ስልጠና ወደመዝሙር ወይ DMM ቐዳማይ ክፋል ብሃዋርያ ሞኮነን ተኸስተ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 гру 2024
  • ጎይታ የሱስ እቲ ናይ መጀምርያን መወዳእታን ሓዲጉልና ዝኸደ ትእዛዝ፡ "ኪዱ ንብዘሎ ፍጥረት ወንጌል ስበኹ" ዝብል እዩ። እዚ ፈቲና ንገብሮ ጥራይ ዘይኮነ፡ ከምቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝበሎ ግዴታና እዩ። ብፍላይ ናብ ብዘሎ ወንጌል ዘይተበጽሖ ክፋል ሕብረተሰብና ከነብጽሕ እንተ ኾይኑ፡ ዓየይቲ የድልዩ። ነቶም ዓየየቲ ዝኸውን ገንዘብ ድማ የድሊ፡ ስለዚ እዚ ሓላፍነትናን ግቡእናን ሙካኑ ተረዲኢና፡ ንወንጌል ዝኸውን ዘድሊ ኩሉ ክንገብር ይግብኣና፡ ኣብዚ ዕላማ እዚ ተዋሳእቲ ክትኮኑ ንእትደልዩ ኩሉኹም ነዛ ጥብቆ ብምጥዋቕ ሓገዝኩም ከተበርክቱ ይከኣል።www.paypal.com...
  • Розваги

КОМЕНТАРІ • 1

  • @goitomghebremariam215
    @goitomghebremariam215 12 днів тому

    ኣዝዩ ብሉጽን ወሳንን ዓቢ ትርጉም ዘለዎን ትምህርቲ ብሃዋርያ ዶ/ር መኮነን ተዋሂቡ ኣዝየ ብተመስጦ ትኸታቲለዮ ዝገርም ትምህርቲ እዩ::
    ብሩኽ ኢኻ እሞ ይወስኸልካ!!!