Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Part 4 ኣብ ቀረባ እዋን Subscribe ረጊጽኩምልና ሕለፉ 😍😍
ህጂ ከ ንመን ከተውርዱ አኩም?
ብተስፋ ንጽበ እዛ ንሰብ ምውንጃል ግን ኬን በልዋ ደቂ ፉግራይ
@@tekieteka3396 ንዘርኦም ክክክ
Gohafat dekalu teref amharu entadekum tbeb tebelashwu neshe nesh tedekum gerkum
@@nahommhretab4261 እስከ ክውል በል ኩፉእ
ድምጻዊ ድምጺ ንፉዕ❤እቲ ኣቐራርባኩም ፍሽክታኩም ኩሉ ጽቡቕ ።ቐጽልዎ 👏
neshu shikor 😊😍
Ata fqri kemaka were gedifu aqli tethbeni ezi fetari 😊😊😊
Sebay yak 🥰
ነሹ ዓርከይ ኣሰኪፍካኒ ነይርካ 😒😒ወድኻ ግን ፉሉይ እኻ 🤝🤔🤝🤛
Neshu hbub
Am from amhara region Ethiopia .I love ereterian people and ereterian music. God bless Ereteria and Ethiopia
Amen
I like Ereteriaas a matter of fact I write it as Aretra.lol 😊
Me too We love ethiopian 🎶 🎵 ⏹ 🪕 🎼 💿 🎶 tnx bro 🇪🇹 🇪🇹 🇪🇹 🇪🇹 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
❤❤❤❤
ካብ እዳ ነሹ ዝመጻኩም እስከ✌❤
🙋♂️
😍
👆🏃
🙋😁😍
✋🏽
በጣም ታምራላቹህ የኔ ቆንጆዎች ከቻላቹህ በአማረኛ ስሩልን I come from ❤Amhara in gondr love ኤሪ
አጆኩም አዘኪርኩምና ገዛውትና አንዳ ሚሎቲ ሰታንታኣቶ God bless brothers & sisters
❤❤❤❤❤🥰🥰
ታዶና ያ ስሒባትኒ ዛ ደርፍኹም ሓቤያ ንኡሳተይ ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 💞🙏💖💞
እናዓል ዲነክ ስደት ወዲ ቀቢሕ ዝኮነ ካብ ጃማዓይ ፈልዩ ብዘይ ጃማዓይ ኣብ ጽምዋ እባ የንብረኒ ኣሎ ኣሕሕ💔😭 ከፍ ኣለኩም ያ ጃማዓ ❤
Ajoka hewey maerey
ንኩልና መታዓብይትናን ደቂ ገዛውትና ኣዘኪርኩምና። ናይ ጋዕዳ ጠፊኡ ዝነበረ ጽቡቅ ስራሕ። እዚ ባዓል ሽጋራን እታ ጓልን ማራ ኬፍ ኣለኩም። ኩላትኩም ደስ ዥብል ስራሕ ሰሪሕኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ።
ጆን ነታ ዘዕበየትካ ሰንዓፈ ክትደርፈላ ክንጽበ ኢና ጽቡቅ ድምጺ ኣለካ
ደስ ክብሉ መንአሰይ ኩሉ ግዜ ንፍቅሪ ይዝመር 😘😘😘😘ኩናት ወረ ኩናት ካብ ምድሪ ገፅ ይጥፍአልና ሰላም ክንንብር ምስ ኩሉ ጎሬቤትና 👏
