Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታን ረዲአታን ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤ ኣሜን(3)🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዘመንኩም ይባርኽ በረከታን ኣማላድነታን ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለይርና.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር ኣቦና ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዕልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕደመን ብጥዕናን ይሓለወልና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmeaLnA 🙇♀️🤲🙇♀️😢🙏💞
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብር አቦና አሜን ፫ በረከትን አማላድነትን ናይ አደና ቅዱሰት ድንግል ማሪያም አይፈለይና ክብራት አባታትና ክብራት አሕዋትና🌹💐
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
amen amen amen bhaki kale hiwet yesmeelna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊
Amen amen amen 🙏🙏🙏🙏💒💒💒💞💞💞💞💞
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ወላዲት ዓለም
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉አሜን አሜን አሜን አሜንአሜንአሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እዋይይይ ደስ ክትብሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ቀጽልሉ ክንመጻኣኩም ኢና የሕዋተይይይይ
እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን ፫
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቦር ኣቦናን ክቡራት ኣሕዋትናን
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeaelna
ቃለሂወትየስመዐልናኣቦናቅድስቲድንግልማርያምምስኩላትናህዝበክርስትያንምስወዳትኩንኣሜን፣ኣሜን፣ኣሜን
Amen amen abon kale hiwt ysemelena berkt adna kidet dengle mareyam ayefeleyna nezlealem
ቃል ሂወት የስማዓልና እመ ብርሃብ ምሳኽም ትክን
ናይ እመቤትና ምለዳ ኣይፈለየና ብኣማላድነታ ብፍቅራ ብፆሎታ ኹሉ ኣይፈለየና ኣሜን ፫:::::!!!
ቃለ ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዘሕልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️👏
ጀጋኑ ኣሕዋትና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅላሉ!!!:::ናይ ኣምልኾ ስግደታት ንጎይታና ንፈጣሪና ንእግዚኣቢሔር ጥራሕ ዝግቦኦ ዝስገደሉ ናይ ኣምልኾት ስግደት እዩ! ፈለማ: በስመ ኣበ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን:: ካብኡ:ብኣቡነ ዘበሰማያት ወይ ድማ ብትግርኛ: ብሰማያት እትነብር ኣቦና ሹምካ/ስምካ ትቀደስ መንግስትኻ ትምፃእ ወዘተ:: ሰለስተ ሻዕ ኣማዕቲብካ ፀሎት ይግበር፡ ካብኡ ናብ ስግደት ይእቶ::ከምዚ ብምባል ንሰግድ: ስብሓት ንኣብ፥ ስብሓት ንወልድ፥ ስብሓት ንመንፈስ ቅዱስ ( ፫/3 ወይ ክዓ ፮/6 ጊዜ ይስገድ) እሰግድ ንኣብ፤ እሰግድ ንወልድ፤ እሰግድ ንመንፈስ ቅዱስ! ( ፫/3 ጊዜ ኣልያ ፮/6 ጊዜ ይስገድ): ንኣብ ኽብሪ እና ምስጋና ይግብኦ፥ ንወልድ ክብሪ እና ምስጋና ይግብኦ፥ ንመንፈስ ቅዱስ ክብሪ እና ምስጋና ይግብኦ! " እናተባሃለ 3/6 ጊዘ ይስገድ! " ቀፂሉ ድማ ከምዚ እናበለ ሰግደት ይቅፅል፡ ን ኣብ እሰግድ እየ፥ ንወልድ እሰግድ እየ፥ንመንፈስ ቅዱስ እሰግድ እየ፥ (6 ጊዘ)ንቅድስቲ ሥላሴ እሰግድ እየ፥ (3 ጊዘ) "ካብኡ ንላዕሊ ይስገድ " : ንኣማኑኤል እሰግድ እየ፥ ንመድሓኒዓለም እሰግድ እየ፥ ንእየሱስ ክርስቶስ እሰግድ እየ፥ ንዓዶናይ እሰግድ እየ፥ ንኤልሻዳይ እሰግድ እየ፥ ንፀባኦት እሰግድ እየ፥ ንያሕዌ እሰግድ እየ፥ ንኣቦይ እዝጊ እሰግድ እየ፥ ንፈጣርየይ እሰግድ እየ፥ ንኣምላኸይ እሰግድ እየ፥ መክሕየይ እሰግድ እየ፥ሓጎሰይ ሆይ እሰግደልካ እየ፥! ሓደ ኾይኑ ሰለስተ ንዝኾን ሰለስተ ኾይኑ ሓደ ንዝኾን ንሥላሴ እሰግድ እየ፥! (3 ጊዘ)ኦ ጎይታይ እሰግደልካ እየ፥ ኦ ኣምላኸይ ኣምልኸካ እየ፥ ኦፈጣርየይ እግዘአልካ እየ፥ ኦ መመክሕየይ ኣፍቅረካ እየ፥ኦ ሓላውየይ ኣመስግነካ እየ፥ ኦ ጋሳይ እፈትወካ እየ፥ ኦ እስትንፋሰይ ዝኾንካ ኣምላኸይ እግዚኣቢሔረይ ሆይ ኣምልኸካ እየ እሰግደልካ እየ! ንኹሉ ነገርካ እሰግደልካ እየ! ብፍቅርኻ ዝተማረኹ ቅዱሳን ናይ ፀጋ ስግደት እሰግደሎም እየ/ክሰግደሎም እየ! ኦ እግዚኣቢሔረይ ስለ ኹሉ ነገር የመስግነካ እየ የኽብረኻ እየ! ክግዘአልካ እየ፥ የፍቅረካ እየ፥ይፈትወካ እየ፥ የመስግነካ እየ፥! ኽበር ተመስገን ተመስገነለይ ክብርኻ ይስፋሐለይ ተመስገነለይ ብሰማይን ብምድርን ኣሜን ፫:: ተባሂሉ ኣማዕቲብካ ኣቡነ ዘበሰማያት/ ብሰማያት እትነብር ኣቦና ትፅሊ/ይፅለ! ምስተወደኣ ካብኡ ናብ ፀጋ ስግደት ይእቶ::ናይ ፀጋ ስግደታት ንኣደና: ቅድስቲ ድንግል ማርያም እመቤትና እና ንቅዱሳን መላእኽቲ እናም ንቅዱሳን ፃድቃናት ኩሎም ዝስገድ ናይ ፀጋ ስግደታት ከምዚ እናተባሃለ እናተንበርከካን እናተሳእኻን ይስገድ! ብርኪ ናብ ምድሪ ግንባር ናብ ቅዱስ ሥዕሊ ወይድማ ናብ ቅዱስ መፅሓፍ እናዓለበ ናይ ፀጋ ስግደታት ይስገድ!!! ንኣብነት:እመቤተይ ማርያም ሆይ ሓደራኺ ምልዳኺ ኣይፈለየና! ናብ ጎይታና ለምንልና! ናብ ወድኺ ምሕረት ትልምንልና ዘንድ ነማሃፀነኪ! ንልምነኪ ንሰግደልኪ! ነመስግነኪ!ንፅውዐኪ! ነወድሰኪ፥!፡ ስብሓት ንእግዝእትነ ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ( ፫ / 3 ጊዘ ብምድግጋም ይሰስገድ ) ፥እሰግድ ንወላዲተ ኣምላኽ (፫/3 ) ፥ ንእመቤትና ማርያም ክብሪ እና ምስጋና ይግባኣ ( 3 ጊዘ ተደጋጊሙ ይስገድ) ኦ ድንግል እመቤተይ ናይ ፀጋ ስግደት እሰግደልኪ! ንእመቤተይ ማርያም እሰግድ እየ፥ ንኺዳነ ምሕረት ኣደይ እሰግድ እየ፥ ንወላዲት ኣምላኽ እሰግድ እየ፥ ኣምላኽን ንዝወለደት ቅድስቲ ንድንግል ማርያም እሰግድ እየ፥! ኦ ድንግል እሰግደልኪ ንኽብርኺ እሰግደልኪ እየ፥ ንኣእጋርኪ እሰግደልኪ እየ፥ ንብርክኺ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝሓዘልኪ ንሕቆኺ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝሓቀፍኪ ንጉልበትኪ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝረኣዩ ንብሌን ኣዒንትኺ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝዳህሰሱ ኣኢዳውኪ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝተኣዘዙ ንዘገልገሉ ኣእጋርኪ ኩሉ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝስዓሙ ንኸናፍርኪ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዘማዕድዉ ንውብ ክሳድኪ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝሓዘለ ሑቆኺ እሰግደልኪ እየ፥ ንፅፍሪ እግርኺ እሰግደልኪ እየ፥ ዝናዓቁኺ ንጫማ/ ንሳእንኺ ክሰግዱ ዘይኽእሉ! ኣነ ግን ንፍትው ወርቂ ጫማኺ ክሰግደልኪ እየ! ንኹሉ ኣዕፅምትኺ እሰግደልኪ እየ! ንኹሉ ክፍሊ ኣካላት ሰውነትኪ እሰግደልኪ እየ! ኦ ድንግል ኣፍቅረኪ እየ፥ ኦ ድንግል ማርያም እፈትወኪ እየ፥ ኦ ድንግል እመቤተይ ኣኽብረኪ እየ፥ ናይ እመቤታት እመቤት እሰግደልኪ እየ ኦ እበይተይ የመስግነኪ እየ፥ ካብ ፈጣሪ ንታሕቲ ሓፍ ሓፍ ሓፍ ዝበልኪ ካብ ፍጥረታት ንላዕሊ ሓፍ ሓፍ ሓፍ ዝበልኪ እመቤትና ማርያም ሆይ ናይ ፀጋ ስግደት እሰግደልኪ እየ ንሰግደልኪ ኢና ክብርን ምስካና ንዓኺ ይግበአኪ :::!!! ንእየሱስ ኽርስቶስ መስቀል እሰግድ እየ፥ እየሱስ ኽርስቶስ ዝተሰቀሎ መስቀል እሰግድ እየ፥ (3 ጊዘ) መስቀል ሓይሊ እዩ፥ ሓይልና መስቀል እዩ፥ መስቀል መፃናኒዕና እዩ፥ መስቀል ቤዛና እዩ፥መስቀል መመኪሕና እዩ ወዘተ::: ይስገድ:: ካብኡ: ብሰማይ እትነብር ኣቦና ሹምካ/ስምካ ይቀደስ መንግስትኻ ትምፃ ፍቃድካ ብሰማይ ከምዝኾነ ከምኡ እውን ብምድር ትኹን! ወዘተ:: ፀሎት ምስተወደኣ ካብ ድማ ናይ ፀጋ ስግደት ይቅፅል:ን ቅዱስ ክሩቢኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ሱራፊኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ሚካኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ገብሪኤል እሰግድ እየ ፥ ንቅዱስ ሩፋኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ዑራኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ራጉኤል እሰግድ እየ ፥ ንቅዱስ ሳቁኤል እሰግድ እየ ፥ንቅዱስ ፋኑኤል እሰግድ እየ ፥ንቅዱስ ኣፍኒን እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ሊቃነ መላእኽት እሰግድ እየ ፥ ንቅዱሳናት ማሕበረ መላእኽት እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት እልፍ ወትእልፍ ኣእላፋት ቅዱሳን መላእኽት እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ቴስዓን ትሻዓተን ነገደ መላእኽቲ እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ኣርብዓን ኣርባዕተን ታቦት እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ዒስራን ኣርባዕተን ካህናተ ሰማይ እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ሰማዕታት፥ ፃድቃናት፥ ሓዋርያታት፥ ነብያታት፥ቅዱሳን ጳጳሳት፥ ቅዱሳን ደናግል፥ ቅዱሳናት መነኮሳት፥ቅዱሳናት ካህናት፥ቅዱሳናትቅ ቀሳውስት ቀሳውስቲ፥ ዱሳናት ዲያቆናት፥ ኩሉ ናይ ፀጋ ስግደት እሰግድ እየ !!!:: ብሰማይ እትነብር ኣቦና ሹምካ/ስምካ ይቀደስ መንግስትኻ ትምፃእ ፍቃድካ ብሰማይ ከምዝኾነት ከምኡ እውን ብምድሪ ትኹን ወዘተ:: ፀሎቱ ምስ ወደኣ ኣጣቃሊሉ ድማ የመስግን ብሰላም ኣጀሚርካ ብሰላም ዘወዳኻና ጎይታይ ተመስገን ክብርኻ ይስፋሕ፥! ኢልካ ናወለድኻን ዓሌትካን ዘርእኻን ንህዝብኻን ዓድኻን ጎሮባብትኻን ሃገርካን ኣሃጉራትካን ዓለምካን ትምነዮ ሰላም ሰናይ ልመናኻ ናብ ጎይታኻ ልመናኻ ኣቅሪብካ ምስ ወዳኻ፡ ብስርዓት ተዛዝሞ ትዓፅዎ /ትውድኦ: ማለትም:ስብ ሓት ንእግዚኣቢሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣማሕቲብካ ምስወዳኻ፡ ብኣቡነ ዘበሰማያት ፀሎት ተዛዝሞ ትዓፅዎ/ ፀሎትካ ትውድእ::: ስብሓት ንቅድስቲ ሥላሴ ሎማዓንትም ፅባሕም ዘወትርም ዘለዓለምም ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን::::!!!!!!
