Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኤርትራዊ ኢየ ግን ንህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ክመልሰሉ ረቢልዓለሚን ናይ ወትሩ ሕልመይ ኢዩ ኣጆኩም ኣሕዋትና ተጋሩ
❤❤
ኣሜን ሓወይ🥺🥰🥰
😊0l1q❤
ኩላና ተጋሩ እሕዋተይ ኣጆኩም ዝግዜ ምስ ሓለፈ ንራከብ ኢና ኣብታ ሃገረ ትግራይና
💯✔️☝️🤲🙏🙏🙏
የምችአኩምይ!
አዲስ አበባ ተወልጄ ያደኩ በስደት አውሮፓ ምኖር ነኝ ይሄን ዘፈን ስሰማው ይነዝረኛል😍😍😍😍ክንራኸብ ኢና አብ ሀገርና ትግራይ ትግራይ ትስዕር😍❤
7yjnln vū00
Me to bro
👌😊. ...👊
Me toooo
እኔ ኢትዮፒያዊነኝ ግን ትግሬ ውሰጤናቺሁ ፈጣሪ ሰላሙንይመልሰልን
ማን ነው እንደ እኔ ከቲክ ቶክ መንደር ሰምቶ የመጣ?? ሙቼ ነው የምወዳችሁ ተጋሩዋኒ ሰላማችሁን አላህ ይመልስላችሁ ጀግና አይበገሬ ህዝብ ከስልጤ
እኔ
🥰🥰🥰🥰🙏
ነዚኣ ተንቡቡ ዘለኹም ተጋሩ ፈጣሪ ስቃይና ቀንጢጡ ብርሃን ዓሲሉ ኣብ ቀረባ ግዘ ምስ ስድራና ኣብ ዓድና የራኽበና። ኣሜን
Amen
ኣሜን ቡሩኸይ
Amen aykealkun anes nafike uffff 😥😭❤💛
Amen amen amen amen amen 🙏💊
አሜን ማዐረይ ።
ዓባይ ሃገረ ትግራይ ምስ ተመስረተት ክንራኸብ ኢና ንመን ኢልዎ አምላኽ🥺💜
ኣሜን ዛ ሓፍተይ
😅😅😅😂😂😂😂
ግጥሚ💯 ዜማ 💯 ደርፊ💯ዓዊታ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ 💊💊💊💪💪💪
ትግራዋይነት መሆን ኩራት እኮ ነው 💊💪
እውነት ነው የትግራይ ህዘብ የጀግኖች ሁሉ ጀግና ነው ። ሲያሸንፍ እንጂ ሲፎክረና ሲሸልል የማይታይ ማሸንፍና ድል ማድረግ ለሱ ብቻ የተፈጠረ ህዘብ ነው ።
#ዓወት ተስፋይ ua-cam.com/video/Xq8GqHPM8gg/v-deo.htmlsi=F7QSIrLkEY7L7ZCl
ፈጨጭ በኋላ ይሄን comment ታጠፋዋለ🤫
ሰሜናዊት መቐለና ክንራኽብ ኢና ገናኣብታ ሽረ እንዳባጉናክንራኸብ ኢና ገናኣብ ኣኽሱም ሓወልትናክንራኸብ ኢና ገናኣብዛ ዓድዋ ሰሎዳናክንራኸብ ኢና ገናኣብ ዓገመ ምስከድናክንራኸብ ኢና ገናኣብ ሑመራ ወልቃይትናክንራኸብ ኢና ገናኣብቲ ራያ ዓድ ጠስሚክንራኸብ ኢና ገና ኣብ ተምቤን ዓብዪ ዓዲክንራኸብ ኢና ገና🥰✊😍
❤❤❤
ውቅሮስ?
@@awettesfay ውቅሮ ክ ሓውዜን ????
❤️❤️❤️
ኣፅቢ ከ ንራከብ ዲና
ለማንም የማይበገር የትግራይ ህዝብ❤ትልቅ ክብር አለኝ ለናንተ ጀግና የጀግና ዘሮች
ዓወተይ ብልፀይ ጅግና
Ye tigray hizeb le Egizabhr enge lesaw aysagedem Egizabhr yemasegan ye tigray hizeb hiyle Egizabhr naw Amen 🤲🤲🤲 Egizabhr yemasegan
😍😍😍😍
መፅካ ዶ ከመይ ታሃንቅና ነርና መስልካ እዩ ዓውታ እንካዕ ብሰላም መፃካ::ይበል ስራሕ ብዘይ ቀላዓለም ዓውታ100% ግጥሚ ዜማ 💛❤👍👍👍👍👍👍💞💞💞
ደቂ ትግራይን ደቂ ኤርትራ ነቲ ህዝብታት ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ማርያም ጽዮን ኣብዘለኩም ሃሊኩም ትሓልኩም ዓዊታ ጽቡቅ ስራሕ ከም ወትሩ❤💪🏿
🥰🥰🥰
እዚ ግጥሚ ሎሚ እየ ብደንቢ ሰሚዔዮ ዋዉ ዘብል እዩ ሶል ❤🎉ግን እስኪ ሓንቲ ነገር ተሓባበራና ነቲ መንእሰይ "ሃገረትግራይ ትበሃል ሃገር ከይመስረተ ብሰላም ክነብር ከምዘይክል ፈሊጡ ነዚ ኸዓ ተዓጢቑ ክቃለስ ን ብሄራውነት ትገልፅ ደርፊ ስርሐልና
ኣጆና እዚ ናይ መከራ ግዜ ከም ምሕላፉ ክሓልፍ እዩ:: ኣብታ እንፈትዋን ሃገርና ትግራይ ምስ ህዝብና እንራከበኩ ግዜ ርሑቅ ኣይከውንን❤️✊ ጥራሕሓድነትና ነስጥም/ንሰጣጠምንሓርንንቃለስ.....ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ ቀፅለሉ❤️🙏#ትግራይ እያ ሃገረይ❤️
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሓወይ ናተይ ብልፅቲ ስራሕ ኣጆና ክንራኸብ ኢና ተጋሩ ኣብ ሃገረ ትግራይ
ዓወተይ ፅቡቅ ስራሕ ኣብቲ ኣፅቢ ወምበርታና ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎና ለ ክንራከብ ኢና ኣይዞና ተጋሩዋይ ፀሎት ነዘውትር በብሃይማኖትና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ
Mr
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@@awettesfay ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
awetey muQurey bTaeemiye zfetweka❤❤❤❤❤
@@awettesfay ambesa JGna wedi aDey
ሰሜናዊት መቀሌ ህዝብ ትግራይ ጀግና !!!!!!!!what ever it is i am proud on u!!!
