Waka TM: New Eritrean Series film 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 684

  • @Kabina-x3x
    @Kabina-x3x Місяць тому +434

    ኮመንት እንዳ ኣንበብኩም Film ምርኣይን ንጸሊም መብጽዓን ትፈትዉ like ግበሩ የሕዋተይ 😂❤

    • @Anbes-f5b
      @Anbes-f5b Місяць тому +14

      ወረ ሓደ ሓደ ግዜ ካብ film comment ክምቅር ከሎ ነታ ፊልም pause እየ ዝገብሮ😂😂😂😂

    • @mihretabghebrehiwet2121
      @mihretabghebrehiwet2121 Місяць тому +1

      Naylbey da mennegereka

    • @Fyori-e6b
      @Fyori-e6b Місяць тому

      ​@@Anbes-f5b😂😂😂😂

    • @LeatishLeatish
      @LeatishLeatish Місяць тому +1

      ​@@Anbes-f5bዋላ ኣነ😂😂😂😂

    • @AwelkerNesredin
      @AwelkerNesredin Місяць тому

      ኣመል ኮይንና ኣሎ

  • @Asmara-h1o
    @Asmara-h1o Місяць тому +168

    ን ግራዋ ኣቦ ሓቂ ዝፈትዎ ❤❤

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 Місяць тому +83

    እመንዮ እመንዮ ንፍቅሪ
    እመኒዮ እመንዮ ንፍቅሪ
    ሰዳይ ናይቲ ኡሙንን ሓቀኛን ኣፍቃሪኣ
    ሻም ምስኡ ክትውድእ ምስኡ ክትነብር ያ ትብሉ ኩሉኹም ላይክ ,ሃቡኒ ደቂ ኤረይ። ቃለይ ሓቂ ዘረባይ ድንቂ እዩሞ ኣይክትሓፍሩን ኢኹም ኣሕዋተይ ማዓረይ።
    ❤💐❤💐❤🎉🌸🎉🌸🎉🇪🇷🇪🇷🏵️🇪🇷🏵️!!!

  • @endiamo10
    @endiamo10 Місяць тому +113

    ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️
    ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄
    ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹
    ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊
    ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔
    ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫
    ክርትምትም ዋላ እንተበለ💔
    ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸
    ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ 😃
    ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨
    ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ
    ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏
    እምነት ፍርሓት ኣምላኽ ጽላል
    ናይ ኩሉ ነገር ኢየን.
    ኣማልኽ ክኣሊ ኩሉ🙏

    • @maryamm7367
      @maryamm7367 Місяць тому +1

      ደምረኒ ባ ማዓረይ

    • @WeghataYemane
      @WeghataYemane Місяць тому +3

      Kwegh do ykewn nfqri ile zkeflo zeleku meswaeti 😢

    • @aumwjdan4142
      @aumwjdan4142 Місяць тому +1

      ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

    • @aumwjdan4142
      @aumwjdan4142 Місяць тому +1

      ❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

    • @endiamo10
      @endiamo10 Місяць тому +2

      @@WeghataYemane ሰባት ስለ ዝኾና ዩ ዓቕልና ጺብብ ዝብለና
      እበር ክሓሊፍ ዩ እቲ ፍሽኽ ትብሊሉ ክበዚሕ ዩ
      ኣምላኽ ኣሎ ንኹሉ ዝዕዘቦ
      ኣምላኽ ከኣሊ ኩሉ🙏

  • @ራህዋአሎድህሪፀበባ
    @ራህዋአሎድህሪፀበባ Місяць тому +93

    ዋው እንካዕ ሰለዚ መፃኩም ❤❤ ሰዳይ ሻም ዝፈቱ ከምዚ ከማይ ደሎ

    • @MahderMahder-j6g
      @MahderMahder-j6g Місяць тому +2

      ኣነ ኣለኩ ንዑ ክርኢየ ዝኣቲ❤

    • @HauHah-dp2fd
      @HauHah-dp2fd Місяць тому +2

      ኣነ ከማን ነዐኦም ክርኢ እየ ዝአቲ

    • @MaryamEret
      @MaryamEret Місяць тому

      ❤❤

  • @First-love-1991
    @First-love-1991 Місяць тому +110

    ከም ሰዳይ ኣፍቃሪት ፍጠረለይ ኣሜን እባ ኣባህሉኒ
    🙈💚😁
    ኣሜን ተዘይ ኢልክናለይ ከም ቱኻን ....! ህ ! 😂

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash Місяць тому +23

    እዛ ፍሊም ጥዕምቲ ከላስ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ደቀ ኣንስትዮ ግን በዚሑ ብወገነይ ከተሰልችወኒ ደልያ ሪኢቶይ ኢዩ ✌️