Amen Amen Amen👏👏👏👏👏👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
አሜን ቃለ ሂወት ያሰማልኝ
ቃል ህወት ይስመዓና
Amen amen amen💒💒💒🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana
አሜን. ኣሜን. አሜን. 💚🤲🤲💒🌹🌹🤍🏖️🤲🤲🤲
ሰላምኩ ይብዛሕ አባና ነዊሕ ዕድመ ይሃበልና እግዝአብሔር አምላክ ኩሉ ግዜ ምስኩም ይክን ቅድሳት አሕዋትና እውን ቅድስት ድንግል ማሪያም ሁሉ ግዜ ብቅድሚት እና ብድሕርት ኮይና ትሓልወልና ንዝማሃሪና ቃል ህይወት የስመአልና አሕዋይ ግን እዘን ቆልዑ አሕዋት ይመስላ ብዝተረፈ ቀፁሉሉ አምላከ ሙሴ ምሳኩም ይክን
ኣሜን 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና
አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን
Amen amen amen
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦ በረኸት ናይ ድንግል ማርያም በረኸት ናይ ኣቡነ ሰላም ምስ ኩልና ይኹን
💊💊🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊🌻🌻 መልካም 🌻🌻️🌻🌻 አዲስ 🌻🌻🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️🌻️🌹🌾🌻💐🌷🌻🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲🤲
🙏💒🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🙏🙏💒💒💒🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታን ረዲአታን ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤ ኣሜን(3)🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዘመንኩም ይባርኽ በረከታን ኣማላድነታን ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለይርና.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር ኣቦና ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዕልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕደመን ብጥዕናን ይሓለወልና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmeaLnA 🙇♀️🤲🙇♀️😢🙏💞
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብር አቦና አሜን ፫ በረከትን አማላድነትን ናይ አደና ቅዱሰት ድንግል ማሪያም አይፈለይና ክብራት አባታትና ክብራት አሕዋትና🌹💐
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
amen amen amen bhaki kale hiwet yesmeelna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊
Amen amen amen 🙏🙏🙏🙏💒💒💒💞💞💞💞💞
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ወላዲት ዓለም
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉አሜን አሜን አሜን አሜንአሜንአሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እዋይይይ ደስ ክትብሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
ቀጽልሉ ክንመጻኣኩም ኢና የሕዋተይይይይ
እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን ፫
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቦር ኣቦናን ክቡራት ኣሕዋትናን
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeaelna
ቃለሂወትየስመዐልናኣቦናቅድስቲድንግልማርያምምስኩላትናህዝበክርስትያንምስወዳትኩንኣሜን፣ኣሜን፣ኣሜን
Amen amen abon kale hiwt ysemelena berkt adna kidet dengle mareyam ayefeleyna nezlealem
ቃል ሂወት የስማዓልና እመ ብርሃብ ምሳኽም ትክን
ናይ እመቤትና ምለዳ ኣይፈለየና ብኣማላድነታ ብፍቅራ ብፆሎታ ኹሉ ኣይፈለየና ኣሜን ፫:::::!!!
ቃለ ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዘሕልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️👏
ጀጋኑ ኣሕዋትና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅላሉ!!!:::
ናይ ኣምልኾ ስግደታት ንጎይታና ንፈጣሪና ንእግዚኣቢሔር ጥራሕ ዝግቦኦ ዝስገደሉ ናይ ኣምልኾት ስግደት እዩ!
