He showed his true colors. But it’s not new he has been showing who he is since Pretoria but no one is calling him out until now. Too late we had all the evidence already
He will be in gubayay that’s why he’s scared and doing this interview he tried his best to prevent gubayay because he knows he is going to be removed for being a power hungry Banda
One thing I don’t understand is that Getachew himself is one of them , why is he scared to do the Gubaye ? I am shocked that he is this much power hungry, he is planning to stay in power without election being appointed by Abiy Ahmed
ትክክል ጅግና ሓውና በደንቢ ፈሊጥካዮም እዞም መደናገርታት
ጌታችው ስልጣን ምስ ሀዘ ዕሶ ናይ ሳዋ ሕዝዎ አሎ ኣዛራርቡኡ ክም ዕብይ አሕመድ እዩ አምላኽ ምሕረት የውረደሉ
Tigray on line, everything you have said was 100% correct
I feel so sorry for those young resilient TDF members who gave their lives to save those leaders what a betrayal
Shut up stop involved in Tigray issues u Ethiopians and Eritrans are our enemies
ጌቾ ብዘረባ ሃገር አይትማሐደርን ውረድ ክእለቱን ብቕዓቱን የብልካን ስምዒት ትግራዋይነትን የብልካን ከም ሽምካ ውረድ ብኽብረትካ ውረድ ፀሊም ታሪኽ አይተመዝግብ አብ ሂወትካ ውረድ ውረድ አብዘይቦታኻ ኢኻ ዘለኻ ውርድ ሃተፍተፍ ዓዲ የዕኑምበር አይሃንፅን ብኽብረትካ ውረድ ወይ ታዓረረረረረ
እሞ ሃገርማ ዓብያ ኮ ሪኢና ልቑልቑል እናመርሑ መፂኦም እስካብ ኸዚ ማሕረሻ ገባር ዘይቀየሩ አድጊ ይሓርስ አሎ ገታቸው ግን ዓይነብርኪ ኮይኑዋ እዩ ካብ ፀልማት ላብ ብርሃን ዘውፀአ እዩ
I am very impressed for the detailed analysis. Thanks Tigrai Online.
I’m shocked on Getachew Reda speech!!! What happened to him?
He just embarrassed him self! It’s sad.
You are absolutely right
He showed his true colors. But it’s not new he has been showing who he is since Pretoria but no one is calling him out until now. Too late we had all the evidence already
መን ምስ ፀላኢ ይሐብር ከምዘሎ 'ማ ድሕሪ ናይ አይተ ጌታቸዉ መግለፂ ብደምቢ ተረድእና ስልጣን ካባና ክወፅእ የብሉን ካሊእ ኹሉ ባንዳ እዩ ዝብል ትምክሕቲ፣ መሃይምነት ፣ ከባቢያዊነት ወዘተ
Thank you for your service Mr TOL ♥️🙋🏽♀️💛🙏🏽🫶🏾👍🏽
ነብሶም ይምሓር ኣቦይ ገብረኺዳን እኮ ወዲኦሞ እዮም ፀላእትና ነዓና ይፎልጡና እዮም ንሕና ግን ኣይንፎልጦምን ተንኮለኛታትን ሽርሐኛታትን እዮም ኢሎምዮም ስለዚህ ፀላእትና ብዂናት ክስዕሩና ስለዘይካኣሉ ብገዘብ ኣትዮምና
VICTORY OF TIGERAY ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኩሎም ተጨፍሊቖም ክንድ ጌታቸው ኣይኣኽሉን።
Thank you I agree with you
ኩቡሩ አያና አምላኽ ምሳኹም ይኹን ትኽክል ክትዛረቡ ክለኹም ኣይፍትውን እዮም
Getachew Reda should be remove from TPLF membership
He will be in gubayay that’s why he’s scared and doing this interview he tried his best to prevent gubayay because he knows he is going to be removed for being a power hungry Banda
ፈተይና ኣይኮኑን ናብ ውግእ ኣትና በዓልም መፀምና ከጥፍኡና ንሕና ድማ ኣይንጠፍእን ኢልና ናብ ውይግእ ኣትና
Tigray onlin ኹቡር ሓውና ጅግና
ጅግና 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🤙🏾🤙🏾🤙🏾🤙🏾💕💕💕💕💕💕💕
Tigray online 100%
ትክክል ካብ ሲልጣኑ ከይወሪድ ኪብል ህዉሐት ከፊሪስ ጉያ እእታይ አምጸኦ እዘም ሐሙሺተ ሰባት እያም ትግራይ ዚባላሺዉዎ ዘለዉ እና እዚአቱም ከአ ፒፒ ከይኖም ትግራይ ንምፊራስ እዩ
ህውሓት ዶ አይኮነን ዛኹላ ህዝቢ ዘህለቀ ህውሓት ማለት ወራዳ ለይባ እዩ ናማቱ ክልላት ዘዕበየ ሰልጣን ሂቡ ባዕሉ የእውሎ
You are right 👍👍👍
Getachew Reda is slick, shrewd and power hungry.
