ኣዕይንተይ ናብ እምባታት ኣልዐልኹ(ቋሕ) በልኹ ረዳእየይ ካበይ'ዩ ዝመፅእ! ብብፁፅ ኣቡነ ሰላማ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 13 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 98

  • @mbbmbb715
    @mbbmbb715 22 години тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስማዐልና ክቡር ኣቦና ብረከቶም ይሕድረና❤❤❤

  • @HadathHhehe
    @HadathHhehe 12 годин тому

    አሜን 🙏🙏🥰❤️❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 2 дні тому +1

    አሜን አሜን አሜን ባርኸቶም ይብጸሐና ክቡር ብጹእ ኣቦና ሰላሙ ይመልሰልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ብጸሎትካቱም ክቡራን ኣቦታትና🙏🙏🙏❤❤❤

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 2 дні тому

    አሜን አቦና በረከትኹም ይብፃሐና🙏🙏

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 День тому

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብፅእ አቦና በረክቶም ይሕደረና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ብፅእ አቦና✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏❤

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 День тому

    Amen Amen Amen kubur Abona bitaemi nemesgin burakotom ybsehena Amen 🙏🌿💚🪻🩷💐☘️

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 2 дні тому +3

    እግዚኣብሄር ይሓግዘና አሜን። እምበር ህዝብና ተኻሕዱ እዩ አምላኽ ሰላም የውርደልና❤️🙏🏾💛

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam День тому

    አግዛአቤሄር ከብ ዓመፀኛታት ከብ ሰይጣን የውፀአና አዝይ ፕሎትካ አይኮን ፈፅሙ ሓሶት ኪቢር ኣቦና አቡነ ሰላማ ቃል ሕወት የስመዐልና

  • @jongerye899
    @jongerye899 2 дні тому +2

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ብፁእ ኣቦና በረኸቶም ኣይፈለየና

  • @hailegezahagn739
    @hailegezahagn739 День тому

    ዕድመን ጠረዕናን የሃበልና ኣቦና

  • @gideyabraha3922
    @gideyabraha3922 День тому

    Amen🙏🙏🙏

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት

    አሜን አሜን አሜን ባርኸቶም ይብጸሐና ክቡር ብጹእ ኣቦዋና ሰላሙ ይመልሰልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ብጸሎትካቱም ክቡራን ኣቦታትና🙏🙏🙏

  • @cilascilas5854
    @cilascilas5854 2 дні тому +1

    ቃለሂወት የስምዐልና ክቡር አቦና

  • @rosahaile445
    @rosahaile445 2 дні тому +1

    Thanks again Aba ❤❤❤AMEN AMEN AMEN ❤❤

  • @meskeremhenning2937
    @meskeremhenning2937 2 дні тому +1

    Amen,Abuna, Edmen Tenan yabzhalkum🌹🌹🙏🙏🙏🙏

  • @MebrhitHaftu
    @MebrhitHaftu 3 дні тому +2

    መልካም ጉዑዞ ኩቡር ኣቦና ብርከቶም ይሕደረና 👏👏👏

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 5 годин тому

    🙏🙏🙏😍😍😍❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 2 дні тому +1

    አሜን አሜን አሜን ኩቡር ቡጹኡ አቦና ♥️♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉

  • @SamoD-o6b
    @SamoD-o6b 3 дні тому +1

    ኣሜን ኣሜን እሜን

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 2 дні тому

    ❤❤❤

  • @BxDv-s2y
    @BxDv-s2y День тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 3 дні тому +1

    አሜን አሜን አሜን ክቡር ብጹእ አቦና ቡራኬኹም ይብጻሓና🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @filmongirmay9820
    @filmongirmay9820 2 дні тому

    ❤❤ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 2 дні тому

    ❤❤❤🎉🎉

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 дні тому +2

    አቦታትና ፃማ ፆሎትኩምን ሓሳብኩምን እግዚአብሔር ይፈፅመልኩም!!!

  • @STAMA123
    @STAMA123 2 дні тому +3

    ኽቡር አቦና.ናዓኹም ዝሃበና ቅደስ እግዚአብሄር ስሙ ይኽበር ይመስገን ❤

  • @اللالل-ش2ش
    @اللالل-ش2ش 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 2 дні тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቡጹእ አቦና ባርኾትኹም ይብጸሐና

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 2 дні тому +1

    ቃለሂወት የስመዓልና ብፁዕ አቦና አቦ ውፁአት ዕድመን ጥዕናን ይሐቦም ❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 дні тому +1

    Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Egziabher. Tesfana.. Uaye.gud. Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. Auneselama. Bereketkum. yedarena. ⛪😢🙏🙏🙏✔️❤️✔️

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher96 День тому

    God help tigray.