ፈለማ: በስመ ኣበ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን:: ካብኡ:
ብኣቡነ ዘበሰማያት ወይ ድማ ብትግርኛ: ብሰማያት እትነብር ኣቦና ሹምካ/ስምካ ትቀደስ መንግስትኻ ትምፃእ ወዘተ:: ሰለስተ ሻዕ ኣማዕቲብካ ፀሎት ይግበር፡ ካብኡ ናብ ስግደት ይእቶ::
ከምዚ ብምባል ንሰግድ: ስብሓት ንኣብ፥ ስብሓት ንወልድ፥ ስብሓት ንመንፈስ ቅዱስ ( ፫/3 ወይ ክዓ ፮/6 ጊዜ ይስገድ) እሰግድ ንኣብ፤ እሰግድ ንወልድ፤ እሰግድ ንመንፈስ ቅዱስ! ( ፫/3 ጊዜ ኣልያ ፮/6 ጊዜ ይስገድ): ንኣብ ኽብሪ እና ምስጋና ይግብኦ፥ ንወልድ ክብሪ እና ምስጋና ይግብኦ፥ ንመንፈስ ቅዱስ ክብሪ እና ምስጋና ይግብኦ! " እናተባሃለ 3/6 ጊዘ ይስገድ! " ቀፂሉ ድማ ከምዚ እናበለ ሰግደት ይቅፅል፡
ን ኣብ እሰግድ እየ፥ ንወልድ እሰግድ እየ፥ንመንፈስ ቅዱስ እሰግድ እየ፥ (6 ጊዘ)
ንቅድስቲ ሥላሴ እሰግድ እየ፥ (3 ጊዘ) "ካብኡ ንላዕሊ ይስገድ " : ንኣማኑኤል እሰግድ እየ፥ ንመድሓኒዓለም እሰግድ እየ፥ ንእየሱስ ክርስቶስ እሰግድ እየ፥ ንዓዶናይ እሰግድ እየ፥ ንኤልሻዳይ እሰግድ እየ፥ ንፀባኦት እሰግድ እየ፥ ንያሕዌ እሰግድ እየ፥ ንኣቦይ እዝጊ እሰግድ እየ፥ ንፈጣርየይ እሰግድ እየ፥ ንኣምላኸይ እሰግድ እየ፥ መክሕየይ እሰግድ እየ፥ሓጎሰይ ሆይ እሰግደልካ እየ፥! ሓደ ኾይኑ ሰለስተ ንዝኾን
ሰለስተ ኾይኑ ሓደ ንዝኾን ንሥላሴ እሰግድ እየ፥! (3 ጊዘ)
ኦ ጎይታይ እሰግደልካ እየ፥ ኦ ኣምላኸይ ኣምልኸካ እየ፥ ኦፈጣርየይ እግዘአልካ እየ፥ ኦ መመክሕየይ ኣፍቅረካ እየ፥ኦ ሓላውየይ ኣመስግነካ እየ፥ ኦ ጋሳይ እፈትወካ እየ፥ ኦ እስትንፋሰይ ዝኾንካ ኣምላኸይ እግዚኣቢሔረይ ሆይ ኣምልኸካ እየ እሰግደልካ እየ! ንኹሉ ነገርካ እሰግደልካ እየ
! ብፍቅርኻ ዝተማረኹ ቅዱሳን ናይ ፀጋ ስግደት እሰግደሎም እየ/ክሰግደሎም እየ! ኦ እግዚኣቢሔረይ ስለ ኹሉ ነገር የመስግነካ እየ የኽብረኻ እየ! ክግዘአልካ እየ፥ የፍቅረካ እየ፥ይፈትወካ እየ፥ የመስግነካ እየ፥! ኽበር ተመስገን ተመስገነለይ ክብርኻ ይስፋሐለይ ተመስገነለይ ብሰማይን ብምድርን ኣሜን ፫:: ተባሂሉ ኣማዕቲብካ ኣቡነ ዘበሰማያት/ ብሰማያት እትነብር ኣቦና ትፅሊ/ይፅለ! ምስተወደኣ ካብኡ ናብ ፀጋ ስግደት ይእቶ::
ናይ ፀጋ ስግደታት ንኣደና: ቅድስቲ ድንግል ማርያም እመቤትና እና ንቅዱሳን መላእኽቲ እናም ንቅዱሳን ፃድቃናት ኩሎም ዝስገድ ናይ ፀጋ
ስግደታት ከምዚ እናተባሃለ እናተንበርከካን እናተሳእኻን ይስገድ!