እሰይ ሓወይ ማዓረይ ጡዑም ድምፂ ትግራዋይ ሙካንኮ ሚስጥር እዩ ዓድና ሰላም ይግበረልና ኩሉና ሼር እናገበርና ከየንትና ነበራታትዕ ተጋርዋይ tdfy my hero💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛🙏
ኣሰይ ኣቱም ጀጋኑ ብመንነትኩሙን ብክብሪ ህዝብኩሙን ዘይትደራደሩ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ኣጀኳ ትግራዋይ ክንራከብ እና ኣብታ ትግራይና ኣሜንንን
Wellcome ዓወተይ ወዲ ሓላል መሬት ጽቡቅ ስራሕ ኣይዞካ በርትዕ ይበል ድምጺ ካ ካናሪ ❤❤❤❤ብሃንቀውታ ክጽበ የ ቀንየ ። እስከ ከምዚ ከማይ ሃጺጹ ዝቀነየ ክሳብ ትዝርጋሕ 𝙡𝙞𝙠𝙚 ስከ ጽቀጡ ኣብ ዘለክምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ 💊💊💊💒❤ዓደይ
ዓወተይ ጅግና እወ ኽንራኸብ ኢና አብ ትግራይ ሃገርና 💛❤💪💊
ተጋሩ ኢና ንሕና ትግራይ ዝሃገርናሕፉራት ፥ ሰብ ክቡር መንነት።
ይበል ሰራሕ ወዲ ዓዲ 😘😘"ክንራከብ ኢና"ናይ ግድን ክዓሰላምን ራህዋ ነቲ የዋህ ህዝብናን ዓድናን🙏💘
❤
Nay giden ember selamin rehawan nihezibi tigrayina yigebero tiray💔💔💔💖💖💖💖
ዓወተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ፅቡቅ ስራሕ እዙ ኩሉ ፀበባ ሓሊፊ ወጋሕታ ትግራይና እንረኤሉ ምስ ንፍትዋም ስድራና ማሓዙትና ይሪኪበኒ ❤😍👏
አሜን አሜን አሜን ደቂ ዓደይ ሰራውር ደመይ ሰላም ይኹን አብ ዘዘለናዮ እሰካብ ግዜ ወጊሑ ንራከብ 👏👏❤️👬❤️👭💘💘
@@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ እሹ
እስይ ዝሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ጥዑም ድምፅ ክንራኸብ እና ተጋሩ አብ ሃገረ ትግራይ እጆና💊💊
ክንራኸብ ኢና አብ ሀገርና ትግራይ
i can't stop hearing this music just wow well done dear Awet Tesfay
እንኻዕ ዳሓን መፃእኻ ዓወተይ ጀግና እወ ክንራከብ ኢና ትግራይ ዓደይ ወለላ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💯💯💯💯
@@awettesfay ❤️💛❤️💛❤️💛❤️
ዓወተይ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ፅቡቅ ስራሕ እዚ ኩሉ ፀበባ ሓሊፉ ወጋሕታ ትግራይና እንረኤሉ ምስ ንፍትዎም ስድራና መሓዙትና እንራከበሉ ግዜ የመፀአልና ኣጆና ክንራከብ ኢና ❤💛❤
SAB GEBARILINA CANALINA
ታገሩ ኢንወደቹሀለን ጊን ሰለም ፍጠሩ ሁለችኒም አንድ ኢትዮጵያዌ ናን
ዓዊተይ ናተይ ብሃቀውታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ሙዚክ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ ህያበይ ትግራይ ትዕወት ብጀጋኑ ደቃ✊💊🐅✅
ይበል ጅግንነት ዓወት ሓወይ ዓድና ናብ ኑቡር ክምለስ እዩ ኣብ ትግራይ ዓድና ክንራከብ እና 💪💪💪💪💪
~ክፈቶ እንዶ እዚ መንገዲናብዛ ትግራየይ ክኣቲ👌💛💖 ሰላም ግበሮ እዚ ቦታ ከይከውን ምድረበዳ😢ዓወተይ ብሉፅ👏👏
ብርትዑ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ኩሉ ሓሉፉ እወ ትግራይና ስላም ኮይኑ ክንራከብ ኢና ምስ ስድራና 😍💛❤🙏
ዓወተይ ጅግና እንኳዕ ብስላም መፂካ ጽብቅ ስራሕ ቀፅሉል ይበል ግርማ ድምፂ 💯♥️✅ግጥሚ 💯♥️✅ዜማ💯♥️✅😘
ብሃንቀዉታ ኽጽበያ ጸኒሐ ብልጽቲ ስራሕ ተስፋን ሓቦን እተስንቕ ስራሕ 💛❤️💛
Welcome back wdi abyti thanks 😊🙏
ዓወትይ አይዝኻ ብረትዕ ወለላዋ ዓደይ ናፍቅ😭😭😭❤
ብሰላም ይራክበና ስድራይ ህዝበይ ናፊቀኩም ብፃየይ ናፊቀካ ♥️💛🥰🙏🙏🙏
