ፍቕረይ ❤ ዝፈትዎ ምግቢ ሰሪሑ ብድቁሰይ ኣብሊዑኒ 😍😍

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025
  • እንኳዕ ናብ #Ezanaentertainment ብሰላም መፃኹም።
    ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን መምሃርትን ዝዝርጋሕ ቪድዮታት ትረኽቡ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ።
    👉👉 / @abelsfamily
    ብተወሳኪ እዘን ቪድዮታት እውን ክትርእይዎን ጋቢዝና ኩም ኣለና
    Tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እንታይ ንብል? E01
    • ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እን...
    ሕቶን መልስን ትግርኛሓፈሻዊፍልጠት ናይ ኤሜሪካፕሬዝዳንት ትራምፕ ናይ ኣፍሪካ ኸ E02?
    • ጓል ብወዲ መዓዝ ትፅዋዕ ? new...
    tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት
    ብጣዕሚ ዘስሕቕ ሕቶታትን መልስታትን ኣብ ኣኬባ ጥራጥ ተዝሞልቆካ እንታይ ምበልካ ? E03
    • funny tigray and Eritr...
    #HenyEmu

КОМЕНТАРІ • 240

  • @ትግራወይቲ-mlat
    @ትግራወይቲ-mlat 2 роки тому +2

    ማዓረይ ቃደማካ ኣይተኮልስንን ድአ ምስ በለ ካብ ደይ ከከም ገለ ኣለኒ ማዓረየ

  • @Welle-bb9sg
    @Welle-bb9sg 2 роки тому +1

    አግዚአብሔር አምለክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም ይብዘሐዮ

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial4195 2 роки тому +72

    ክትበልዑ ኸለኹም በመስመአብ 3 ግዜ ኣማዕቲብኩም ባርኸለይ በልዩ ንባዓል ቤትኪ ሱቕ ኢልኩም ኣይትብልዑ ፍቕሪ ኣምላኽ የብዘሐልኩም🕊❤♥️

    • @Abelsfamily
      @Abelsfamily  2 роки тому +22

      Eshhi barkeley kblo eye reseyoo eye

    • @sendayowlegebrial4195
      @sendayowlegebrial4195 2 роки тому +8

      @@Abelsfamily ታማ ትምብላዕ ዘይትርስዕዮ😂😂
      እሺ ትበልኪ እመ ብርሃን ነጸላ ሽፍን በሊ ካብኡ ግፍሕ ዝበለ ሙሉእ ክዳን ተኸደኒ ብሰላም ተገላግልኪ ኣደይ ማርያም ምቅርተይ ♥️♥️♥️😘

  • @ጋልትግራይጋልትግራይ-ዸ9ለ

    ኣሰይ ሙቁራተይ ኣምላክ የክብርካ ዝሓወይ

  • @እማየየኔናፍቆትየኔመልካም

    አስይይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም

  • @ሊሊየድንግልማርያምል-ኈ9ጰ

    እስይ ምቁራት ደስ ክትብሉ ግን የሕዋት ሽሮ ኣናፊቅኩምና ብዝተረፋ ሓፍተይ እውን እሜቤታችን ብሰላም ትገላግልኪ

  • @ጋልቶምተኩሶምዘይስሕ-ቀ7ሰ

    አስይይይይይይ ታዓዲልኩም ቁዱስ ቅንኢ ቃኒአልኩም ከም ዘይናተይ

  • @Abc-zl6ts
    @Abc-zl6ts 2 роки тому +56

    በእውነት አሕጉይስኻኒ ዋው ሰበይትኻ ስለዘኽበርካ ክብረት ይሃብካ 😍😍😍

  • @helengolltgray2094
    @helengolltgray2094 2 роки тому +1

    😂😂😂😂😘😘😥❤❤❤❤ ደሰሰሰ ክትብሉ😂😂😂😁😁 ኢድ ይባርክክክ

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 2 роки тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ቡሩክ ምግቢ ይግበረልኩም

  • @selam801
    @selam801 2 роки тому +17

    ብሓቂ ደሰ ዝብል ክቡር ሰብ ልዕሊ መጠን ነብሱ የክብረኻ ንሰበይትኻ ሰለ ዘኽበርኻያ መግለጺ የብለይን thank you
    ፍቅርኹም ይሰሰን ይዓምብብ