  • @TsageGebrweldi
    @TsageGebrweldi 2 дні тому +1

    ብጽኑዕ ምህለላ ክንገብር አለና።

  • @capitaltesfay
    @capitaltesfay 3 дні тому +1

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል መልእክቲ የቀንየልና።

  • @SamoD-o6b
    @SamoD-o6b 3 дні тому +1

    ባሓቂ ክቡር አባና አምላክ ቅድስ ፍቃዱይኹን🤲🤲🤲

  • @weghta3315
    @weghta3315 2 дні тому

    Yes kibur Abona long live to Our FATHER 💐💔💐💔💐💖

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 2 дні тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣባና✝️👏👏👏❤❤❤🎉🎉

  • @peaceandlove8063
    @peaceandlove8063 2 дні тому +1

    Amen🙏🙏🙏🙏

  • @አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ
    @አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ 2 дні тому +1

    ብሓቂ ኣባይ ማዓረይ ❤❤💛💛🙏🙏🙏
    ህዝቢ ትግራይ ጀጋኑና እየ ❤️❤️💛💛💪

  • @axumtsion9216
    @axumtsion9216 3 дні тому +1

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @weghta3315
    @weghta3315 2 дні тому

    Kle Hewit yesmalna kibur Abona Amen 🙏Amen 🙏Amen 🙏❤❤❤

  • @HilihaylaybarpryvhoeMagla
    @HilihaylaybarpryvhoeMagla 2 дні тому

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏

  • @ተመስገንአምላኬ-ከ7አ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 2 дні тому +1

    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን፡ቃለ፡ሒወት፡የስመዕልና፤እድመን፡ጥዕናን፡ይሓበልና፡ክብር፡ኣቦና፡እዞሙ፡ውርዳት፡መራሕቲ፡እዚመስዋት፡ጀጋኑ፡ደም፡ውሕጅ፡ኮይኑ፡ይውሰደሙ፡፡እና፡ክብራን፡ኣቦታትና፡ተስፍ፡ኩኑና፡ከምታ፡ናይ፡ፀልማት፡ጊዜ፡፡ሓደራ፡ሓደራ፡ክብር፡ኣቦና

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 2 дні тому

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher abona amyen ❤❤❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 2 дні тому

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Abona ❤❤❤❤

  • @GetachewGebru-d5q
    @GetachewGebru-d5q 2 дні тому

    አሜን❤አሜን❤አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @GenetWsillasie
    @GenetWsillasie 2 дні тому +2

    ዘድሕነናስ ፈጣሪና ዳኣምበር መራሕትናስ ኪሒዶምና እዬም ካፍቶም ፀላእትና ዝባኣሰ ህዝቢትግራይ ይሳቀ ኣሎ ናብ ቦትኡ ከይመለስ ቦታናም ከይምለስ ይገብሩ ኣለው ፈጣሪ ናዓቶምን ንኹሉ ዘሳቅየና ዘሎ ናኢዶም ያሃቦም ኣቦታትና ንስኻትኩም ብፆሎትም ያሓግዘና ኣሜን

