NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO INSTRUMENTAL NON-STOP MEZMUR By Diakon Abrham Mehari

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 194

  • @mikigidu5049
    @mikigidu5049 3 роки тому +137

    ከይወሰኩ ከየግደልኩ ሓቂ ክዛረብ መዝሙር ናይ ዲያቆን ኣብርሓም ክሰምዕ ከለኹ ብልክዕ ምስውሽጣዊ ሕልናይ ይዛረብ ንኣምላኽ ከኣ ንፍቅ የብሎ እቲ ፈታኒ ግን ኩሉ ግዜ ይፍትነኒ ንቲ መዛሙር እንዳሰናዕኩ ከኣ ኣብ ኣምላኸይ ተስፋ ይገብር ዲያቆን ኣብርሃም ናይበሓቂ ኣምላኽ ይባርኽካ ንበረኸት ኩነልና

    • @yorsalembereketab3534
      @yorsalembereketab3534 3 роки тому +9

      Ab beyney ymesleni nieru wela ane ksemio enkeleku degagime kem gele ykewn wshtey 😌btaemi n Ezgeabiher ynafqo neza nebsey bezi nay alem tetalila newnejew kibtbl enkela fnfn yebla beqa,ezgeabiher xegue yebzhalka diaqon hawna🙏🙏🙏

    • @Yoni-ri3uw
      @Yoni-ri3uw 3 роки тому +2

      Nay bhaqi nfue eiyu🙏🙏🙏

    • @solomonkiflay2231
      @solomonkiflay2231 3 роки тому +7

      @@yorsalembereketab3534 ኣጆኺ ሓብተይ ምስሕልናኻ ምዝታይ ጽቡቕ እዩ መዝሙር ስብከት'ዩ ጸሎት'ዩ ነብስኻ ትፍትሸሉ እዩ እሞ ነብስና ፈትሽና ካብዛ ሓላፊት ዓላም ርሒቕና ምስእግዚኣብሄር ክንነብር ኣምላኽ ይሓግዘና።እዛ ዓላም እዚኣ ንባዕላ ሓውን ዲንን ተዓቒሩላ ኣሎ ስለዚ ንሕና ሕጂ ካብ ዓለም ንውጻእ ያኣኽለና ዝሓለፈ ዘመን ሂወትና ሓድሽ ሂወት ሒዝና ናብ ኣምላኽና ንመርሽ ጸሎት እመብርሃን ተደጊፍና ጽባሕ ድሕሪ ጽባሕ ኣይንበል እታ መዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ።

    • @yorsalembereketab3534
      @yorsalembereketab3534 3 роки тому

      @@solomonkiflay2231 nay bhaqi nebsna nftshelu gzie hji u,ezgeabiher aente lbonana ykfetelna🙏kibret yhabka zhawey

    • @solomonkiflay2231
      @solomonkiflay2231 3 роки тому +2

      @@yorsalembereketab3534 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዮርስ ሓብተይ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኪ ብርኽተይ እንቃዕ ናብ ዕለተ ሆሳእናኡ ብሰላምን ጥዕናን ብጸሓና መንፋስ ቅዱስ ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረልና።ተሪፉ ዘሉ ሰሙነ ሕማማት ከኣ ብሰላም ኣፍጺሙ ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብቅዓና ደቂ እመብርሃን ናይ ሓደራ ደቃ