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 2 роки тому +30

    ዋውውውው ብሓቂ ኣቤለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ሜሪየ ንፈጣሪኺ ኣመስገን ብሓቂ ታዓድልኪ እስኪ ናዓኪ ዉን ከሙእ ይፍጠረልኪ በልኒ መርቅኒ በእወነት ግን አቤል ኣዶ ወሊደ ትበል
    ካብ ስደት ከምልስ ከለኹ ክረክበኹም ተስፋ ይገብር

    • @Abelsfamily
      @Abelsfamily  2 роки тому +13

      ❤❤ eshnii bselam yerakbena

  • @ሄሪጓልውቅሮ
    @ሄሪጓልውቅሮ 2 роки тому +2

    ኣበይ ድኩም ትነብሩ🙏♥

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡራተይ
    እዊይ ፅሩያት ብጣዒ ደስስስ ካብ ዝበለትኒ ብድዮ ብሓቂ

  • @brhanukebede693
    @brhanukebede693 2 роки тому +6

    ብጣዕሚ ኢኩም ደሰ ትብሉ ብሓቂ ተባረኩ ግን እሰካዕ እትወልድ ኩሉ ግዜ ሰርሓላ እዚኣውን ናተይ ሓሳብ እያ ሰበይ ብዝኮነ የክብርኩም ኣድናቂኩም እየ

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ

    እሰይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሓዳርኹም ይባርክ ፈጣሪ ኹሉ ኣለም

  • @meritgraweyti298
    @meritgraweyti298 2 роки тому +14

    አሰይ ፁሩያት ሓዳርኩም ይባርክ ፈጣሪ ብጣዕሚ ኮሪዕልካ!! ድንግል ማርያም ብሰላም ትግላግልኪ

  • @Dawittv02
    @Dawittv02 2 роки тому +1

    ማራ ንፉዕ ኣድኒቀካ ፍቅርኩም የብዝሓዮ

  • @fishhaile2444
    @fishhaile2444 2 роки тому +1

    Wa.abel.betamiiiii.gobez.maryamen

  • @Arontube5887
    @Arontube5887 2 роки тому +4

    ኣብየት ውሕልልና ወሊደ ትብል ኣዶ ታዓዲላ ሰበይትካ እግዚአብሔርኪ ኣመስግኒ ብደምቢ ተንክባክቢ ሰብኣይኪ ብጣዕሚ ኢኩም ተቅንኡ መንፍሳዊ ቅንኢ ቀኒእልኩም ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ♥♥

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ 2 роки тому +9

    ገብዝ እካ!! ሜሪየይ ግን ነጸላ ድርብ እንተ ተብሊ ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ ዝሓፍተይ🥰

  • @tigrayadijeganu2983
    @tigrayadijeganu2983 2 роки тому +3

    ብጣዕሚ ጎበዝ ተጋሩ ኩሉኹም ከም ኣቤል ኩኑ

  • @wezam-e9z
    @wezam-e9z 2 роки тому +1

    እሰይ ፁሩያት ፉቁሩኹም ይብዛሕ ሓላላት

  • @mllo9mkkou8-qe8lu
    @mllo9mkkou8-qe8lu Рік тому +1

    ምቅራት❤❤

  • @ልበይምስትግራይዓደይ-የ9ከ

    ኢዱ ይባረክ ስባኣይ ማለት ተካናከኒዮ ሜሪ ሓፍተይ ❤😍🕊👫ሰላምክም ይብዝሓ ብጥዓምይ እና ንፈትወኩም ቀጹሉ በርቱዑ ❤😘

    • @arafaalsaid7212
      @arafaalsaid7212 2 роки тому +1

      ሰላምክም ይብዝሓ ብጥዓምይ እና ንፈትወኩም ቀጽሉ በርቱዑ ምቁራቱይ😘😘😘😘😘😘😘😘

    • @ብሪጋልቶምወየንትይ
      @ብሪጋልቶምወየንትይ 2 роки тому

      ስልክኹም አቅምጣልና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 2 роки тому +4

    ደስ ክትብሉ ሙቁራተይ ክብረት ያሃብካ ዛሓወይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሜሪየይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፀአኪ

