E14: ኣቡነ ሰላማ - ኣቦ ክርስትና ትግራይ - ኢትዮጵያ (3ይ ክፋል)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 32

  • @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም

    ኣታ ብሬ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቤተ ክርስትያን እዩ እቶም ብጉልበቶም ንብረቶምን ዝተሳተፉ ከዓ ሓይሎም ሓይሊ ሓፂን ይኩን ኣሜን ንሕና ኣብ ስደት ዘለና ከዓ ናብ ዓድና መፂእና እቲ ገዳም ንክንሳለም ናይ ኣቦታት ፀሎት ናይኣቦና ኣባ ሰላማ በረከቶምን ረድኣቶምን ኣይፈለየና

  • @mussiekibrom1520
    @mussiekibrom1520 5 років тому +11

    ሰናይ ሃወይ መደባትካ ብጣዕሚ የ ዝፈትወካ ይከታተሎየ ኣጆኻ በርትዕ ኣነ ዋላ ኤርትራዊ ይኹን እበር ይከታተሎ ኩሉ መደባትካ ብፍላይ ናይ ገዳማት ቀጽሎ በርትዕ

  • @ኢትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና

    በጣዕሚ ዘገርም ዘደምም እዩ ናይ እግዚአብሔር ድንቅ ስራሕ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን አቦታተይ ብሪዬ ሓወይ ወላዲት አምላክ ምሳካ ትኩን

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሰይይይይይ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ፆሎቶም በሮኮቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን እዞም ኣዎኡ ዝታሰተፉ ደም ኣምላክ ዓስቦም ይክፈሎም ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @abbaantoniosaboy2077
    @abbaantoniosaboy2077 5 років тому +1

    ኣሜን(3) ኣቦታትና ቃልሂወት የስመዓልና

  • @nigistihailutesfay3979
    @nigistihailutesfay3979 5 років тому +11

    ወወወ ብሬ ተባረኽ ዝሓወይ እዚ ንበምስራሕ ከቢድ እዬ ግን ትግራዋይ ምኻን እኹል እየ።

  • @makda5344
    @makda5344 5 років тому +3

    ወዉ አረ ተመስገን አባ ሰላም ከሳቴ ብርሃን ነዞም ክልተ አቦታት ዝሃብካና ነዊሕ ዕድሜን ጥዕናን ንምነይልኩም 1000ዓመት ንበሩልና ፍልይ ዝበለ ህንፃ ሪእና እሰይ አቦታትና አቦና አባ ሰላማ አይፈለኩም ካብ ስደት ብሰላም ዓድና ተመሊስና ናብኡ የብቅዐና

  • @tsadkanabrha109
    @tsadkanabrha109 5 років тому +2

    ብርሽይ በርትእ ወድዞም ጀጋኑ አሜን

  • @ተዋህዶሃይሞኖተይ
    @ተዋህዶሃይሞኖተይ 5 років тому +3

    ኣቡነ ሰላማ ሰረት ክርስትና ብርሃን ሓበሻ ብሬ ኣባ ሰላማ ምሳኻ ይኹኑ

  • @melatmelat9392
    @melatmelat9392 5 років тому +1

    ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ባሀሊ ብሬ ተባረኹ

  • @ተዋህዶሃይሞኖተይ
    @ተዋህዶሃይሞኖተይ 5 років тому +2

    ብማሕበረ ቅዱሳን ምኽንያት ትቐቢሩ ዝነበረ ጉድ ብሬ ሓውና ጀግና ኢኻ ቀፅለሉ በርትዕ።እዚኦም ዝመስሉ ኣቦታት እውን ተቐቢሮም ነይሮም ዝገርም እዩ

  • @almassalmasnegas6978
    @almassalmasnegas6978 5 років тому

    እግዚአብሄር ይመሰገን

  • @ማረግስደተኛ
    @ማረግስደተኛ 5 років тому +1

    እግዚአብሔር ይመስገን

  • @abayestos7270
    @abayestos7270 5 років тому

    ብጣዕሚ ይገርም ትግራይ ተበዲላ እያ እዚ ዝመስል ቅርሲን እዚኦም ዝምስሉ ኣቦታት ተቐቢሮም ነይሮም።እዚ ዘርእየካ ብዙሓት ዝተቐበሩ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ነገራት ኣለዉ ማለት እዩ።ናይ ሃበሻ ብርሃን ኣባ ሰላማ ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ምህላዎም ተቐቢሮም።ብርሃነ ሓውና ናይ ኣባ ሳላማ በረከት ኣይፈለይካ ጎብዝ።እቶም ኣቦታት እውን ፍሉይ ፀጋ ዘለዎም እዮም