ኣሰይ ፅሩያት ነሹ ኢዩ ኣታባብዕዎም ኢሉና መፅየ ትግራወይቲ ድማ ኢየ ማራ ኩሉ ነገርኩም ድምፅኩም ዜማኩም ኣጣቃላይ ኩሉ ኮንፊደንስኩም ኣዝዩ ደስስ ባሃሊ ኢዩ 100% 👌👌👌ኣሕዋተይ ጎቦዛት ንፍቅራ ስበኩ ፅልእ ካባና ካብ መንእሰያት ኢዩ ዝጅምር ፍቅሪ እውን ካባና ኢዩ ዝጅምር እና ጎብዙ በርትዑ ካምዚ ዕፅዋን ክባን እናበለ ዘናሽው ዘሎ ካብ ካምኡታት ራሓቁ ኣሕዋተይ ካብ ፅልእ ክሳራ እምበር መክሰብ የለን ነዛ ሓላፊት ዓለም ንፋቀር ኣሕዋተይ ብዝበለፀ ክትመፁና ካኣ ክንፅበ ኢና ሰላም ወሰናይ እኣብዘለኩምዎ 🙏🙏🙏
❤❤❤ Tegaru brukat
Kbret yhabki dhay Sedraki yesmieki fetari !!! ❤❤❤❤
Ajoki Gual Tigray Haftey. Haftki kab Eritrea
@@filigunners2268 ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 የቀንየለይ ክብረተይ
@@ghde996 🙏🙏🥰
Wawwww fili arkey god job nay bhaqi gele aynet srah ab mexaie kabzi nlaeli kxbeyeka eye nice filatey
ኬፍ ኣለኩም ኣኻኸብቲ ወሎዶ ስሓቁ ተሓጉሱ ጥራይ ስደት መሪር ኢዩ ነንሕድሕድኩም ተሓላለዩ ተፋቀሩ ኣሕሊፍኩም ኣይትዋሃቡ ንብጻይኩምን ንብጸይትኩምን ኣፍቅሩ
ጽቡቅ ስራሕ፡ ንቐጻሊ ፍልይ ዝበለ ናይ ጋዕዳ ከተስምዑና ተስፋ ንገብር።
ካብ ኩቡሩ ጋዜጠኛ ነሹ ኢና መጽእና ጹቡቅ ስራሕ ኑኡሳተይ❤
ካብ መን ኢኺ መጽኺ አልኪ 😂😂😂😂😂😂
Medanegerit lekbatat
እታ ዶና ኬፍ ዝሃበቶ ላይከይ ጥራይ ይርገጸኒ👍🤝
Dmtsi alewa kea
Fetya alku nez gal keltena shabt
Shruk beyney ele aleku keyteibdeni ata wedi
@@filimonteklezghi 😂😂😂Teqedimka ika arku
@@shewitabrham4835 wela neaki wn ayxelakn eye😁
Abzia aeba tehababeruna Tigre do haqey hawisula tekatiena koyna
Kefff zelwom jema nay kefat gujele edmen tenan yhabkum fetari kubrat deki Eri
ሓድነትኩምን ፍቕርኹምን ይበል ዘብል እዩ ።ቀፅልዎ❤❤❤ ናይ ስነ ጥበብ ስራሕኹም ካዓ መዘናግዒ እዩ እዚ እውን ቀፅልዎ ክቡራት ኣሕዋት❤❤❤
ብልቢ ሓባይብ ኬፍ ኣለኩም፡ ድምጺ ዝገርም ኢዩ፡ ናይዛ ሓሪም ከኣ ኩሉ ነገር ኬፍ ኣለዎ
ካብ እንዳ ነሹ ዝመፀ 👍ኣብ መደርብታ ዘሎ ህርመት ሙዚቃ ግን 100%አዚኩም ደስ ትብሉ ቀፅልሉ♥️
ጓል ኣስገደ ጽምብላ ዓደይ🥰🥰🥰
ካብ እንዳ ነሹ እየ መፂእ ኬፍ አለኩ ዋውውውው ከምኡ ገይረኩም አተባበዕዎ ነነሹ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ክብሉ መንአሰይjust have fun life is too short man !
What a lovely music jhoni Jhoni nay mudey wedi ms jemaka kef alekum good job
ነዚ ናብራና ዝምጥንሰዓቱ ዝሓለወ ዕብዳን!'