    • @freta8953
      @freta8953 Місяць тому +1

      Amena ember, kab haqi zrehaqe kuynu. Anes mraya kemen tseliayu higi

  • @SeniSeni-ne3gy
    @SeniSeni-ne3gy Місяць тому +74

    ግን ናተዬ ኮሜንት ረኢኩም ተሓለፈኒ አለኩም ሰደተኛ ሓፍተኩም ኣሕዋተይ🥺ኣባራተትዕኒ ኣይክፍልን ሳብስክራይብ😊

    • @ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
      @ሜሪዩቱብ-ቘ3የ Місяць тому

      ሳብስክራይብ አባ ግበርለይ ማዓረይ🙏💜

    • @LETEBRHANTube
      @LETEBRHANTube Місяць тому +1

      ገይረልኪ ንስኪ እውን ግብርለይ ክብርተይ ሓዳሽ ጀማሪት እየ❤

    • @SeniSeni-ne3gy
      @SeniSeni-ne3gy Місяць тому

      @@LETEBRHANTube አሺኒ

    • @Sara-ok4pi
      @Sara-ok4pi Місяць тому

      እሽ ሚጣየ😂😊

    • @wezam_ytube16
      @wezam_ytube16 Місяць тому

      ገይረልኪ ወለላይ❤

  • @DantePirlo-nr4lr
    @DantePirlo-nr4lr Місяць тому +45

    ባድሻ ኣቦ ጥበብ። ኩላትኩም ዕድመን ጥዕናና ያሃብኩም ፈጣሪ።ኤርትራ ን ' ዘልኣለም ትስሓቅ!!!

  • @qahv5965
    @qahv5965 Місяць тому +64

    ድራማ ሙካኑ ግዲ ረሲዐዮስ ነዛ ሳባ ገይረ ፀሊአያ ሞይተ እኒአኩ ባእ ጨጎራ😂😂😂

    • @AbelHabtemariam-qg7mz
      @AbelHabtemariam-qg7mz Місяць тому +1

      😂😂😂

    • @GenetNegasi-kd1so
      @GenetNegasi-kd1so Місяць тому +3

      ዎላ አነ ሓሪረ 😅😅😅😅😅😅😅😅

    • @haregeweinihabte2483
      @haregeweinihabte2483 Місяць тому

      Qondaf.....
      💊💔

    • @kidankidankidankidan7031
      @kidankidankidankidan7031 Місяць тому +4

      በፊት እኔም እናደድ ነበር ግን አሁን ያስተዋልኩት ለትዳሯ ብላ የምትከፍለው መስዋዕት ነው ትዳር ፈተና አለው ግን ትዕግስት ያስፈልገዋል በዚህ ጊዜ ያለነው በወሬ ሰምተን ነው ትዳራችንን የምንበትነው የእናቶቻችንን ጥበብ ትዕግስት ያድለን አሜን

    • @LeatishLeatish
      @LeatishLeatish Місяць тому

      ዋላ ኣነ ፀልአያ ክሞት😂😂😂😂

  • @SamuelGhrmay
    @SamuelGhrmay Місяць тому +50

    ከምይ ዓይንት ሰባት ኢኹም ግን ገሪሙኒ እዛ ፊልም ጽቡቅ ክትረኣየልኩም ምስ ጀመረት ብጣዕሚ ትሕጽርዋ ኣለኹም ሓጻርን ጽፍፍትን እንተትገብርዋ ምሓሸ ንስኹም ግን ዕንክሊል ኣብዚሕኩም ህውከት