  • @mirrym8719
    @mirrym8719 5 років тому +1

    Wowwwwwwwwww

  • @lovetolove7853
    @lovetolove7853 5 років тому +1

    ዋው ንአምላኽና እንታይ ይሳአኖ

  • @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም

    ቀፅለሉ ብሬ ሓውና

  • @ራህዋራህዋ-ዀ6ከ
    @ራህዋራህዋ-ዀ6ከ 5 років тому

    ዋው ብሬ ሽኮር ቀፅለሉ

  • @paulsamsung453
    @paulsamsung453 5 років тому +2

    ሰናይ ሓወይ ባጃጅ የድልየኒ ኣሎ 160መልሲ

  • @sarat.1578
    @sarat.1578 5 років тому +3

    ስለምታይ ዘትሳለም ቤተክርስትያን ከድካ ክርስቲያን ደ አይከንካን ድካ ብርሽ

  • @yonasalemseged8290
    @yonasalemseged8290 5 років тому

    God bless you bro

  • @freedom320
    @freedom320 5 років тому

    Good job Brie !

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    አት ብርሃን ገፅካ ትርሕቅ ነይ ስይጣን ወታዳር
    አታ ነብ ቅድስት ቤተክርስቲያን ትአትይ ተለካ ጫማካ ዘይትውፅእ ስይጣንም ነብ ቤተመቅድስ ታእትይ ተለካ ንፅላ ዘይትገብር
    ንስካ ክርስቲያን አይክንክን መንፈቅ አካ ነይ 666 አውሬ
    ኩሉትና ህዝብ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ነብ ቤተክርስቲያን ትክይድ ተለን ጥንቅቅ ይድለ አዩ ስለዚ ንፅላ ክንገብር አለን ጫማን ክንውፅአ አለን አብ ቤተክርስቲያን እግዚአብሔር መላእክት ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም አዩም ዘለው
    ንአባታትና ዕድመን ጥዕናን ይህብለይ

  • @mussieteklay9318
    @mussieteklay9318 5 років тому

    ጥንታውነቱን ቶፊኩን ዘይ ሓለወ ቤተክርስትያን እዩ!!!!! ብመስቀል ዘይ ኮነ ክስራ ዝብቦኦ ብቀንዴል እዩ ነይሩ!! አብ ኦሪት ተፃሒፉ ዘሎ!! እዙይ ናይ ትሃድሶን አምሓሩን በተክርስትያ እዩ!!!

  • @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ
    @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ 5 років тому

    ወይ ገንዘብ ኤርትራውያን ከሳቴ ብርሃን ይፍደዮም !

    • @yonaskeshisolomon1703
      @yonaskeshisolomon1703 5 років тому

      shewit worku entay tibli alekhi ni kesate birhan do aykonun serihomlom zelewu

    • @yonaskeshisolomon1703
      @yonaskeshisolomon1703 5 років тому +1

      Genzeb eritreawyan ab bete kirstyan enteweale emo entay eyu zehrikeki dos menafkan ekhi?

    • @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ
      @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ 5 років тому

      ዮናስ ቀሺ ሰሎሙን ብዛዕባ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢየ ኣነ ግን ነቲ ግንዘብ ክዘምቱ ክብሉ ክንደይ ሂወትን ሓዳርን ኢዩ ተበላሽዩ ኣብ እስራኤል ኢየ ዝበልጦ እቲ ገንዘብ ክዝመት ኮሎ ገንዘብ ሰሪሕካ ይመጽእ ኢዩ ኢቲ ተበላሽዩ ዘሎ ሂወት ከ ንሰብ ኣብ ጸገም የእቲካ (ማለት ናይ የእምሮ ጸገም ዝገበሩ ኣሎዉ)ንጽጉማት ምሕጋዝ ክትብል ንማዕተብካ ፍረዳ ጽቡቅ እንተ ኮይኑ ! ግዜ ተቀያራይ ኢዩ ግዜ ክሓቶ ኢዩ!!!

  • @እመእግዚኣብሔርምስሌነ

    ኣየ ሓጎስ ኣስጎዶም ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ኤርትራውያንን ኢቶጵያውያን ደም ሪሂጾም ዘምጽዎ ገንዘብ ዘሚትካ ኬድካስ ሕጂ ከ ኣበይ ኮንካ ኢካ ሰብ ተዳናግር ዘለካ