  • @nahomteklay2480
    @nahomteklay2480 Рік тому +9

    መን ኣሎ ነዚ ሰሚዑ ሰላም ዘይሰፍኖ ርግኣት ዘምጽእ ደስ ዝብል ።መንፈስካ ዝሕድስ

    • @senaithwelday9105
      @senaithwelday9105 5 місяців тому

      We are a cake and cake maker for our Christmas present in France

  • @fnanappinfotech
    @fnanappinfotech 3 роки тому +52

    ኣዝዩ ደስ ዝብል መንፈስ ዘህድእ ድያቆን ኣብርሃም ኣበርኩቶኻ ብቀሊል ኣይትርኣዮ።
    ኣምላኽ ጸጋኻ የብዝሓዮ።

  • @ዮህያዳፍቅሪ
    @ዮህያዳፍቅሪ 3 роки тому +25

    ኣብሪሽ ሓወይ ቀዳማይን ዝበለጸን ዝፈትዎን ኢዩ ዕምቆት መዝሙራቱ ንልበይ ዝሰልብ ሕልናይ ንላዕሊ ሰማያት ናብ ጸርሃ ኣርያም ዘብጽሕ ድንቂ ኢዩ እግዚኣብሄር ሂወትካ ይባርኽ በዛ ምሸት እዚ ስለ ሰናይ ምኒዮተይ ናብ ኣምላኽ የብጽሕ በርቲዓልና ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር የጽንዕካ ክብሪ ግርምኡ ንምርኣይ የብቅዕካ ብሩኽ!!!

  • @chirqosmsgna2523
    @chirqosmsgna2523 3 роки тому +25

    ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ የሃብኩም መርጌታ ኣብርሃም ሓውና

  • @ኣንክሮ
    @ኣንክሮ 3 роки тому +51

    ብስም ቅድሳን ዝማሬኻ ናብ ሰማያት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር በፂሑ ንኹሉ ፍጥረት ምሕረት ዘውርድ ይኹን።ኣሜን🙏🙏🙏

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 3 роки тому +35

    ጥዑም ክላሲካል መዝሙር ዝሓወይ ጸጋኻ የብዘሓዮ ❤️👏🙏

  • @simretweldegergish5921
    @simretweldegergish5921 2 роки тому +1

    አልልልልልልል ዝማረ መኣኽቲ የስምዓና

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ ሓውና

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ናይ በሓቂ ፡ልብኻ ዘረስርስ፡ድያቆን ሓውና ፡ጠፊኡና እናድዩ፡ናይ ሰላም ይግበረሉ ፡ተስፋ ንገብር በሓደስቲ መዝሙራት ክመጸና፡
    ነቶም ከምዚ ጌርኩም ሰሪሕኩም ዘምጸኣኩምልና ድማ ዓስምኹም ይሃብኩም ክዑል ፈጣሪ፡

  • @farysayem1778
    @farysayem1778 Рік тому +1

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስስመዐልና ኩቡር ሓውና ድያቆን ኣብርሃም ❤❤❤

  • @temesgenamlak6552
    @temesgenamlak6552 3 роки тому +9

    ሰሚዕካ ዘይጽገብ 🙏ምስ ኣምላክ ምምባር ክጥዕም ኮ 🙏ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልና የሕዋት🙏🙏🙏

  • @nirelkibreab6564
    @nirelkibreab6564 3 роки тому +30

    I used to listen to this every single day, and now I always listen to it when I am doing my homework, it helps me soo much! What beautiful classical instrumental hymns 🙏🏾

  • @manjussegen6987
    @manjussegen6987 3 роки тому +19

    ድያቆነይ ቃል ናይ ሂወት የስመዓልና። ስለመዝሙሩ ኣምላክ አግዚኣብሄር ይክበር ይመስገን።ኣሜን (3)

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam250 3 роки тому +8

    ኣሜንንን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ዲ/ኣብርሃም ድሓንድዩ ጥዑንኡ ሎምስ ጠፍኢና ከመይ ኣሎ እዚ ናይ ሕጂ ድዩ ድሃዩ እትፍልጡ ጻሓፍልና

  • @andittsehaye2119
    @andittsehaye2119 3 роки тому +2

    Btaemi lbka des zebl classical diakon Abraham hawna egzabiher tsegue yebzhalka,,, zimare melaekti yesmealna Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 Рік тому

