Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኪሮሰይ ናተይ በቃ ኩሉ ኢካ ንኣይ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ንኪሮስ ዝፈትዋ ኣሎ ዶ ከማይ 💖💖💖🙏🙏🙏 ወዲ ኣምላክ እድመን እጥናን ይሃበለይ ፈጣሪ
Yes lbey kelbey ewe.💕💕💕💯💯💯💯💯💯🌙🌙🌙👍👍👍⭐⭐⭐⭐⭐⭐
I am still listening ****ክሳብ ሕጂ ትሰምዓ ዘለካ እስኪ ገለ በለኒ ኤሬትሪን ሓወይ ኣፍቃሪ ኪከይ።ግን ክሳብ ማዓስ ኢና ኣብ ስደት ።
ይገርመካ ዩ ከመይ ኢኹም ወደይ ጠረቲ
Kiros beka ❤
ግዜ ሓይልና ሓወይ ናተይ እምበር ጽባሕ ክኸይድ ድሌት ኣለኒ
ማማጸምዩኪ ዶ ማማ ጸዋሪት ኩሉጸሊእክዮ ገዛና ጸረውረው ኢሉከመይ ክጥዕመኪ ቶኽላ እንድዩ ነጊሱቆርበት በጊዕ ለቢሱኣጸምዩኪ ዶ ደቅኺ መንጢሉኣሲሩ ቐቲሉማማትምኒታ ዝነበረ የዕብያ ኽተብጽሕእንዳ ወደይ እንዳ ጓለይ እናበለት ክትበጽሕማማየ ከምትምኒታ ኣይኮነትን ኤርትራኣደየ ፋሕ ኢልናያ ከምዛ ደቂ ዛግራማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይኣደየማማወላ እንተ ጸወዐት ቆልዓ ናይ ጎሮቤትንድምጻ ሰሚዑ የለን ዝብል ኣቤትማማየ እንዳ ዱኳን ክትገብር ኣስቤዛኣደየ ሰለይ ትብል ኣላ ምርኩስ ሒዛማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይኣደየኣታ ትናፍቕ ከማይ ኣዴኻመፍትሒ እባ ነናዲ በጃኻክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓናናይ ኣቦታትና ርስቲ ከላትናኣቲ ትናፍቒ ውን ኣዴኺመፍትሒ እባ ነናዲ በጃኺክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓናናትና እንብላ ሃገር ከላትናጸምዩኪ ዶ ማማ ጸዋሪት ኩሉጸሊእክዮ ገዛና ጸረውረው ኢሉከመይ ክጥዕመኪ ቶኽላ እንድዩ ነጊሱቆርበት በጊዕ ለቢሱኣጸምዩኪ ዶ ደቅኺ መንጢሉኣሲሩ ቐቲሉማማ. ዘዕበየና ገዛ ኩላትና ሓቒፉስእልና ኣብቲ መንደቕ ጥራይ ሒዙ የሪፉማማየ ርእይ ተብሎሞ ቲ ሳልታትኣደየ ወረር ተብል ናይ ናፍቖት ንብዓትማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይኣደየማማ...ሓደካ ዘዕልል ዘዛርብ ዘይብላምስታ ተለብጅን ይውዕል ኮፍ ኢላማማየ ነቲ ዘይካኣል ናብታ ሸላኣደየ እንታይ ይባሃል ግን ኪኢላቶላማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይኣደየኣታ ትናፍቕ ከማይ ኣዴኻመፍትሒ እባ ነናዲ በጃኻክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓናናይ ኣቦታትና ርስቲ ከላትናኣቲ ትናፍቒ ውን ኣዴኺመፍትሒ እባ ነናዲ በጃኺክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓናናትና እንብላ ሃገር ከላትናማማ...መታን ክሪኦ ደጊመ ዓይንኺመታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺመታን ክጥዕሞ ደጊመ እንጀራኺማማ ጽንሕ በሊ ኢኺኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺማማ ጽንሕ በሊ ኢኺኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺኣደይ...መታን ክሪኦ ደጊመ ዓይንኺመታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺመታን ክጥዕሞ ደጊመ እንጀራኺማማ ጽንሕ በሊ ኢኺኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺማማ ጽንሕ በሊ ኢኺኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ ❤❤
ኣጆካ ኪሮሰይይይ ሓደ መዓልቲ ኣሎ ነዚ ሑሱም ስርዓት ዝርገጸሉ ወልድና ናሓቅፈሉ
መታን ክርኤኦ ደጊመ አዒንትኺ መታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺ መታን ክበልዖ ደጊመ አንጀራኺ ማማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ 💔ኣምላኽ ንመን ኢልዎ ሓንቲ መዓልቲ ትህሉ ትኸውን ኪሮሰይ!!!!