  • @STAMA123
    @STAMA123 2 дні тому

    አሜን አሜን አሜን❤

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt 3 дні тому +1

    እዝጋአቢሄር ኢዲመን ጢዒናን የቢዘሕልኪም ካም ሙሱየ ልህዚቡኹ ቲሚረህ ዘለኹም አቦና በረኸቱኩም የቢፀሂና

  • @enatgebregiorgis9420
    @enatgebregiorgis9420 2 дні тому

    አሜን አሜን አቦና እድመ ጥኢና ይሀበልና

  • @Meberhet
    @Meberhet 2 дні тому

    ኣሜን.ኣሜንን.ኣሜንን

  • @muludesta71
    @muludesta71 2 дні тому

    🙏🙏🙏አሜን ብጹዕ አቦና ፈጣሪና ገጹ ይመልሰልና ሕዝብና ካብዚ መከራይ ሰቆቓይ ይአኽለካ ይበሎ አዱሽ መራሂ ንህዝቡ ዝሃስብ ፈሪኻ እግዚአቢሄር ዘሎዎ ይፍጠረሉ🙏 እዚኦም ፈተውቲ ነፍሶም ኢዮም ንስልጣን እምበር ንህዝቢ ግዲ ዘይብሎም ቕድሚ ሰላሳ ዓመትውን ምስ ጸላእትና ኾይኖም "ክእንድሩ" ንትገራዋን ትግራይን ረሲኦሞ ነይሮም ሓዚውን ተመሊሶም ሳልሳይ በደል የውርድሉሎው😢 እቲምስኪን ሕዝብና 😢 ይዓክል ይዓክል✋✋✋ዘይንሳቶምዶ ንትግራይ ክገዝእ ክእሎት አቕሚ ዘለዎ ሰብ ዶ የለን ?? ?
    አቦታትና አገብ አገብ በልዎም በቓ ይአክል ይአክል✋✋ ብኽንደይ ኢዩ ክበደል ሕዝበይ? ?
    "ብጹዕ አቦና በረኸቶም አብልእሌና ይህደረና። ቕዱስ ፈጣሪና እድመን ጥእናን ናይ ነዊ ዘመን አገልግሎቶም ይባርኸሎም" 🙏🙏🙏

  • @medhinfrdu1842
    @medhinfrdu1842 2 дні тому

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @MamitSeyoume
    @MamitSeyoume 3 дні тому

    Amen.smenamen🙏🙏🙏🙏

  • @ብተስፋእየዝነብር

    Amen Amen Ame kubur abona❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Petruspetrus1
    @Petruspetrus1 3 дні тому +2

    በረኸቶም ይብጽሓኒ ብጹዕ ኣቦና ትኽክል እዩ ትዛረብዎ ዘለኹም ቀጽሉሉ ነቶም ዝደንዘዙ ዓንቀፍቲ ኣይትርኣዩ ብዝሕ ህዝቢ ትግራይ እብ ጎንኹም እዩ ::እግዝአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኹም🙏🙏🙏

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና ብጹእ ኣቦና❤🙏

  • @LetebirhanAtsbeha
    @LetebirhanAtsbeha 2 дні тому

    ቃለ ህይወት የስማዓልና አቦና።

  • @TsageGebrweldi
    @TsageGebrweldi 2 дні тому

    ቃለ ሂወት የስመዐልና አቦና።

  • @መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብጹእ ኣቦና እዙይ ፖሎቲካ ኣይኮነን ገስጹ ዳኣ ከም ቀደምኩም ኣቦና❤❤

  • @TsigeHaylu-jy1zk
    @TsigeHaylu-jy1zk 2 дні тому

    Amen Amen Amen 🙏 ❤❤❤❤

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 2 дні тому

    ❤ኣቦና ዕድመን ጥዕናን እምነየሎም❤

  • @NeviDestaalem-sw9bs
    @NeviDestaalem-sw9bs 3 дні тому +1

    ፓሎቲካ ኣይኮነን ኡዚ ኩቡር አቦና

    • @Petruspetrus1
      @Petruspetrus1 3 дні тому

      ፓለትኻ ኣይኾነን ምኽርን ተግሠጽን እዩ ኣስተዉዕል😠

  • @MahiletBerhu
    @MahiletBerhu 2 дні тому

    አሜን አሜን አሜን አቡነ

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 2 дні тому

    Amen 🙏🏾 Amen 🙏🏾 Amen 🙏🏾

  • @k2isthename502
    @k2isthename502 2 дні тому

    እግዚአብሔር ይሐግዝኩም አቦና።

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 3 дні тому

    Amen Amen Amen Amen 🙏

  • @AllBaad-f2n
    @AllBaad-f2n 2 дні тому

    ❤❤❤🎉

  • @FantayeTesfaye-y3z
    @FantayeTesfaye-y3z 3 дні тому

    🙏🙏🙏

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 3 дні тому

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @smar-j9h
    @smar-j9h 2 дні тому

    ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤

  • @asresachkidanu6056
    @asresachkidanu6056 2 дні тому

    ❤❤❤

  • @بهميةاندونسية
    @بهميةاندونسية 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏👏👏

  • @ተመስገንአምላኬ-ከ7አ

    ♥♥♥♥🙏🙏🙏🙏👌👌

  • @Meberhet
    @Meberhet 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tigraweityeie2996
    @tigraweityeie2996 3 дні тому

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @MekelleMekelle
    @MekelleMekelle 2 дні тому

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @genetn9512
    @genetn9512 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tigray447
    @tigray447 3 дні тому

    Amen, amen ,amen.