    ዝተባረኸ ሓወይ እዝኣብሄር ሓይሉ ይሃብካ ጥዑም ክላሲካል

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg 9 місяців тому

    ኣሜን አግዛብሄር የምስገን ጸጋ የብዝሕልካ ዝሕወይ 🙏🏾

  • @fanielsamsom6828
    @fanielsamsom6828 3 роки тому +16

    ጥዑም ዝማሬ። ኣነስ ናብ ዲ. ኣብርሃም ብሓደስቲ መዛሙር ጌሩ ምእመናን ክመልስ ክትላበዉለይ ምደለኹ ኔረ። ናፊቕናዮ ኮ

  • @-bietaboy5405
    @-bietaboy5405 Рік тому

    ኣምላክ ጸግኡ ዘብዝሐሉ ኣገልጋሊ እዩ። ብትሕትና መን ክበልጾ ብፍቅሪ ኣብ መርዓኡ ኣእርኩቱ ኩሎም ደልዮም። በቃ ናይ በሓቂ ምሉእ ምስ ኩሉ ብግብሪ ዝነብር ፍቅሪ ብግልጺ ዝገልጽ። ካብዚ ንላዕሊ ከገልግል ዕድመ ጥዕና ይምነየልካ።

  • @yyss1449
    @yyss1449 Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ።ቃለ ህይወት ያስምዐልና ድያቆን አብርሃ ማሓሪ ሓዉና አታ ወዲ ተዋህዶ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ነዉሕ ናይ አገልግሎት ዕድመ ይሃብኻ።

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ aseyyy des zebel kalasikallll zmarie melakt yesmealna xega nab xega yesgarka fetari abit agelgulot amlak ymelalka dyakoneyyyy

  • @Wedifish
    @Wedifish 2 роки тому +1

    Deacon Abraham hawna, amlak ybarka xegeu yebzhalka. Ane ab beyney zkonkulu, Ab mexnaeti zhazkulu, darga kulu gzieye eza classical zsemia. Alemawi music for studying zbl alo gn ms lmdna slezeykeyd ayshbekan u, mekert wun yeblun. Slezi kalie kea kemzi classical mezmur ketedalu nhna kea knmrik emo Amlak kea fre xaerka khbeka knxli, kabzi bzbelexe ketedalu bthtna yhatit. Bdgame amlak ybarka xegeu ybzhalka ms kulom meteayiytka.

  • @edensimon1323
    @edensimon1323 3 роки тому +3

    D.Abrhimo hawey mezmurka Hizuni Nab semay eyu zikeyd hadsh srah hizkalna kitmexie kulatna kem fkad Amlak nxbe ❤️❤️❤️🥰🙏🙏🙏🙏 Haftka Eden Simon

  • @havendelina769
    @havendelina769 3 роки тому +2

    መሳጢ ኣህዳኢ ንልቢ ።
    ጥዑም ክላሲካል ጸጋኡ የብዝሓልካ
    ኣብ ሽግር ዘለዉ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣብ ልብያ ዘለዉ

  • @ድንግለይኣደተዋህዶ
    @ድንግለይኣደተዋህዶ 3 роки тому +1

    Aseyyy desta kebibni nmisimiu bmihintay zhiwekelu classical mezmur diyaqon Abrham hawey xega bedibe xega yeadilka ftwey zmare melaekt yesmealna💒🙏

  • @tewahdonzelalemxeniatnber8010
    @tewahdonzelalemxeniatnber8010 3 роки тому +5

    ኣብ ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ♥️🙏🥰ኩሉ ግዜ ናቱ መዝሙር ምስ ሰማዕኩ እየ 🥺 መንፈሰይ ድማ ይሕደስ 🙏🥰

  • @abadralbadr6370
    @abadralbadr6370 2 роки тому +1

    ኣሜንንንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንንን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ዱያቆን ሓውና ናዘመርካ ኣቡ ቤቱ የንቡርካ ሓወይ ናተይ ባዓል ጡዑም ቃና ቃለ መላእግቲ የስመዐልና ኣሜንንንንንንንንን

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 3 роки тому +1

    Bitaami tsiaomi dakeni hawena aidimeni tsianani yohabika igiziabiheri amilaki 🙏🏽🇪🇷💒💒🇪🇷🙏🏻❤