  • @ጓልሰብዓ
    @ጓልሰብዓ 2 роки тому +1

    ኣሰይ ሙቁራት ፍጥረት ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @እመብርኃንአግዢኝ
    @እመብርኃንአግዢኝ 2 роки тому +4

    አቤት ትዕድልቲ በእውነት ሜሪተይ አቤለይ ፍቅርኹም የብዘሓዮ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኹም ይባርኽ ግን ምግቢ ክትበልዑ ከለኹም አቡነ ዘበሰማያት ኢልኩም ብልዑ ካብለ ክሳብ ዝባርኸልኪ ተፀበዪ ናይ አቤል ጥበብ እምበር ቀስ ብቀስ ክወፃ ኢለን ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ግን አበይ ኢኹም ትነብሩ ኣ,ኣ ዲኹም ዋላስ----

  • @ahwelsstt6444
    @ahwelsstt6444 2 роки тому +1

    አሰይ ምቅራት ደስ ክትብልባ ቀፅልላ❤❤💊

  • @militiub
    @militiub 2 роки тому +7

    ሙቁራት ፍቅርኹም ይሰስን ሜሪየ ደሞ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ🙏🙏🙏💛❤️

  • @gdhhdj6780
    @gdhhdj6780 2 роки тому +5

    አዙው እግዚአብሔር ይባርካ ሜሪዋይ እመ ብርሃን ብሰላም ትገላግልኪ ፍትውተይ ተጋሩዋይ ደመይ😍❤

  • @lave9644
    @lave9644 2 роки тому +8

    ብሓቂ ኣህጉስካና ኣቤለይ ለባም ክብሪ ይሃብካ ❤
    ሜሪተይ ድማ እመብርሃን ብሰላም ትምፃኪ 🤲🤲🤲

  • @ummebitigray
    @ummebitigray 2 роки тому +5

    ኣሰይ ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርኮ ሜሪየይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምሰላም ትምፃኪ so ኣቢ ሓወይ ሰለ ዘኽበርካያ ክብረት ይሃብካ ዘክብርካ ውለድ 🙏🙏💓💓💊💊💊💊💊

  • @slama2680
    @slama2680 2 роки тому +1

    ምቅርተይ አደይ ማርያም ብሰላም ትሕርስኪ ሓወይ ዉን ብጣዓሚ እየ አምስግነካ

  • @ጓልትግራይኩሕሎ
    @ጓልትግራይኩሕሎ 2 роки тому +3

    ኣፍቃሪኺ ድዩ ብዓል ገዛኺ ሜሪዋይ
    ኣምላክ ብሰላም ወሊድኪ የርእየንስ ከኣ

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ

    ዋውውውው ደሰ ባሃሎ ምቅራተይ ክማካ ዘበለ የፍጥርልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤🥰🥰🥰

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray 2 роки тому +1

    አዊ ሽሮ 😥ዋይ ናፊቀ ዓደይ 😭🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ 🙏🙏🙏

  • @ኣደይዓለመይ-ዠ9ሠ
    @ኣደይዓለመይ-ዠ9ሠ 2 роки тому +7

    እሰይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዝሐዮ

  • @ጓልዓጋመ-ቸ7ጀ
    @ጓልዓጋመ-ቸ7ጀ 2 роки тому +11

    ኣበይ ኢኩም ትነብሩ ምቁራት ሄኒ እና እሙኸ ምሳኹም ድዮም ዝነብሩ? ብዝኮነ ደስ በሃልቲ ውላድኩም የርእየና ፍቅርኹም የብዘሐዮ❤🙏

  • @zefrTude
    @zefrTude 2 роки тому +1

    ምቅራተይ

  • @ጓልትግራይ-ትግ
    @ጓልትግራይ-ትግ 2 роки тому +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ፍቁራተይ ኣነ ቀደምይቲ ዶ ኣብ ከመንቲ

