ኣብ ስዑዲ ግን ክንደይ ጀጋኑ እየን ዘለዋ😱ዘስደምም ጅግንነት ዘለዋ ጓል ካብ ስዑዲ ስረይ ኣርእየዮም ብተግባር

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 90

  • @Hiat-s2l
    @Hiat-s2l 6 днів тому +1

    ኣሰይይይ ተመሰገን እንካዕ ሓለፈላ ተመሰገን ኣምላክ🙏🙏🙏🙏💝💝💝💝💝

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 10 днів тому +13

    ኣብየይ ለባም ደስ ክብል ልቦናኺ❤❤ ኣነ ግን ንኣቦኺ ከይትሰድሉ ይብለኪ ዋላ ንቶም ቤተሰብ ዘደርዑኽን ነበሩ ዋላ ንደቂ ኣቦኺ ንማንም ከይትህቢ ጅግና ኢኺ ስረኺ ኣርኢኽዮም ኣደኺስ እንኳዕ ደኣ ወለደትኪ ብጓላ ርእሳ ኣቕኒዕኽያ❤ ንቱ ዘፍቅረኪ ወዲ ከዓ ሓዚ ሰበይቲ ኣቦ ጥዑይ ኣይተምፀአልክን ዋ ረሓቕ በልዮ

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 9 днів тому +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹ ኣቤየ
    ንባዕልቲ ሕቶ ድማ ንፍዕቲ ብሓቂ ንኣቦኪ ተጠምይዩ እበር ንጋሉ ንከምርዑ ከይትህብዮ

  • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
    @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ 10 днів тому +6

    ኣነስ ንፍዕቲ ጅግና ጓል እንተሪአስ ይሕጎስ🥰

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    እስይ ኣንበስት💪👌ጅግና ስደት መፅእኻ እት ዋና ነገር ዓላማኻ ምፍላጥ እዩ ኣዴኺ እውን ጅግና እየን ገንዘብኽ ብስራዓት ትቀብለን አብ ቅምነገር ዛወዐላልኽ👏💗. ናኣባኻ ከም ደስ ዝበለኽ ተደልኽ ሃብዮ ተደልኽ ክልእዮ ንጋሉ ግን ከይትመርዒውያ ዓድኺ እተው ትመረዐይ ውለድ ንባዓልኺ👏💗❤

  • @MebratgalQDstkiDaneMhret
    @MebratgalQDstkiDaneMhret 10 днів тому +5

    ይትረፍ ናቦካ ንጎናካ ንፀላኢካ እውን ንእግዚአብሔር ኢልካ ይዋሃብ እዩ ማዓረይ ጎበዝ ዝሓፍተይ❤

  • @SamsungA15-k8u
    @SamsungA15-k8u 10 днів тому +3

    ኣብዬ ፀጋኡ ያብዘሐልኽ
    ክብርት ሓፍተይ ባዓልት ሕቶ ናይ ኣብዬ ምኽር ኣብ ተግባር ኣውዕልዮ

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 10 днів тому +8

    ይፀግሞ ዋላ ጣዕ ይበል ከይት ሰድሉ ከመይ ድኪ ትሓስቢ ካቡኡ ለ ልብኪ ልዘፍቀሮ ተመርዐዊ።

  • @mariyamey555
    @mariyamey555 9 днів тому +2

    በሓቂ ጅግን እኪ ዛሓፍተይ በርትዒ
    አቦኪ ከይጠምዩ ከይዓርቁ ጥራሕ ሓግዝዮም
    ጋለይ ወደይ መመረዐዊ ዝብል ከይትሰዲ ባዕለን ሰሪሐን የመረዐዋ እንዳ ዓረብ ንረክቦ ዘለና ባዓልና ኢና ንፈልጦ😢

  • @BdMs-ci3dp
    @BdMs-ci3dp 10 днів тому +4

    ጎበዝ እዚ ሓፍተይ ንአቦኺ ንምግቢ እንተ ሲኡኑ ልአኹል ንጓሉ ከመርዕው ግነ ከይትልኡኹሉ ሰሪሓ ዘይትምርዖው ንሳ እንታይ ይመልከተኪ ዝተመርዒያ ንብዕልኺ ዓዲ ዓረብ ተዓጺኪ ትውዕለኺ እክ ንቁርሽ ክትረኽቢ እዩ ከይተመርዑውያ ሰሪሓ ትመርዐው