እንካዕ ብስላም መፃእኹም ጅግና እወ ናይ ብሓቂ ክንረክብ ኢና ሩሓስ ብሕቲ ናይ ስላም ጥዕናናይ ራህዋ ፍቅርን ይግበረልና ትንሣኤ ትግራይ ይርእዩ ኣሜን ኣሜን
ማርያም ምስ ህዝብና ትኩን ደቂ ዓደይ ማዓረይይይይይይይ I love yue ትግራይይይይይ ዓደይይይይይ
ጀጋኑ ተተባህልና ይንዕሰና እንበር አይበዝኸናን❤❤😊😊
Inshallhah yahazen hazbi tatyou voice for voiceless Tigray people
መፀለሊተይ ሙዚቃ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ሓዊተይ❤🙏💛❤🙏
ይበል ድምጺ ወዲ ጥሕሎ 🙏ሰላም የራክበና ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ♥
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ዓወተይ ብሃንቀወታ ኢና ትፅብይ ቀኒና 🌍♥️
I am from somaliland am so much love the tigray people
Amus dhilaa ku dhashaye
Thank you ❤❤❤
Wow Somaliland we love you ❤❤❤
እዙ ኩሉ በዳሂ ዘመን ሓሊፉ ክንራከብ ኢና አብታ ዓባይ ትግራይናናና 😘😘😘😘
እንኳዕ ድሓን መፃእካ ዓወትና ተስፋ ሓቦ ፍቅሪ እተስንቅ ሓፅርን ጥዕምትን ደርፊ እያ ይበል ዝሓውና 💖😘
አሰይ ዝሓወይ እንካዕ ሰላም መፃካ ጥዑም ድምፅ 💊🙏 ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ 💊🙏🙏🌹✅️👏👏👏👏
ብጣዕሚ ደስባሃሊ ዓወት ሓወይ ኣጆኻ ቀፅለሉ 💖💖💖🥰💖💖💛💛💛💛❤️❤️
Sad Mohammed ka nekemte misrq walaga Ilove Tigray people
ዓወት ተስፋይ ኣረ ይመችካ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ኣታ ጅግና💋💖💖😘😘💪👍
እንካዓ ብሰላም መፃካ ወዲ ትግራይ ጀግና ፅብቅ ሰራሕ እዩ ቀፅለሉ ❤❤❤
በጣዕሚ ደስ ዝብል ደረፊ😘😘😍 ሰላም ምስ ወረደ ኣብ ትግራይና ዓድና ክናረከብ ኢና ገና ተጋርዋኒ😍😘😘😘
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ብሉፀይ ኣነስ ድምፅካ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ so ቀፅለሉ ተጋሩዋይ ኣጆና ኩሉ ሓሊፉ ኣብዛ ብርክቲ ዓድና ክንራከብ ኢና💞💞💞💞💘💘💘💘💘💘💘
ዓወተይ ብሉፅ መንእሰይ እወ ክንራኸብ ኢና ገና
አበይ አለና ነተባብዓዮም ተጋሩ ገዛ የጽብቅ እንዳማትና ኮልል አይንበል ሰላም ን ህዝቢ ትግራይ 🥰🥰🥰🥰🥰
ዓወት እንኮዕ ደሓን መፅእካ ብጣዓሚ ደስ ዘበል ሰራሕ እያ ብለፅቲ ሰራሕ እያ ኣጀኩ ግብዚ ❤♥️
ኣምላክኣሎ ክንራከብ ኢና ግድን ሰሚዐ ምፅጋብ ኣብያትኒ ሰይዛሓወይ ቀፅልሉ ፅላለይ ደቂ ትግራይ ሰላምኩምይብዛሕ ኣብ ዓድን በረኳን ዘለኩም ተጋሩ ፍትውውውውውውው እየዘብለኩም🥰💐🥰💐ንበሩለይክበሩለይ
waw ብሉፀይ ኣንኳዕ ብሰላም መፀካፁብቅ ሰራሕ 100%ቀፅለሉ ደቂ ዓደይ ብሉፃትኣጆና እዚፀልማት ግዜ ሓሊፉ ምስ እንፈትዎም ስድራና ኣሕዋትና ምሓዙትናና መታዓብይትናን እንራከበሉ ዘመን ይግበረልና TDF ዋሕስ ህዝብና ፀዋራት ንኩሉ እመቤቴ ትከተልኩም
💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍✅✅💯💯💯
እሕሕ ስለ ምንታይ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ሰጊርካዮእታ ሙዚቃ ግን ፈተያ ኣለኩ ድጅታል ወያነ ደቂ ዘሃገረ ትግራይ ኣሎና ዶ ጀግና ህዝቢ ትግራይ ጀግና TDF ተመስገን ፈጣሪ 😭💔🙏
Wwwwww very nice I love tigray I love my brother