ብርኪ ናብ ምድሪ ግንባር ናብ ቅዱስ ሥዕሊ ወይድማ ናብ ቅዱስ መፅሓፍ እናዓለበ ናይ ፀጋ ስግደታት ይስገድ!!! ንኣብነት:
እመቤተይ ማርያም ሆይ ሓደራኺ ምልዳኺ ኣይፈለየና! ናብ ጎይታና ለምንልና! ናብ ወድኺ ምሕረት ትልምንልና ዘንድ ነማሃፀነኪ! ንልምነኪ ንሰግደልኪ! ነመስግነኪ!ንፅውዐኪ! ነወድሰኪ፥!፡
ስብሓት ንእግዝእትነ ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ( ፫ / 3 ጊዘ ብምድግጋም ይሰስገድ ) ፥እሰግድ ንወላዲተ ኣምላኽ (፫/3 ) ፥ ንእመቤትና ማርያም ክብሪ እና ምስጋና ይግባኣ ( 3 ጊዘ ተደጋጊሙ ይስገድ)
ኦ ድንግል እመቤተይ ናይ ፀጋ ስግደት እሰግደልኪ! ንእመቤተይ ማርያም እሰግድ እየ፥ ንኺዳነ ምሕረት ኣደይ እሰግድ እየ፥ ንወላዲት ኣምላኽ እሰግድ እየ፥ ኣምላኽን ንዝወለደት ቅድስቲ ንድንግል ማርያም እሰግድ እየ፥! ኦ ድንግል እሰግደልኪ ንኽብርኺ እሰግደልኪ እየ፥ ንኣእጋርኪ እሰግደልኪ እየ፥ ንብርክኺ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝሓዘልኪ ንሕቆኺ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝሓቀፍኪ ንጉልበትኪ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝረኣዩ ንብሌን ኣዒንትኺ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝዳህሰሱ ኣኢዳውኪ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝተኣዘዙ ንዘገልገሉ ኣእጋርኪ ኩሉ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝስዓሙ ንኸናፍርኪ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዘማዕድዉ ንውብ ክሳድኪ እሰግደልኪ እየ፥ ኣምላኽን ንዝሓዘለ ሑቆኺ እሰግደልኪ እየ፥ ንፅፍሪ እግርኺ እሰግደልኪ እየ፥ ዝናዓቁኺ ንጫማ/ ንሳእንኺ ክሰግዱ ዘይኽእሉ! ኣነ ግን ንፍትው ወርቂ ጫማኺ ክሰግደልኪ እየ! ንኹሉ ኣዕፅምትኺ እሰግደልኪ እየ! ንኹሉ ክፍሊ ኣካላት ሰውነትኪ እሰግደልኪ እየ! ኦ ድንግል ኣፍቅረኪ እየ፥ ኦ ድንግል ማርያም እፈትወኪ እየ፥ ኦ ድንግል እመቤተይ ኣኽብረኪ እየ፥ ናይ እመቤታት እመቤት እሰግደልኪ እየ ኦ እበይተይ የመስግነኪ እየ፥ ካብ ፈጣሪ ንታሕቲ ሓፍ ሓፍ ሓፍ ዝበልኪ ካብ ፍጥረታት ንላዕሊ ሓፍ ሓፍ ሓፍ ዝበልኪ እመቤትና ማርያም ሆይ ናይ ፀጋ ስግደት እሰግደልኪ እየ ንሰግደልኪ ኢና ክብርን ምስካና ንዓኺ ይግበአኪ :::!!!
