Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ንሚኪ ወዲ ጉዕሽ ዝፈቱ ላይክ ይርገጽ ናይ ሙደይ ወዲ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Waw
ምስ ኣደ ደቀይ ክልተ ዓመት ተፈላሊና ኣነ ዘይቀብጻ ንሳ ድማ ዘይትቐብጸኒ ከይንዛራረብ ድማ ትዕቢት ዝበሃል ሕማም ሒዝና መወዳእታ ግን ንሳ ቶክ ኣቢላ ናብ ንብሩና ንመለስ ኢላትኒ ኣነ ድማ ኣብ ቀረባ ስለ ዝጸናሕኩ ናብ ንቡርና ካብ ንምለስ ክልተ ወርሕና ኮይና ደቅና ሓቊፍና ከምቲ ዘይለ ቁዱስ ዮውሃንስ ብሓደ የሕሊፍናዮ ብሓደ ኮይና ንሰምዓ ኣለና እዛ ደርፊ ብዙሕ ግዜ ጽቡቕ ስራሕ ሚኺ ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ
ሓዳርኩም ይባረክ ሓወይ ንካልኦት ድማ ከምዚ ናትኩም ኣካክቦ ይፍጠረሎም ❤❤❤
Wawww Fetari fkrkum yesesno
ሓዳርኩም ይሰስን ፍቅሪ እዩ ጥዑም ትዕቢት የውድቅ ጥራይ እዩ ብራቮታት Congra 🎉❤❤
Enqae feterelkum hadarkum ybarek❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ wawwwwwww gele aynet
Adey maryam thalika abzi zeleka❤
ኣሜን
Amen
Amen🙏🏽
ኣድናቂ ትግርኛ ሙዚቃ እየ ከምናይ ዝወዲ ዝመሰጠትኒ ግን የላን 12ግዜ ሰሚዐያ ሕጂውን ይሰምዓለኩ❤❤❤❤
ኣምላኽ ብሰላም ኣፊሩ ብሰላም ገዛኩም ይምለስኩም የሕዋተይ።👇🏿
ሚኪ ዘገም እናበልካ ተምጽኦ ስርሓትካ መወዳድርቲ የብሉን❤ ።ንፉዕ ናይ ብሓቂ ዋና ጥብብ።
Waw Miki ሓውና ገለ ዓይነት ስራሕ ምስ ሰምሃር ኩልኹም nimiki ትፈትዉ like ርገጹ ኒ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዛ ደርፊ ምስሂወተይ ምትእስሳር ኣለዋ❤12 ግዜ ኣስተማቂረያ ከማይ ዝፈተኻያ ላይክ ርገጽ፡ያ ሸባብ ሃየ 10 ሽሕ ነብጽሓያ ሞራል ንሃቦ ን ድሙቅ ኮኾብ ድምጻዊ ሚካኤል ጉዕሽ፡ወትሩ ብሉጽ ስራሕ፡ኣይትጥፍኣና ሚኪ ናይ ሙደይ ድምጻዊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺👋💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
Me too ❤❤😢
Abe 3 seat Gize sa 12 gize semkya😮
2:08 gle aynet
ኣሰይይይ ጽብቅ ሰራሕ ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I’m Feeling love with this Music ምስ እዚኣ ደርፊ እምበር ፍቅሪ ሒዙኒ
Aykemayn❤❤❤❤
Me too ♥️🎧♥️🎧♥️🎧♥️🎧
ሚኪ ዘይበለ ካባና ይፈለ ❤❤❤❤❤❤ዝብጀል ደርፊ ዩ ኣግርጭው እስከ ላይክ 🎉🎉🎉❤❤❤❤ ዳሰተና ካኣ ኣውዳኣመት ዩ ❤❤❤❤❤❤
ሚኪየ ሓወይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ውሽጠይ ትትንክፍ ሙዚቃ ሰሚዐ ዘይመንዋ 😢እና ቀፅለሉ ሓፍትካ ካብ ትግራይ❤🇻🇳🇻🇳
❤💚💝🥰🥰🥰😘😘😘😘
ናይ ቬትናም ባንዴራ እያ እዚኣ ሓቢብቲ😅
Nay vetnam tkun nay Pakistan abti zehabeto telka zereba tezareb@@MeronMahariBrhane
@@MeronMahariBrhane😢
@@MeronMahariBrhaneሞይተ😂😂😂
10 ሚሎን views ንኪድ ነታባባዓዮ ደርፊ መግቢ ኣእሙሮ እዩ ካብዚይ ንላዓሊ ሒዝልና ክመጽእ መታን 🎉❤
ኣታ ዝወዲ ኬፍ ክህበካ ደርፍታቱ🎉 🎉🎉ኣድናቂካ እየ ካብ ትግራይ 💊💊💊
ወዲ ጉዕሽ ዓርከይ እንቁዓ ደሓን መጻካ ነዛ ደርፊ ዝፈተዋ ላይክ ጌሩ ይሕለፍ
ነዞም ናይ ቀደም ደረፍት ዝኽሕስ ግዲ ክርከብ ዩ 👌💯
ሚኪየ እካዕ ብሰላም መፃካ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ሓፍትካ ካብ ትግራይ 💊💊💊
ነመስግን ሓውኩም ከብ🇪🇷🇪🇷👌
❤ ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ሓፍተይ ናተይ I m from,🇪🇷eritrea
Thanks ahwatna
❤@@Mera.wedi.Redie.62
😅@@Mera.wedi.Redie.62