wow what a great and powerful song ❤ thank you brother Awet you have amazing voices አብቲ ውቀሮ አውላአሎና ክንራኸብ ኢና ገናአብ ደጀና ፀለምትና ክንራኸብ ኢና ገናአብ ኩናማ ኢሮፕና ክንራብ ኢና ገናአለውሃ ምላሽ ክንራኸብ ኢና ገናአብደራፊዕ አብርሃ ጅራ ክንራኽብ ኢና ገናአብ ዓደርቃይ ማይ ፀብርና ክንራኽብ ኢና ገናትግራይ አድና ሰፋሕ አባይ አዲ እያ አይነፅብባስነጥበባውያን ተጋሩ ሐዱሽ ስራሕ ናብ መድረኽ ናብ ሕዝቢ ቅድሚ ምቅራብኩም ታሪኽ ትግራይ ምሰ ዝፈልጡ ሰባት ክትማኸሩ ይግባእ ሰነጥበብ ማለት ቀሊል ሃይሊ ከይመሰለኩም ብዝኾነ ብጣእሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ አምሐይሸካ ካብ ሰብ ሞያ ታሪኽን ሕልው ኩነታትን ትግራይ አብ ግምት ዘእተወነቲ ተአምራዊ መዘና አልቦ ናይ TDF ጅግንነት ዝገልፅ ስራሕ ሒዝካ ከም ምእተ መፅእ ተሰፋ አለኒ ክብረት ይሃበለይ
ሠላም ንኹሉ ፍጥረት እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ዓዊታ💛❤ አምላክ ሰላምና ይልሰልና💒
ኣብቲ ኣፅቢ ወምበርታና ክንራኸብ ኢና ገና 😘ዝገርም ድምፂ ኣለካ ወድሪመይ ግን ትግራይ ኣንኢስካያ ትግራይ ብዓባያ ብሙሊኣ ክትገልፃ ነይሩካ❤💛
❤❤🙏
ፅቡቅ ስራሕ ቐፅለሉ
ጋል ዓደይ ኣነ እዉን ከማኪ እየ ኣፅቢ ደረፍቶምን መራሕቶምን ንምንታይ እያ ኣፅቢ ዓቀብ ትኮኖም ኣየልዕልዋን ኣፅቢ ዓደይ
I hope so God willings after all this suffering missing our parents our brothers and sisters I hope so brother keep up the good work
I don't understand tigragna but I'm feeling happy when i listen to tigray music the guitar and voice ❤💛
Hajj pp0..Io9
❤❤❤❤❤❤
እወ ክንራከብ ኢና ትግራይና ሰላም ኩንልና 💛❤💞💞💞💕‼️...
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዓወተይ ብሃንቀውታ ኢና ክንፅበየካ ቀኒና ኣጆካ ዝሓወይ🙏
ብሓቂ ኣምላኽ ኣሎ ኩሉ ሓሊፉ ነበረያ ነበረ ክኾን ናብቲ ፅቡቅ ግዜ ንበፅሕ ኣጆና❤️ 💛🙏::ገራሚት ስራሕ የቀንየልና ወዲ ዓደይ 💊✅️
A rising star. Viva AWET. Keep it up.
ባይገባኝም በጣም ደስ ይላል::አክሡም ፂወን ናፈቀኝ ደጉ ሚስኪኑ የትግራይ ህዝብ በእምነቱ ፅኑ ህዝብ ::አማራ ነኝ ግን ይህ ሁሉ እልቂት መከራ ያንገበግበኛል የትግራይን ህዝብ ከአማራው ወገኔ በፉፁም ለይቸ አላያወዉም የትግራ ህዝብን ማጣት የጎደልኩ ያክል ይሠማኛል፠፠የእናንተን ባላውቅም
ይበል ዘብል ድምፂ ቀፅለሉ
እሰይ መቁራይይ ትግራዊይ ምኮነ ተዕድልት እዩ ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
እሰይ እዝ ሓወይ ሰላም ናአካ
አሰይ ዝሓወይ እንካዕ ሰላም መፅኣኻና ሶ ፅቡቅ ስራሕ አዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ ተጋሩዋይ ንበሩለይ ❤💛✊🏾️🙏
ገለ ዓይነት ብልጺት ደርፊ እንካዒ ብሰላም መጻኣካና ዓወት ከም ሽምካ ዓወት💪💪💪
ይበል ድምፂ ዓወት ሓወይ ኣምላኻ ይሓልካ
I am Oromo but the pain of Tigray hurts
Hero Of Heroes 💗💚💯ጅግና ጀጋኑ ኮሪዕናልካ
ዓወተይ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ♥️♥️👍👌💊💊💊
ኮሞንት ብድንግላ 😁እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ወዲ ሪመይ🌺💜
ምርጥ እና ፍቅር የሆነ ህዝብ የትግራይ ህዝብ ። 🙏🙏🙏 😘😘😘😘🤗
ዓወተይ በጣም ስሜት ቀስቃሽ ሙዚቃ ነው ጐበዝ በርታ እኔም ባህርዳር ነው ያለሁት በቤተሰብ ናፍቆት ተቃጥያለሁ አዎ አንድ ቀን ክንሪከብ ኢና አብ ትግራይ
እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ዓወተይ ሓባኛ ❤️💛🦁💘ትግራዋይ ፈታዊ ህዝቡ ብጣዕሚ ዘድንቀካ ድምፃዊ 👍👍👌👌🥰🥰
ብጣዕሚ ዝፎትዋ ልቢ ትግራዋይ ልቢ ተስፈ ዘስነቀት ደርፊ እንካዕ ድማ ዳሓን መፃእኻ💖💛💖