  • @FnanTeweldebrhan-f7f
    @FnanTeweldebrhan-f7f Місяць тому +28

    ኣክቲን ናይ ደጀን ዝፈቱ like ዝበጡ "ጣ welcome ደቂ ሓላል መሬት❤

  • @Fyori-e6b
    @Fyori-e6b Місяць тому +17

    ኣነስ ዘውዱ ያ ደስ ትብለኒ ከምዘን ሸቃጦ ሰብ ባር ክትከአለሉ😂😂😂❤

    • @shishayzemichaelhaile1699
      @shishayzemichaelhaile1699 Місяць тому +1

      @@Fyori-e6b ክክክክ ከስተ ከስተ ኣሸጊርኒ ኣነ ማዕጾ አንዳ ከፍተ

    • @Fyori-e6b
      @Fyori-e6b Місяць тому

      @@shishayzemichaelhaile1699 ናይ ተለፎና ኣላርም ክክክክክክ ኬፍ ኣለዋ ክክክ

    • @yonathanhaile-michael1751
      @yonathanhaile-michael1751 26 днів тому

      Yes but she’s too crazy

  • @ወዲምስግና
    @ወዲምስግና Місяць тому +9

    ናይታ ሳባ ትባሃል ጎል ቁሩብ ዳግመ ግምት ግበርሉ እንበር ብዝተረፈ ጹቡቅ ስራሕ

  • @diborates1416
    @diborates1416 Місяць тому +9

    Away saba wala nay awediakni hariqe Television ksebr qurub terifni btaemi tsbuq film kulukum blutsat deqi erey ❤❤❤❤♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ

    ሻም ወዲ ጎሮቤታችን ክንደይ ድኣ ይፅብቕ እዩ😉

  • @abelkidane6968
    @abelkidane6968 Місяць тому +48

    Lome, HAPPY BIRTHDAY NATAY,EU❤🎉
    HAPPY BIRTHDAY 🎈 BALUNE, PLEASE

    • @dianatesfldet1202
      @dianatesfldet1202 Місяць тому +4

      Happy birthday to you🎉🎉🎉

    • @ጥዕና
      @ጥዕና Місяць тому +3

      Happy birthday Abi zemenka ybarek tihgoselu hasab lbika zsemrelu amete ldetka ykunelka🎉🎉❤

    • @HaniDawit-v4o
      @HaniDawit-v4o Місяць тому +2

      Happy Birthday 🎉🎶

    • @Kabina-x3x
      @Kabina-x3x Місяць тому +3

      @@abelkidane6968 Happy Birthday ናተይ እዩ ወ Birthday እዩ ዝብሃል bro 🤣

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 Місяць тому +1

      @@Kabina-x3x ok kerma,eya Tank you

  • @AluChanal
    @AluChanal Місяць тому +18

    ከም ሻም ና ሳዳይ ፍቅሪ ያሃብኩም ፍትዋተይ❤ ሳብስክራይብ ካዓ ግበርለይ ፍቅራተይ❤

  • @tsehayegebrehiwot6225
    @tsehayegebrehiwot6225 Місяць тому +3

    One of the best quality film products ❤
    Thank you WAKA-TM👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @helendaniel6679
    @helendaniel6679 Місяць тому +8

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤enqa bselam mexakum deki zahalaln kdstn meret selam nhagerna eritrea ykun

  • @NdKz-l4g
    @NdKz-l4g Місяць тому +9

    ክሊትኦም እነይ ወድን ግፍዐኛታት ኣብ መጨረሻ ኣብ ምንታይ ክወድቁ ይኮኑ ግን 😊

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 Місяць тому +11

    ሓቀኛ ፍቅርን ኬፍንሲ ኣብ ሰዳይን ሻምን ያ ዘላ ኣብ ከተማ ምእታዋ ሰዳይ ድማ ዝያዳ መቀረት ሂብዎም''ኣሎ።
    💐❤💐❤💐❤🌸🎉🌸🎉🌸🎉🏵️🏵️🏵️!!!

  • @FfGh-v6t
    @FfGh-v6t Місяць тому +16

    ሰዳይ ምቅርቲ ምስ ሻም ከተማ ሸነን ትብሊ ኣለኺ ምስ ሹፎንኪ😅😅😅😅❤ እንተ ሳባ ሞ ገረዎይና😅

    • @AluChanal
      @AluChanal Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

    • @FfGh-v6t
      @FfGh-v6t Місяць тому

      @@AluChanal gerelki aleku😘

  • @tedroskesete3678
    @tedroskesete3678 Місяць тому +8

    ናይ በሓቂ ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ዘሎ ገነጽ ዘጋጥም ቁኑዕን ዘይቁኑዕን ኣጉሊሓ ተረድእን መሃሪትን ፊልም ኮይና ረኪበያ ካብኩሉ derasn እቶም ተዋሳእቲ ክእለቶም ምምሳሎም የድንቆም ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም Keeping IT Up ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shishayzemichaelhaile1699
    @shishayzemichaelhaile1699 Місяць тому +8