Exactly just like a snake
❤❤❤❤❤❤❤❤ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ፁቡቅ አለኻ አሉላ
TOL …ናይ ኤርትራ ጉዳይ ን Assenna . Finan Tefetawi Nesh Nesh ዘይትገድፎሎም ጥብቅና መንግሥቲ ኤርትሪ አየዋጽኣካን ።
Getachew Reda is joules of Dr. Debersyion.
Yup
Thanks Tigrai Online. It is reassuring that I am not the only one who thinks exactly like the truth. Long Live TPLF!
Me too. I don’t know why tplf has not got rid of this guy yet he has tried everything to destroy tplf more than Abiy.
ንህዝብ ትግራይ ዝጠለመትን ኣብ ዉድቀት ዘብፀሐትን tplf ኢያ።ኣታ ንኻሊእኻ በሎ እዛ ዑናናስ ንምንታይ እታ መፍትሕ ናብ ካሊእ ኢድ ታኣቱ'ዩ ዘዛርበካ ዘሎ።
Tegaru Ataye Eyom Konom Nayehizibi Zehasibu Bejakum Mekerwom
ትጊራይ ኤላይን ሒዋሒት ኢና ንደል
ቅድሚ 'ኮመንት' ምሃብ ምፅሓፍ ምኽኣልዶ ኣይምሓሸን?
ንኽልተ ዓመት ሙሉእ ብናይ ባዕሉ ኣሻጥር ግዝያዊ መንግስቲ መስሪቱ ስልጣን ሒዙስ ንህዝቢ ትግራይ ጥር ትብል ዝሰርሓ ነገር የለን
Tplf ነቲ ዝተረፈ ህዝብ ኣብ ጦርነት ኣእቲያ ክተወድኦ ኢያ ትደሊ'ዘላ።
Thanks!
ንኻሊእኻ በሎ ንስኻ tplf ኣብልዕሊ ህዝብ ትግራይ ቸይቸይ እናበለት ክትነብር ከም እትደሊ ኢኻ ተነፅር ዘለኻ።
Is he saying that he is the only one who have an idea and he is the only one smart ? I really don’t know what happened but really messed up
TIGRAY TSIER ❤️💛
ምስፀላእቲ ናሳራሕኻ ራብሓ ህዝቢ ትግራይ አይሕለውን ።
Kemaka yeln. Onlani tigeray mahariy❤❤
አታ ዓንጋር ህውሓት ህውሓት ትበል አለኻ ገበንኹም ልምሽፋን እዩ ፀላዕላዕ የብለካሎ ወረድ ካብ ርእሲ ገታቸው ነፋጥ
ከብ ዝኮነ አካባቢ ይኩን ንህዝቢ ትግራይ ጥቅምን ክብርን ዘለዉ ሰብ ከመርሕ አለዎ ንባአሉን ንዉልቁ ክብሪ ዝደሊ ሰብ ከመርሕ የብሉን ገታቸዉ ከምረፅ እከሎ ብጣሚ ከብ ዝተሐጎሰ ሰብ ሐደ አነ ነይረ ግን አብዪ ሐደ ግዜ ወፁ ግዝአት ትግራይ አይምለሰን ቢፈደራል መግሰቲ ከመሐዳደር አለዉ ምሰበለ ገታቸዉ ረዳ ወፂ ዝተፈናቀሉ ህዝብና ከምለሱ አለዎም ንተ አከባቢ ዘማሐዳድሮ ማንም ይኩን አይግድሰናን ምሰ በለ ከብ ገታቸዉ ዝነበረኒ ተሰፋ አሺኡ ቆሪፄ ከብኡ ንዳሐር ከብ ገታቸዉ ተሰፋ ቆርፄ እየ