ዓወተይይይይይ ከም ሽምካካካካ እምበር ዓወት ። እወ ኩሉ ክሐልፍ እዩ። አብ ት💛ግ❤ራ💛ይ❤ ብታሕጓስ ሽሸ ክንብል እወ ገና ❤💛❤💛❤💛❤💛
ፁቡቅ ስራሕ ወዲ ሪመይ ጅግና
Proud of Tigray diaspora ❤❤❤
Welcome wedi remaye mearey Tigraye Tisire TDF for Life ❤💛❤💪💪💪💪
Yesss TDF for life!! 💪🙏❤️
ዋው ወድሓትነይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝሓውይ
ዓወታ ፅቡቕ ስራሕ ፈጣሪ ካዓ ምስ ህብና ብሰላም ንራኸበሉን ህዝብና ዝወግሐሉ ግዜን ይፍጠረልና🙏🙏ክወግ እዩ ካዓ💪💪❤
ፍሉይ ኢኻ ዓዊታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ♥️💛💯❤️🥰
አጀኩም ክንራከብ እና አብዛ ትግራይና ። እዛሕማቅ ዘበን ምእንተ ባዕላ ኢላ ክሓልፍ እያ
ሰናይ ባሕቲ ይግበረልኩም/ና ተጋርዋኒ ፁሩያት ንራኸብ ኢና ኣምላኽ ንመን ኢልዎ🙏💛❤☝
ኣሰይ ዘሓወይ ይበል ድምፂ ተጋሩዋይ ሰስኑ እንቅዓ ጣፍ ኩኑ 🙏❤💛❤💘💘💘⛪🏖🕌ሰላም ንትግራይና 🙏💘💘💘💘🏖
ዓወተይ ወድ ዓደይ ፅቡቅ ቀፅለሉ መዓረይ ፅቡቅ ስራሕ❤💛
ደስ ባሃሊት ብሓቂ ፅንዓት ተስንቅ ተስፋ ትህብ ደርፊ ቀፅሎ ዓወታ
Tigray 😘 love you 😍 ❤️
Mekele na🥰🥰🥰🥰🥰
ኤርትራዊ ኢየ ግን ንህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ክመልሰሉ ረቢልዓለሚን ናይ ወትሩ ሕልመይ ኢዩ ኣጆኩም ኣሕዋትና ተጋሩ
❤❤
ኣሜን ሓወይ🥺🥰🥰
😊0l1q❤
ኩላና ተጋሩ እሕዋተይ ኣጆኩም ዝግዜ ምስ ሓለፈ ንራከብ ኢና ኣብታ ሃገረ ትግራይና
💯✔️☝️🤲🙏🙏🙏
የምችአኩምይ!
አዲስ አበባ ተወልጄ ያደኩ በስደት አውሮፓ ምኖር ነኝ ይሄን ዘፈን ስሰማው ይነዝረኛል😍😍😍😍ክንራኸብ ኢና አብ ሀገርና ትግራይ ትግራይ ትስዕር😍❤
❤❤
7yjnln vū00
Me to bro
👌😊. ...👊
Me toooo
እኔ ኢትዮፒያዊነኝ ግን ትግሬ ውሰጤናቺሁ ፈጣሪ ሰላሙንይመልሰልን
❤❤
ማን ነው እንደ እኔ ከቲክ ቶክ መንደር ሰምቶ የመጣ?? ሙቼ ነው የምወዳችሁ ተጋሩዋኒ ሰላማችሁን አላህ ይመልስላችሁ ጀግና አይበገሬ ህዝብ ከስልጤ
❤❤
እኔ
🥰🥰🥰🥰🙏
ነዚኣ ተንቡቡ ዘለኹም ተጋሩ ፈጣሪ ስቃይና ቀንጢጡ ብርሃን ዓሲሉ ኣብ ቀረባ ግዘ ምስ ስድራና ኣብ ዓድና የራኽበና። ኣሜን
Amen
ኣሜን ቡሩኸይ
Amen aykealkun anes nafike uffff 😥😭❤💛
Amen amen amen amen amen 🙏💊
አሜን ማዐረይ ።
ዓባይ ሃገረ ትግራይ ምስ ተመስረተት ክንራኸብ ኢና ንመን ኢልዎ አምላኽ🥺💜
ኣሜን ዛ ሓፍተይ
😅😅😅😂😂😂😂
ግጥሚ💯
ዜማ 💯
ደርፊ💯
ዓዊታ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ 💊💊💊💪💪💪
ትግራዋይነት መሆን ኩራት እኮ ነው 💊💪
❤❤
እውነት ነው የትግራይ ህዘብ የጀግኖች ሁሉ ጀግና ነው ። ሲያሸንፍ እንጂ ሲፎክረና ሲሸልል የማይታይ ማሸንፍና ድል ማድረግ ለሱ ብቻ የተፈጠረ ህዘብ ነው ።
❤❤
#ዓወት ተስፋይ ua-cam.com/video/Xq8GqHPM8gg/v-deo.htmlsi=F7QSIrLkEY7L7ZCl
ፈጨጭ በኋላ ይሄን comment ታጠፋዋለ🤫
ሰሜናዊት መቐለና
ክንራኽብ ኢና ገና
ኣብታ ሽረ እንዳባጉና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብ ኣኽሱም ሓወልትና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብዛ ዓድዋ ሰሎዳና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብ ዓገመ ምስከድና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብ ሑመራ ወልቃይትና
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብቲ ራያ ዓድ ጠስሚ
ክንራኸብ ኢና ገና
ኣብ ተምቤን ዓብዪ ዓዲ
ክንራኸብ ኢና ገና
🥰✊😍
❤❤❤
ውቅሮስ?