ዋው ሚኪ ወዲ አንካዕ ብሰላም መጻካ ኣነ ማራ ደስ ዝብለኒ ደራፋይ እዩ ከመይ ትፈትውዎ ላይክ
l am form somali love you Eritrean people and music❤❤😊
Love you too somali from Eritrea ❤❤❤❤❤❤
We too our brothers
ነታባባዓዮም ነዞም ናኣሽቱ ትስፍዋትን ጥራይ ጌጋ ደሊና ምውቃስ ኣንኹን ንጽቡቅ ጽቡቅ ኢልና ሞራል ንሃቦም ኣጆኻ መንእሰ ❤❤❤❤
ሚኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ( ከምዚ ናተይ ተሃንጢካ ክትጽበ ዝቀነካ 👍 ርገጽ )💯💯💯
ኣድነቅቲ ሳባ ለምለም ኣግርጭዉ ኣቡሉኒ👍❤
ኣነ በይነይ❤❤❤
❤❤@@FREZGHITESFAGIORGIS
❤@@Tuemberihu
Zey nfelta keman kdm alalyna
@@HagosKesete-v2i eritrea music saba lemlem ilka eto zarkey❤
meki bero enkae beselam metseka goyetawa haweka eye kabe💊💊💊💊💊💊💊
ነመስግን ድማ ሓውኩም👌🇪🇷🇪🇷
ወዲ ኤረይ ሚኪ🇪🇷❤ ጥዕምቲ ደርፊ👏👌
ሚኪየ እካዕ ብሰላም መፃካ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ ዝዓርከይ ጅግና ናሂወተይ ምትእስሳር አለዋ ዛሙዚቃ ካብ ትግሪይ
Dfer bel Ata wedi 😉
ሚኪ ሓቢቢ ነዊሕ ይጠፍእ ሞ ግን ሙሩጽ ስራሕ የምጽእ 🎉🎉🎉❤❤❤ ኔርካ ኔርካ ስ ሓዊ ዝኾነ ደርፊ ዝፈተኻያ ሰከ 👍ርገጽ
Aytestbihileluli eka eber abi amet haniti derifi eu zewuxie nsa kea abizi werihi 9,10 eyen zewuxen ane mara eye zfitiwo kab aseterey tbil derifu ekatateleni eye my bro
I'am from Ethiopian 🇪🇹 I like you Eritrean 🇪🇷 music🎶 love You Eritrean people❤
We love you❤
Really am eritrean but i want for ethiopian lady can you give me😅😅kkkk
@@user-faniboy😅
ገለ ዓይነይ ሰራሕ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ዝሓወይ ማዓረይ❤🎉❤
Wawwww deki eri xibok sirah mis mihwte gwal erna xibokat 🇪🇷🇪🇷😍😍😍❤️❤️❤️🥰🥰👑👑👑👑👍👍👍
ደሕሪ ነዊሕ ግዜ ሓዳሽ ጥዕምቲ ደርፊ ይሰዕ ኣለኹ። braday ብቓትን ክለትን ኣለካ። ነዚ ነዚ ብኣምላኽ ዘተዋህበካ ጸጋ ክተማዕብሎን ከተዕብዪን ካኣ ናትካ ሓላፍነትን ድልየትን ዩ ዝዉስኖ። so keep it up brada. ኣይትዶንግየና ኻኣ😊😊
ናይ ብሃቂ ኣማጻካ ፈቴዮ ኣለች ተምጸአን ደርፊ ከማን ብጣዕሚ ሙቁራት ኣጆኻ ቀጽሎ ዕድመን ጢዒናን ንዓኻ❤❤❤❤❤❤
12 ግዜ ሰሚዐያ ወፅዮ😊 ይበል ስራሕ ተስፋ ዘለካ ቆላዓ❤
ዋላ ኣነ❤
ኣነ ኩለን ደርፍኻ ኢየ ዝፈትወን ቀጽሎ ጥራይ ብጣዕሚ ሓያል ኢኻ❤❤❤❤
Hanti kmekreka zarkey abzi nay teqawumo wela degefti zbahal edka keytetu balka ms hzbi keytbas kab meda temahar zarkey haderaka miki ambesa ❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሚኪየ ሓወይ ኣይትዘንግዕና እምበር ዝገርም ስራሕ
መሓዛ ነይራቲኒ ንዓመታት ይፈትዋ ትፈትወኒ: ምስኣ ከምዘይነብር እናፈለጥኩ ግን ዓይኒ ዓይና ናጠመትኩ መሬት ዓሪባ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ተመርዕያ😢 እዛ ደርፊ 100 ግዜ ሰሚዐያ 🎉
ከምዚ ናተይ 😂 ሓደ መጹ ቦግ ኣቢሊለይ
@@MeronTesfit-of1nj 😂😂😂
Kabakum knmhare ember ayterfenan eyu zmesle
😢4 ዓመት ኮለል ዝበልና ከ ደኣ
እንታይ ድኣ ፈላሲት ክትከውን ደሊኻያ 😂 ኣጆኻ ትርር በል።
ሚኪ ሓወይ ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ንፉዕ ቀጽሎ ብጣዕሚ አየ ዘደንቀካ🎶🎸🎷🎉❤❤