ፅቡቅ አጋላልፃ እዩ 🤗
ኣበይ ቀኒኩም እውእ ከምኡ ዘይግበር 4 ኣቀላጥፍዋ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ
ንፉዓት ደጋጊመ ርእየኩም ብስምዒት ኣብ ቀጻሊ ዓቢኹም ክርእየኩም ፀሎተይ'ዩ
ካብ ገዛ ነሹ እዩ መፂአ ባሓቂ ምጭዋት ቀፅልዎ😊❤
ካብ ገዛ ነሹ አና መጺና ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት ናይ ፍግራ ደርፍታት አንዳ ጠፍአ ዩ ዝመጽአ ዘሎ ኣጆኩም ከጽልዎ
@@d.p.5822 gere aleku
አረ ይመችኹም ብሽም ነሹ እየ ፈትየኩም🥰😍ነሸይ👑😍
ዕድመን ጥዕናን ንንኡስ ወለዶ ንምነ ❤️
እታ ቅላዕ ብዝግባእ ናብ ሰኪዔታ ኣትያ🎯 congratulations guys especially ጆን ተስፍኣለም ድምጻውን ክራሪስትን & ኣብርሃም ዳኒኤል (ሊዛ) ገጣምን ዳይርክተርን ናይ ዚ ስራሕ❤❤
ካብ እንዳ ነሹ ኣና መፂናኩም እና ኬፍኣለኩም❤❤
@ያ'ኣነ ሓላልየ ጋሕባ
@ያ'ኣነ ሓላልየ ሰክቲ ዓባቅ
Eway yehwata betami yehezenuka 😭kendi temerti serah meible ab enda meste mwalkum amlak yekre yeblelna 🙏
It’s very sad to see those young people waisting their time with alcohol 🍷 What a shame
Wey kindey gize semia aytsegban eye dess kitblu ❤❤
ኬፍ ኣለኩም ብሓቂ ፅቡቃተይ❤ ካብ ገዛ ነሽነሽ እየ መፅየ ነሹዋይ ፍቅር ሰብ💋😘
ናይ ኬፋት ፊግራ እኮ ኣዘካክርኩምና ስደት ወዲ ዕንዲ ፋሕ ፋሕ ኣብልና
ኣምላኽ ኣዒንቲ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም ካብ መንገዶ ጸልማት ናብ መንገዲ ብርሃን ይምራሕኩም
Part 4 deqi shawley xaeda abey alekum fugra kabakum ena knxbe
Abay seb ..kibrti hiwan ..kulu tekieliyo beqa..miqrti .xbaqe forma nay za srah fgra esiki eki .....our 2022 👸 ......b zibelexe nateki srah kinxibe Ena..Tereza shekor
The boy with instrument ( KERAR)HE IS charismatic .He hàve good future. But be positive and respect life.
Part 4 ካልአ ክንጽበ ኢና ....ድምጻዊ Great ቀጽሎ ❤❤!!!!
Wow tereza.. ❤️ nay za srah bqiat grma.. Dimqet esiki eki.. B ziqixil srah win b zibelexen.. B filiy zibelen kinxibe ena... Our qeen..
Edmen tinan yhabkum azikum des tblu shikorinratt niesnet tum
ጆን ወዲ ስንዑፍ ኣስሊ ማራ ውዱኣት🥰🥰
ኣታ አዚኦም ሓራይፍ ኢዮም ብዓዲ ኣይሓስቡን ኢዮም ከማኻ ኣይኮኑን
@@dawit5485 nsika win tegagika yfelto eyu wedi sinuf tebelo himaq win aykonen sebey gn b politica eyu himaq adey adika haymanot zbil zearkey ::
ኬፍ ዘለኩም 😍ነሹ ግን ኩሉ ሰብ ድዩ ከምዚ ከማይ ዝፈቶ 😍💥
ተጋሩ ኩሉኩም ኢኩም ትፈትውዋ ሓሶትን ወርን ስለ ትፈትው
@@aruaki4454 ሰክት ድርባይ 🤧
Xbuk srah eiu neru ety nay neshnesh ktgedfuwa nerkum
Etom elulat jema nay adiss ke !!!We love you 😍 !!Endiamo eske bhadish srah knxbeyekum ena ayttfuena!!