@@awettesfay ውቅሮ ክ ሓውዜን ????
❤️❤️❤️
ኣፅቢ ከ ንራከብ ዲና
ለማንም የማይበገር የትግራይ ህዝብ❤ትልቅ ክብር አለኝ ለናንተ ጀግና የጀግና ዘሮች
❤❤❤
ዓወተይ ብልፀይ ጅግና
Ye tigray hizeb le Egizabhr enge lesaw aysagedem Egizabhr yemasegan ye tigray hizeb hiyle Egizabhr naw Amen 🤲🤲🤲 Egizabhr yemasegan
😍😍😍😍
❤❤❤
መፅካ ዶ ከመይ ታሃንቅና ነርና መስልካ እዩ ዓውታ እንካዕ ብሰላም መፃካ::ይበል ስራሕ ብዘይ ቀላዓለም ዓውታ100% ግጥሚ ዜማ 💛❤👍👍👍👍👍👍💞💞💞
❤❤
ደቂ ትግራይን ደቂ ኤርትራ ነቲ ህዝብታት ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ማርያም ጽዮን ኣብዘለኩም ሃሊኩም ትሓልኩም ዓዊታ ጽቡቅ ስራሕ ከም ወትሩ❤💪🏿
❤❤
🥰🥰🥰
እዚ ግጥሚ ሎሚ እየ ብደንቢ ሰሚዔዮ ዋዉ ዘብል እዩ ሶል ❤🎉ግን እስኪ ሓንቲ ነገር ተሓባበራና ነቲ መንእሰይ "ሃገረትግራይ ትበሃል ሃገር ከይመስረተ ብሰላም ክነብር ከምዘይክል ፈሊጡ ነዚ ኸዓ ተዓጢቑ ክቃለስ ን ብሄራውነት ትገልፅ ደርፊ ስርሐልና
ኣጆና እዚ ናይ መከራ ግዜ ከም ምሕላፉ ክሓልፍ እዩ:: ኣብታ እንፈትዋን ሃገርና ትግራይ ምስ ህዝብና እንራከበኩ ግዜ ርሑቅ ኣይከውንን❤️✊
ጥራሕ
ሓድነትና ነስጥም/ንሰጣጠም
ንሓርን
ንቃለስ.....
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ ቀፅለሉ❤️🙏
#ትግራይ እያ ሃገረይ❤️
❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሓወይ ናተይ ብልፅቲ ስራሕ ኣጆና ክንራኸብ ኢና ተጋሩ ኣብ ሃገረ ትግራይ
ዓወተይ ፅቡቅ ስራሕ ኣብቲ ኣፅቢ ወምበርታና ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎና ለ ክንራከብ ኢና ኣይዞና ተጋሩዋይ ፀሎት ነዘውትር በብሃይማኖትና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ
❤❤❤
Mr
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@@awettesfay ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
awetey muQurey bTaeemiye zfetweka❤❤❤❤❤
❤❤
@@awettesfay ambesa JGna wedi aDey
ሰሜናዊት መቀሌ ህዝብ ትግራይ ጀግና !!!!!!!!what ever it is i am proud on u!!!
