"መጽሓፍ ቅዱስ " እንታይ ማለት እዩ ፡ ብኸመይ ከ ከነጽንዖ ንኽእል ? (1ይ-ክፋል )

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 86

  • @h7y8y878gyhfhgu
    @h7y8y878gyhfhgu Рік тому +3

    ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመዐልና ክቡር ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ

  • @dnglmaryamweHashiwetei
    @dnglmaryamweHashiwetei 10 місяців тому +1

    በሓቂ ቓለ ሂወት የስመዐና ክቡር ሓዉና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤❤

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 Рік тому +1

    Amen amen amen qall hiwet yesmalna fkur memhrna egziabher amlak yezizu ybarka 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️

  • @منىالامير-ض8ش
    @منىالامير-ض8ش Рік тому +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚኣብሔር ኣምላክና🙏🙏🙏

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 2 роки тому +9

    እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ይክበር ክቡር መምህርና ናይ ባሓቂ ሂወት የስመዐልና ዘስተውዕል ሉቦና ይዓድለና ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን

  • @jamioj7497
    @jamioj7497 2 роки тому +13

    ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ ያፅንዐና

  • @hewanAsegede
    @hewanAsegede 2 роки тому +5

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና

  • @KfuUty
    @KfuUty Місяць тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዕልና ❤❤

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @HdtDy35
    @HdtDy35 5 місяців тому

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር ሓውና ና❤❤❤❤

  • @robelmebrahtom1859
    @robelmebrahtom1859 2 роки тому +3

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ ሓወና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @TsegayMalet
    @TsegayMalet Рік тому

    ቃል ሂወት የስማኣልና 🙏🙏🙏🙏🙏💠

  • @titilovelove
    @titilovelove Рік тому

    አሜን አሜን አሜን🤲🤲❤ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ኩቡር መምህረይ🤲🤲❤❤

  • @tesfommoges381
    @tesfommoges381 2 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና፡ንሓውና ድማ ናይ ኣጎልግሎት ዘመን ዕድሜኡ ይባርኸሉን ይቐድሰሉኡን እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @ftff6573
    @ftff6573 Рік тому

    ኣሜን እሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስሞዐልና ክቡር ሐውና

  • @ጋልኣፅቢወበርቲቃላኣሚን

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንን

  • @zufantesfai9270
    @zufantesfai9270 Рік тому

    Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna❤

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 2 роки тому +2

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
    ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ✝️❤️❤️ ናይ ብሓቂ ከምኡ ክንገብረ አምላክ ይሓግዘና አነስ መፅሓፍ ከንበብ ከለኩ ይስልቸወነ እዩ ነረዋ 🥺😥

  • @msganamehari1105
    @msganamehari1105 Рік тому

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር ሓወይ ኣቲ ኣነ ዘልኩዎ ኩሉ ገልጽካዮ መጽሓፍ ቁዱሱ መስ ሓዝኩ ደቃስ ይመጽኒ በየን ከ ተጀመርኩ ይሕሽኒ ቡሉይ ኪዳን ዶ ወላስ ሓድሽ ኪዳን የቅሬታ ኣዚ ሓወይ ደከምቲ ፈጥረት ኣየ ኣሞ ኩላትኩም ሓግጉዝኒ ብጸልትኩም ደቂ ቀድስቲ በትክርስትያን

  • @ቲቲጋልሃገርትግራይ
    @ቲቲጋልሃገርትግራይ 2 роки тому +1

    እግዚኣብሔር ይመስገን ክቡረይ ናይ ኣገልጉሎት ዘበንካ ይባረካልካ🙏ዘሰተወዐል ዓይኒ ልቦና ይዓድለና ሉኡል እግዚኣብሔር😥👐🙏👐ቃል ሂወት የስመዐልና ኣብቤቱ የፅነዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏🙏

  • @ተመስገንኣምለኼ
    @ተመስገንኣምለኼ 9 місяців тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ሓወይ🙏🙏🙏

  • @መርሂዋትጓልተዋህዶ
    @መርሂዋትጓልተዋህዶ 2 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና♥️👏♥️🙏

    • @tirhasokubay9939
      @tirhasokubay9939 2 роки тому

      Amen (3)kalhiwet yesmalna agziabhier xegau yebzhalka nay agelglot zemenka ybark. ❤️🙏❤️

  • @mashomasho3777
    @mashomasho3777 Рік тому

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና👏

  • @tsigienahabteyonas1286
    @tsigienahabteyonas1286 Рік тому +1

    Amen3

  • @ኣኪየየድንግልማርያምልጅ

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @hagosabib4567
    @hagosabib4567 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ኣቦና