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TsageGebrweldi
    @TsageGebrweldi 2 дні тому

    አምላኽ ደአ ንትግራይ ዝኸውን መራሒ የምጸአ እምበር ካብዚኦም ጽቡቕ ነገር የለን

  • @hwjshu3727
    @hwjshu3727 2 дні тому

    🙏🤲🙏🙏

  • @ወዲሰብዓእገላትግራይ

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Taiken-j9x
    @Taiken-j9x 2 дні тому

    🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏✝️✝️✝️✝️

  • @YohannesAbraham-p6s
    @YohannesAbraham-p6s 2 дні тому

    ኣባላት ሕወሓት ካብ ስሕተቶም ክመሃሩ ይኽእሉ እዮም ኢልካ ምጽባይ ካብ ዝምቢ/ሃመማ መዓር ከም ምጽባይ እዩ!!

  • @natigmariyam8144
    @natigmariyam8144 2 дні тому

    ትግራይን ተጋሩን አብ ኢድ ሃይማኖት አቦታትኔ ሲቪላትኔ ኢድ ወዲቃ አላሞ።
    ሐደራ አቦታትና ብወገንኩም ምስ ሰዓብትኹም ከምኡውን ምስ ኻልኦት ሃይማኖታት ተናቢብኩም ሕዝብኹም አድሕኑ።

  • @negassih6042
    @negassih6042 3 дні тому +1

    እግዚአብሔር ኡዚ ትብልዎ ዘለኩም ምዕዶ የስምዓዮም ፖለቲከኛታት ትግራይ:: ንዓይ ኣዚዩ ዝገመኒ ግን ንምንታይ ብመሰረት ዉዕል ፕርቶርያ ህዝቢ ናብ መረቤቱ ከይተመልሰን: ከምዉ'ንግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ሓድነታ ካብ ስርዓት ኣቢ ኣሕመድ ከይተረከቡ ናብ ምቋም ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣትዮም ንዓይ ከም ሙሁር መጠን ገበን ኢዩ ተፂሙ:: ነየነይቲ ትግራይ ከመሓድር ኢዩ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተመስሪቱ? ሕጂዉን ሕሰብሉ ኣቢ ኣሕመድ ግቡእ ኣፈፀመን ዘሎ: ባዕሉ ዝዓደሞም ብረት ዝዓጠቁ ፀለእቲ ናይ ህዝቢ ናይ ምፅኦም ሓላፊነት ናይ ኣቢ ኣሕመድ ኢዩ:: ፀላትና ኣዉፂካ ትግራይና ኣረክበና እንተዘየሎ ግን ዝሰናበት ሰራዊት ኣይክህሉን በልዎ::

  • @kesatebrhanselama1231
    @kesatebrhanselama1231 3 дні тому +2

    ሓቀኛ ኣቦ እንተኾይንኩም ትግራይ መንግስቲ ከም ዘለዋ ተዛረቡ

    • @Petruspetrus1
      @Petruspetrus1 3 дні тому

      ኣስተዉዕል

    • @tiamirkidane7715
      @tiamirkidane7715 3 дні тому +1

      መንግስት ሞ ባዕሉ ቲ ህዝቢ'ኮ መንግስቲ ኢዩ ኣብ ወምበር ኮፍ ኢሎም ኣይሰርሑ ኣየስርሑ በዚሖም ምበር

  • @axumtsion9216
    @axumtsion9216 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 дні тому +1

    ሎምስ እንታይ ድዮም ዝገብሩለው ብዘሕዝን እኮ እዩ ፍትሒስያ ካብ አብይ ክግነ ዋይ ቅዱስ ዳዊት ልበ አብላክ እንታይ ኢሉስ ብፀላኢ ተኸቢቡ አብዝነበረ ግዜ እንታ ኢሉ እቲ ፀላእስ ምሕራድን ምጥፋእን እዩ ዝፈልጥ ካልእ ምንም ሥራኽ አይብሉን ቅዱስ ዳዊት እዙይ ስለዝፈልጥ አብ ሓፍታም ድንካን እንካብ ክቅመጥ አብ እንዳእግዚአብሔር አፍደገ ክወድቅ ይኸይሸኒ ኢሉ እዞም አሕዋትና ግን ክልተ አያሹ ገአት ይካለሱ አብ ጆኖሳይድ ዝፈፀመ አረሜኔ ክዳነዉ ከይዶም መሕፈሪ እዩ እግዚአብሔር ግን ካብ ኩሎም ክቅድም እዩ!!!

  • @mbbmbb715
    @mbbmbb715 22 години тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @golbelay394
    @golbelay394 2 дні тому

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zl 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