    ጸሊም መብጻዓ ክንደይ ትድንጉዪ ትጽቢት አንዳ ነውሓኒ ኣብ ሰሙን 2ተ ግዝየ አተሰድልና

  • @Mera-NT
    @Mera-NT Місяць тому +11

    ኣብ መጀመርታ እዛ ፊሊም ዘላ ደርፊ ክሳብ ትውድእ ኮምንቲ ተንብብ ኣብዚ like ግበር😊

  • @lloveyouyma9896
    @lloveyouyma9896 Місяць тому +7

    Welcome deqi erey halalat edmen tianan yhabkum ❤❤❤

  • @SasaDad-b1z
    @SasaDad-b1z Місяць тому +6

    ሰላም እንካዕ ብስላም መፅእኻም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @AluChanal
      @AluChanal Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @DesA12346
    @DesA12346 Місяць тому +2

    ሽመንዲ በሊሕ፣ ብርግጽ ዕላምኡ ጽቡቅ ኣይኮነን።ይኩን እንበር ሰብ ኣብ ክፉእ ይኩን ጽቡቅ ኣብዝሓዞ በሊሕን ተዓጻጻፍን ኣንፈት ነገራት ብግቡእ ዝርዳእ ክኸውን ኣለዎ።ብዘበለ ኣቢሉ ሰብ ግዳይ ክኸውን የብሉን፣ ፍጹም ግዳይን ግዳይነትን ክጽየን ኣለዎ።ከምዚ ስለ ዝኮንኩ እኮእየ ከምዚ ኮይነ፣ ከምዚ ስለዝኾንኩ እባ ከምዚ ጌረሙኒ ዝብሉ ናይ ሚኒኑን ከጋጥሙ ዝክእሉ ነገራት ኣቀዲሙ ተረዲኡ ሓላፍነት ዘይወስድ ሰብ: ዋላ ቅንዕና ይሃልዎ ኩሉ ግዜ ሓደጋ እዩ። ንስድራቤቱ ይኹን ነቶም ኣብትሕቲ ሓላፍነቱ ዝርከቡ ኣካላት ከኣ ግዳይ እዩ ዝገብሮም።

  • @azigaltigray
    @azigaltigray Місяць тому +16

    33:27 እንዶሚን 🍜ይበልዕ ኣለኹ ንቃደም በሉ ሕቡሸይ☺️😂

  • @FiriHadad
    @FiriHadad Місяць тому +5

    እንኳዕ ሰላም መፃእኹም

  • @fachemisgna
    @fachemisgna Місяць тому +1

    Betaemi tehznu kebret teazabay zeyblkum.....be lekram lebna atfiekumulna....weyalat😢😢😢

  • @ኑማ
    @ኑማ Місяць тому +7

    Kmay txbya meslkom deky er❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ራህዋአሎድህሪፀበባ
    @ራህዋአሎድህሪፀበባ Місяць тому +15

    መበል 38 ባዕለይ ❤❤ ዲቦራ ክፈትዋ❤

  • @Merhaawigebrhet
    @Merhaawigebrhet Місяць тому +4

    አዛ ፊልሚ ግን አንዳተረረት ትኸይድ ኣላ ሓቀይ ❤❤❤❤

  • @JohnTesfas
    @JohnTesfas Місяць тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 actorss well done ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sdramedia
    @sdramedia Місяць тому

    ተደጋጋሚ ፍላሽ ባካት ይበዝሕ ኣሎ'ሞ ጥንቅቅ በለሎም ሃርሞኒ ሓወይ፡ እቲ ጽቡቅ ኣብ ቦትኡ ከሎ❤

  • @Sadya-nl4kb
    @Sadya-nl4kb Місяць тому

    ደቃ ኤረይ ሽከሪናታት ሲሒባትና. ቡጣዕሜ ጽቡቅቲ ❤❤❤❤❤❤❤ ቀጽልዋ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AntonKafel
    @AntonKafel Місяць тому +3

    Neziya xbuqti film triu zelekhum zehasebkmo ysmerelkum 👍

  • @DantePirlo-nr4lr
    @DantePirlo-nr4lr Місяць тому +4

    Asey enqae b selam mexakum❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 Місяць тому +4