ንእየሱስ ኽርስቶስ መስቀል እሰግድ እየ፥ እየሱስ ኽርስቶስ ዝተሰቀሎ መስቀል እሰግድ እየ፥ (3 ጊዘ) መስቀል ሓይሊ እዩ፥ ሓይልና መስቀል እዩ፥ መስቀል መፃናኒዕና እዩ፥ መስቀል ቤዛና እዩ፥መስቀል መመኪሕና እዩ ወዘተ::: ይስገድ:: ካብኡ: ብሰማይ እትነብር ኣቦና ሹምካ/ስምካ ይቀደስ መንግስትኻ ትምፃ ፍቃድካ ብሰማይ ከምዝኾነ ከምኡ እውን ብምድር ትኹን! ወዘተ:: ፀሎት ምስተወደኣ ካብ ድማ ናይ ፀጋ ስግደት ይቅፅል:
ን ቅዱስ ክሩቢኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ሱራፊኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ሚካኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ገብሪኤል እሰግድ እየ ፥ ንቅዱስ ሩፋኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ዑራኤል እሰግድ እየ፥ ንቅዱስ ራጉኤል እሰግድ እየ ፥ ንቅዱስ ሳቁኤል እሰግድ እየ ፥ንቅዱስ ፋኑኤል እሰግድ እየ ፥ንቅዱስ ኣፍኒን እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ሊቃነ መላእኽት እሰግድ እየ ፥ ንቅዱሳናት ማሕበረ መላእኽት እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት እልፍ ወትእልፍ ኣእላፋት ቅዱሳን መላእኽት እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ቴስዓን ትሻዓተን ነገደ መላእኽቲ እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ኣርብዓን ኣርባዕተን ታቦት እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ዒስራን ኣርባዕተን ካህናተ ሰማይ እሰግድ እየ፥ ንቅዱሳናት ሰማዕታት፥ ፃድቃናት፥ ሓዋርያታት፥ ነብያታት፥ቅዱሳን ጳጳሳት፥ ቅዱሳን ደናግል፥ ቅዱሳናት መነኮሳት፥ቅዱሳናት ካህናት፥ቅዱሳናትቅ ቀሳውስት ቀሳውስቲ፥ ዱሳናት ዲያቆናት፥ ኩሉ ናይ ፀጋ ስግደት እሰግድ እየ !!!:: ብሰማይ እትነብር ኣቦና ሹምካ/ስምካ ይቀደስ መንግስትኻ ትምፃእ ፍቃድካ ብሰማይ ከምዝኾነት ከምኡ እውን ብምድሪ ትኹን ወዘተ:: ፀሎቱ ምስ ወደኣ ኣጣቃሊሉ ድማ የመስግን ብሰላም ኣጀሚርካ ብሰላም ዘወዳኻና ጎይታይ ተመስገን ክብርኻ ይስፋሕ፥! ኢልካ ናወለድኻን ዓሌትካን ዘርእኻን ንህዝብኻን ዓድኻን ጎሮባብትኻን ሃገርካን ኣሃጉራትካን ዓለምካን ትምነዮ ሰላም ሰናይ ልመናኻ ናብ ጎይታኻ ልመናኻ ኣቅሪብካ ምስ ወዳኻ፡ ብስርዓት ተዛዝሞ ትዓፅዎ /ትውድኦ: ማለትም:
ስብ ሓት ንእግዚኣቢሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣማሕቲብካ ምስወዳኻ፡ ብኣቡነ ዘበሰማያት ፀሎት ተዛዝሞ ትዓፅዎ/ ፀሎትካ ትውድእ::: ስብሓት ንቅድስቲ ሥላሴ ሎማዓንትም ፅባሕም ዘወትርም ዘለዓለምም ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን::::!!!!!!
Amen Amen Amen👏👏👏👏👏👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
አሜን ቃለ ሂወት ያሰማልኝ
ቃል ህወት ይስመዓና
Amen amen amen💒💒💒🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana
አሜን. ኣሜን. አሜን. 💚🤲🤲💒🌹🌹🤍🏖️🤲🤲🤲
ሰላምኩ ይብዛሕ አባና ነዊሕ ዕድመ ይሃበልና እግዝአብሔር አምላክ ኩሉ ግዜ ምስኩም ይክን ቅድሳት አሕዋትና እውን ቅድስት ድንግል ማሪያም ሁሉ ግዜ ብቅድሚት እና ብድሕርት ኮይና ትሓልወልና ንዝማሃሪና ቃል ህይወት የስመአልና አሕዋይ ግን እዘን ቆልዑ አሕዋት ይመስላ ብዝተረፈ ቀፁሉሉ አምላከ ሙሴ ምሳኩም ይክን
ኣሜን 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana
አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን
Amen amen amen
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦ በረኸት ናይ ድንግል ማርያም በረኸት ናይ ኣቡነ ሰላም ምስ ኩልና ይኹን
💊💊
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊
🌻🌻 መልካም 🌻🌻️
🌻🌻 አዲስ 🌻🌻
🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️
🌻️🌹🌾🌻💐🌷🌻
🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲🤲
🙏💒🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🙏🙏💒💒💒🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብር አቦና አሜን ፫ በረከትን አማላድነትን ናይ አደና ቅዱሰት ድንግል ማሪያም አይፈለይና ክብራት አባታትና ክብራት አሕዋትና🌹💐
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️