❤❤
እሰይ ሓወይ ማዓረይ ጡዑም ድምፂ ትግራዋይ ሙካንኮ ሚስጥር እዩ ዓድና ሰላም ይግበረልና ኩሉና ሼር እናገበርና ከየንትና ነበራታትዕ ተጋርዋይ tdfy my hero💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛🙏
ኣሰይ ኣቱም ጀጋኑ ብመንነትኩሙን ብክብሪ ህዝብኩሙን ዘይትደራደሩ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ
ኣጀኳ ትግራዋይ ክንራከብ እና ኣብታ ትግራይና
ኣሜንንን
Wellcome ዓወተይ ወዲ ሓላል መሬት ጽቡቅ ስራሕ ኣይዞካ በርትዕ ይበል ድምጺ ካ ካናሪ ❤❤❤❤ብሃንቀውታ ክጽበ የ ቀንየ ። እስከ ከምዚ ከማይ ሃጺጹ ዝቀነየ ክሳብ ትዝርጋሕ 𝙡𝙞𝙠𝙚 ስከ ጽቀጡ ኣብ ዘለክምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ 💊💊💊💒❤ዓደይ
ዓወተይ ጅግና እወ ኽንራኸብ ኢና አብ ትግራይ ሃገርና 💛❤💪💊
❤❤
ተጋሩ ኢና ንሕና ትግራይ ዝሃገርና
ሕፉራት ፥ ሰብ ክቡር መንነት።
❤❤
ይበል ሰራሕ ወዲ ዓዲ 😘😘
"ክንራከብ ኢና"ናይ ግድን ክዓ
ሰላምን ራህዋ ነቲ የዋህ ህዝብናን ዓድናን🙏💘
❤
❤❤
Nay giden ember selamin rehawan nihezibi tigrayina yigebero tiray💔💔💔💖💖💖💖
ዓወተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ፅቡቅ ስራሕ
እዙ ኩሉ ፀበባ ሓሊፊ ወጋሕታ ትግራይና እንረኤሉ ምስ ንፍትዋም ስድራና ማሓዙትና ይሪኪበኒ ❤😍👏
❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ደቂ ዓደይ ሰራውር ደመይ ሰላም ይኹን አብ ዘዘለናዮ እሰካብ ግዜ ወጊሑ ንራከብ 👏👏❤️👬❤️👭💘💘
❤❤❤
❤❤❤
@@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ እሹ
እስይ ዝሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ጥዑም ድምፅ ክንራኸብ እና ተጋሩ አብ ሃገረ ትግራይ እጆና💊💊
ክንራኸብ ኢና አብ ሀገርና ትግራይ
❤❤
i can't stop hearing this music just wow well done dear Awet Tesfay
❤❤
እንኻዕ ዳሓን መፃእኻ ዓወተይ ጀግና እወ ክንራከብ ኢና ትግራይ ዓደይ ወለላ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💯💯💯💯
❤❤
@@awettesfay ❤️💛❤️💛❤️💛❤️
ዓወተይ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ፅቡቅ ስራሕ እዚ ኩሉ ፀበባ ሓሊፉ ወጋሕታ ትግራይና እንረኤሉ ምስ ንፍትዎም ስድራና መሓዙትና እንራከበሉ ግዜ የመፀአልና ኣጆና ክንራከብ ኢና ❤💛❤
❤
SAB GEBARILINA CANALINA
ታገሩ ኢንወደቹሀለን ጊን ሰለም ፍጠሩ
ሁለችኒም አንድ ኢትዮጵያዌ ናን
ዓዊተይ ናተይ ብሃቀውታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ሙዚክ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ ህያበይ ትግራይ ትዕወት ብጀጋኑ ደቃ✊💊🐅✅
ይበል ጅግንነት ዓወት ሓወይ ዓድና ናብ ኑቡር ክምለስ እዩ ኣብ ትግራይ ዓድና ክንራከብ እና 💪💪💪💪💪
❤❤
~ክፈቶ እንዶ እዚ መንገዲ
ናብዛ ትግራየይ ክኣቲ👌💛💖
ሰላም ግበሮ እዚ ቦታ
ከይከውን ምድረበዳ😢
ዓወተይ ብሉፅ👏👏
❤❤
ብርትዑ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ
ኩሉ ሓሉፉ እወ ትግራይና ስላም ኮይኑ ክንራከብ ኢና ምስ ስድራና 😍💛❤🙏
❤❤❤
ዓወተይ ጅግና እንኳዕ ብስላም መፂካ ጽብቅ ስራሕ ቀፅሉል ይበል ግርማ
ድምፂ 💯♥️✅
ግጥሚ 💯♥️✅
ዜማ💯♥️✅😘
❤❤❤
ብሃንቀዉታ ኽጽበያ ጸኒሐ ብልጽቲ ስራሕ ተስፋን ሓቦን እተስንቕ ስራሕ 💛❤️💛
Welcome back wdi abyti thanks 😊🙏
❤❤
ዓወትይ አይዝኻ ብረትዕ ወለላዋ ዓደይ ናፍቅ😭😭😭❤
❤❤
ብሰላም ይራክበና ስድራይ ህዝበይ ናፊቀኩም ብፃየይ ናፊቀካ ♥️💛🥰🙏🙏🙏
እንካዕ ብስላም መፃእኹም ጅግና እወ ናይ ብሓቂ ክንረክብ ኢና ሩሓስ ብሕቲ
ናይ ስላም ጥዕና
ናይ ራህዋ ፍቅርን ይግበረልና
ትንሣኤ ትግራይ ይርእዩ ኣሜን ኣሜን
❤❤
ማርያም ምስ ህዝብና ትኩን ደቂ ዓደይ ማዓረይይይይይይይ I love yue ትግራይይይይይ ዓደይይይይይ
ጀጋኑ ተተባህልና ይንዕሰና እንበር አይበዝኸናን❤❤😊😊
Inshallhah yahazen hazbi tatyou voice for voiceless Tigray people
❤❤