እተን ኣብልበይ ዝኣተዋ ክፋላት ናይ'ዛ ደርፊ እየን እዘን ጽሒፍካየን ዘለካ Thanks broye
00äalm
😭😭😭😭
ኪሮሰይ ኣቦ መንሰያት ኤርትራ ዓሓሓሓሓ
This Legend will never get replaced. Zeydgem Artist Kirosey king of kings . Unique star…
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ መምህር ጥበብ ንበር ክበር❤ታ❤❤ፍ❤❤ላ❤ማማየየየየ😢
Kirosey nay lbey❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Jgna 🤝
Ajoka zhawey kiros hawey ❤❤❤❤❤ aleku abe gonka ❤❤❤❤❤❤
Kiros jigna
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍማማየየየየየየየየየ
Wawwww Kiros arkey nic pic
Azika tebarek!!!!!
kirosawi ❤❤ we love you from tigray😢❤
Nicc one 👌 👍
Kirosey love you ❤ adiy xnih beli eki ezi eyu aritis zibehali kedimu galifu zxenh mkinyatu hji akilu alo seatu ajona thanks kiros hawey ❤
ኣታ ንስካስ መን ከማካ ወሃቢ ኩሉ
Ufffff Nexa zeytdgem mnbar eba keyneberula btzta tebeliom sdrana
ኣታ ኢንታይ ኢና ኢባ ከንግብ ኣሕ ዋይ ንሕና
Ahhhhhhhhhhhhhhhhh🌹❤🌹💋
Kiros Jegena ajoka waganay
Kiros jgena
Kirosyy Jagan 💙💙💙💙💙💙
Key lbey kiros ❤️❤️❤️❤️
ኣታ ኪሮሰይ ኣነስ ባካል ዶ ይረክበካ ዶ ይኮውን ኣታ ጂግና
Abo haki kiroseyl
ቀሪብናኢና ኪሮሰይ ህግደፍ ክጠፉዮም
Kirosey feres 😍👌🏽
😘😘👍👍👍💕🇪🇷🇪🇷
I love u kirosay
Mamayyyyyyy🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ኪረሰይ መክሰብ
Kirosey abo haqi bravoooooo
Ahhhh way adey 😢😢😢
ሎሚስ ተወዲኡና እኮ ወያል ስርዓት
Kirosey jigna
Kiros ms tebahle yelen kal'e zsme Ygermeni gn ztshf yelen wala hade epe
Ata Kirosey 📺 tv halyu ayhalyu kulu hade Abe Eritrea 1chanel ዕረ ትቪ
Bravo bravo 👍 ✊✊✊💪
Kirosey 💙
Kirosey meley
Kalat yebleyn!!!!!!