gele aynet zearkeyLike belu gberulna
ዋዉ እንኳዕ ብሰላም መጸእካ ገለ ዓይነት ደርፊ👌🫶፡፡ሓፍትካ ካብ ትግራይ
Wawwww btaemi nfue menesey gtmi baelu zema baelu nay bhaqi bmxawi ❤❤❤❤❤
አዛ ደርፊ ሰሚዕካ ዘይትሙኖ 👌👌👌👌👌👌
anes degagim yesema aleku gele alwa eza derfi 🎉🎉🎉🎉❤ zeytemnu
ሰምሃር ክሸይፍ ዝመጸ ላይክ 😅
Wancha alem dya eza clip tserh zela kulatkum tfeltwa....fokestiii...ikum NY lomi eko qelelti
Anes nay miki teum demxu kesme eye mexe kale guday aykoenen
Eintay gebarit eiya
men eya semhar ngeruna eba
😂😂😂😂
Wwwww Miki Arkey nice Nay bhaqi zereba yeybelan edmen Tena naka🔥😘😘😘
ሚኪ ንፉዕ ደርፍታትካ ደጋጊመ ኢየ ዝሰምዐን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤
ሚኪ ሓወይ ብጣዓሚ ጽቡቅ ሰራሕ ንፍዕ ቀጽሎ ❤❤❤❤❤❤
Wawwww Miki shikor geleaynet derfeiy ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደርፊ ጎደሎ ዘይብላ ቀጽሎ ❤👍👍👍👍
ኣታ ዛ ደርፊ ኣብ ደምና ኮ ኣቲያ ብ ሕልምን ገለን ቶግ ኢልና ኮ ዋይ ዘን ዶና እዚእን ❤😂🎉
😂😂😂😂😂❤
ቢሂወተይ ዝፈትዎ ደራፋይ ዘገም ኢሉ ዘምፅኦ ደርፊ ክፅለል እየ በቃ❤❤❤
ወዲ ጉዕሽ መፅለል ብኣስቴረየ፣ሓወይ ዶ በልክኒ ተፀሊለ ነይረ ከማን ሕጂ ገለ ዓይነት ስሪሕ ቀፅለሉ❤ጉዳይ ሳዓስዓቲ ግን ናዓይ ንበይነይ ድዩ መልክዐን ሓደ ዓይነት ክትፈላልየን ዘይትክእል ብኩሉ ዓይነት😮
Style btaemi xbuq Ziema gele aynet Gtmi shuwya zereba koyna Hafeshawi temti derfi
Beautiful song 🎵 ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
How amazing music!! I have never ever listened like this the best music, ❤❤❤❤❤❤❤
ዋውው ሰምሃረይ ይጽብዮ ነረ ሓድ ምዓልቲ ብክምዚ ስራሕ ክትመጽና ❤❤❤
ተዘይ ተጋግየ ኣብ ካንፓላ ፊልም ሰሪሓ ኔራ ዶ ንሳ ድያ ወይ ተጋግየ እየ
@@toronto314 ቲክቶክ አያ አምበር ኣይስርሕተን
ደስ ትብል ደርፊ ብሰንኪ ዘይምሕታት ገጋቢት ነፊረን 🙌❣️
ርግቢት ትነፍር ኢዩ ዝባሃል
@@awettekle5862ረጋቢት ነፊረን ማለቱ ብናይ ደቅሹክ ኣምሊጠናኒ መለቱ ዩ ተረዳኣዮ ዶ ቆሸ ዘይኮንካን 😅😅
ጸባ ኣስቲኻኒ ሚኪ ፕሮ ናይ ብሓቂ ገላጺት ይብል ስራሓት ❤ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመትን ቁዱስ ዮሃንስን ፈተውቲ ምኪኤል ጉዑሽ like ርገጹ
ኣታ ጅግና ኣብዝመጻኻዮ ወትሩ ምስ የሐጎስካና
Wawww wawww best of the year I give him for he deserve it ❤❤❤❤❤❤❤ love you alll my people Eritrean
Kemza derfi ezia zmesetini yelan ksab hji mis nay bzuh seb connected alewa ymesleni wedi guesh nay bhaki xbuk srah qexlo ❤❤❤ nay bhaki welfi ayney semieka zeytxgeb derfi
Ww wellcome back Mike hawey ,zefatekuma eza derfe like regaxu seki ❤❤🎉
🎉 🎉 ❤❤ ኣተባብዕዎ እስከ
ዋዋዋው ወዲ ዓበይቲ ደስ ዝብል ደርፊ ደጋፊካ እየ ኣብ ቲግቶግ ውን ቀጻሊ አየ ዝሪኤካ ቀጽሎ ካብ ሓውኩም ወዲ ኢረይ !
Eseyyy deki ereyyy meareyyyyy ❤❤❤❤❤❤💚💚💚💚😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰💖💖💗💗🩷🩷♥️❤️❤️😘😘💜💜💚💚💚💚
Tap tap deqi rimey 🇪🇷 adnqti semhar like agrjeu ❤👍🏾❤️💯
ደስ ዝብል ግጥምን ዜማን ብሓፈሻ ኩሉ ደስ ዝብል ስራሕ😍!