    🎉🎉🎉🎉Deqiy eirey 🇪🇷♥️✌️Xbuqat ab zelekumo edmen tienan ❤❤❤please qurb tehxrwa alekum mesnay akbrot🙏🏻❤️keep going ✌️

  • @yosieftesfamariam8149
    @yosieftesfamariam8149 Місяць тому +3

    Thank you 🙏 des tibil movie 🎥. Strong 💪

  • @abrhetknfe186
    @abrhetknfe186 Місяць тому +7

    አረ ኣይተሕፅርዎ መሀከያት😅

  • @awethaile8522
    @awethaile8522 Місяць тому +4

    Very nice thank you 🇪🇷❤

  • @teki1130
    @teki1130 Місяць тому +17

    ኣብዛ ፍሊም ዘላ ደርፊ ዝፈተኽማ ላይክ ግበሩ❤🔚

  • @ዲኑእየሓፍቲራእሲ
    @ዲኑእየሓፍቲራእሲ Місяць тому +4

    Kem sham.Afqari Habenie Amlakey 😂❤

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ Місяць тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉🎉

  • @ጡዑም
    @ጡዑም Місяць тому +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish Місяць тому +3

    ኣብ ቀፃሊ 5 ድቅቃ ክትገብርዋ ይፅበየኩም😂😂ሓደኣፍቱ ቀብፅና ክንገድፎ🙆🙆🙆😌🤔😂😂😂😂

  • @MerryMerry-z7o
    @MerryMerry-z7o Місяць тому

    Deki erey shkorinatat edmen tienan yhabkum❤❤❤🎉 miss u

  • @HaftomHaftsh-j8c
    @HaftomHaftsh-j8c Місяць тому +7

    ኣፅልኣትኒ እምበር ዛሳባ

  • @SnituSnit
    @SnituSnit Місяць тому +3

    Ewayyy nay eta sebeyti ringtone des kitble 😅😅😅😅😂 kesete kesete 🎵🎶🎶🎶

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f Місяць тому

      ከሰተ ከሰተ😅😅😅😂

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe Місяць тому +35

    ንሰዳይን ሻምን ዝፎቲ ላይክ አለና በሉኒ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @GgGg-e3c2o
      @GgGg-e3c2o Місяць тому

      ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe Місяць тому

      @@GgGg-e3c2o ደምርኒ

  • @geneteden4343
    @geneteden4343 Місяць тому +1

    ኡጭ ኡጭለይይይይይይይይ 😄😄😄እዝንና ጥራይ አየስራህ ከላይ አይንና ሰብ ኩሉ ዘውርየልና ሐቅነቱ ክንደየናይ 🙏🏿

  • @asmaranafiqe5
    @asmaranafiqe5 Місяць тому +2

    ሳባ ድንዝዝቲ ሸዊተይ ስከ ኣይተሕርቅለይ 😂😂

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. Місяць тому +14

    የዚህ ፊልም ትልቁ ስህተቱ ማለቁ ነው!!❤️🔥

  • @tsgieTsegay
    @tsgieTsegay Місяць тому +13

    ሳባ ሃማም 😢

  • @Eyou-pi2ie
    @Eyou-pi2ie Місяць тому +9

    እዛ መዐጀቢት ሙዝቃ ክንደይ ደስ ትብል❤

    • @AluChanal
      @AluChanal Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

    • @Eyou-pi2ie
      @Eyou-pi2ie Місяць тому

      @@AluChanal eshi

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ Місяць тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉

    • @Eyou-pi2ie
      @Eyou-pi2ie Місяць тому

      @@መሰረትሲስ እሺ ፀገም የቡሉን

  • @Gal_tgray
    @Gal_tgray Місяць тому +4

    እዋይ ሳባ 😂መሕረር

  • @SnituSnit
    @SnituSnit Місяць тому +2

    Ewayyy nay eta sebeyti ringtone des kitble kkkkk😂😅😂😂 kesete kesete 🎶🎵🎶
    Zfetewa like👇

    • @messijesus781
      @messijesus781 Місяць тому +1

      Kesete zkone gziee 😂😂😂

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 Місяць тому +18

    ንግራዋ ሃቡኒ ኤርትራውያን ኣሕዋት😊

    • @hkt4505
      @hkt4505 Місяць тому

      ሰድዮ ሓፍተይ 😅

    • @nazrietkbreab4584
      @nazrietkbreab4584 Місяць тому +4

      ብያ ጸጋይን የዕሩክቱን ውሰድዮ ግራዋ ሲ ናይና ኢዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 Місяць тому

      @@nazrietkbreab4584 ግን ትግራወይቲ እየ ትፈቅዱ ዲኹም ?