ክሮስ king of kings ☝🏿️
Ajoka tray kirosey hanti malti ala
King music
Farusay💙💙💙
king of Africans 💙💙💙💙💙
ajoka kirosy
9/12/2023 habirna nsmaya nhamedu💙💙💙💙
Mama love
Senbet koynu geza tedewile ms wedaeku nabza derfi yimiles🥲
ah
Kirosayy sekorr
Hero no one like you ❤🤗🤴🏾 💙💚
Kiros king 🤴 ❤❤❤❤
Kirosey ELIZA eba Kirar Gerika Asmiana please 🙏🏿
ሓደ እዋን ምስ ሓደ ዓርከይ ብዛዕባ ደርፍን ደረፍትን እናዕለልና ናይ ኪሮስ ኣስፍሃ ደርፍታት ብጣዕሚ ከም ዝፈትዎን ኣድናቒኡ ምዃነይን የዕልሎ እሞ ንሱ ክኣ ትቕብል ኣቢሉ ክላእ ኪሮስ ዝብሃል ሰብ ጸላእኩ ንኪሮስ'ሲ ደራፋይ ቆጺርካዮ እንታይ ዝስማዕ ደርፊ ኣለዎ ኩሉ ደርፍታቱ ዘይኣውያት'ዩ ደርፍስ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቂ'ዩ ይብለኒ: ኣነ ክኣ ኩሎም ነናቶም ብቕዓት ኣለዎም ኢለ ይምልሰሉ እሞ ወዲ ንኪሮስ ብምድናቐይ ጠቕላላ ኣይተዋሕጠሉን ሓፍ ኮፍ ኢሉ ኣብርሃም ኣብርሃም ምስ ኣብዝሓለይ ኣብርሃም ኣፍዎርቂ ብዕድመ'ዩ ዝዓብዮ እምበር ብጥበብ'ሲ ኣይበላለጹን እዮም ምስ በልክዎ ወዲ ሓሪቑ ሰሙን ከቲትኒ ሕጂ እዝስ ምስ ምንታይ ይቑጸር 😅😅😅
Kiros jigna wedi halel hizbi entay emo kengaber wedi afewerki damu kalo ezi korbat Wahidi
kiros malet
❤❤
😭💔😭💔😭💔😭💔😭😭💔
❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ከም ሎሚ ኣይናፍኩን ኣነስ
100000
Entay mo kirosey seb lomi Amlak gedfu Eseyas yesged alo Ade kehdu😂😂😂
Ybel Whdet Lyers Nd Poems
😭😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤💔❤❤
hhhhhhh mammmmmm
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Off
Gunta don’t sing about Eritrean you are Weyane
Wuxi eske kabzie mekan
Abza zey tdgema nebska aytehasuwa
kiros jigna
ኪሮሰይ ናተይ በቃ ኩሉ ኢካ ንኣይ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ንኪሮስ ዝፈትዋ ኣሎ ዶ ከማይ 💖💖💖🙏🙏🙏 ወዲ ኣምላክ እድመን እጥናን ይሃበለይ ፈጣሪ
Yes lbey kelbey ewe.💕💕💕💯💯💯💯💯💯🌙🌙🌙👍👍👍⭐⭐⭐⭐⭐⭐
I am still listening ****
ክሳብ ሕጂ ትሰምዓ ዘለካ እስኪ ገለ በለኒ
ኤሬትሪን ሓወይ ኣፍቃሪ ኪከይ።
ግን ክሳብ ማዓስ ኢና ኣብ ስደት ።
ይገርመካ ዩ ከመይ ኢኹም ወደይ ጠረቲ
Kiros beka ❤
ግዜ ሓይልና ሓወይ ናተይ እምበር ጽባሕ ክኸይድ ድሌት ኣለኒ
ማማ
ጸምዩኪ ዶ ማማ ጸዋሪት ኩሉ
ጸሊእክዮ ገዛና ጸረውረው ኢሉ
ከመይ ክጥዕመኪ ቶኽላ እንድዩ ነጊሱ
ቆርበት በጊዕ ለቢሱ
ኣጸምዩኪ ዶ ደቅኺ መንጢሉ
ኣሲሩ ቐቲሉ
ማማ
ትምኒታ ዝነበረ የዕብያ ኽተብጽሕ
እንዳ ወደይ እንዳ ጓለይ እናበለት ክትበጽሕ
ማማየ ከምትምኒታ ኣይኮነትን ኤርትራ
ኣደየ ፋሕ ኢልናያ ከምዛ ደቂ ዛግራ
ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ
ማማ
ወላ እንተ ጸወዐት ቆልዓ ናይ ጎሮቤት
ንድምጻ ሰሚዑ የለን ዝብል ኣቤት
ማማየ እንዳ ዱኳን ክትገብር ኣስቤዛ
ኣደየ ሰለይ ትብል ኣላ ምርኩስ ሒዛ
ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ
ኣታ ትናፍቕ ከማይ ኣዴኻ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኻ
ክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናይ ኣቦታትና ርስቲ ከላትና
ኣቲ ትናፍቒ ውን ኣዴኺ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኺ
ክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናትና እንብላ ሃገር ከላትና
ጸምዩኪ ዶ ማማ ጸዋሪት ኩሉ
ጸሊእክዮ ገዛና ጸረውረው ኢሉ
ከመይ ክጥዕመኪ ቶኽላ እንድዩ ነጊሱ
ቆርበት በጊዕ ለቢሱ
ኣጸምዩኪ ዶ ደቅኺ መንጢሉ
ኣሲሩ ቐቲሉ
ማማ. ዘዕበየና ገዛ ኩላትና ሓቒፉ
ስእልና ኣብቲ መንደቕ ጥራይ ሒዙ የሪፉ
ማማየ ርእይ ተብሎሞ ቲ ሳልታት
ኣደየ ወረር ተብል ናይ ናፍቖት ንብዓት
ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ
ማማ...