Kef aleku shkakure jamae❤❤
Shokorat Deki Erey💞💞💞❣️❣️🌹👍Bejakatkume AzAlkole Geni Meste Shigara Ayetbzhu Zome Yehwatey Aza Kanser Tebhale Bezen Wedzen Eya Temxia Belqu Angera Mai Seteeu Bejakatkume Sory Kem Haftekume Zelzehasebe Eye Zome Yehwatey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🦁
እዞም ኣብ ኣፍሪቓ ዘለዉስ ክጽቡቁ ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ምቁራተይ
ካብ ነሹ ልመፃኩ☝️💙👌
ኣይዘኹም ፅብቅ ስራሕ ካብ ድቢርት ነፃ ገይርኹምና ቃፅልሉ ድምፅ 100%
ነሽነሽ ግን ክንደይ ክጥዕም እዩ ኮሞንቱ ኣንቢበ ተገሪመ
ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ብፍላይ ነሹ ዝብል ምስ ሰማዓጁስ ደጋጊመያ
Ajokum mkurat sdetna yahxrelina tnkik belu ab sdet khalif mkanu teredekum aytnasu kab Neshinesh ena mexina ❤️❤️❤️👌🙏🙏🙏
Wuduat menseyat we love you guys hawkum kab uk beyney enda cheremku wulud areza ebay amstena halibet dgemuni futuwat 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ነሹ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተሎ ብፍላይ ብናይ ካልእ ሰብ ዩቲብ ሓድሽ ነገር እንተ ሰሚዐ ኣብ ነሹ ከይደ እየ ዘጻርያ ጽቡቅ ጌረ
ጆኒ & ኣብርሃም ሊዛ ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ እዩ ኑፉዓት ❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ጎበዛት ኡኡኡኡኡኡ ታይ እለ እዮሞ ኮሜ ክፅሕፍ የነ ማሮች ካብዝ ዝበለፀ ስራሕ ሕዝኩም ከም ትመፅእኩ ተስፋ ንገብር ነሹየ ማዓረይ ❤❤❤💖
በሉ ነሹስ ኩላ ኣብዚ ኣኪብዋ።ቀጽልዎ ኬፍ ኣለኩም ጀምዓ።
Mili shoker nic music dake eriy🇪🇷😘😘
good job kulatekum .b filay gn..Tereza you're so amazing..wowwww ..ab tihiti ti zi srah b zey Baki fgra ... Bqiat youkun . Zimisit simiet yebulun ...Tereza eki ..tewasieyo .kulu tegelixiyo .... am i right gay's..
the band and the music is wonderful nice mlodey ,, we thankyou figera bajego band ,, konjo zaema ,, konjo daerfei ,,, qxello keyfe zalawa band ,,
Natu hebkumo xebukat እታ ቀያሕ ጉል ግን ደስ ትብለካ❤
ቬላ ❤️ ብፍላይ ፖቸ ናይዛ ዶና ካሬንቲ፡ ሓይሊ ዘለዎ ልሕትት ኢሉ ፍሉይ ኣብ ደምካ ዝኣቱ፡ ትሬዛ🔥💯👌 ክትዓቢ ኣለዋ🇪🇷
Asmarino helawe nay eritrean music 🎶 🎵 ❤️ asmitey xaida good job deki shukey
Moliskumna nabti teum gzie Mnesey bhade kshq ktsawet khgos ktehagagez kelo Ajokum qotslwo fqurat yehwat
wawwwwwwwwwwww really amezing❤ you guys are very nice god bless you halalat❤ Nashnesh habibi we love you too
ዋውው ኣነ ከፍ ህብኒ እዚ ወዲ ነሽነሽ እንካዕ የሕጎሰካ
Kab neshu ye kabti kab brhan zqltf neshu koynay derfi thanks
ነሹ"ዩ ልኢኹኒ ናብዚ
Betaemi xebuq derafay demxi betaemi eyu demesteka 👏👏👏👏👍👍👍derafey agoka qexelo
Wow lovely guys miss u our youngsters, keep it up.
Am Eritrean I lo've you
Congra liza arkey xebuk serah
Kif alkum ezum yehwatey natey 👍👍👍🥰🥰🥰
Uwey kef zelkum kulatkum kef zelwo mezngakum germne
AMA combination and very creative. Well done all. 🇪🇷💪💪
ክዳ ነሹ ኢና መጺና ጹቡቓት ኣጆኹም ቀጽልዎ ጡዑም ድሚጺ ❤❤
Mara kef alkum😘 ❤❤❤
ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ጀምዓ 🦅
Wow Johnny, very beautiful song, you are so talented.
Kef zelwa eta dona
Waww belwo dea deki er shkorr natat❤️❤️❤️💞💞💞💞
""ናይ ሕማመይ መቅሰናትጽቡቅ ናይ ፍግራ ክራር ጻውቲ
Mara mara kef alekum dki erey❤🇪🇷🇪🇷✌
Sehr schön ihr seid wunderbar Jungs mach sooo weiter bleib Gesund
ብጣዕሚ እኩም ደስስ ትብሉ❤
Pls 4
Ayni Abaykum Ydefen Deki Erey Xbukat Amlak Edmen Tenan Yhabkum Amlak ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Love you more deki deki 💋💋💋😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋💋
Xubuk srah kexlwo ❤❤❤❤❤🇪🇷
Wwwwww kef alekum kab kulu ka fala ❤❤❤🥰🥰 kuner😅😅😅
Wawwwww nice song great job y’all ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawwwwww abet dmxi btaemi nfue ab qexali
Kab enda neshu jgna ena mexinakum qexlwo fqri u zexebqelna deqi eriy
ኬፍ ኣለኩም ጀምዓ ቀጽልዎ ብፍላይ ናይዛ ተሬዛ ዝበልኩሞ ድምጺ ከኣ ማራ ኬፍ ኣለዎ ኣብ ዝቅጽል ጽቡቅ ሸፈነ ናታ ዘለዎ ጌርኩም ኣምጹልና
Wow mara kef alokum Figra shikorinatat %100 👌👍🏽👏
Part 4 ኣብ ቀረባ እዋን Subscribe ረጊጽኩምልና ሕለፉ 😍😍
ህጂ ከ ንመን ከተውርዱ አኩም?