  • @Umtigraweti-h5x
    @Umtigraweti-h5x 9 днів тому +1

    ጠንካራ ጋል ከድንቅ ማዓት እየ💪ቀፅልሉ ብልፅቲ❤

  • @genet3442
    @genet3442 10 днів тому +2

    ኣሰይ ጀግና ጋል የኔ ጠንካራ ኣሕግሰኪኒ ማዓረይ ከይትሰድሉ ደፋር ሰብኣይ ጋለይ ከመርዕዎ ያ ጉድ ዝይሓፍር ሰብኣይ ግን ይቅርታ እምበር ንምግቢ ዝከዉን ቁሩብ ሰደድሉ ግን ካሊእ ከይትሰዲ የብለይ በልዮ ብጣዕሚ እኪ ጎቦዝ ኣንበሳ ጋል❤

  • @selam1071
    @selam1071 10 днів тому +1

    ብሓቂ ጀግና ኢኪ ንኣቦኪ ንምግቢ ዝኮን ንእሽተን ስደደሉ ሰለፍቅሪዉን ልብኪ ዘፍቅሮ ተመርዐዊ ንኣደዋኪ ኣእምንየን😍😍😍
    ደምራኒ ኣሕዋተይ

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 10 днів тому +5

    ታራ እማ ክሕዝ ከይቕድማኒ ሰሚዐ ክፅሕፍ እየዋ😂

  • @AAaa-ux4zd
    @AAaa-ux4zd 9 днів тому +1

    ባሓቂ ጅግና እኽ ማዓረይ ታይ ከም ዘኾንኹ ናነባዒኩ ሰምዐያ

  • @DawdFadc
    @DawdFadc 10 днів тому +1

    ጠንካራ ጓል ሂዋን❤❤❤❤

  • @semerehailemariam7522
    @semerehailemariam7522 10 днів тому

    ማዓረይ ነቦኪ ንምግቢ ኣይትጨክንሉ ንጋሉ ምምርዓው ከይተመርዕውያ ባዕሉ የመርዕዋ

  • @TeTe-h7b
    @TeTe-h7b 9 днів тому

    ሓፍተይ ኩሎም አየድልይኩን ጥንካሪኪ ቀፅልሎ ተኪኢልኪ ነቲ ምሳኪ ዘሉ ተቀበልዩ

  • @MariChannel-h5o
    @MariChannel-h5o 10 днів тому +9

    ደምሩና እስከ ሙቁራተይ❤❤❤🎉

  • @hss5966
    @hss5966 10 днів тому

    ጋሻ እየ ንገዛኪ አቢ ሓፍተይ❤ ዋውው ቀፅልሉ ማሚተይ ❤

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 10 днів тому

    ጠንካራ ጓል ሂዋን ክርኢ ከለኩ ደስ እዩ ዝብለኒ ንዓኪ ዝከውን ቃል ሲኢነ ❤️❤️❤️
    ወላዲ ዋላ ይበድልካ ብማንም ክትካእ ኣይክእልን ክብረተይ ኣብ ጥምየት እንተ ሃልዩ ዓቕምኪ ላኣክሉ እንተ ንመርዓ ግን ከይትልእኪ 👌 ባዓላ ትስራሕ
    ነቲ ብሰይተቦኪ ዝመፀአ ወዲ ራሓቅዮ ይትረፍኪ ክብረተይ ጥቕሚ ሪኡ ዝመፀአካ ወዲ ንግዚኡ ከክብረካ ይኽእል እዩ እቲ ዝደልዮ ምስ ረኸበ ግን?
    ከምቲ ዘፍቅረካ ይፀለአካ
    (ከምቲ ዘክብረካ የሕስረካ )እዩ 👌 ስለዚ ሕሰብሉ ክብረተይ ንወላዲትኪ ቀስ ኢልኪ ኣረድእየን

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 10 днів тому +2

    አሰይይይ ጀግና ዝሓፍተይ❤❤❤❤

  • @hss5966
    @hss5966 10 днів тому

    ዋውውውውውው ጅግና ኢኪ ሓፍተይ ናተይ ብበይ እባ ክረክባ❤❤❤

  • @JzjsjsDkdikd
    @JzjsjsDkdikd 8 днів тому

    ቃሪፅኪ ኣቀምጥለይ ፌቢኪ ሰኢነኪዋ❤😊

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 10 днів тому +1

    ጠንካራ ንፍዕቲ❤❤❤

  • @YdtHr
    @YdtHr 10 днів тому

    ጣንካራ እኪ ዝሓፍተይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Ali-i9q
    @Ali-i9q 8 днів тому