  • @mebrihitmeharena4787
    @mebrihitmeharena4787 2 роки тому

    ቀለብ ኣእዛነይ ኢኻ ፍሉይ ጸጋ በዲበ ጸጋ ዕድል የብልካ ድያቆነይ💕🙏💕

  • @yeulyeul3287
    @yeulyeul3287 Рік тому

    ጸጋ እግዚኣቢሔር ኣይፈለኻ እመብርሃን ተጽልልካ ወዲ ክብርቲ ቤተክርስትያና

  • @yordanoshaile2348
    @yordanoshaile2348 3 роки тому +8

    ዝማሬ መላኣክት የስማኣልና 🌻🌻🌻

  • @henokmichael4011
    @henokmichael4011 2 роки тому

    Ellllllllllllllllll Amen Amen Amen Qala hiwet yesmalen Egziabher Welcome Abreham mehari Hawey

  • @siemmeresie3625
    @siemmeresie3625 3 роки тому +4

    ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልካ መምህረይ ዲያቆን ኣብርሃም ሓወይ ዳግማይ ክትመጸና ባዓል ሙሉእ ተስፋ ኤ ከም ፍቃድ ኣምላክ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልካ ዘሓወይ ዚያዳይይ

  • @helenberhane2479
    @helenberhane2479 2 роки тому +1

    Egziabhere yebarka. Des zebel classical mezmur

  • @nazario929
    @nazario929 3 роки тому +1

    Bitaiemy des zebleka classic mezmur egzabher des yebilka Diakon hawina♥️♥️♥️

  • @freweinitewolde2406
    @freweinitewolde2406 3 роки тому +3

    ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና 🙏🙏🙏

  • @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ
    @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ 3 роки тому +1

    ድሃይካ ኣይትሓባእ ድያቆን ኣብርሃም ሓወይ ብሓድሽ መዝሙር ክትመጸና ድማ ብሃንቀውታ ንጽበ ጸጉኡ የብዝሓልካ ፍትወይ

  • @alexandernegusse1478
    @alexandernegusse1478 3 роки тому +3

    ብሉጽ ስራሕ!! እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም ቀጽልዎ!!

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 3 роки тому +1

    ህድኣት ጥዑም ባህታ ዝህብ ዝማረ ጸግኡ የብዘሓልካ ሓወይ መዓረይ 🙏🙏🙏

  • @mullerkesete1425
    @mullerkesete1425 3 роки тому +6

    I would like to say thank you for providing this soul food!

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ

    ዲያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ናፍናኩም ምስ መሳርቱኹም ብሓዱሽ መዝሙር ክመጹና ተስፋ ንገብር ከም ፍቃድ እግዚኣብሔር ኣምላኽ

  • @MelakeAbraham-n7x
    @MelakeAbraham-n7x 11 днів тому

    Asey Asey Asey dyakon Hawna enqai dahan mexakana ansi bunet bmezamur iye nebsey rekibe Temesgen amlakey nzi ksemai edl zhabkani

  • @weynihagos5835
    @weynihagos5835 3 роки тому +3

    ዝማሬኻ ይቀበል እግዚኣብሄር ድያቆን ሓውና
    ብሓቂ ባህ ዝብል መንፈሳዊ ክላሲካል
    ንበረኸት ይግበረልና።
    ነቲ ኩሉ ዘይስኣኖ እግዚኣብሄር ኣምላኽና
    ሕጅን ንዘልኣለምን ተመስገን።

  • @maloanwr2236
    @maloanwr2236 3 роки тому +1

    ባሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብር ሓዉና ዉሽጥካ ይሐደስ ደስ ክብለካ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ አብ ቤቱ የፅንዕካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ አሜን አሜን አሜን

  • @zebibhagos1922
    @zebibhagos1922 3 роки тому +3

    Mezumu nay diyakon Abraham zeymno.🙏 Bejaka behdsch mezumur mtana ayttfana diyakon hawna⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️

  • @ዕባይመሳኑ
    @ዕባይመሳኑ 3 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🌻🌺🌺zmere melaAakti yesmeaena 🌿🌿🌿

  • @mihretyakob9177
    @mihretyakob9177 2 роки тому

    Aseyyy. Amen. Amen. Amen. Qalhwet. Ysmalna. Kubur. Dyqon. Wedey. Btemi. Lbka. Ztmkef. Deinen. Tena. Yhabkm.