ብተስፋ ንጽበ እዛ ንሰብ ምውንጃል ግን ኬን በልዋ ደቂ ፉግራይ
@@tekieteka3396 ንዘርኦም ክክክ
Gohafat dekalu teref amharu entadekum tbeb tebelashwu neshe nesh tedekum gerkum
@@nahommhretab4261 እስከ ክውል በል ኩፉእ
ድምጻዊ ድምጺ ንፉዕ❤እቲ ኣቐራርባኩም ፍሽክታኩም ኩሉ ጽቡቕ ።ቐጽልዎ 👏
neshu shikor 😊😍
Ata fqri kemaka were gedifu aqli tethbeni ezi fetari 😊😊😊
Sebay yak 🥰
ነሹ ዓርከይ ኣሰኪፍካኒ ነይርካ 😒😒ወድኻ ግን ፉሉይ እኻ 🤝🤔🤝🤛
Neshu hbub
Am from amhara region Ethiopia .I love ereterian people and ereterian music. God bless Ereteria and Ethiopia
Amen
I like Ereteria
as a matter of fact I write it as Aretra.lol 😊
Me too We love ethiopian 🎶 🎵 ⏹ 🪕 🎼 💿 🎶 tnx bro 🇪🇹 🇪🇹 🇪🇹 🇪🇹 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
❤❤❤❤
ካብ እዳ ነሹ ዝመጻኩም እስከ✌❤
🙋♂️
😍
👆🏃
🙋😁😍
✋🏽
በጣም ታምራላቹህ የኔ ቆንጆዎች ከቻላቹህ በአማረኛ ስሩልን
I come from ❤Amhara in gondr love ኤሪ
አጆኩም አዘኪርኩምና ገዛውትና አንዳ ሚሎቲ ሰታንታኣቶ God bless brothers & sisters
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🥰🥰
ታዶና ያ ስሒባትኒ ዛ ደርፍኹም ሓቤያ ንኡሳተይ ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 💞🙏💖💞
እናዓል ዲነክ ስደት ወዲ ቀቢሕ ዝኮነ ካብ ጃማዓይ ፈልዩ ብዘይ ጃማዓይ ኣብ ጽምዋ እባ የንብረኒ ኣሎ ኣሕሕ💔😭
ከፍ ኣለኩም ያ ጃማዓ ❤
Ajoka hewey maerey
ንኩልና መታዓብይትናን ደቂ ገዛውትና ኣዘኪርኩምና። ናይ ጋዕዳ ጠፊኡ ዝነበረ ጽቡቅ ስራሕ። እዚ ባዓል ሽጋራን እታ ጓልን ማራ ኬፍ ኣለኩም። ኩላትኩም ደስ ዥብል ስራሕ ሰሪሕኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ።
ጆን ነታ ዘዕበየትካ ሰንዓፈ ክትደርፈላ ክንጽበ ኢና ጽቡቅ ድምጺ ኣለካ
ደስ ክብሉ መንአሰይ ኩሉ ግዜ ንፍቅሪ ይዝመር 😘😘😘😘
ኩናት ወረ ኩናት ካብ ምድሪ ገፅ ይጥፍአልና ሰላም ክንንብር ምስ ኩሉ ጎሬቤትና 👏
ኣሰይ ፅሩያት ነሹ ኢዩ ኣታባብዕዎም ኢሉና መፅየ ትግራወይቲ ድማ ኢየ ማራ ኩሉ ነገርኩም ድምፅኩም ዜማኩም ኣጣቃላይ ኩሉ ኮንፊደንስኩም ኣዝዩ ደስስ ባሃሊ ኢዩ 100% 👌👌👌ኣሕዋተይ ጎቦዛት ንፍቅራ ስበኩ ፅልእ ካባና ካብ መንእሰያት ኢዩ ዝጅምር ፍቅሪ እውን ካባና ኢዩ ዝጅምር እና ጎብዙ በርትዑ ካምዚ ዕፅዋን ክባን እናበለ ዘናሽው ዘሎ ካብ ካምኡታት ራሓቁ ኣሕዋተይ ካብ ፅልእ ክሳራ እምበር መክሰብ የለን ነዛ ሓላፊት ዓለም ንፋቀር ኣሕዋተይ ብዝበለፀ ክትመፁና ካኣ ክንፅበ ኢና ሰላም ወሰናይ እኣብዘለኩምዎ 🙏🙏🙏