Amazing voice,massage go ahead wedi erey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This song is Trending No.1 on UA-cam Uganda 🇺🇬🇺🇬🇺🇬🇺🇬🇺🇬I like it Cute Girls with Nice dance Moves🔥🔥🔥🔥
እተን ኣዝየ ዝፈትወን ዘድንቀን ሳዕሳዕቲ ሃገርና ከም ብዓል ሃኒ ፍስሃየ ኣብዚኣ ደርፊ ብምስታፈን መሊሳ ጸቢቃን ደሚቃን እዚኣ ደርፊ። Good job bro👏👏🔥😍
Kemzi kemay si nwedi guashey zfetu yhlu do ❤
Waw gele aynet derfi 💯💯💯💯
nice wonderful music ,, we thankyou musian ,, michael ,,, konjo zaema ,, konjo daerfei ,,, mashallah ,,
Woww bila xbqt ayxelaekiwan ዳርክተርን ውን ክኒኣድ ዘለዎ ሓቀይ ኩሉ እቲ ምትሕግጋዝ ገለ ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዮ እኹም ደቂ ኤረይይይይ❤🎉
Wedi gash jugna xubup srha semher xbkti 3 daggma smaya❤❤❤❤❤❤
Am from india🇵🇾 love eri 🇪🇷 music 😅
4 geze sameya alku ane abza sat eza tray❤❤❤❤❤❤❤
Ane kea xemini xenihu hji 5 gzie ysema aleku
Nbat zmexena ke😢
@@samrisamri3521 entay koynka dea hawey ajoka
5+++
Ane mulu malti semiya hji keman ab serha kelku tehabe yesma alku 😂
ሚኪ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ትብል ሱሑል ጎሮሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
Woww btaemi temti derfi dmxi 100Gtmi100Telahyti100Clip100Kulu100%❤❤
እዛ ደርፊ ፍሊቲ እያ ብጣዕሚ እየ ዘምስግነካ ክደፍር ጌርካኒ ሚኪ ሽኮር❤❤❤
Kemzi kamay Ab mekzin 🇱🇾Libya gemgem bahri koynu zsemea zelo like eske 😊
Welcome wedi guesh like rgexu eski guy's❤🎉
ሚኪ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ!💯❤🥰🥰
Wawwwwww love mussic ❤❤❤. Thanks my bro❤
እንዳ Single ዕደ ኣይትፍርሑ😂 ኣዋልድና ክኣ ሓግዛና❤🤴ኣይረኺበኪ ክቀስን ኣይሲኢንኪ ክቀበጽ(2)ቶግ ኣቢለ ከየዕርፋ እዛ ልበይንስኪ ከለኪ ሕማመይ መድሃኒተይኣነ ኣይነግረኪ ንስኪ ኣይትፈልጥለይእታ ጽሓይ በሪቃ ክሳብ ትዓርብ ዋኒነይ ረሲዐ ብኣኺ ክሓስብ እንታይ ምካነይ ሲ ሓሳበይ ዘይገልጽኣበይ ከይረክብ እየ ካባኺ ትበልጽኣይጥዓመንን በጃኪ ጥዑም ሃብኒ ባዕልኺ ድፍር እባ ባህሊ ጥሓሲቃንዛ ልበይ ሓቢአዮመድሃኒተይ ስኢነዮ ምሳኪ ልበይ ፈሪደዮሕማመይ ከቢድ እዩ ሕማም ፍቅሪ ዘይጋድእ ዓንከል ዝግበር ግበሪቅድም ንኺድ እንዶ ነውሪ እካ የብሉን ሕቶ ጾታ ኣይፈልን ካብ ወዲን ጋልን፡ ረቢሽኒ ልበይ ንገራ እናበለ ልበይ እናደለየ ኣፈይ ተለጉመ ፈላጢ ዘይብለይ ንልበይ ዝምርምርሕልም እናሓደርኪስ ከይደቀስኩ ይሓድር፡👸ጋህዲ ንገረኒ ጎቦ ጎቦ ኣይትበል እንታይ ሰሚዐ እየ እሞ ሕቶካ ክቅበል ዘይልሙድ ክገብር ንዓይ ካብ ትጽበ ንቡር ገርካ ሕተተ መሬት ከይዓረበ፡🤴ኣንቲ ወልፊ ዓይኒ ልበይ ዝሃርፋኣነ ሲ ፈሪሀ እየ ንስኪ ድፈሪ እባመልኣኽኪ ከቢዱ ገለ ከይብለኪሰብ ከማይ ከለኺ በቃ ፈሪሀኪ ፍትውትው እናበልኩኺ፡👸ጋህዲ ንገረኒ ጎቦ ጎቦ ኣይትበልእንታይ ሰሚዐ እየ እሞ ሕቶካ ክቅበልዘይልሙድ ክገብር ንዓይ ካብ ትጽበ ንቡር ገርካ ሕተት መሬት ከይዓረበ፡🤴ኣንቲ ወልፊ ዓይኒ ልበይ ዝሃርፋኣነሲ ፈሪሀ እየ እስኪ ደፈሪ እባመልኣኽኪ ከቢዱ ገለ ከይብለኪሰብ ከማይ ከለኪ በቃ ፈሪሀኪፍትውትው እናበልኪኺ በቃ ፈሪሀኪ ×3......
ዋውውው ቁልብ ኣቢልካያ😮
እዛ ግጥሚ ከመይ ረክብካያ?
@@Merike-ts5eo2nl4b ተብዓታይ ❤️❤️❤️🥰❤️🥰🥰🥰🥰
0:43 ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ነዚ ወዲ ሃቡና እሞ ደብረጽዮን ክንህበኩም ዝገራርም ስራሕ bravo ወለላይ ሓፍትኻ ካብ ትግራይ 💛♥️🫡
ወድና ክንሓትት😅😊
@@tsegayqe3268 ግደፍ 😂
kkkkkka haftey meary dabraxen da kab Essays entaye yefla Essays zatfana zalo kayeakles Dabraxen ka bezkona ane mes zekona Eritrewi kamu wey mes Tigrawey befkri kenbr eya zedali
@@mussiefshaye8203 ሰላም ንኹሉ ፍጡር ብሩኸይ 🙏🤎
entay gebernka wedey nakum hankitkum Nana kea kwdana kkkkkkk
Thank you ሚኪ ሓዉና ካብ ሎሚ ባህሊ ክጥሕስ ኢየ ❤❤❤❤
Kayimbaki kano akali ku number emu ku trending mu Uganda 🇺🇬 binsobedde!!
