ድንግልናይ ናበይ ተሰወረ ክብረ ንጽህናይ ስኢነዮ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 92

  • @SelamYohannes-mq5el
    @SelamYohannes-mq5el 4 місяці тому +7

    ዋይ መወዳእታ እቲ ዛንታ ጽቡቕ ነይሩ።❤❤🎉

  • @BetuTeklehaimanot
    @BetuTeklehaimanot 2 місяці тому +2

    Demxka mara xubq ey natka terha gebero bor ❤❤❤❤

  • @ምንባርማለትቡዙሕዩቱርጉሙ
    @ምንባርማለትቡዙሕዩቱርጉሙ 6 місяців тому +16

    ኣሕዋተይ ተገዲስኩም መልሱለይ ኣነ ንስደት ክመፅእ ከለኩ ብደልዳላይ ክብረ ንፅህናይ ሲኢነ💔😢 ድሕሪ 4ዓመት ንሕክምና በይነይ ጥዕናይ ክፈልጥ ከይደ ቃንቃ ብዙሕ ስለ ዘይፈልጥ ክኣ ምርመራ ክገብር ጥራይ እየ ኢለዮም 3 ዓይነት ምርመራ ገረ ጥዕናኪ ፅቡቅ ኣለኪ ኢለሙኒ ሕጂ ሕቶይ ናይ ኤች ኣይቪ ምርመራ ይፍለ ድዩ ዋላስ ከመይ ዩ ጥዕናይ ርግፀኛ ኣይኮንኩን

    • @BettyG271
      @BettyG271 6 місяців тому +3

      HIV እንተዝህልወኪ ግን ክሳብ ሕጂ ኣይምሓመምክንዶ? ክንድዚ ዓመታት ሓሊፉ እሞ ከኣ ብዘይ መድሃኒት ቀደም ምሞትኪ ኔርኪ

    • @ምንባርማለትቡዙሕዩቱርጉሙ
      @ምንባርማለትቡዙሕዩቱርጉሙ 6 місяців тому +3

      @@BettyG271 ይግበረለይ

    • @BettyG271
      @BettyG271 6 місяців тому

      ገይሩልኪ እዩ ዋላ ኣብ ጉግል ሰርች እንተኢልኪ HIV ዘለዎ ሰብ ብዘይ መድሃኒት እንተጸነሐ 3 ዓመት እዩ ዝጸንሕ ንስኺ ግን 4 ዓመት ጌረ ትብሊ ኣለኺ። ዝበለጸ ግን ቸክ ጌርኪ ምርግጋጽ ይሓይሽ ንስኺ ከኣ ትቀስኒ

    • @ምንባርማለትቡዙሕዩቱርጉሙ
      @ምንባርማለትቡዙሕዩቱርጉሙ 6 місяців тому +1

      @@BettyG271 ተስፋ ረኪበ 👏💓

    • @ፋንፊልሞን
      @ፋንፊልሞን 6 місяців тому

      ኣጆኪ ኤድስ ቀሊል ሕማም ኣይኮነን ተዝህልወኪ ከኣ ሕክምና ከይድኪ እንሃለኪ ምነገሩኪ ጽቡቅ ኣለኪ ኣይምበሉክን ነይሮም 😘 ​@@ምንባርማለትቡዙሕዩቱርጉሙ

  • @tekulugrmay5748
    @tekulugrmay5748 6 місяців тому +3

    zara felTet Thanks nay behaqi zara felTet meliee zfeses felTet belbona zesteweal Terah eu zdeli Thanks wedi erey🙏🙏🙏

  • @destameasho8640
    @destameasho8640 6 місяців тому +5

    Mesati bitami mesatin Mehari ,Thanks so much

  • @meazakidane555
    @meazakidane555 6 місяців тому +8

    Vert nice story. 👍❤ Tnx

  • @1979amanuel
    @1979amanuel 6 місяців тому +6

    Zeymesl iyu massawa nkid ilom keydom ms Solomon dehar meste setyom tsotawi rkb entegherom emo kea mejemerya'a enteneru ngho ms teberaberet kanza kighebrela nay gdn iyu slezi kemey ghera iya men ketiewa zeytfelt

    • @berihutekie9094
      @berihutekie9094 6 місяців тому +2

      Wedi shuk suk eilka simae zirzir ayfkedin eyu kam nay adina hton rieton yelen 😂😂😂😂😂

    • @Mwuthlmi
      @Mwuthlmi 6 місяців тому +1

      ይገርም ኢዩ ኣነ ከማን ኮምኡ ሓሲበ ኣብ ዝኮነ ኣካላትና ደም ክወጽእ ኮሎ ግድን ኢዩ ድሕሪ ሳዓታት ስለ ዝነቅጽ ቃንዛ ይፈጥር ብዝኮነ ገለ ገለ ሰባት ዘይመስል ዘረባ ተዛሪቦም ክከስቡ ይደልዩ ይደልዩ