እወ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
,ጌቹ ሰላም ክረክብ ህዝቢ ትግራይ ድሌትካ ፅቡቅ ግን ወላ ዕረ እንዳጠዓመካ ናብ ጉባኤ ክትሕወስ ነይሩካ አፈላላይካ አቡኡ ትገልፅ ባዕልኻ ካፍታ ዝወከለትካ ዉድብ አግሊልካ ዝገርም ዘይተፀበናዬ ርእሲ ሕማም እዩ ክንደይ ዕሸላት ደሞም ዝኸፈሉሉ ንዓና ንዓኹም ክብሉ አይትረስዕባ ረቢ የሰማምዕኹም እንሻኣላህ
Tplf ንህዝብ ሓሲባ ኣይትፈልጥን።
ኣቱም ሰባት ዘንሓፂነመፂን መንድዩ ሰሪቅወን ንመንኢና ንሓትት
ፅቡቅ ሓሳብዩ ክቡር ሓውና እስኪ ደምረና ክቡር ሓውና
ጌታቸዉ ረዳ ስልጣኑ ከይወርድ ዩ እዝ ኹሉ ይከራኸር ዘሎ
ዋይ ኣበይ ክበፅህ ዝተብሃለ ሰብ ምሕዘኒ
አነ ናይ ማንም ዉድብ ደጋፍት አይኮንኩን ግን ስላም ክፍረም ኮሎ እዚ ክምዝመጽ ኣጠፈኤናን ግን ሕዋሐት ክጠፍ ማለት ዘበት ግዜ ይወስድ ግን ኣቱም ንብልጽግና አምንኩም ንህዝቢ ትግራይ ክህድኩም ተዕገርግሩ ዘለኩም ኣሕልፍኩም ትህቡ ዘለኩም ነንሕድኩም ክትዋዱኡ ክምካኑክም ኣትረስእ ብጣዕሚ ተሕዝኑ ግን ዕድመ ንህዝቢ ትግራይ ትግራይ ትስዕር 🙏🙏🙏
እዞም አብትግራይ ዘለው ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ ዘለው ሰባት በአግባቡ ተቃሊሶም በሓቂ ንሕዝቦም አተሓባቢሮም ማለት ብሕዝቦም ተቀባልነት ረኺቦም ናብስልጣን ክወፁ ዝግበኦም እዚ ምኳን ምስአበዮም እንዳወያነ አብሽግር መምስአተው እናተፀበዩ ምስፀላእቲ ሕዝቢ ትግራይ እናተሓባበሩ ንትግራይ ከጥፍኡ ይሰርሑ አለው እዚድማ አይኸውንን ወያነ ፀገም ዶ አለዎ እወ እንታይደአ ዋዕ ሕዝቢ ትግራይ ይቅፀዓያ
ኣብ ምእታውካሓተታ እናብዛሕካ ዝሓወይ
ሰለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kurum:- ምፅሓፍ ተለማመድ/ዲ።
ወያነ እንድር ተአልዩ እዞም ስልጣነ ክንረክብ ኢሎም ዝጽበዩ ዘለው መጀመርያ ኢዮም ዘጥፍአም ምኽንያቱ እቢይ ነዞም ናይ ግዝያዊ ዝተመረጽ ሹሞም ክጽውኦም አይደለየን ግን ህዝቢ ትግራይ አምላኽ የድሕኖ
ዝመስለኒ እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ካብ ግዝያዊ ናብ ሕጋዊ ክሰጋገር እሞ ህወሓት ድማ ክዉግድ እዩ ዝስራሕ ኣብይ ኣሕመድ እዚ እዩ ዝደሊ።
Selam TOL ❤💛❤💛
Selam ❤
BETAM. YASZIYNLE
HEZBHU 😍😍😍😍😍
ሕሊና ይበልፅ ካብ ክፍሊት ገንዘብ!ብTPLF ወርሓዊ ደመወዝ እናተከፈለካ ትዛረብ ሰብ እካ!