❤❤❤ Tegaru brukat
Kbret yhabki dhay Sedraki yesmieki fetari !!! ❤❤❤❤
Ajoki Gual Tigray Haftey. Haftki kab Eritrea
@@filigunners2268 ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 የቀንየለይ ክብረተይ
@@ghde996 🙏🙏🥰
Wawwww fili arkey god job nay bhaqi gele aynet srah ab mexaie kabzi nlaeli kxbeyeka eye nice filatey
ኬፍ ኣለኩም ኣኻኸብቲ ወሎዶ ስሓቁ ተሓጉሱ ጥራይ ስደት መሪር ኢዩ ነንሕድሕድኩም ተሓላለዩ ተፋቀሩ ኣሕሊፍኩም ኣይትዋሃቡ ንብጻይኩምን ንብጸይትኩምን ኣፍቅሩ
ጽቡቅ ስራሕ፡ ንቐጻሊ ፍልይ ዝበለ ናይ ጋዕዳ ከተስምዑና ተስፋ ንገብር።
ካብ ኩቡሩ ጋዜጠኛ ነሹ ኢና መጽእና ጹቡቅ ስራሕ ኑኡሳተይ❤
ካብ መን ኢኺ መጽኺ አልኪ 😂😂😂😂😂😂
Medanegerit lekbatat
እታ ዶና ኬፍ ዝሃበቶ ላይከይ ጥራይ ይርገጸኒ👍🤝
Dmtsi alewa kea
Fetya alku nez gal keltena shabt
Shruk beyney ele aleku keyteibdeni ata wedi
@@filimonteklezghi 😂😂😂Teqedimka ika arku
@@shewitabrham4835 wela neaki wn ayxelakn eye😁
Abzia aeba tehababeruna Tigre do haqey hawisula tekatiena koyna
Kefff zelwom jema nay kefat gujele edmen tenan yhabkum fetari kubrat deki Eri
ሓድነትኩምን ፍቕርኹምን ይበል ዘብል እዩ ።ቀፅልዎ❤❤❤ ናይ ስነ ጥበብ ስራሕኹም ካዓ መዘናግዒ እዩ እዚ እውን ቀፅልዎ ክቡራት ኣሕዋት❤❤❤
ብልቢ ሓባይብ ኬፍ ኣለኩም፡ ድምጺ ዝገርም ኢዩ፡ ናይዛ ሓሪም ከኣ ኩሉ ነገር ኬፍ ኣለዎ
ካብ እንዳ ነሹ ዝመፀ 👍
ኣብ መደርብታ ዘሎ ህርመት ሙዚቃ ግን 100%
አዚኩም ደስ ትብሉ ቀፅልሉ♥️
ጓል ኣስገደ ጽምብላ ዓደይ🥰🥰🥰
ካብ እንዳ ነሹ እየ መፂእ ኬፍ አለኩ ዋውውውው ከምኡ ገይረኩም አተባበዕዎ ነነሹ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ክብሉ መንአሰይjust have fun life is too short man !
What a lovely music jhoni Jhoni nay mudey wedi ms jemaka kef alekum good job
ነዚ ናብራና ዝምጥን
ሰዓቱ ዝሓለወ ዕብዳን!'