    • @mulutkue348
      @mulutkue348 6 місяців тому +1

      ሓቀኛ ዛንታ ኣይመስለንን ቅድሚ ኣዋርሕ ብኣማርኛ ሰሚዐያ ነይረ ሽምን ዓድን እዩ ቀይሩ እምበር

    • @SelamZaid-b2w
      @SelamZaid-b2w 6 місяців тому

      ​😅😅😅😅😅 komueu u nay adna​@@berihutekie9094

  • @kasay67
    @kasay67 6 місяців тому +7

    መሳጢትን ምሃሪትን ዛንታ🎉❤

  • @XbuqGize
    @XbuqGize 6 місяців тому +1

    Wawww nìy bahqi desi Tbil zamta ❤❤❤❤❤

  • @saronyemane1700
    @saronyemane1700 2 місяці тому

    Wowww 👌👌❤❤💯

  • @azmarinomobile4549
    @azmarinomobile4549 6 місяців тому +3

    ነይ በሓቂ በልፅቲ ዛንታን ልበወልድ እያ።

  • @naod9873
    @naod9873 13 днів тому

    BAE meselchewat konkum nmntay tdegmwo kulu aded

  • @HabenSmret
    @HabenSmret 5 місяців тому

    Nayi bahaq mahartn azngietni

  • @mulumulu3212
    @mulumulu3212 3 місяці тому +1

    ሰላማት
    ኣሕዋተይ ኣነ ሓፍትኩም ዘጋጠመኒ ነገር ከዕልለኩም ምስ ሓደ ወዲ ተላልየ ዓርኪ ነይሩኪ ኢሉ ሓተተኒ ኣነ የብለይን በልኩዎ ሞ ድንግል ኢኪ ማለት ድዩ በለኒ ኣነ እወ በልክዎ ድማ ናብ ወዲ ዝብሃል ቀሪበ ኣይፈልጥን ክሳብ ጋል 26 ዝከውን ወዲ ኣይፈልጥን ምስቲ ዝተላለክዎ ወዲ 27 ዕደመይ ተራኪብና ድሕሪ ምርካብና ሓደ ዘሰንብድ ነገር ነገረኒ ምሽ ድንግል እየ ኢለክኒ በለኒ እወ ኢለ መለስኩሉ ንሱ ግን ከምዚ ኢሉ መለሰለይ ድንግል ኣይኮንክን በለኒ ደንገፅኩ ኣነ ሰብኣይ ዝብሃል ኣይፈለጥ ንሱ ግን ናይ ድንግልና ደም ኣየራኣኩን በለኒ ከምኡ ክብለኒ እንተሎ ይጭነቅ ይበኪ 😢😢 ኣነ ግን ናብ ወዲ ዝብሃል ከይደ ኣይፈልጥን ድንግል እንተትኮኒ ነይርኪ ደም ምፈሰሰኪ ናበለ የሸቁረረኒ ኣሎ በጃኽን ደም ዘይምፍሳስ ተገዲሰክን መልሳለይ

  • @nnurannura1653
    @nnurannura1653 5 місяців тому

    Naybehaki meharit zanta

  • @Heavena-
    @Heavena- 6 місяців тому

    Beautiful story thanks💕🌹🙏

  • @kevu9384
    @kevu9384 6 місяців тому +3

    Wawww kef zelewa zanta ❤❤❤

  • @AluChanal
    @AluChanal 5 місяців тому

    ከይ ወዳእክዋይ ሲ ናፈሪሕኩ ነይረ ወርቀይ 😁😁 ደስ ክትብል ቀፅሎ❤
    ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍቅራተይ❤

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 6 місяців тому +4

    ኣብ መንደፈራ ታክሲ የለዋን😂

  • @erinamedia9501
    @erinamedia9501 6 місяців тому +1

    ደስ ዘብል ዛንታ

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 6 місяців тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mliatehaile9408
    @mliatehaile9408 6 місяців тому +1

    Nice 👍🏽

  • @kokobasrat8130
    @kokobasrat8130 5 місяців тому

    nay bihaqi

  • @selamfkadu5106
    @selamfkadu5106 6 місяців тому +2

    Www❤❤❤

  • @TmesgenTgray
    @TmesgenTgray 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hawashaitsawa1442
    @hawashaitsawa1442 6 місяців тому +2