  • @tekleweynieyasu2634
    @tekleweynieyasu2634 Рік тому

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna

  • @TitiFerede
    @TitiFerede 2 місяці тому

    ቃል ሂወት የሰመዐልና🙏🙏🙏

  • @trfdtre1136
    @trfdtre1136 Рік тому

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡረይ መምህር🙏🙏🙏

  • @michaelzerai5603
    @michaelzerai5603 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡ ቃለ ሂወት የስማዓና፡ ናዓኻ ንኩቡር ሓውና ካኣ ኣብ እትህቦ ኣገልግሎት ኣዝዩ መሳጥን ምሃርን እዩ'ሞ፡ ዘመነ ሂወትካ ይባረኽ። እግዝኣብሄር ጎይታ ሰራዊት ኣልቦ ዘይሳኣኖ ኣዕንቲ ልቦናና ይኽሰተልና፡ ብመንገዱን ሕጊታቱን ስርዓቱን ንኽንማላለስ ክኣ ይሓግዘና ኣሜን።

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 роки тому +2

    እግዚኣብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ፈጣሪ ኣሜን መምህረይ 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @medloteamin
      @medloteamin  2 роки тому

      ፍቃደኛ። እንተኾይንካ/ኪ ኣድራሻኻ እባ ልኣከለይ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ።

    • @shewitmezegebe4370
      @shewitmezegebe4370 Рік тому

  • @علعل-ح1ر
    @علعل-ح1ر 2 роки тому

    አሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና 🙏🙏🙏

  • @trhastesfay1706
    @trhastesfay1706 Рік тому

    አሜን፫ ብሓቂ ቃል ህወአተ የስመዓልና

  • @ድንግልማርያምዋሕሰይ

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህረይ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ

  • @ድንግልማርያምዋሕሰሂወተይ

    ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ኩብር መምህር 🙏🙏🙏🙏

  • @GenteHeyl
    @GenteHeyl 9 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን🙏🙏😍

  • @ድንግልማርያምዋሕሰሂወተይ

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏

  • @fretafsehaye1363
    @fretafsehaye1363 Рік тому

    Amen amen amen♥️♥️♥️

  • @tesfazghiazeb3661
    @tesfazghiazeb3661 Рік тому

    Amenn kale hewat yasmalna 🙏🙏🙏

  • @nugusmeresa5786
    @nugusmeresa5786 2 роки тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና እግዚኣብሔር ኣብ ቃሉ ያፅነዐና

  • @Zemenwerqiyu1020
    @Zemenwerqiyu1020 2 роки тому

    ሰላም መምህር ዮሓንስ ሓውና ስለቲ ትገብሮ ኣገልጉሎት እግዚኣብሄር ጸጋን ዕድመን ይሃበልና ።እሞ ስለዚ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ኢልካ ምስትምሃርካ ጽቡቕ ኢዩ ። ነንብብ እሞ ትርጉሙ ይጠፋና ፡ ናይ ሕጂ ድማ ቁሩብ ዘድናገረትና ኣላ ኣብ ኦሪት ዘፍ 18 ፥ 1 - 8 ዘሎ ብሰለስትነቶምን ብሓድነቶምን ስላሴ ከም ዝተገልጹሉ ነቦና ኣብርሃም ይስሓቕ ከምዝውለድ ከምዘብሰሩዎ ውን ይነግረና ፡ እንደገና መፍሓፈ ኩፋሌ ምዕ/ 12፥ 31-36 ዘሎ ህያውቃል እግዚኣብሄር ንኣቦና ኣብርሃም ብዛዕባ ንስሓቅ ክወልድ ምዃኑ ከምዘበሰሮ ብሰፊሕ ይነግረና ። ካልእ ግን ኣብ መጽሓፈ ኩፋሌ ምዕ / 12፥49-51 ዘሎ መላእኽቲ ነቦና ኣብራሃም ኣብ መምሬ ከምዝተገልጹሉ ነቦና ይስሓቕ ውን ክውለ ከምዘብሰሩዎ ይነግረና ። እስኪ ሓውና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ተቓራኒ ወይ ተጻራሪ መግለጺ ኣሎ ዲዩ ወይስ ፡ ካልእ ትርጉም ወይ ሕቡእ ምስጢር ስለዘለዎ ኢዩ ብሓቂኸ ንመላእኽቲ ዲዩ ዘመልክት እዚ ኣገላልጻ ከተብርሃልና ። ብትሕትና ንሓትት ።

  • @letensaalem6677
    @letensaalem6677 2 роки тому

    ኩቡር ሓውና እድመን ጥዕናን ይሃብካ ቃለሂወት የሰመዔልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @sahletesfay921
    @sahletesfay921 2 роки тому

    ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና መምህርናን ሓውና ብጣዕሚ ዘየጸገብ ቃል ኣምላክ ዘስምዕኩሙና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @tsigegebreamlakhaileslase2736

    Amen 🙏Amen 🙏❤️Amen 🙏🙏❤️

  • @weldezgiwelde6146
    @weldezgiwelde6146 Рік тому

    Aman Aman Aman Kale hiwet yesmelna Abona Yeft Abona Yfti Abona

  • @hadnetknfe2430
    @hadnetknfe2430 2 роки тому

    Amen Amen Amen 🙏 kal hewot ysmalna

  • @እግዚኣቢሄርጋሳየይእዩ

    ቃለ ሂወት ያስመዓልና ክቡር ሓውና

  • @kibromaraya1224
    @kibromaraya1224 2 роки тому

    Amen Amen Amen kal hwet yesmalna hawna

  • @sarapetros4571
    @sarapetros4571 2 роки тому

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna

  • @Asa-xe5kk
    @Asa-xe5kk 2 роки тому

    Amen amen amen kale hiwet yasemalin 🙏🙏✝️✝️🙏🙏

    • @fithawibeyan
      @fithawibeyan 2 роки тому

      በሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና

  • @ابوسلطان-ر9غ
    @ابوسلطان-ر9غ Рік тому

    ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርየ

  • @brhangaltigray7221
    @brhangaltigray7221 2 роки тому

    ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @selamauithailu7614
    @selamauithailu7614 Рік тому