ምሰ ክብረትካ ዘሀውና፣። እቶም ዝነበሩ አመራራሀ ጥራህ መን አዚዙሎም እዮ እቱ ሰልጣን ባአል ደክተር ደብረፅዮንከ ትክክል ይሰርህ ነይሩ ኢልካድዩ ትሀሰብ ዘለካ። አብዚ ሕዚ እዋን ግልፂ ብግልፂ ናይ ትግራይ ህዝቢ ነፃነቱ ክረክብ አለዋ። እንዳተሸፈነ እንዳተሸፈነ አብዚ ጂኖሳይድ እዚ አብፂሆምና እዬም። ንጌታቸው ድማ ርእሱ ደልዬም እዬም እትዬምዋ ተጠቂሞምዋ ድማ። መማልእቲ አይኮነን አእትዬምዋ። ባአል ደብረፅዮን አብሰልጣን ክኮኑ ደቂ 20 ቲዲኤፍ አብ አዋሸ ሆሰፒታል ተደብርዬም አለው ዝርእዬም ዝሳአኑ ንእኦም የህክሙ። እንዳተሸፋፈነ ዝሀልፈሉ ጊዜ የለን። ህወህትከ መን ፈቂድሉ ንሱ ጥራህ ክከውን። ደብረፂ እንድዩ አብዙኩሉ ማአት ዘእትወና። ህዋህት እኮ ናይ እንዳቦይ ገ.ሚካኤል እኮ ጌርክምዋ። ብምህሳብ ነሰተውእል።
ንምታይ ግልፂ ዘይዛረብ
ክገልፆ ዘይደለዮ ሓደ ነገር ዘለዎ ይመስለኒ ኑሱዉን ህወሓት ናብ ነቦሮ እንተተመሊሱ ኣብይ ኣሕመድ ዉግእ ክኸፍት እዩ ዘይብል
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
,ጌቹ ናይ ዉድብ ምስጥር ቅድሚ ሕጂ'ዉን ክንደይ ሰዊት ከምዘለዉ ቁስላትን ኣብ ሜድያ ምዕራብ እንታይ አምፅኦ ግርህነት ድዮ ወላ ብልህነት ክንደይ ፀላእቲ እንዳሃለዉና 2:20:20
እሞ ነዚ እዩ ኣብይ ኣሕመድ ጉባኤ ከይካየድ ዝፍክር ዘሎ
ጌጋ
❤🎉❤🎉❤🎉
እሞ ዝተውሃቦ ስራሕ ስለዘይወድአ ስ ኣብስልጣን ተኾይጡ ድዩ ክነብር ደልዩ ሕንከት ዶ የለንዩ
One thing I don’t understand is that Getachew himself is one of them , why is he scared to do the Gubaye ? I am shocked that he is this much power hungry, he is planning to stay in power without election being appointed by Abiy Ahmed
He pretended to be one of them to gain fame popularity and power. He is a Ethiopian inside and abiys pet
ጌታቸው ናይ ውድቡ ምስጥር ኣይዕቅብን
He is not TPLF anymore he is something else so sad 😞
ሕዋሓት ህዝቡ ሒዙ ካምቀደሙ ብዓወት መሰስ ክብል እዩ
ኣንታ ሰብኣይ ተረድእን ትገልጽን ዘለኻ ድዩ ዝመስለካ፧ ማይ ዝሓቍን ዓስዓስታኻ ጥራሕ ኢኻ ተቃልሕ ዘለኻ።
ትክክል
This is True 👍👍👏
ዓርኪ። ሰባር ሲ ነቃዕ እለሞ ለባማት አቦታት ሕጂ ድማ ጌታቸው ረዳ ድማ ብቅደሙ ዓርኪ ዛድግ ኣብርሃ ደይኮነይ
What makes you the same people that gonna come to power????
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
TOL INTEADE OF ADVOCATING FOR THE GENOCIDAL REGIME ERETREA LEAVE THE ISSUES TO ASSENNA . TEFETAWI . FNAN & NESH NESH .
Shame on him. Shame shame on him. He does not care about the innocent people he cares to himself
You must. Respect Each. Other.MEKEBEBARE. !!!!!!!
ጌታቸዉ ረዳ እኮ ብልፅግና እዩ ኣባል ህወሓት ኣይኮነን
ጌታቸዉ ዝበሃል ገርፋጥ ሰካራም ኣገጢሙዋ ትግራይ ፍግእ የብልካ ኣዕፅምቲ እቶም ንዓኻ ክሕልዉ ዝሞቱ ህፃዉንቲ ይዉጋእኻ ፈርሲ ፎእ ጨጉርኻ ተኸወል
ዘረኛ ዝኾንካ ደንቆሮ
ምስ ጉሂላታት ወጊንካ ትዛረብ
ጋይታ ፍራህ
I don’t understand ,after all breathtaking struggle why Getachew took this decision and regrets at the last moment?
መንገዲ ኣየር ኤረትራ እንታይ ይምልከተና ንኣወል ሲዒድ እዩ ዝምልከት
ገረብ ብሓኽሉ
Neta. Adena. Ketefeuowa. Eko. Eyoume. Medere. Baneda. Serekete. Eyoume. Emo. Hizebe. TIGERAY. Eko. Kokahe. Eko. Eyu. Kulu. Negere. Yefeletu. Eyoume.