  • @ጎስዓልብየ.ማእከለመለስ

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealina zhawey

  • @sisaytefera8278
    @sisaytefera8278 Рік тому

    እግዚአብሔር ይስጥልን ቃለ ሕይወት ያሰማልን!

  • @ብርሃነይኢኪድንግለይ

    ፀግኡ የብዘሐልና ቁዱስ ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ካሲካል መዝሙር

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 3 роки тому +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና

  • @mussietesfasion2249
    @mussietesfasion2249 3 роки тому +1

    Amen amen amen. Zmara malkat yasmana

  • @febusemere5020
    @febusemere5020 3 роки тому

    Azyu des zbl klassical egziabher xegu yebzhalka diaqon hawna

  • @RobelRessom
    @RobelRessom 4 місяці тому

    dyakon hawey kemaka kkewun ab xelotka hagzeni❤❤❤❤❤

  • @ጓልትግራይሓፍቲተጋዳላይ

    ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏❤❤

  • @zv2467
    @zv2467 3 роки тому +1

    ፀግኡ የብዘሐልኩም ፍትዋተይ 👏👏👏

  • @Betiiiiiiiiiii
    @Betiiiiiiiiiii 3 роки тому +7

    Great job you guys. May God bless you.

  • @tsegaanday2089
    @tsegaanday2089 3 роки тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
    እልልልልልልልልልልልልልልልል
    👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
    🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽

  • @senayhayle4339
    @senayhayle4339 2 роки тому

    Agziabiher xeguu yebzhalka dyaqon hawey. qexlo

  • @ammorning.5984
    @ammorning.5984 Рік тому +1

    This is beautiful. Thank you for making this and as always D.Abrham your mezmurs are beyond perfect. Please keep making new ones, you have no idea how they impact others lives❤❤!

  • @danielissac2420
    @danielissac2420 3 роки тому +1

    ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ሊቀ መዘምራን ድያቆን ኣብርሃም ሓውናን መምህርናን ብመንፈሳዊ ይኩን ብ ዓለማዊ ብመጀመርያ ነዚ ኣዚዩ መንፈስ ኣምላክ ን ጥበቡን ዝተሓወሶ ዝማሬ መላእክት ከተዳሉ ዘብቅዓካ ኣምላከ ቅዱሳን ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ የንውሓዮን ይባርከልካን ነየናይ ኣድኒቀ ነየናይ ክሙግስ ሓደ ካብ ሓደ ኣዚዩ ምስጢራዊን መልእክታውን መሃርን ዝኮነ መዝሙርካ ኣብ ልቢ ምእመናን ተዘሪኡ ኣብ ክንዲ 30 60 100 ሰናይ ፍረ ክፈሪ ኣብ ሂወትና የፍርዮ ሓደ መዝሙር ወይ ዝማሬ ግጥሚ ብ ሓጺር ቃላት ዓቢ ምስጢርን መልእክትን ምምሕልላፍ ዩ ሞ እዚ ጥበብ እዚ ካኣ ኣባካ ሪኢናዮ ሞ ቀጽሎ ሞ እ/ሄር ምስጢሩን ጥበቡን ይግለጸልካ

  • @azabamanenkanabiroadarsank5679
    @azabamanenkanabiroadarsank5679 3 роки тому +1

    Aziyou dis zibil mozemor kasilo zihawina ❤🙏🙏🙏🙏🌹🙏🌹tabarik

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 3 роки тому +1

    Amennn zmare melakt yesmalna tsegu yebzhalkum deacon hawey nay agelgulot zemenka ybarek!
    Nana ka keyari hiwetnan nbereketn ygberelna!🙏🙏🙏