Betami des zeble demix aleka miki wedi
Clip ክልተ ምስሊ ሂዛ ምስ ታ ደርፊ ሲ ቁሩብ ደስ ኣይበለትንን ዜማ 100 % ግጥሚ 100℅
Jigna 👑 xbuq mstwal 🎉
ኣብ ትክቶክ ሰሚዕካ ዝመጻኻ 👍👈 ረግጽካ ሕለፍ ❤❤
Wowwww miki hawey good job ajoka betam ❤❤❤❤❤❤
Wawwww just wawww good job continue bro ❤❤❤❤❤❤❤
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Kemzi kemay zxbeya znebere alo do ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Wawwwww gtmi baelu zema baelu nay bhaqi derafay ❤❤❤❤
Fatna arkey Bella derfi 👍👍👍💯💯🎶🔊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 1:13
💕♥️♥️🇪🇷💕💕🇪🇷💕♥️🎉♥️🇪🇷💕
ንሚኪ ወዲ ጉዕሽ ዝፈቱ ላይክ ይርገጽ ናይ ሙደይ ወዲ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Waw
❤❤❤❤❤❤❤❤
ምስ ኣደ ደቀይ ክልተ ዓመት ተፈላሊና ኣነ ዘይቀብጻ ንሳ ድማ ዘይትቐብጸኒ ከይንዛራረብ ድማ ትዕቢት ዝበሃል ሕማም ሒዝና መወዳእታ ግን ንሳ ቶክ ኣቢላ ናብ ንብሩና ንመለስ ኢላትኒ ኣነ ድማ ኣብ ቀረባ ስለ ዝጸናሕኩ ናብ ንቡርና ካብ ንምለስ ክልተ ወርሕና ኮይና ደቅና ሓቊፍና ከምቲ ዘይለ ቁዱስ ዮውሃንስ ብሓደ የሕሊፍናዮ ብሓደ ኮይና ንሰምዓ ኣለና እዛ ደርፊ ብዙሕ ግዜ ጽቡቕ ስራሕ ሚኺ ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ
ሓዳርኩም ይባረክ ሓወይ ንካልኦት ድማ ከምዚ ናትኩም ኣካክቦ ይፍጠረሎም ❤❤❤
Wawww Fetari fkrkum yesesno
ሓዳርኩም ይሰስን ፍቅሪ እዩ ጥዑም ትዕቢት የውድቅ ጥራይ እዩ ብራቮታት Congra 🎉❤❤
Enqae feterelkum hadarkum ybarek❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ wawwwwwww gele aynet
Adey maryam thalika abzi zeleka❤
ኣሜን
Amen
Amen
Amen🙏🏽
ኣድናቂ ትግርኛ ሙዚቃ እየ ከምናይ ዝወዲ ዝመሰጠትኒ ግን የላን 12ግዜ ሰሚዐያ ሕጂውን ይሰምዓለኩ❤❤❤❤
ኣምላኽ ብሰላም ኣፊሩ ብሰላም ገዛኩም ይምለስኩም የሕዋተይ።
👇🏿
ሚኪ ዘገም እናበልካ ተምጽኦ ስርሓትካ መወዳድርቲ የብሉን❤ ።ንፉዕ ናይ ብሓቂ ዋና ጥብብ።
Waw Miki ሓውና ገለ ዓይነት ስራሕ ምስ ሰምሃር ኩልኹም nimiki ትፈትዉ like ርገጹ ኒ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዛ ደርፊ ምስሂወተይ ምትእስሳር ኣለዋ❤12 ግዜ ኣስተማቂረያ ከማይ ዝፈተኻያ ላይክ ርገጽ፡ያ ሸባብ ሃየ 10 ሽሕ ነብጽሓያ ሞራል ንሃቦ ን ድሙቅ ኮኾብ ድምጻዊ ሚካኤል ጉዕሽ፡ወትሩ ብሉጽ ስራሕ፡ኣይትጥፍኣና ሚኪ ናይ ሙደይ ድምጻዊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺👋💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
Me too ❤❤😢
Abe 3 seat
Gize sa 12 gize semkya😮
2:08 gle aynet
ኣሰይይይ ጽብቅ ሰራሕ ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I’m Feeling love with this Music
ምስ እዚኣ ደርፊ እምበር ፍቅሪ ሒዙኒ
Aykemayn❤❤❤❤
Me too ♥️🎧♥️🎧♥️🎧♥️🎧
ሚኪ ዘይበለ ካባና ይፈለ ❤❤❤❤❤❤ዝብጀል ደርፊ ዩ ኣግርጭው እስከ ላይክ 🎉🎉🎉❤❤❤❤ ዳሰተና ካኣ ኣውዳኣመት ዩ ❤❤❤❤❤❤
ሚኪየ ሓወይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ውሽጠይ ትትንክፍ ሙዚቃ ሰሚዐ ዘይመንዋ 😢እና ቀፅለሉ ሓፍትካ ካብ ትግራይ❤🇻🇳🇻🇳
❤💚💝🥰🥰🥰😘😘😘😘
ናይ ቬትናም ባንዴራ እያ እዚኣ ሓቢብቲ😅
Nay vetnam tkun nay Pakistan abti zehabeto telka zereba tezareb@@MeronMahariBrhane
@@MeronMahariBrhane😢
@@MeronMahariBrhaneሞይተ😂😂😂
10 ሚሎን views ንኪድ ነታባባዓዮ ደርፊ መግቢ ኣእሙሮ እዩ ካብዚይ ንላዓሊ ሒዝልና ክመጽእ መታን 🎉❤
ኣታ ዝወዲ ኬፍ ክህበካ ደርፍታቱ🎉 🎉🎉ኣድናቂካ እየ ካብ ትግራይ 💊💊💊