    ጥንካራ ♥️♥️

  • @raki12141
    @raki12141 9 днів тому

    ምክርኪይ ደስስ ክብል ኣቢየ ❤❤❤❤

  • @YdfhurfYrbkt
    @YdfhurfYrbkt 10 днів тому

    ጠንካራ ንኅዕቲ🥰♥️

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 10 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤ዋዉደስዝብል🙏👏🙏👏👏🙏🙏

  • @Abiabshi9988
    @Abiabshi9988 10 днів тому

    ❤ዋዉ ደስ ዝብል

  • @MrsMrs-zw1sp
    @MrsMrs-zw1sp 9 днів тому +1

    ሰላም ዝያዳይ ብጣዓሚ እየ ዝደነቀኪ ዝሓፍተይ❤ሕንቲ ሕቶ ካሓተኪ ዝያዳይ ኣነ ሰብኣይ እለኒ ኣብ ሰደት እና ንፋለጥ4 ዓመት እዉን ገይረኒና ብሓደ ግን ንሱ ተታሑዙ ናዓዲ ከይዱ እዩ ግን ዓዲ ከይዱ ስራሕ ክውፅእ ገንዘብ ሓጊዝኒ እለኒ ኣነ ካዓ ገንዘብ ኣይነብረንንን ይብለይን እውን እለዮ ክዉኡ ካዓ ኣነ ፀገመኒ እዩ እለዮ እወን ምንም ካኣምነኒ ኣይካእለን ኩሉ ግዜ እውን ኣብ መሰመር እዩ ዛኣቱ ንምታይ እማ ዘይደውልካለይ እንታለዮ ዘይጣዓመኒ እዩ ዘብለኒ ኣባይ ዘንበሮ ፍቅሪ እወን ብጣዓሚ ቀኑሱ ኣቢ ሓፍተይ ገንዘብ ብዘይ ምሕጋዘይ ጌጋኛ ዲየ ዋላስ ገንዘበይ ክሁባ ዘይካኣለኒ ምክንያተ እዉን ዝኮነ ነገር ሰለዘይታኣማምና እዩ ማለትይ ቅድሚ ኣነ ዝነብራ ኣንሱቱ እወን ገንዘብ በለዑኒ እየን ዘብላ ኣብዙይ እንታይ ትመኩርኒ ሓላለይ ጌጋ ዱዩ ወላ ፅብቅ ሓሰበይ 😢😢😢 ምክሪኪ ለግሰለይ

    • @Aduhaylu-ii8qv
      @Aduhaylu-ii8qv 9 днів тому +1

      መዓረይ እዙይ ፍቅሪ ዘይኮነ ገንዝብ እዩ ደልዩ ዘሎ ከይትሸወዲ ዛሓፍተይ ዘፍቅረኪ እንተኾይኑ ናብ ዝከዶ የብሉን ንስኪ ድማ ጥንካራ ኮይንኪ ስርሒ

    • @MrsMrs-zw1sp
      @MrsMrs-zw1sp 9 днів тому

      @Aduhaylu-ii8qv እሺኒኒኒ ዝያዳይ ❤❤

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  9 днів тому

      ሓንቲ ቅርሺ ከይትህብዮ ጌጋ ኣይብልክን ገንዘብኪ ሓዚ ፍቕሪ ዘይኮነ ገንዘብ ከምዝደሊ ብዙሕ ምስክር ኮ ኣለዎ ተጠንቀቒ

    • @MrsMrs-zw1sp
      @MrsMrs-zw1sp 9 днів тому

      @@abihabeshawittube8066 እሺኒኒኒ ክብረተ ይሃበልይ ዝሓፍተይ

  • @TmnitDesta-i2d
    @TmnitDesta-i2d 10 днів тому +1

    ደምራኒ ኣሕዋተይ ማዓረይ❤🎉

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 9 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉yes

  • @fhfgggfgdgdhfyy5023
    @fhfgggfgdgdhfyy5023 10 днів тому +1

    abitey❤

  • @merimeri278
    @merimeri278 10 днів тому

    ኣንግልዕ በልዮ ነቲ ኣቦኪ ኣወዳት ደቁ ዘየመርዕውዋ እተን ኣሕዋትኪ ደቂ እነኪ ከ መን ከመርዕወን እዩ

  • @NanaHabeshawit-s3z
    @NanaHabeshawit-s3z 9 днів тому

    ደምራኒ ኣሕዋት

  • @SeniSeni-ne3gy
    @SeniSeni-ne3gy 10 днів тому

    ደሞረኒ ናኣቢተይ ቤተሰብ

  • @MariChannel-h5o
    @MariChannel-h5o 10 днів тому

    ቀደመወይቲ ባዕለይ❤❤❤❤❤

  • @መቅዲዮቱብ-ከ7ኀ
    @መቅዲዮቱብ-ከ7ኀ 9 днів тому

    ደምሩኒ ክቡራተይ❤❤❤

  • @MuramMuram-s2r
    @MuramMuram-s2r 10 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @MlunAe
    @MlunAe 6 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት 10 днів тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @MaezuGig
    @MaezuGig День тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b 10 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @uhhuyy1987
    @uhhuyy1987 10 днів тому

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 10 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኻኻብ
    @ኻኻብ 10 днів тому

    ደምራኒ ኣሕወተይ❤

  • @Mebitube
    @Mebitube 10 днів тому

    ደምራኒ ሙቁራት እሕዋተይ

    • @Ab-chnnel
      @Ab-chnnel 10 днів тому

      ደሚረኪ መልሲ

  • @ጋልእንዳባፃሕማ
    @ጋልእንዳባፃሕማ 10 днів тому

    ንደማመር😘

  • @سلاخاحمد
    @سلاخاحمد 10 днів тому

    ሰላም ኣቤ ሓፍተይ ❤❤
    መሓዛይ እየ ንኣቤ ሕተትለይ ኢላትኒ ሸበካ ዘይብላ ኮይኑ ልዕሊ መጠን ኮይኑና ምኽርኺ ለግስልና በጃኺ ማራ ተጨኒቓ ኣብ ብክያት እያ ትውዕል ንባዕለይ ውን ፈሪሐ ሕዝስ
    ስደት ኢና ዘለና መሬት ገዚኣ ኣስሪሓ ወዲኣ እያ ካብ መን ከምዝገዝአቶ ውን ኣይነገረታን እንዳመን ዩ ተበለታ ኣይትፈልጥዮምን ትብላ በሊ ተተወዲኡስ ዓደይ ድሕሪ 2 ወርሒ ክኣቱ እየ ኢላታ ነይራ ነደዋኣ ካብኡ ነዜ ግን 8 ወርሒ ገይራ ንሄቶ ዘይረኸበታ ስልኪ ውን ኣየልዕልዋን ብኻልእ ኣራኽቡኒ ኢላ ተረኸበታ ውን ብዓለይ ክድውለልኪ እየ ኢላ ትዓፃ እቲ ገዛ ከዓ ናይቶም ደቂ ኣዲኣስ ኣቦኦም ኮይኑ ፀኒሑ ታይ ስለዝሓሰበት እያ ናይ መን ምኳኑ ዘይነገረትኒ ስልኪ ውን ኣብያትኒ እናበለት ብኽይ ትውዕል ትዝገርም ከዓ ሰብኣያ ዝወለደላ ተታሒዙ ዓዲ ኣትዩ ምስ ካልእ ሓዳር ገይሩ ብኹሉ ኮይኑዋ በጃኺ ተገዲስኪ መልስለይ ይቅርታ ኣብዚሐልኪ ጓልነይ🙏🙏💚💚💚💚💋💍

    • @hss5966
      @hss5966 10 днів тому

      አነስ የተረዳአንንን

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد 9 днів тому

      @hss5966 ዋይ ታኾይኑ ዶ

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 9 днів тому

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @bxiigjcfbutn5491
    @bxiigjcfbutn5491 10 днів тому

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @سيمي-ط2ظ
    @سيمي-ط2ظ 10 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FebuTube-k7k
    @FebuTube-k7k 10 днів тому

    ❤❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 10 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu 10 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MonaAhmed-er6hb
    @MonaAhmed-er6hb 10 днів тому

    ❤❤❤

  • @TigrayAdey-n3y
    @TigrayAdey-n3y 8 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 9 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sosososo-k3q7s
    @sosososo-k3q7s 9 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