  • @rgtube9249
    @rgtube9249 3 роки тому +2

    አመሠግናለሁ!! ነፍስን የሚያረጋጋ መንፈሳዊ ክላሲካል ነዉ።

  • @alexanderd.k4994
    @alexanderd.k4994 3 роки тому

    እንታይ ኢየ ሞ ክብል እንቋዕ ወዲ ክርስቶስ ወዲ ድንግል ማርያም ኩንኩ በቃ ልበይ ብክርስቶስ ባህ በሎ ። ተባረኹ የሕዋት ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ጥበብ የብዝሓልኩም ።

  • @dejenamanuel8517
    @dejenamanuel8517 3 роки тому

    Dyaqon abrham hawey btami des zbl muzmur u amlak xegeu yebzhalka ab zelakayo

  • @tememeb9931
    @tememeb9931 3 роки тому +3

    Zmarey melakti yesmalna 🙏 👏

  • @samuelfreyohanes841
    @samuelfreyohanes841 3 роки тому +1

    ቃል ሂወት ይስማዕልና በሓቂ መሳጢ መዝሙር

  • @abrahamzeray2020
    @abrahamzeray2020 3 роки тому +1

    Amen Amen Amen kale zmarie yeamealna

  • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ዲያቆን ሓውና

  • @teshaletefera1781
    @teshaletefera1781 9 місяців тому

    thanks very attractive and spiritually maintained instrumental song --keep it up please

  • @trhishsultan2794
    @trhishsultan2794 3 роки тому

    ጥዑም ክላሲክ መዝሙር ቃል ናይ ሂወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏 ፈጣሪ 🙏🙏🌹🇪🇷

  • @berhanesium6489
    @berhanesium6489 3 роки тому +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዘብል እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ

  • @bmmedia2975
    @bmmedia2975 2 роки тому

    ናይ ድያቆን፡ኣብርሃም መዝሙር ክሰምዕ ከለኩ ክገልጾ ዘይክእል ሓጎስ ፍስሃ ደስታ ይስመዓኒ ናይ ኣገልግሎትካ ዝመን ይባረክ ድያቆን
    ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናይዛ ቻነል ኣካየድቲ ናይ ዲያቆን ኣርሃም መዛሙር ኣብ ዝተፈላለየ ቻነላት ብዘይ ፍቃድ ዝተጻዕኑ ቡዙሃት ዩም እዚ ክላሲካል ዝሙር ከ ድያቆን ኣፍልጦ ኣለዎ ዲዩ
    ምክንያቱ ድያቆን እንተዘይተጋግየ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዩ ዘሎ ብሕጂ ንዝሰርሖም ስርሓቱ ኣብ ናቱ ችነል ንክጽዕና ንዝመጽእ ስርሓቱ መንቀሳቀሲ ክኮኖ ንሓግዞ ሰላም

    • @eriorthodox
      @eriorthodox  2 роки тому +1

      Selam BM Media, ewe ezi bfqad Dn Abrham Mehari zserh channel eyu.

  • @rahwnawoldehiwet3156
    @rahwnawoldehiwet3156 3 роки тому +7

    Peace full classics 🙏⛪️🌿God bless

  • @godseidank6522
    @godseidank6522 3 роки тому

    Aseyyyyyy Aseyyyyyy Aseyyyyyy
    Elllllllllllll Elllllllllllll Elllllllllllll zmarie melaekt yesmealna amlake kdusan xegeu yebzhalkum dyakon hawna

  • @abrahammahaei2286
    @abrahammahaei2286 3 роки тому

    Dyakon abraham behaki hiwet zhib mezmur iytitfeana zmarie melakti ysmalina

  • @eyeruabrha993
    @eyeruabrha993 3 роки тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐና🙏🙏🙏

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 3 роки тому +1

    Zmare melaekt yesmealna Ktiem mezmur. Gn yqltf koynu kes ente zbil zyada mteame. Kem rito ya ahwatey

  • @milibeyen
    @milibeyen Рік тому +1

    Daily I use to listen this amazing classical mezmur ,it meditates my soul .keep it up guys.