ወዲ ጉዕሽ ዓርከይ እንቁዓ ደሓን መጻካ ነዛ ደርፊ ዝፈተዋ ላይክ ጌሩ ይሕለፍ
ነዞም ናይ ቀደም ደረፍት ዝኽሕስ ግዲ ክርከብ ዩ 👌💯
ሚኪየ እካዕ ብሰላም መፃካ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ሓፍትካ ካብ ትግራይ 💊💊💊
ነመስግን ሓውኩም ከብ🇪🇷🇪🇷👌
❤ ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ሓፍተይ ናተይ I m from,🇪🇷eritrea
Thanks ahwatna
❤@@Mera.wedi.Redie.62
😅@@Mera.wedi.Redie.62
ዋው ሚኪ ወዲ አንካዕ ብሰላም መጻካ ኣነ ማራ ደስ ዝብለኒ ደራፋይ እዩ ከመይ ትፈትውዎ ላይክ
l am form somali love you Eritrean people and music❤❤😊
Love you too somali from Eritrea ❤❤❤❤❤❤
We too our brothers
ነታባባዓዮም ነዞም ናኣሽቱ ትስፍዋትን ጥራይ ጌጋ ደሊና ምውቃስ ኣንኹን ንጽቡቅ ጽቡቅ ኢልና ሞራል ንሃቦም ኣጆኻ መንእሰ ❤❤❤❤
ሚኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ( ከምዚ ናተይ ተሃንጢካ ክትጽበ ዝቀነካ 👍 ርገጽ )💯💯💯
ኣድነቅቲ ሳባ ለምለም ኣግርጭዉ ኣቡሉኒ👍❤
ኣነ በይነይ❤❤❤
❤❤@@FREZGHITESFAGIORGIS
❤@@Tuemberihu
Zey nfelta keman kdm alalyna
@@HagosKesete-v2i eritrea music saba lemlem ilka eto zarkey❤
meki bero enkae beselam metseka goyetawa haweka eye kabe💊💊💊💊💊💊💊
ነመስግን ድማ ሓውኩም👌🇪🇷🇪🇷
😅@@Mera.wedi.Redie.62
ወዲ ኤረይ ሚኪ🇪🇷❤ ጥዕምቲ ደርፊ👏👌
ሚኪየ እካዕ ብሰላም መፃካ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ ዝዓርከይ ጅግና ናሂወተይ ምትእስሳር አለዋ ዛሙዚቃ ካብ ትግሪይ
Dfer bel Ata wedi 😉
ሚኪ ሓቢቢ ነዊሕ ይጠፍእ ሞ ግን ሙሩጽ ስራሕ የምጽእ 🎉🎉🎉❤❤❤ ኔርካ ኔርካ ስ ሓዊ ዝኾነ ደርፊ ዝፈተኻያ ሰከ 👍ርገጽ
Aytestbihileluli eka eber abi amet haniti derifi eu zewuxie nsa kea abizi werihi 9,10 eyen zewuxen ane mara eye zfitiwo kab aseterey tbil derifu ekatateleni eye my bro
I'am from Ethiopian 🇪🇹 I like you Eritrean 🇪🇷 music🎶 love You Eritrean people❤
We love you❤
Really am eritrean but i want for ethiopian lady can you give me😅😅kkkk
@@user-faniboy😅
ገለ ዓይነይ ሰራሕ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ዝሓወይ ማዓረይ❤🎉❤
Wawwww deki eri xibok sirah mis mihwte gwal erna xibokat 🇪🇷🇪🇷😍😍😍❤️❤️❤️🥰🥰👑👑👑👑👍👍👍
ደሕሪ ነዊሕ ግዜ ሓዳሽ ጥዕምቲ ደርፊ ይሰዕ ኣለኹ። braday ብቓትን ክለትን ኣለካ። ነዚ ነዚ ብኣምላኽ ዘተዋህበካ ጸጋ ክተማዕብሎን ከተዕብዪን ካኣ ናትካ ሓላፍነትን ድልየትን ዩ ዝዉስኖ። so keep it up brada. ኣይትዶንግየና ኻኣ😊😊
ናይ ብሃቂ ኣማጻካ ፈቴዮ ኣለች ተምጸአን ደርፊ ከማን ብጣዕሚ ሙቁራት ኣጆኻ ቀጽሎ ዕድመን ጢዒናን ንዓኻ❤❤❤❤❤❤
12 ግዜ ሰሚዐያ ወፅዮ😊 ይበል ስራሕ ተስፋ ዘለካ ቆላዓ❤
ዋላ ኣነ❤
ኣነ ኩለን ደርፍኻ ኢየ ዝፈትወን ቀጽሎ ጥራይ ብጣዕሚ ሓያል ኢኻ❤❤❤❤
Hanti kmekreka zarkey abzi nay teqawumo wela degefti zbahal edka keytetu balka ms hzbi keytbas kab meda temahar zarkey haderaka miki ambesa ❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሚኪየ ሓወይ ኣይትዘንግዕና እምበር ዝገርም ስራሕ
መሓዛ ነይራቲኒ ንዓመታት ይፈትዋ ትፈትወኒ: ምስኣ ከምዘይነብር እናፈለጥኩ ግን ዓይኒ ዓይና ናጠመትኩ መሬት ዓሪባ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ተመርዕያ😢 እዛ ደርፊ 100 ግዜ ሰሚዐያ 🎉
ከምዚ ናተይ 😂 ሓደ መጹ ቦግ ኣቢሊለይ
@@MeronTesfit-of1nj 😂😂😂
Kabakum knmhare ember ayterfenan eyu zmesle