ሓደካ ዘዕልል ዘዛርብ ዘይብላ
ምስታ ተለብጅን ይውዕል ኮፍ ኢላ
ማማየ ነቲ ዘይካኣል ናብታ ሸላ
ኣደየ እንታይ ይባሃል ግን ኪኢላቶላ
ማማየ እዉይ እዉይ እዉይ እዉይ
ኣደየ
ኣታ ትናፍቕ ከማይ ኣዴኻ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኻ
ክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናይ ኣቦታትና ርስቲ ከላትና
ኣቲ ትናፍቒ ውን ኣዴኺ
መፍትሒ እባ ነናዲ በጃኺ
ክሳብ ምዓስ'ዩ ስደት ዓዲ ጓና
ናትና እንብላ ሃገር ከላትና
ማማ...
መታን ክሪኦ ደጊመ ዓይንኺ
መታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺ
መታን ክጥዕሞ ደጊመ እንጀራኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ...
መታን ክሪኦ ደጊመ ዓይንኺ
መታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺ
መታን ክጥዕሞ ደጊመ እንጀራኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ
ኣደይ ጽንሕ በሊ ኢኺ ❤❤
ኣጆካ ኪሮሰይይይ ሓደ መዓልቲ ኣሎ ነዚ ሑሱም ስርዓት ዝርገጸሉ ወልድና ናሓቅፈሉ
መታን ክርኤኦ ደጊመ አዒንትኺ
መታን ክሰምዖ ደጊመ ድምጽኺ
መታን ክበልዖ ደጊመ አንጀራኺ
ማማማ ጽንሕ በሊ ኢኺ 💔
ኣምላኽ ንመን ኢልዎ ሓንቲ መዓልቲ ትህሉ ትኸውን ኪሮሰይ!!!!
እተን ኣብልበይ ዝኣተዋ ክፋላት ናይ'ዛ ደርፊ እየን እዘን ጽሒፍካየን ዘለካ Thanks broye
00äalm
😭😭😭😭
ኪሮሰይ ኣቦ መንሰያት ኤርትራ ዓሓሓሓሓ
This Legend will never get replaced. Zeydgem Artist Kirosey king of kings . Unique star…
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ መምህር ጥበብ ንበር ክበር❤ታ❤❤ፍ❤❤ላ❤ማማየየየየ😢
Kirosey nay lbey❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Jgna 🤝
Ajoka zhawey kiros hawey ❤❤❤❤❤ aleku abe gonka ❤❤❤❤❤❤
Kiros jigna
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
ማማየየየየየየየየየ
Wawwww Kiros arkey nic pic
Azika tebarek!!!!!