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 Місяць тому

      @@hkt4505 ከምዚ ዝበል ቖራፅን መስተዋዕልን ክደሊ ከኣርግ ኢለ ክክክክክክክክ

    • @nazrietkbreab4584
      @nazrietkbreab4584 Місяць тому

      @@regberegbe9767 😁😁😁😁😁

  • @AffectionateElectricCar-cj4it
    @AffectionateElectricCar-cj4it Місяць тому +2

    እዉይ ንሳባ ገይረይ ፀሊኤያ ግን ፊልሚ ስለ ዝኮነ ኖርማል እዩ😂

  • @SamuelHabtegergish
    @SamuelHabtegergish Місяць тому +1

    Betami tehaxer ala eta film kerub anweh abelewa + Aman badesha kezareb kelo kea xebuk endeu gen kerub yenweho alo sorry ritoy eya👍👍

    • @SamuelHabtegergish
      @SamuelHabtegergish Місяць тому

      This is from Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @TsegaFsha
    @TsegaFsha Місяць тому +1

    ❤❤❤ welcome shikorinatat

  • @AAAa-s9f
    @AAAa-s9f Місяць тому +5

    ከምዛ ኸማይ ንሻም ዘፍቀርክንኦ ላይ ግበራለይ😢❤🎉😊😊

  • @nevergiveup441
    @nevergiveup441 Місяць тому +4

    atum sebat hje ka comment qedemkumne belu eske belu like rgexu deqi xbqte😃🌹❤❤

  • @ኣዜብ
    @ኣዜብ Місяць тому +6

    ስላም ስላም ጎረቤትና እንቛዕ ድሓን መጽኹም እስከ ብሩዃተይ 🥹🤲🥀🫶 🫰 ሎምስ ድሕሪት የ አብዚ ድኹም ትውዕሉ ትሕድሮ 😂😂😂

  • @FaniWedikehsi
    @FaniWedikehsi Місяць тому +6

    Welcome deki halal meret good job gerawa the best character 🎉🎉❤❤❤🎉

  • @እሙጋልተዋህዶ
    @እሙጋልተዋህዶ Місяць тому +9

    ውይ ሳባ ግን በሞትሽ ምን ዓይነት ደንቆሮ ነች ኡፉፉፉ😬🤕😂

    • @AliLila-su6pt
      @AliLila-su6pt Місяць тому

      😂😂😂😂

    • @Dejenasf
      @Dejenasf Місяць тому

      እዚ ናይ ኤርትራውያን ፊልም እዩ ኢትዮጽያ ፊልም ኣይኮነን ብትግርኛ ተዛረቢ

    • @እሙጋልተዋህዶ
      @እሙጋልተዋህዶ Місяць тому

      @@Dejenasf ፅንፈኛ ኣትሁን ወንድሜ እኔ በመሰለኝ የመፃፍ መበት ኣለኝ ምክንያቱ እኔ ኢትዮጵያዊት እንጂ ኤርትራዊት ኣይደለሁም

    • @Dejenasf
      @Dejenasf Місяць тому

      @@እሙጋልተዋህዶኢትዮጽያዊት ኩኒ ካልእ ኩኒ ኣየገድሰናን እዩ ፊልማትና ንዕቤት ቃንቃና እዮም ተሰሪሖም ስለዚ ኣምሓረኛኺ ኣብ ኢትዮጽያኺ

    • @እሙጋልተዋህዶ
      @እሙጋልተዋህዶ Місяць тому

      @@Dejenasf ☹😖⛔

  • @JjjHhh-s3h
    @JjjHhh-s3h Місяць тому +2

    ዋይ ኣታ እዚ ፀጋይስ ዓሻ እዩባ እጭ ዓንጃል ዝኽነ😂😂😂😂😂

  • @AAAa-s9f
    @AAAa-s9f Місяць тому +3

    ግን ሰዓት ይነዉሐና ሎ😢😢

  • @abrehetseare7809
    @abrehetseare7809 Місяць тому +2

    Marhaba dake Eriana❤❤❤❤❤

  • @feruzBrhane-d5e
    @feruzBrhane-d5e Місяць тому

    Deqi erey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @rahelfssehation8913
    @rahelfssehation8913 Місяць тому +3