😢4 ዓመት ኮለል ዝበልና ከ ደኣ
እንታይ ድኣ ፈላሲት ክትከውን ደሊኻያ 😂 ኣጆኻ ትርር በል።
ሚኪ ሓወይ ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ንፉዕ ቀጽሎ ብጣዕሚ አየ ዘደንቀካ🎶🎸🎷🎉❤❤
gele aynet zearkey
Like belu gberulna
ዋዉ እንኳዕ ብሰላም መጸእካ ገለ ዓይነት ደርፊ👌🫶፡፡ሓፍትካ ካብ ትግራይ
Wawwww btaemi nfue menesey gtmi baelu zema baelu nay bhaqi bmxawi ❤❤❤❤❤
አዛ ደርፊ ሰሚዕካ ዘይትሙኖ 👌👌👌👌👌👌
anes degagim yesema aleku gele alwa eza derfi 🎉🎉🎉🎉❤ zeytemnu
ሰምሃር ክሸይፍ ዝመጸ ላይክ 😅
Wancha alem dya eza clip tserh zela kulatkum tfeltwa....fokestiii...ikum NY lomi eko qelelti
Anes nay miki teum demxu kesme eye mexe kale guday aykoenen
Eintay gebarit eiya
men eya semhar ngeruna eba
😂😂😂😂
Wwwww Miki Arkey nice Nay bhaqi zereba yeybelan edmen Tena naka🔥😘😘😘
ሚኪ ንፉዕ ደርፍታትካ ደጋጊመ ኢየ ዝሰምዐን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤
ሚኪ ሓወይ ብጣዓሚ ጽቡቅ ሰራሕ ንፍዕ ቀጽሎ ❤❤❤❤❤❤
Wawwww Miki shikor geleaynet derfeiy ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደርፊ ጎደሎ ዘይብላ ቀጽሎ ❤👍👍👍👍
ኣታ ዛ ደርፊ ኣብ ደምና ኮ ኣቲያ ብ ሕልምን ገለን ቶግ ኢልና ኮ ዋይ ዘን ዶና እዚእን ❤😂🎉
😂😂😂😂😂❤
ቢሂወተይ ዝፈትዎ ደራፋይ ዘገም ኢሉ ዘምፅኦ ደርፊ ክፅለል እየ በቃ❤❤❤
ወዲ ጉዕሽ መፅለል ብኣስቴረየ፣ሓወይ ዶ በልክኒ ተፀሊለ ነይረ ከማን ሕጂ ገለ ዓይነት ስሪሕ ቀፅለሉ❤
ጉዳይ ሳዓስዓቲ ግን ናዓይ ንበይነይ ድዩ መልክዐን ሓደ ዓይነት ክትፈላልየን ዘይትክእል ብኩሉ ዓይነት😮
Style btaemi xbuq
Ziema gele aynet
Gtmi shuwya zereba koyna
Hafeshawi temti derfi
Beautiful song 🎵 ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
How amazing music!! I have never ever listened like this the best music, ❤❤❤❤❤❤❤
ዋውው ሰምሃረይ ይጽብዮ ነረ ሓድ ምዓልቲ ብክምዚ ስራሕ ክትመጽና ❤❤❤
ተዘይ ተጋግየ ኣብ ካንፓላ ፊልም ሰሪሓ ኔራ ዶ ንሳ ድያ ወይ ተጋግየ እየ
@@toronto314 ቲክቶክ አያ አምበር ኣይስርሕተን
ደስ ትብል ደርፊ ብሰንኪ ዘይምሕታት ገጋቢት ነፊረን 🙌❣️
ርግቢት ትነፍር ኢዩ ዝባሃል
@@awettekle5862ረጋቢት ነፊረን ማለቱ ብናይ ደቅሹክ ኣምሊጠናኒ መለቱ ዩ ተረዳኣዮ ዶ ቆሸ ዘይኮንካን 😅😅
ጸባ ኣስቲኻኒ ሚኪ ፕሮ ናይ ብሓቂ ገላጺት ይብል ስራሓት ❤ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመትን ቁዱስ ዮሃንስን ፈተውቲ ምኪኤል ጉዑሽ like ርገጹ
ኣታ ጅግና ኣብዝመጻኻዮ ወትሩ ምስ የሐጎስካና
Wawww wawww best of the year I give him for he deserve it ❤❤❤❤❤❤❤ love you alll my people Eritrean
Kemza derfi ezia zmesetini yelan ksab hji mis nay bzuh seb connected alewa ymesleni wedi guesh nay bhaki xbuk srah qexlo ❤❤❤ nay bhaki welfi ayney semieka zeytxgeb derfi
Ww wellcome back Mike hawey ,zefatekuma eza derfe like regaxu seki ❤❤🎉
🎉 🎉 ❤❤ ኣተባብዕዎ እስከ
ዋዋዋው ወዲ ዓበይቲ ደስ ዝብል ደርፊ ደጋፊካ እየ ኣብ ቲግቶግ ውን ቀጻሊ አየ ዝሪኤካ ቀጽሎ ካብ ሓውኩም ወዲ ኢረይ !
Eseyyy deki ereyyy meareyyyyy ❤❤❤❤❤❤💚💚💚💚😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰💖💖💗💗🩷🩷♥️❤️❤️😘😘💜💜💚💚💚💚
Tap tap deqi rimey 🇪🇷 adnqti semhar like agrjeu ❤👍🏾❤️💯
ደስ ዝብል ግጥምን ዜማን ብሓፈሻ ኩሉ ደስ ዝብል ስራሕ😍!