  • @khangul5815
    @khangul5815 2 роки тому +2

    አሰይይይ ምቅራት😍😍😍😍😍💘💍💍💋💋

  • @فصومفصوم
    @فصومفصوم 2 роки тому +2

    ትእዛዝ ዘክበርካ ክብር ይሃብካ

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB

    ፅሩያት ኣይፈላሊኩም

  • @አክስማዊት-ጐ4ደ
    @አክስማዊት-ጐ4ደ 2 роки тому +1

    ደስ ክትብሉ ቀኒኤ ቁድስ ቅንኢ🥺 አምላክ ብፍቅሪ ብስኒት ብቅሳነት የንብርኹም ፍቅርኹም ይስስን ደቂ ሪመይ አክስማዊያን💛❤🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @merihagos1249
    @merihagos1249 2 роки тому +3

    እንቆዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራት ተጋሩዋይ ለባማት

  • @fanustesfay7175
    @fanustesfay7175 2 роки тому +4

    ኣደይ ማሪያም ብሰላም ትምፃኪ ዋውው ኣሳራራሓ ኣቃራርባ😎💊💛❤

  • @shushayhaftu2840
    @shushayhaftu2840 2 роки тому +1

    ደሰ ባሃልት ፍቅርኩም ይባረክ

  • @fserfeer2063
    @fserfeer2063 2 роки тому +3

    ብጣዕሚ ዝፈትወክም ምቃሪተይ እንካዓ ብሰላም መፃእክም እግዚአብሔር ኣምላኽ ፍቅርክም የብዘሐዮ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀

  • @ጓልሃገርትግራይ-ረ7ጨ
    @ጓልሃገርትግራይ-ረ7ጨ 2 роки тому +1

    ብሓቂ ለባም ሰበ ክብሪ ይሃበካ ተእዛዚካ ዝክበረካ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ፍቅርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባረክልኩም ደቂ ሪመይ.

  • @makdaTigray
    @makdaTigray 2 роки тому +2

    ኣቢ ሓላል ተባረክ ሜርየይ ደሞኣደይ ማርያም ምሳኪ ትኩን ❤😘

  • @ryryan9281
    @ryryan9281 2 роки тому +3

    Esey Mikuratey Merye yene Wudi Dingil Maryam Biselam Tegelagiliki

  • @ሓበንደናይት
    @ሓበንደናይት 2 роки тому +1

    ፌቅርኹም የብዘሐዮ ከም ናትኩም ይዓድለና እግዚአብሔር መሬየ አደይ ማርያም ብሰላም ትቅረብኪይ 😘❤️🙏

  • @ነቢላንድ
    @ነቢላንድ 2 роки тому +1

    እመብርሃን ብሰላም ተጋላግልኪ መዓረይ ሰላምን ቅሳነትን ሒዙ ዝመፅእ ብሩክ ውላድ ይግበረልኩም/ና❤️💛✊

  • @ሀያትካሳየ-ወ8ዀ
    @ሀያትካሳየ-ወ8ዀ 2 роки тому +1

    በጣም ጎበዝ ሸፍ ነህ

  • @sarasara7592
    @sarasara7592 2 роки тому +1

    ክብረት ያሃብካ

  • @ዘይከምግብረይ
    @ዘይከምግብረይ 2 роки тому +1

    እዙው ኣቤል ሓወይ ሜሪየይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ 2 роки тому +3

    ዝፈትወኩም ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏❤ ሜርዋይ እውን ድንግል ማርያም ብሰላም ትምፅኣኺ ሑቢተይ🙏❤💋

  • @wezihabeshawit3202
    @wezihabeshawit3202 2 роки тому +2

    ዋው ናይ ምግቢ ባዓል ሞያ ክትከውን ኣለካ ስባኣየይ ኣስታዊስኩምኒ ኩሉ ጊዘን አንድየ ዘስታውሶ ከምስትዋስ ግን ብጣዕሚ ዩ ጡዑምግቡ ፍጥነቱ ኦው ማርያም ምስኪ ትኩን ሓላለይ

  • @ዓባይትግራይ-ኈ5ቀ
    @ዓባይትግራይ-ኈ5ቀ 2 роки тому +1

    ሜረተይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ ሓዳርክም ይባረክ ብሰላም ድማ ማረያም ትምፃአኪ

  • @ልዕልሕልናየለንዳኛ
    @ልዕልሕልናየለንዳኛ 2 роки тому +1

    ብጣዓሚ ጽብቅ።

  • @asugaltigray1659
    @asugaltigray1659 2 роки тому +2

    ኣቤልይ ብጣዕሚ ጎበዝ ሜሪየይ ዶሞ ኣደይ ማርያም ብስላም ይምፃኣኪ"ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፍቅርኩም ይብዛሕ😘😘😘♥️