    Bae kolell eko bezihue sedayn shamen si eta ketema bzey qmneger kolell bjakuem aytxeyqwa

  • @YonatanGhebrezghabiher
    @YonatanGhebrezghabiher Місяць тому +2

    Kemay giera eza film zeselchewetos alo do

  • @asmarasweetflora745
    @asmarasweetflora745 Місяць тому

    filmey enkae mexakley ❤❤❤ love u deqi erey

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 Місяць тому +1

    Welcome deki remey shikornatttttt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @akilegebre
    @akilegebre Місяць тому +11

    ርእይቶ ኣለኒ ኣብ ኤርትራ ገዛ ዝኣክል ብዘይ ፍቃድ ዋና ብዘይ ናይ ቤት ፍርዲ ውሳኔን ስም ምስግጋር ?

    • @Rahwa20156
      @Rahwa20156 Місяць тому +1

      ኣብ ፊልም እዩ

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 Місяць тому

    Good to see you back ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹😘😘😘

  • @aster6408
    @aster6408 Місяць тому +10

    ካብቲ ንርእዮስ እቲ ክላሲካል ይበዝሕ ያ በጃኹም ተሓባበሩና።😢😢😢

  • @FilmingTeklu
    @FilmingTeklu Місяць тому +1

    Qurub endiya neisa geleaynet movie enkela qurub neisa kulu kfal thstuu wehidu kemzi kemay tblu like xqetu

  • @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
    @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ Місяць тому +4

    ኣቱም ህዝቢ ኣብ ምጅማረይ እምበይ ትውዳእ ኣላ ያ ደቂቓ🥺

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 Місяць тому +4

    እንዳ ሻም ሙቁራት❤❤❤❤❤❤

  • @hgggg7143
    @hgggg7143 Місяць тому

    ትኳን ፎትየዮ ❤😂
    ኮስታራ ስጡም ወዲ🎉

  • @danayitkbrom9307
    @danayitkbrom9307 Місяць тому +3

    ዝፈትዋ ፊልሚ ❤😊

    • @AluChanal
      @AluChanal Місяць тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 Місяць тому

    Well come back ❤♥️👍

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg Місяць тому +1

    Merhaba deki Erey halalat❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤💯💯❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LETEBRHANTube
    @LETEBRHANTube Місяць тому +7

    እንኳዕ ብስላም መፃኣኩም
    ኣሕዋተይ ሓዳሽ ጀማሪት እየ ሳብስክራይብ ግብርለይ💚❤

  • @nardosokbamichael806
    @nardosokbamichael806 Місяць тому

    Welhade key rana tewedia 🫡 b z'en tewedia

  • @RobelDaniel-or6to
    @RobelDaniel-or6to Місяць тому

    ግራዋ ይዓኽ

  • @aman6148
    @aman6148 Місяць тому

    Welcome back deqi eri ❤

  • @semiraabdu9358
    @semiraabdu9358 Місяць тому +1

    ሳባ መሕረር ዋይይይ እንታይ ዓይነት ጉንዲ ኢያ መንጾረር ርእስና ኣንጸራርያቶ 😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @መንነተይእዩክብረተይ
    @መንነተይእዩክብረተይ Місяць тому +3

    ተከክ ዝኮነት ሰበይቲ😂❤

  • @SnituSnit
    @SnituSnit Місяць тому

    Ewayyy nay eta sebeyti ringtone des kitble kkkkk😂😅😂😂 kesete kesete 🎶🎵🎶

  • @TrhasMahari-e8f
    @TrhasMahari-e8f Місяць тому

    እንካዕ ብስላም መፃኩም ሙቁራት ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tigraweytiQueen
    @tigraweytiQueen Місяць тому +2

    ግራዋ ግን ከሕዝነካ🥺😊

  • @AkberetYemane-bd4gs
    @AkberetYemane-bd4gs Місяць тому +1

    btam xbq serh❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Rigbe-l9q
    @Rigbe-l9q Місяць тому

    Enka bselam mexakum xbukat deki erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selyeberhane1499
    @selyeberhane1499 17 днів тому

    The best acter ግራዋ

  • @AmaTsegay
    @AmaTsegay Місяць тому

    Nice film haxiratina gn❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @tigistineguse5935
    @tigistineguse5935 Місяць тому +4

    Scham dea nxeday krub dey yemahayescha ms mendila keniya😂