ፅቡቅ አጋላልፃ እዩ 🤗
ኣበይ ቀኒኩም እውእ ከምኡ ዘይግበር 4 ኣቀላጥፍዋ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ
ንፉዓት ደጋጊመ ርእየኩም ብስምዒት ኣብ ቀጻሊ ዓቢኹም ክርእየኩም ፀሎተይ'ዩ
ካብ ገዛ ነሹ እዩ መፂአ ባሓቂ ምጭዋት ቀፅልዎ😊❤
ካብ ገዛ ነሹ አና መጺና ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት ናይ ፍግራ ደርፍታት አንዳ ጠፍአ ዩ ዝመጽአ ዘሎ ኣጆኩም ከጽልዎ
@@d.p.5822 gere aleku
አረ ይመችኹም ብሽም ነሹ እየ ፈትየኩም🥰😍ነሸይ👑😍
ዕድመን ጥዕናን ንንኡስ ወለዶ ንምነ ❤️
እታ ቅላዕ ብዝግባእ ናብ ሰኪዔታ ኣትያ🎯 congratulations guys especially ጆን ተስፍኣለም ድምጻውን ክራሪስትን & ኣብርሃም ዳኒኤል (ሊዛ) ገጣምን ዳይርክተርን ናይ ዚ ስራሕ❤❤
ካብ እንዳ ነሹ ኣና መፂናኩም እና ኬፍኣለኩም❤❤
@ያ'ኣነ ሓላልየ ጋሕባ
@ያ'ኣነ ሓላልየ ሰክቲ ዓባቅ
Eway yehwata betami yehezenuka 😭kendi temerti serah meible ab enda meste mwalkum amlak yekre yeblelna 🙏
It’s very sad to see those young people waisting their time with alcohol 🍷 What a shame
Wey kindey gize semia aytsegban eye dess kitblu ❤❤
ኬፍ ኣለኩም ብሓቂ ፅቡቃተይ❤ ካብ ገዛ ነሽነሽ እየ መፅየ ነሹዋይ ፍቅር ሰብ💋😘
ናይ ኬፋት ፊግራ እኮ ኣዘካክርኩምና ስደት ወዲ ዕንዲ ፋሕ ፋሕ ኣብልና
ኣምላኽ ኣዒንቲ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም ካብ መንገዶ ጸልማት ናብ መንገዲ ብርሃን ይምራሕኩም
Part 4 deqi shawley xaeda abey alekum fugra kabakum ena knxbe
Abay seb ..kibrti hiwan ..kulu tekieliyo beqa..miqrti .xbaqe forma nay za srah fgra esiki eki .....our 2022 👸 ......b zibelexe nateki srah kinxibe Ena..Tereza shekor
The boy with instrument ( KERAR)
HE IS charismatic .
He hàve good future.
But be positive and respect life.
Part 4 ካልአ ክንጽበ ኢና ....ድምጻዊ Great ቀጽሎ ❤❤!!!!
Wow tereza.. ❤️ nay za srah bqiat grma.. Dimqet esiki eki.. B ziqixil srah win b zibelexen.. B filiy zibelen kinxibe ena... Our qeen..
Edmen tinan yhabkum azikum des tblu shikorinratt niesnet tum
ጆን ወዲ ስንዑፍ ኣስሊ ማራ ውዱኣት🥰🥰
ኣታ አዚኦም ሓራይፍ ኢዮም ብዓዲ ኣይሓስቡን ኢዮም ከማኻ ኣይኮኑን
@@dawit5485 nsika win tegagika yfelto eyu wedi sinuf tebelo himaq win aykonen sebey gn b politica eyu himaq adey adika haymanot zbil zearkey ::
ኬፍ ዘለኩም 😍
ነሹ ግን ኩሉ ሰብ ድዩ ከምዚ ከማይ ዝፈቶ 😍💥
ተጋሩ ኩሉኩም ኢኩም ትፈትውዋ ሓሶትን ወርን ስለ ትፈትው
@@aruaki4454 ሰክት ድርባይ 🤧
Xbuk srah eiu neru ety nay neshnesh ktgedfuwa nerkum
Etom elulat jema nay adiss ke !!!
We love you 😍 !!Endiamo eske bhadish srah knxbeyekum ena ayttfuena!!