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 роки тому +1

    ዋው ዘረበና ሰምዕና ምሽ የቀኒየልና😁🥰🙏

  • @thth800
    @thth800 2 роки тому +3

    እሰይይይይይይይይ ፍቅራኩም ዮብዝሕ ሙቁራተይ ሓሳብ ልብኩም የሰምረልኩም ድንግል ማርያም ትሓል ኩም

  • @fi7521
    @fi7521 2 роки тому +2

    ኣስይይይይ ምቁራት ደስ ክትብሉ ሓደርኩም ይባረክ ነፀላ ግበሪ ሜርየይ ምስቲ ነብሲ ፅር ምካንኪ አብ ምድያ ፅብቅ ኣይኮነንን ህይበይ

  • @abukonjo9548
    @abukonjo9548 2 роки тому +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏😍😍😍😍

  • @ጓልዕዳጋሓሙስሃገረትግራይ

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ክብራተይ ኣሰይይይይይይ ክንደይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዝሓዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ምቁራተይ ደቂ ዓደይ ቆናጁ

    • @arafaalsaid7212
      @arafaalsaid7212 2 роки тому

      አሰይይይ ክንደይ ደሰ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዝሓዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ምቁራቱይ ደቂ ዓደይ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @YoDaha
    @YoDaha 2 роки тому +1

    ኢድ ይባርክክ

  • @ተመስግን.ፍጥር
    @ተመስግን.ፍጥር 2 роки тому +1

    🥰👏👏👏👏👏👏👏👏. አመብርህን ምሳኺ ቱኩን ዝሓፍተይ 👏👏👏👏👏👏

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 11 місяців тому +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @محمدمحمد-ب9ط7ظ
    @محمدمحمد-ب9ط7ظ 2 роки тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣረ ኣምላክ🙏

  • @ተመስገን-ጰ7ጸ
    @ተመስገን-ጰ7ጸ 2 роки тому +1

    ተጋርዋይ ነባራታዓዮም

  • @እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባረክ

  • @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ

    እግዚአብሔር ይባርካ ዝሓወይ ብጣዕሚ ኢካ ሙኡዙዝ ሰበይትካ ተዓዲላ

  • @shewaneshusamual7475
    @shewaneshusamual7475 2 роки тому +3

    እሰይ ደስክትብሉ ፅቡቋትይ ❤️❤️

  • @صالحنور-ز6ع
    @صالحنور-ز6ع 2 роки тому +1

    ዋዉዉዉ ደስስ ኪቲቢሉ ♥♥♥

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ

    አሰይይ ሙቁራተይ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባረክ💝💝💝

  • @ኣዶክርስቲያን
    @ኣዶክርስቲያን 2 роки тому +1

    ዋውውውውው ተዓዲልኪ

  • @Kዕባይዴስኣ
    @Kዕባይዴስኣ 2 роки тому +9

    አሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሙቁራተይ 🥰🥰❤👏👏

  • @hiwankiros21
    @hiwankiros21 2 роки тому +5

    ኣሰይይይይ ኣቢየ ሜሪተይ ፍቅሩኩም ይብዛሕ ከኣ ቡና እናፍላሕካ ለ video ልቀቁልና ኢኩም

  • @hem9841
    @hem9841 2 роки тому +1

    እግዚአብሔር አምላክ ትዳራችሁን አጠናክሩ በፍቅር ያናራችሁ እህትየ እና ውንድምየ

  • @ተዋህዶእምነተይ-ሐ5ሠ
    @ተዋህዶእምነተይ-ሐ5ሠ 2 роки тому +2

    ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ሜሪ ሓፍተይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ዶሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም

  • @lixmony6922
    @lixmony6922 2 роки тому +2

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @AzeAxumኣዙኣኽሱም
    @AzeAxumኣዙኣኽሱም 2 роки тому +11

    ዋውውውው ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ዞም ናይና ወልድኩም ሳዓሙ ኣድይማርያም ብሰላም ታጋላግልኪ 👏♥️ተጋሩ እንዑ ነታባባዓዮም 💊♥️