  • @danaiteyob7456
    @danaiteyob7456 3 роки тому +3

    ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ከመይ ትኮኑ ኩልኩም ደቂ ተዋህዶ ሰላም ክትህልዉ ብምሕረት እግዚኣብሔር ኣምላክ በዓልቲ ዓባይ ተስፋ ኢየ ። ብዓርቢ ሲ መዝሙር ዲያቆን ሓወይ እናሰማዕኩስ ብሓቂ ናፊቀዮ ጠፊኡና ነዊሕ ኮይኑ ተሰሚዑኒ እመብርሃን ብትከድዎ ትምራሕ ኩም ብሰላም ንንስሓ ዘብቅዕ መዝሙር ሒዝኩም ትመጹና ይግበርኩም ።❤💯

  • @dnadna5309
    @dnadna5309 3 роки тому +1

    Kemgele kibill kefiteyos kesdabell naemiroyy werirunii nbseyy kaa abzelatoo....wow pleasant ♥ classical mezmur

  • @Ahferomwerede
    @Ahferomwerede 3 роки тому +8

    Deaconey.................... ?😢😢 what I say just I am crying

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 роки тому +1

    Zimare melakt yesmalna, Amen.

  • @rozakidane5546
    @rozakidane5546 3 роки тому +1

    Amen Amen Amen kal zmare yesmeana

  • @ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ
    @ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ 2 роки тому

    ደሰሰ ክብል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ግን ታይ ትብል መዝሙራ🥺

  • @mengisgebryohannes324
    @mengisgebryohannes324 Рік тому +1

    God bells you Sir for every things,thank you for you kinds brother!!!✝🎖✝🎖✝🎖🌝🌝🌝⭐⭐⭐🌕🌕🌕

  • @wedibahtahagoszerayderes313
    @wedibahtahagoszerayderes313 3 роки тому

    Aziyu menfeska zeheds Mezmur deacon hawna amlak zemenka yibark.

  • @ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ
    @ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ 2 роки тому

    ኣቤት ልዋሃቱ ዙኣምላክ ድያ ትብል🥺

  • @hiritydebesay9668
    @hiritydebesay9668 3 роки тому +2

    Diyakoney zmare melakti yesmalna🙏🙏 aytitfana kea bkalie hadish mezmur kinxbeyeka ena❤❤

  • @yorsalemtadese4981
    @yorsalemtadese4981 3 роки тому +1

    Uffff enitay mo kbil ye qalat yhaxreni !!! Enqua gual 💒⛪ ezia konku temesgenka Amlakey♥️ Deaqoney Enquae natna konka🙏

  • @abiabi6117
    @abiabi6117 3 роки тому +1

    ዝማሬመላእክቲየስመዐና

  • @semayeyuderetey3616
    @semayeyuderetey3616 3 роки тому

    Abalashikmlu qlasikal
    Ab mongo nabkalia titefiau nerkum

  • @samuelwondemu6972
    @samuelwondemu6972 Рік тому

    God bless you all who participated in this best of best instrumental Orthodox Mezmur.

  • @nebyathabtom1029
    @nebyathabtom1029 3 роки тому

    Asey kendey tetim mezmur

  • @mebrhitbrhane3560
    @mebrhitbrhane3560 3 роки тому

    Aseyy des zabl klasikal diyakon Abraham amlak xega yebzhalka hji ka hadish Mezmur hizka ktmx Tesfa ngebr

  • @abrahammekonen9173
    @abrahammekonen9173 3 роки тому +1

    Qale hiwet deacon abraham

  • @fitsumhayle5395
    @fitsumhayle5395 3 роки тому

    Btami des zbl klasikal mezmur Agzabihir xegu yebzhalka

  • @mihretgebreab9760
    @mihretgebreab9760 3 роки тому +3

    ድያቆንይ ኣምልኽ ዘመንኩም ይባርኽ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዛሙር ጸጋኡ ይብዝሓልኩም ቴሎፎን ናይ ድያቆን ኣብርሃም ምሓሪ እንተትጽሕፉልና ካኣ ጽቡቕ ኔሩ