Amazing voice,massage go ahead wedi erey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This song is Trending No.1 on UA-cam Uganda 🇺🇬🇺🇬🇺🇬🇺🇬🇺🇬I like it Cute Girls with Nice dance Moves🔥🔥🔥🔥
እተን ኣዝየ ዝፈትወን ዘድንቀን ሳዕሳዕቲ ሃገርና ከም ብዓል ሃኒ ፍስሃየ ኣብዚኣ
ደርፊ ብምስታፈን መሊሳ ጸቢቃን ደሚቃን እዚኣ ደርፊ። Good job bro👏👏🔥😍
Kemzi kemay si nwedi guashey zfetu yhlu do ❤
Waw gele aynet derfi 💯💯💯💯
nice wonderful music ,, we thankyou musian ,, michael ,,, konjo zaema ,, konjo daerfei ,,, mashallah ,,
Woww bila xbqt ayxelaekiwan ዳርክተርን ውን ክኒኣድ ዘለዎ ሓቀይ ኩሉ እቲ ምትሕግጋዝ ገለ ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዮ እኹም ደቂ ኤረይይይይ❤🎉
Wedi gash jugna xubup srha semher xbkti 3 daggma smaya❤❤❤❤❤❤
Am from india🇵🇾 love eri 🇪🇷 music 😅
4 geze sameya alku ane abza sat eza tray❤❤❤❤❤❤❤
Ane kea xemini xenihu hji 5 gzie ysema aleku
Nbat zmexena ke😢
@@samrisamri3521 entay koynka dea hawey ajoka
5+++
Ane mulu malti semiya hji keman ab serha kelku tehabe yesma alku 😂
ሚኪ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ትብል ሱሑል ጎሮሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
Woww btaemi temti derfi dmxi 100
Gtmi100
Telahyti100
Clip100
Kulu100%❤❤
እዛ ደርፊ ፍሊቲ እያ ብጣዕሚ እየ ዘምስግነካ ክደፍር ጌርካኒ ሚኪ ሽኮር❤❤❤
Kemzi kamay Ab mekzin 🇱🇾Libya gemgem bahri koynu zsemea zelo like eske 😊
Welcome wedi guesh like rgexu eski guy's❤🎉
ሚኪ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ!💯❤🥰🥰
Wawwwwww love mussic ❤❤❤. Thanks my bro❤
እንዳ Single ዕደ ኣይትፍርሑ😂 ኣዋልድና ክኣ ሓግዛና❤
🤴ኣይረኺበኪ ክቀስን ኣይሲኢንኪ ክቀበጽ(2)
ቶግ ኣቢለ ከየዕርፋ እዛ ልበይ
ንስኪ ከለኪ ሕማመይ መድሃኒተይ
ኣነ ኣይነግረኪ ንስኪ ኣይትፈልጥለይ
እታ ጽሓይ በሪቃ ክሳብ ትዓርብ
ዋኒነይ ረሲዐ ብኣኺ ክሓስብ
እንታይ ምካነይ ሲ ሓሳበይ ዘይገልጽ
ኣበይ ከይረክብ እየ ካባኺ ትበልጽ
ኣይጥዓመንን በጃኪ
ጥዑም ሃብኒ ባዕልኺ
ድፍር እባ ባህሊ ጥሓሲ
ቃንዛ ልበይ ሓቢአዮ
መድሃኒተይ ስኢነዮ
ምሳኪ ልበይ ፈሪደዮ
ሕማመይ ከቢድ እዩ ሕማም ፍቅሪ
ዘይጋድእ ዓንከል ዝግበር ግበሪ
ቅድም ንኺድ እንዶ ነውሪ እካ የብሉን
ሕቶ ጾታ ኣይፈልን ካብ ወዲን ጋልን፡
ረቢሽኒ ልበይ ንገራ እናበለ
ልበይ እናደለየ ኣፈይ ተለጉመ
ፈላጢ ዘይብለይ ንልበይ ዝምርምር
ሕልም እናሓደርኪስ ከይደቀስኩ ይሓድር፡
👸ጋህዲ ንገረኒ ጎቦ ጎቦ ኣይትበል
እንታይ ሰሚዐ እየ እሞ ሕቶካ ክቅበል
ዘይልሙድ ክገብር ንዓይ ካብ ትጽበ
ንቡር ገርካ ሕተተ መሬት ከይዓረበ፡
🤴ኣንቲ ወልፊ ዓይኒ ልበይ ዝሃርፋ
ኣነ ሲ ፈሪሀ እየ ንስኪ ድፈሪ እባ
መልኣኽኪ ከቢዱ ገለ ከይብለኪ
ሰብ ከማይ ከለኺ በቃ ፈሪሀኪ
ፍትውትው እናበልኩኺ፡
👸ጋህዲ ንገረኒ ጎቦ ጎቦ ኣይትበል
እንታይ ሰሚዐ እየ እሞ ሕቶካ ክቅበል
ዘይልሙድ ክገብር ንዓይ ካብ ትጽበ
ንቡር ገርካ ሕተት መሬት ከይዓረበ፡
🤴ኣንቲ ወልፊ ዓይኒ ልበይ ዝሃርፋ
ኣነሲ ፈሪሀ እየ እስኪ ደፈሪ እባ
መልኣኽኪ ከቢዱ ገለ ከይብለኪ
ሰብ ከማይ ከለኪ በቃ ፈሪሀኪ
ፍትውትው እናበልኪኺ
በቃ ፈሪሀኪ ×3......
ዋውውው ቁልብ ኣቢልካያ😮
እዛ ግጥሚ ከመይ ረክብካያ?
@@Merike-ts5eo2nl4b ተብዓታይ ❤️❤️❤️🥰❤️🥰🥰🥰🥰
0:43 ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ነዚ ወዲ ሃቡና እሞ ደብረጽዮን ክንህበኩም
ዝገራርም ስራሕ bravo ወለላይ ሓፍትኻ ካብ ትግራይ 💛♥️🫡