Kef aleku shkakure jamae❤❤
Shokorat Deki Erey💞💞💞❣️❣️🌹👍Bejakatkume AzAlkole Geni Meste Shigara Ayetbzhu Zome Yehwatey Aza Kanser Tebhale Bezen Wedzen Eya Temxia Belqu Angera Mai Seteeu Bejakatkume Sory Kem Haftekume Zelzehasebe Eye Zome Yehwatey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🦁
እዞም ኣብ ኣፍሪቓ ዘለዉስ ክጽቡቁ ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ምቁራተይ
ካብ ነሹ ልመፃኩ☝️💙👌
ኣይዘኹም ፅብቅ ስራሕ ካብ ድቢርት ነፃ ገይርኹምና ቃፅልሉ ድምፅ 100%
ነሽነሽ ግን ክንደይ ክጥዕም እዩ ኮሞንቱ ኣንቢበ ተገሪመ
ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ብፍላይ ነሹ ዝብል ምስ ሰማዓጁስ ደጋጊመያ
Ajokum mkurat sdetna yahxrelina tnkik belu ab sdet khalif mkanu teredekum aytnasu kab Neshinesh ena mexina ❤️❤️❤️👌🙏🙏🙏
Wuduat menseyat we love you guys hawkum kab uk beyney enda cheremku wulud areza ebay amstena halibet dgemuni futuwat 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ነሹ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተሎ ብፍላይ ብናይ ካልእ ሰብ ዩቲብ ሓድሽ ነገር እንተ ሰሚዐ ኣብ ነሹ ከይደ እየ ዘጻርያ ጽቡቅ ጌረ
ጆኒ & ኣብርሃም ሊዛ
ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ እዩ ኑፉዓት ❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ጎበዛት ኡኡኡኡኡኡ ታይ እለ እዮሞ ኮሜ ክፅሕፍ የነ ማሮች ካብዝ ዝበለፀ ስራሕ ሕዝኩም ከም ትመፅእኩ ተስፋ ንገብር ነሹየ ማዓረይ ❤❤❤💖
በሉ ነሹስ ኩላ ኣብዚ ኣኪብዋ።
ቀጽልዎ ኬፍ ኣለኩም ጀምዓ።
Mili shoker nic music dake eriy🇪🇷😘😘
good job kulatekum .b filay gn..Tereza you're so amazing..wowwww ..ab tihiti ti zi srah b zey Baki fgra ... Bqiat youkun . Zimisit simiet yebulun ...Tereza eki ..tewasieyo .kulu tegelixiyo .... am i right gay's..
the band and the music is wonderful nice mlodey ,, we thankyou figera bajego band ,, konjo zaema ,, konjo daerfei ,,, qxello keyfe zalawa band ,,
Natu hebkumo xebukat እታ ቀያሕ ጉል ግን ደስ ትብለካ❤
ቬላ ❤️ ብፍላይ ፖቸ ናይዛ ዶና ካሬንቲ፡ ሓይሊ ዘለዎ ልሕትት ኢሉ ፍሉይ ኣብ ደምካ ዝኣቱ፡ ትሬዛ🔥💯👌 ክትዓቢ ኣለዋ🇪🇷
Asmarino helawe nay eritrean music 🎶 🎵 ❤️ asmitey xaida good job deki shukey
Moliskumna nabti teum gzie
Mnesey bhade kshq ktsawet khgos ktehagagez kelo
Ajokum qotslwo fqurat yehwat
wawwwwwwwwwwww really amezing❤ you guys are very nice god bless you halalat❤ Nashnesh habibi we love you too
ዋውው ኣነ ከፍ ህብኒ እዚ ወዲ ነሽነሽ እንካዕ የሕጎሰካ
Kab neshu ye kabti kab brhan zqltf neshu koynay derfi thanks
ነሹ"ዩ ልኢኹኒ ናብዚ
Betaemi xebuq derafay demxi betaemi eyu demesteka 👏👏👏👏👍👍👍derafey agoka qexelo
Wow lovely guys miss u our youngsters, keep it up.
Am Eritrean I lo've you
Congra liza arkey xebuk serah
Kif alkum ezum yehwatey natey 👍👍👍🥰🥰🥰
Uwey kef zelkum kulatkum kef zelwo mezngakum germne
AMA combination and very creative. Well done all. 🇪🇷💪💪
ክዳ ነሹ ኢና መጺና ጹቡቓት ኣጆኹም ቀጽልዎ ጡዑም ድሚጺ ❤❤
Mara kef alkum😘 ❤❤❤
ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ጀምዓ 🦅
Wow Johnny, very beautiful song, you are so talented.
Kef zelwa eta dona
Waww belwo dea deki er shkorr natat❤️❤️❤️💞💞💞💞
""ናይ ሕማመይ መቅሰናት
ጽቡቅ ናይ ፍግራ ክራር ጻውቲ