ትኽክል እዩ ጌታቸዉ ረዳ ብኣብይ ኣሕመድ ከም ሞተር እናተዘወረ ህወሓት ንምዉዳቕ ይሰርሕ ኣሎ
ከምዙይ ዝበለ ሓሳዊ መልኽዒ ኣብ ህወሓት ተርእዩ ኣይፈልጥን ኮፒ ኣብዪ እዩ ዝሰብ ጉደኛ
ሱቅ ኢልና ዓረም ረም አይንበል ጌታቸው አርሒቁ አዩ ሓሲቡ ቅድሚ ሎሚ ምርጫ ምርጫ ኢልኩም ንጅዝቢ ትህራይ ዘምጸኩሙሉ ሽግርን ጸበባን ገና አየከለኩምን ። ሰላም ንሕዝቢ ትግራይ ።
እዚ ሰብኣይ ዝዛረብ ዘሎ ኣብቲ ናይ ህውሓት ጽፍሒ ዘለው ብዓልመን ዮም ቶም ቤተሰቡ ንምኻኑ እዚ ዝዛረቦ ዘሎ ብሓቂ ድዩ ሓልዮት ህዝቢ ዝመስለኩም ዝህሉ እዚ ሰብዚ ካብቶም ተረባሕቲ ጉጅለ ህውጃት ስለ ዝኾነ ድኣንበር ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዝሓለየ ከይመስለኩም ልዕሊ ኹሉ ግን ደለይቲ ሰላም ምስኩሉ ህዝብታት ንኽኸውን ናይኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ይግባእ ንኹሉ ህዝብታት ረብሓ
ተፈተወ ተጸልኤ ህወሐት ስዒሩ ክወጽእ እዩ አብ ቱሽቱሽ ዓብይ አትዮም ሥልጣን ዝቋምቱ ግን ክሐፍሩን ክጸርዩን እዮም
ጥርናፈ ኣይኣምንን እኮ ኢሉ ናይ ህወሓት ኣባል ክኾን ኣይኽእልን ኣብ ጉባኤ ከባርርዎ እዩ ዘሎዎም።
ዘናስሕ የቡል ህዝብ ትግራይ ነመብቱ ነመሰሉ ተቓሊሱ ።
ድሌት ህዝቢ ይቅደም።
We need a piece for our country and our people why is this so difficult to understand about it 💔
Tigary...... Online....... MedIa........Tg....... Citly........ Country
Sorry to say that but I don’t think it’s OK. do not understand at all. What are you talking about?
ጌታቸው አብ ማእኸላይ ኮሚቴ ዝነበረ ዘተ ሓቢሩ ተዛትዩን ሓቢሩ ውሲኑ ከብቅዕ አብቲ 1030 ናይ ከድረ ድማ ጉባዔ ክካየድ አለዎ ክውሰን ኦንከሎ ንሱ ጉባኤ ክካየድ የብሉን ኢሉ ብድምፂ ተአቅቦ (ተፈልዩ) ወፂኡ ግን ድማ ትማሊ አብ ድሞፂ ወያነ ትቪ ቀሪቡ አብ 1030 ካድረ አነ ዘቅረብክዎ ሓሳብ ሙሉ ብሙሉ ተቀባልነት ረኻቡ እዩ ኢሉ ዋዕ አቱም ሰባት እዝወዲ እንታይ እዩ ዝኸውን ዘሎ ተቀባልነት እንተረኺቡ ደአ ንምንታይ ምስ ሕዝቡ ዘይወሰነ ነንባዕሉ ዝወቃዕ ኮይኑኒ እሞ ጌቹ በጃኻ ናብታ ናይ ቀደምካ ተመለስ
ክሳብ ሂጂ ህዝቢ ዘታለልክምዎ ይካአል!በጃካ ንሕልናካ ስራሕ!ብጣዕሚ ሌባካ ኢካ!ብዘይ ውፅኢት ክንደይ እሻሓት ዕሸላት አሕዋትና ዘጥፈአ ድርጅት እዩ!ሓቀኛ ሰብ እንተትከውን ነይርካ በዚ ሒጂ ሰአት ንሰሓ መአተካ ነይርካ
ቖድም ቐዳድም ብዓል ውናት እንታይ የእትዎም ብዛዕባ ህወሐት? ብልግና ትግራይ ምኳኖም ድዮም?
Getachew the Banda I have been saying this since the Pretoria agreement