  • @luwamyemane5827
    @luwamyemane5827 2 роки тому +1

    Love you muqeraty beiselam tegalageli xebqity ♥️🤱🙏

  • @zv2467
    @zv2467 2 роки тому +1

    ሜሪተይ እመብርሃን እኖና ብሰላም ትምፃእኺ ጎይታዋይ ዛቆቢዕ ኣጭኒቃትልካ ዶ ተባረኹለይ❤

  • @ሚልካናብርሃነዘክርስቶስ

    ኣብኣ እናሃለኹ ናብ ምሳሕ እየ😂😂 ኣቤት ኣማትራ ሽጉርቲ ግሪባሌካ ኩሉ ነገርካ ቁርፅ ሼፍ 😁ኣጓላት ተንዕቅ ኢድ ይባርክ.
    ደቂስካ ምእዛዝ ግን ክጥዕም ከምዚኣ ሰብኣይ ንዓይ ፅቡቅ ኔሩ 😁

  • @etebegnikoshashaalegni4623
    @etebegnikoshashaalegni4623 2 роки тому +1

    ጽቡቃት እመ ብርሃን ብሰላም ተውጽእኪ ♥♥♥♥

  • @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
    @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ 2 роки тому +1

    እሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣር ብሓቂ ኣድኒቀካ ጎቦዝ 👏ንኣኺ ውን አደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኺ ማማየ👏👏👏👏👏👏

  • @ጣዕምጓልተዋህዶ
    @ጣዕምጓልተዋህዶ 2 роки тому +4

    እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላም ኩም ይብዛሕ እሕዋትይ ማዓሮ ዋይይይይ ሜሪየ ናየ መዳም መሲልኺ ከፍ ክክክክክክክክ😂😂
    አሰይይይይይክንደይ ደሰሰሰ ክትብሉ💓

  • @ሜሪዕባይትግራይ
    @ሜሪዕባይትግራይ 2 роки тому +2

    ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ እግዛኣቢሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኣድነቅቲ ኣቤል 👍ረጊፅኩም ሕለፉ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️

  • @እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ

    ፍቅርኩም የብዝሓዮ ሜሪ ፀሓይ ገፃ እመ ብርሃን ብሰላም ትገላግልኪ አቤል ኢድካ ይባረክ ዘክብርኩም ውለዱ ፅቡቃት ፍጥረት

  • @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ

    እይይይይይይይ ሙቁራትይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ ማሬየይ እመ ብራሃን ብሰላም ትምፃእኺ ዛምቤቴይ

  • @ደስታነኛየናትዋወዳጅ

    ዋውውውው ብጣዕሚ ጎቦዝ ዝሓውይ

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
    @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ 2 роки тому +1

    እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ💝💝💝

  • @መብሪጓልትግራይ
    @መብሪጓልትግራይ 2 роки тому

    ኣሰይ ደስ ብሃልቲ

  • @shweit6264
    @shweit6264 2 роки тому +1

    ኣሰይ ሙቁራት ፍቅሪኩሙ ይብዛሕ ኣበይ ቦታ ኢኩሙ ዘለኩሙ 💕💕

  • @عبداللهعبداله-س5ذ
    @عبداللهعبداله-س5ذ 2 роки тому +1

    አቢ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ እና ሜርተይ አዶ ማርያም ብሰላም ትምፃአኪ🙏🙏🙏

  • @فصومفصوم
    @فصومفصوم 2 роки тому +1

    ኣሰይ ኣሕዋተይ ማዓረይ ደስ ብሃልቲ ካምኣገርካ ተካናከና ክሳብ ትወልድ ኣብየለይ እና ሜር ሓፍተይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ህያበይ

  • @rorosunmax8801
    @rorosunmax8801 2 роки тому +1

    Ed ybarek Abela shikor wedi Oedey mer dema wladkum hekifkum teriana marioam AXUM zom ahetey 👍👍👍👍👍👍💖💜💙💓💔♥️🥰🌺🍁🌼💐⚘🌿💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊👑👑👑👑👑👑💘💝💖💞💚💛❤💜🙊🙊🙊🙏🙏🙏🙏🙏🙏