    KaleHiwet ysmalna Memhirey

  • @nashibrhane1604
    @nashibrhane1604 Рік тому

    Abb madin fetarina ahdru.
    Yekneylna biete krstusna
    Kalat egzabieher zelalekumna

  • @gebreyesusberakishewit5334
    @gebreyesusberakishewit5334 2 роки тому

    Amen amen amen 🙏 🙏 🙏 kale hiwet yesmalna Egzabhier Amlak tegu yebzhalka kbur memhrna 💒💒💒❤❤❤💐⛪💐

  • @awetghilay7280
    @awetghilay7280 Рік тому

    Amen 🙏

  • @edenwoldegaber-moges8943
    @edenwoldegaber-moges8943 2 роки тому

    Amen

  • @adhanetnagash1766
    @adhanetnagash1766 Рік тому

    አምላክ ይሓግዘን አሜን አሜን አሜን

  • @equbamariamyemane6241
    @equbamariamyemane6241 2 роки тому

    qal hiwet yesmealna dyaqen hawna

  • @helenkahsai4982
    @helenkahsai4982 2 роки тому

    Amen Amen Amen 🙏 qalehiwet yesmalna 🙏🙏

  • @shewittesfastion3276
    @shewittesfastion3276 2 роки тому

    Amen amen amen behaki kali hiwet yesmeslina hawena Mexehaf kidus nay behaki keyar hiwet eu seli kalu egzeabiher amlakina zekberen zetmsigen yekun 🙏🙏🙏

  • @awettesfankal1755
    @awettesfankal1755 Рік тому

    Amilka hayli yehabika bruku hawey ajoka nana kea ayni lbonana yekeftelna

  • @ተመስገንኣምለኼ
    @ተመስገንኣምለኼ 9 місяців тому

    🙏🙏🙏🙏

  • @rahwabekuretsion6790
    @rahwabekuretsion6790 Рік тому

    qela hewit ysemalena

  • @MakeleBrhane-op4ls
    @MakeleBrhane-op4ls Рік тому

    🙏🙏🙏❤

  • @ትግራይ-ሐ6ጀ
    @ትግራይ-ሐ6ጀ 2 роки тому

    ❤️❤️❤️❤️

  • @Zemenwerqiyu1020
    @Zemenwerqiyu1020 2 роки тому

    እንደገና መጽሓፈ ኩፋሌ 13፥1- ጀሚሩ ብብስራት እግዚኣብሄር ኣዴና ሳራ ነቦና ይስሓቕ ከምዝወለደቶ ይነግረና ኢዩ ። እሞ ከመይ ከምዝኾነ መብርሂ ሃበና ፡ ክቡር መምህርናን ሓውናን ፡ ብስራሕ ኮነ ብካልእ ግዜ ከምዘይትረክብ ይርዳኣና ኢዩ ግን ካብታ ዘላትካ ግዜ ነዚኣ ክተብርሃልና ። ንላቦ ፡ ሓውኻ ተስፋይ ገብረስላሴ ካብ ኣውሮጳ ።

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 2 роки тому +1

    ⛪🙏🏥

  • @haileruta8777
    @haileruta8777 2 роки тому +5

    Ane kulu gizi mexhaf kudus jemire yigedifo nere, kab hij jemire gin bi surue mexihaf kudus kenibib eye , kal hiwet yesmalina , maryamey dingiley misana tikun , kexiliwo ehwatey

  • @trfdtre1136
    @trfdtre1136 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን

  • @FhCf-tw5mp
    @FhCf-tw5mp 6 місяців тому

    አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏

  • @UthdydXhwyld
    @UthdydXhwyld 11 місяців тому

    ቃል ሂዊት የስማኣልና❤❤❤❤❤❤

  • @Martagebremaryam
    @Martagebremaryam Рік тому

    Amen Amen Amen qele hiwet yesmaalna

  • @ለምለምሐገሰ
    @ለምለምሐገሰ 2 роки тому

    ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @سارره-و5د
    @سارره-و5د Рік тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስዐልና እግዚአብሔር አምላክ ውብ ቤቱ የፅንዐና

  • @علعل-ح1ر
    @علعل-ح1ر 2 роки тому

    አሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና 🙏🙏🙏

  • @tsdkan3768
    @tsdkan3768 2 роки тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ አብቤቱ ያፅንዐና

  • @luwamgezae-w4j
    @luwamgezae-w4j Рік тому

    ❤❤❤❤❤

  • @iffufv3190
    @iffufv3190 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን