
❤❤❤❤❤❤❤
Kemzi aynet si semieka keman aytimenwon eka
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ዕድልኛ ያ እዛ ኤርትራና ንስኻ ክቡር ሓውን ከማኻን ብምህላዋ፣ እንተ እቶም ቀዳሞት ኣቦታትና ዝነበረ ክእለት ልቦና ውርዝው ኣቂራርባ ኣነ ከም ዜጋ ንክእለቶም መዐየሪ ቃላት ኣይረኽበሉን እየ። ብዝኾነ ሓው ሰለሙን ንከምዚ ዝምልከት ንህዝቢ ዘበርከትካሉ ንመዋእል ተዘካሪ ታሪኽ ገዲፍካ 👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋ብዛዕባ ዚ ዝምልከት ገለ ኮርሳት/ስልጠና እንተ ዝግበር ከመይ ኮን ምጸበቐ፣ ዋላስ ኣቐዲምካ ዝገበርካዮ ኣሎ?? ኣብ ዚ ዓለም እንከለኻ ግን ገለ ተወሳኺ ዲንቂ ታሪኽ ምኾነ። ብልቢ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ኣስተምህሮኻ ብኣዝዩ ማራኽን ውሕሉልን ኣማሓላሊፍካዮ። ሰሚዕካዮ ፍጹም ዘይምኖ ኣስተምህሮ።
Aboy❤❤❤❤
Waw❤❤❤
Txbuk medeb ❤❤❤
Dagagimka samiekayo zayxigab edman tenan yihabalna kibur abona
እታ ደርፊ ግዳ ዘይትዝርጉሑልና
ua-cam.com/video/DH8fFEGh06w/v-deo.htmlsi=8exmbYatSqWZ1Fnq
Tezergiha ya kdmi 6 werhi
ደቂ ኢረይ ኑፈዓት 🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷💯💯💯🤝💯💯🇪🇷🇪🇷
🥰🥰🥰❤️
Nice abona
ኣየ'ባ እትው ካብ ትብሉ ጀሚርኩም ክብርናን ክብሪ መንነትናን እና መሃርኩም እንተትሰርሑ ክንደይ ምረባሕና !! ሃገር ምልእታ ናብ ሳሕል መሊስኩም ህልም ኣቢልኩሙና ህግደፍ ንቑጽ እግሪ !!!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🏼👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ajokum bahlina eyu kibrena
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
S
Kid kedami.
Komale Agame what’s wrong if he tells history.
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ደጋጊመ ይርእዮ ኣለኹ! ኣቦና ሰለሙን ጸሃየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ንበር ክበር!❤❤❤🙏🇪🇷👍👌
ዓቢ ታሪኪ አለና ተዓወት መምህር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቦና ሰለሙን ጸሃየ ሞቶር ባህሊ ትግርኛ ማሰን መልቀስን ድልድል ሃገር ዕድመ ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና ሰለሞን ጸሃየ። ካብ ሜዳ ጀሚርካ ኣብ ቋንቋናን ባህልናን ብዝገበርካዮ ዓመታት ዝወሰደ ዓሚቕ መጽናዕትን ስነዳን ንዘልኣለም ዝድነቕ ታሪኽ ሰሪሕካ ኢኻ ። ብዝገበርካዮ ጻዕርን ኣበርክቶን ኣስተምህሮን ድማ ኣማኢት ኣሽሓት ፈሪኻ ኢኻሞ ደው በለልና!!
ኣቦታት ትግርኛ ሰለስተ እዮም። ንሶም ድማ ወልዳኣብ ወልደማርያም፡ ተኪኤ በየነ ከምኡ ድማ ሰለሙን ጸሃየ⭐ ይብሃሉ።
እታ እዚ ባህልናስ ክንደይ ይጥዕም ❤❤❤
Engaging, entertaining, informative, and inspiring speaker. Thank you Professor Solomon Tsehaye.
❤❤❤
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን እዝባህልና ክጥዕም ክነድሕን ናብ ዝመጸ ወለዳ ክመሐላለፍ ይመሰለኒ? ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ንቅሐትን ደቃ ኤረይ መዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
ኣቤት ሊቅነት ሰሎሙን ጸሃይ የቀንየልና
Edmen tenan yehabkum fetari kexlwo
I love it all bflay sarda…..zeytefeteshe tarik kedamot kem zelo u zerieyeka.
I bn in sarda one day
Bitaami Abiiy Tiimhrtii Teemhaairnaa, Yeekeeniyeelnaa Ato Solomon Tzhayee. 9
Nay bhaqi azyu mhari medeb. Dr Solomon tsehaye thank you so much for.
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና ሰለሙን ጸሃየ፡ ብጣዕሚ መሃሪ ደስ ዝብል ዓቢ መደብ ክትቅጽልዎ ከኣ ንላቦ ነዞም ንኣሽቱ ወለዶ ክትምህሩ። እዛ መጽሓፍ ዝጥቀመላ ዘሎ እንታይ ትበሃል፡ ኣበይ ከ ክንረኽባ ንኽእል ኣብ ወጻኢ ሃገራት።
Thanks very interesting 👍 ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ( ናይ ሃገርና ዝበከካ ስነጥበባዊ ሰለሙን ጸሃየ )👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
ንኽብረት ባህልናን ታሪኽናን ሰኒድካ ንውሉድ ወለዶ ንኽሐልፍ ብእትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ምስጋናይ ወሰን የብሉን : ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይምነየልካ አቶ ሰለሙን : ቶሚላኖ
Edmen tenan yehabka memher selomon
መምህር ሰሎሙን ኣዚኻ በሊሕ ኢኻ። ተራኻ ኣብ ትንሳኤ ባህሊ ኤርትራ ኣዝዩ ዓቢ እዩ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓው ሰለሙን፡ጸሃየ። መን ይረክቦ እዚ ላዛ ዘለዎ ቃንቃ!!!
Good job kubur Abona Solomon .Amhalk selamin Tinan yihabka.
ሰሌ ጦዑም ልሳን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ዕድመን ጥዕናን፡ይሃብኩም ኩቡራት ወለድና
ኩቡር ኣቦና ሰለሙን ተቀዲሑ ዘይዉዳእ ፍልጠት እዩ።
Solomon is great, I’m just kept on watching ❤❤❤❤
Edmen tenan yehabka fetri jegna tmarmari nay tarki masn melkesn❤❤❤🎉🎉
Hiji girim aya Solomon
Thank you keep it ❤
ሰሚዕካዮ ዘይምና❤ ንበረልና ጅግና💪🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩብር ኣቦ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
❤❤❤
Ato Selomu xegatana yehabka qexlo
Aziye Yemesgneka derasi Solomon Tsehaye edme yhabeley.
Edmen tinan yihabkum kubur abona kemakum yibziihulna❤❤❤
Edmen teinan yhabelna amlak kubur abona
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅርሲ ኤርትራ መምህር ሰሎሙን!
ሃብታም ባህልና ንክዕቀብን ህዝብና ታሪኹን ባህሉን ልምዱን ንክምሃር ዝገበካዮን ትገብሮ ዘለኻን ስራሕ ዓቢ ክብሪ ንኣቦና ሰለሙን ጸሃየ !
Thank you sir 🇪🇷🇪🇷
Sele,jigna,nberelna
አሰይይ አብየት ከጸብቅልካ❤❤❤❤❤
Keep Justi good
Amen tanan yhbka abon Solom Xheye❤❤❤❤
Zegrm akerarba betami zemsteka ✅✅✅
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍🇪🇷🎉
Great job Solomon
Solomon Great job tanan yahabka abon
Wowwww
❤❤❤❤❤❤❤
Kemzi aynet si semieka keman aytimenwon eka
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዕድልኛ ያ እዛ ኤርትራና ንስኻ ክቡር ሓውን ከማኻን ብምህላዋ፣ እንተ እቶም ቀዳሞት ኣቦታትና ዝነበረ ክእለት ልቦና ውርዝው ኣቂራርባ ኣነ ከም ዜጋ ንክእለቶም መዐየሪ ቃላት ኣይረኽበሉን እየ። ብዝኾነ ሓው ሰለሙን ንከምዚ ዝምልከት ንህዝቢ ዘበርከትካሉ ንመዋእል ተዘካሪ ታሪኽ ገዲፍካ 👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋
ብዛዕባ ዚ ዝምልከት ገለ ኮርሳት/ስልጠና እንተ ዝግበር ከመይ ኮን ምጸበቐ፣ ዋላስ ኣቐዲምካ ዝገበርካዮ ኣሎ?? ኣብ ዚ ዓለም እንከለኻ ግን ገለ ተወሳኺ ዲንቂ ታሪኽ ምኾነ። ብልቢ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ኣስተምህሮኻ ብኣዝዩ ማራኽን ውሕሉልን ኣማሓላሊፍካዮ። ሰሚዕካዮ ፍጹም ዘይምኖ ኣስተምህሮ።