kirosawi ❤❤ we love you from tigray😢❤
Nicc one 👌 👍
Kirosey love you ❤ adiy xnih beli eki ezi eyu aritis zibehali kedimu galifu zxenh mkinyatu hji akilu alo seatu ajona thanks kiros hawey ❤
ኣታ ንስካስ መን ከማካ ወሃቢ ኩሉ
Ufffff Nexa zeytdgem mnbar eba keyneberula btzta tebeliom sdrana
ኣታ ኢንታይ ኢና ኢባ ከንግብ ኣሕ ዋይ ንሕና
Ahhhhhhhhhhhhhhhhh🌹❤🌹💋
Kiros Jegena ajoka waganay
Kiros jgena
Kirosyy Jagan 💙💙💙💙💙💙
Key lbey kiros ❤️❤️❤️❤️
ኣታ ኪሮሰይ ኣነስ ባካል ዶ ይረክበካ ዶ ይኮውን ኣታ ጂግና
Abo haki kiroseyl
ቀሪብናኢና ኪሮሰይ ህግደፍ ክጠፉዮም
Kirosey feres 😍👌🏽
😘😘👍👍👍💕🇪🇷🇪🇷
I love u kirosay
Mamayyyyyyy🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ኪረሰይ መክሰብ
Kirosey abo haqi bravoooooo
Ahhhh way adey 😢😢😢
ሎሚስ ተወዲኡና እኮ ወያል ስርዓት
Kirosey jigna
Kiros ms tebahle yelen kal'e zsme
Ygermeni gn ztshf yelen wala hade epe
Ata Kirosey 📺 tv halyu ayhalyu kulu hade Abe Eritrea 1chanel ዕረ ትቪ
Bravo bravo 👍 ✊✊✊💪
Kirosey 💙
Kirosey meley
Kalat yebleyn!!!!!!
ክሮስ king of kings ☝🏿️
Ajoka tray kirosey hanti malti ala
King music
Farusay💙💙💙
king of Africans 💙💙💙💙💙
ajoka kirosy
9/12/2023 habirna nsmaya nhamedu💙💙💙💙
Mama love
Senbet koynu geza tedewile ms wedaeku nabza derfi yimiles🥲
ah
Kirosayy sekorr
Hero no one like you ❤🤗🤴🏾 💙💚
Kiros king 🤴 ❤❤❤❤
Kirosey ELIZA eba Kirar Gerika Asmiana please 🙏🏿
ሓደ እዋን ምስ ሓደ ዓርከይ ብዛዕባ ደርፍን
ደረፍትን እናዕለልና ናይ ኪሮስ ኣስፍሃ ደርፍታት ብጣዕሚ ከም ዝፈትዎን ኣድናቒኡ ምዃነይን የዕልሎ እሞ ንሱ ክኣ ትቕብል ኣቢሉ ክላእ ኪሮስ ዝብሃል ሰብ ጸላእኩ ንኪሮስ'ሲ ደራፋይ ቆጺርካዮ እንታይ ዝስማዕ ደርፊ ኣለዎ ኩሉ ደርፍታቱ ዘይኣውያት'ዩ ደርፍስ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቂ'ዩ ይብለኒ: ኣነ ክኣ ኩሎም ነናቶም ብቕዓት ኣለዎም ኢለ ይምልሰሉ እሞ ወዲ ንኪሮስ ብምድናቐይ ጠቕላላ ኣይተዋሕጠሉን ሓፍ ኮፍ ኢሉ ኣብርሃም ኣብርሃም ምስ ኣብዝሓለይ ኣብርሃም ኣፍዎርቂ ብዕድመ'ዩ ዝዓብዮ እምበር ብጥበብ'ሲ ኣይበላለጹን እዮም ምስ በልክዎ ወዲ ሓሪቑ ሰሙን ከቲትኒ ሕጂ እዝስ ምስ ምንታይ ይቑጸር 😅😅😅
Kiros jigna wedi halel hizbi entay emo kengaber wedi afewerki damu kalo ezi korbat Wahidi
kiros malet
❤❤
😭💔😭💔😭💔😭💔😭😭💔
❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ከም ሎሚ ኣይናፍኩን ኣነስ
100000
Entay mo kirosey seb lomi Amlak gedfu Eseyas yesged alo Ade kehdu😂😂😂
Ybel Whdet Lyers Nd Poems
😭😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤💔❤❤
hhhhhhh mammmmmm
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Off
Gunta don’t sing about Eritrean you are Weyane
Wuxi eske kabzie mekan
Abza zey tdgema nebska aytehasuwa
kiros jigna