    Very interesting story

  • @tesfunegashhaile3934
    @tesfunegashhaile3934 6 місяців тому +2

    👍

  • @MkaneLebebe
    @MkaneLebebe 3 місяці тому

    🎉❤❤❤❤❤🎉

  • @OneLove-sh3wf
    @OneLove-sh3wf 3 місяці тому

    በቲ ተምበዓካ፡በቲ ተሕጉሰካ።

  • @KbretTesfalet
    @KbretTesfalet 6 місяців тому +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @arsemaselmuon1767
    @arsemaselmuon1767 3 місяці тому

    ♥️🥺🙏

  • @tekleab9462
    @tekleab9462 6 місяців тому +1

    ❤❤❤😊

  • @tesBahabelom
    @tesBahabelom 5 місяців тому

    ❤❤❤❤🎉

  • @ምንባርማለትቡዙሕዩቱርጉሙ

    ❤❤

  • @simretweldeslase2350
    @simretweldeslase2350 6 місяців тому +2

    👍❤😘

  • @EfremKasa-nv2ke
    @EfremKasa-nv2ke 6 місяців тому +2

    Wwww ❤

  • @ከረናዊኣይብድልንተተበዲለ

    ከፍ ዘለዋ ዛንታ ካብ ኩሉ ግን ህዝቢ ከረን ማዕረ ክንደይ ፍቅሪ ሙካኖም ትገልጽ ኮይና ምጽንሓ ፈተያ

  • @snitmuse3962
    @snitmuse3962 6 місяців тому +1

    ❤❤❤🙏

  • @Samsunga14-r2h
    @Samsunga14-r2h 6 місяців тому

    😢😢😢😢❤

  • @Belfiyori
    @Belfiyori 6 місяців тому +2

    ዋውውው❤❤❤

  • @hailabkishi3484
    @hailabkishi3484 6 місяців тому +1

    Wwwww❤

  • @Habrom1988
    @Habrom1988 6 місяців тому

    ካብ ኢዳ ድያ ወዲቓታ?

    • @ርግቢት
      @ርግቢት 5 місяців тому +1

      😂

    • @Habrom1988
      @Habrom1988 5 місяців тому

      @@ርግቢት ታይ ደኣሞ ክንብሎም ኢና ናበይ ተሰዊራ ኢልካ'ሎ?ዕንቊ ተረኺባ ካብ ኢድካ ወዲቓ ትስወር?ክክክክክ

    • @dhqe5723
      @dhqe5723 5 місяців тому

      ​@@Habrom1988😁😁😁

  • @BERHE-o8q
    @BERHE-o8q 6 місяців тому

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉❤🎉🎉❤❤🎉🎉

  • @jordanatekestemerash3593
    @jordanatekestemerash3593 6 місяців тому +17

    🙏🏿🙏🏿🇪🇷😘

  • @nuguseberihu9649
    @nuguseberihu9649 6 місяців тому +1

    ኔራትኒ ምንባርሲ 😂😂😂

  • @fikadutewelte8817
    @fikadutewelte8817 3 місяці тому

    Âhe Gwale Antsteyetie Terxeboe Aye Awedate Tebahlue Mecheme Leibe Zeyblkume Tehzenu Keribkume Zeytatue Mewankumeme Betamie Tezhnue 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂Miskinteye Hafteye Aymesoesorie

  • @azigaltigray
    @azigaltigray 6 місяців тому +1

    ❤😢

  • @hiwetbariagaber5959
    @hiwetbariagaber5959 6 місяців тому +2

    I don.t lake betufel women l lake in sade here good women

  • @tsegaysbahtu8259
    @tsegaysbahtu8259 6 місяців тому

    Niy bhike dise zebil zanita

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 6 місяців тому +1

    Stupd😂

  • @FnanWeldezgi
    @FnanWeldezgi 5 місяців тому +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YgFc-t4d
    @YgFc-t4d 3 місяці тому

    🎉❤❤❤❤❤

  • @Eri-rena
    @Eri-rena 6 місяців тому

    ❤❤

  • @YohanaMengs
    @YohanaMengs 4 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MnaRda-w8e
    @MnaRda-w8e 29 днів тому

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @Mama-y5y
    @Mama-y5y 3 місяці тому

    ❤❤❤❤🎉

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 6 місяців тому +1

    ❤❤

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohanamoki8523
    @yohanamoki8523 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤

  • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ

  • @misganaaram8902
    @misganaaram8902 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HaAh-ok5xw
    @HaAh-ok5xw 6 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @isayaskesete4173
    @isayaskesete4173 6 місяців тому

    ❤❤❤

  • @SalamaBebe-e4u
    @SalamaBebe-e4u 6 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @AnbabaAnbaba
    @AnbabaAnbaba 6 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeargGebrekerstos
    @MeargGebrekerstos 5 місяців тому

    ❤❤❤