መፀለሊተይ ሙዚቃ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ሓዊተይ❤🙏💛❤🙏
ይበል ድምጺ ወዲ ጥሕሎ 🙏ሰላም የራክበና ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ♥
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ዓወተይ ብሃንቀወታ ኢና ትፅብይ ቀኒና 🌍♥️
I am from somaliland am so much love the tigray people
❤❤
Amus dhilaa ku dhashaye
Thank you ❤❤❤
Wow Somaliland we love you ❤❤❤
እዙ ኩሉ በዳሂ ዘመን ሓሊፉ ክንራከብ ኢና አብታ ዓባይ ትግራይናናና 😘😘😘😘
❤❤
እንኳዕ ድሓን መፃእካ ዓወትና ተስፋ ሓቦ ፍቅሪ እተስንቅ ሓፅርን ጥዕምትን ደርፊ እያ ይበል ዝሓውና 💖😘
አሰይ ዝሓወይ እንካዕ ሰላም መፃካ ጥዑም ድምፅ 💊🙏 ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ 💊🙏🙏🌹✅️👏👏👏👏
ብጣዕሚ ደስባሃሊ ዓወት ሓወይ ኣጆኻ ቀፅለሉ 💖💖💖🥰💖💖💛💛💛💛❤️❤️
Sad Mohammed ka nekemte misrq walaga Ilove Tigray people
ዓወት ተስፋይ ኣረ ይመችካ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ኣታ ጅግና💋💖💖😘😘💪👍
እንካዓ ብሰላም መፃካ ወዲ ትግራይ ጀግና ፅብቅ ሰራሕ እዩ ቀፅለሉ ❤❤❤
በጣዕሚ ደስ ዝብል ደረፊ😘😘😍 ሰላም ምስ ወረደ ኣብ ትግራይና ዓድና ክናረከብ ኢና ገና ተጋርዋኒ😍😘😘😘
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ብሉፀይ
ኣነስ ድምፅካ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ so ቀፅለሉ ተጋሩዋይ ኣጆና ኩሉ ሓሊፉ ኣብዛ ብርክቲ ዓድና ክንራከብ ኢና💞💞💞💞💘💘💘💘💘💘💘
ዓወተይ ብሉፅ መንእሰይ እወ ክንራኸብ ኢና ገና
❤❤
አበይ አለና ነተባብዓዮም ተጋሩ ገዛ የጽብቅ እንዳማትና ኮልል አይንበል ሰላም ን ህዝቢ ትግራይ 🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤
ዓወት እንኮዕ ደሓን መፅእካ ብጣዓሚ ደስ ዘበል ሰራሕ እያ ብለፅቲ ሰራሕ እያ ኣጀኩ ግብዚ ❤♥️
ኣምላክኣሎ ክንራከብ ኢና ግድን ሰሚዐ ምፅጋብ ኣብያትኒ ሰይዛሓወይ ቀፅልሉ ፅላለይ ደቂ ትግራይ ሰላምኩምይብዛሕ ኣብ ዓድን በረኳን ዘለኩም ተጋሩ ፍትውውውውውውው እየዘብለኩም🥰💐🥰💐ንበሩለይክበሩለይ
❤❤❤
waw ብሉፀይ ኣንኳዕ ብሰላም መፀካ
ፁብቅ ሰራሕ 100%ቀፅለሉ ደቂ ዓደይ ብሉፃት
ኣጆና እዚፀልማት ግዜ ሓሊፉ ምስ እንፈትዎም ስድራና ኣሕዋትና ምሓዙትናና መታዓብይትናን እንራከበሉ ዘመን ይግበረልና
TDF ዋሕስ ህዝብና ፀዋራት ንኩሉ እመቤቴ ትከተልኩም
💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍✅✅💯💯💯
እሕሕ ስለ ምንታይ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ሰጊርካዮ
እታ ሙዚቃ ግን ፈተያ ኣለኩ ድጅታል ወያነ ደቂ ዘሃገረ ትግራይ ኣሎና ዶ ጀግና ህዝቢ ትግራይ ጀግና TDF ተመስገን ፈጣሪ 😭💔🙏
❤❤
Wwwwww very nice I love tigray I love my brother
❤❤
wow what a great and powerful song ❤ thank you brother Awet you have amazing voices
አብቲ ውቀሮ አውላአሎና ክንራኸብ ኢና ገና
አብ ደጀና ፀለምትና ክንራኸብ ኢና ገና
አብ ኩናማ ኢሮፕና ክንራብ ኢና ገና
አለውሃ ምላሽ ክንራኸብ ኢና ገና
አብደራፊዕ አብርሃ ጅራ ክንራኽብ ኢና ገና
አብ ዓደርቃይ ማይ ፀብርና ክንራኽብ ኢና ገና
ትግራይ አድና ሰፋሕ አባይ አዲ እያ አይነፅብባ
ስነጥበባውያን ተጋሩ ሐዱሽ ስራሕ ናብ መድረኽ ናብ ሕዝቢ ቅድሚ ምቅራብኩም ታሪኽ ትግራይ ምሰ ዝፈልጡ ሰባት ክትማኸሩ ይግባእ ሰነጥበብ ማለት ቀሊል ሃይሊ ከይመሰለኩም
ብዝኾነ ብጣእሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ
አምሐይሸካ ካብ ሰብ ሞያ ታሪኽን ሕልው ኩነታትን ትግራይ አብ ግምት ዘእተወ
ነቲ ተአምራዊ መዘና አልቦ ናይ TDF ጅግንነት ዝገልፅ ስራሕ ሒዝካ ከም ምእተ መፅእ ተሰፋ አለኒ ክብረት ይሃበለይ
ሠላም ንኹሉ ፍጥረት እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ዓዊታ💛❤ አምላክ ሰላምና ይልሰልና💒
ኣብቲ ኣፅቢ ወምበርታና ክንራኸብ ኢና ገና
😘ዝገርም ድምፂ ኣለካ ወድሪመይ ግን ትግራይ ኣንኢስካያ ትግራይ ብዓባያ ብሙሊኣ ክትገልፃ ነይሩካ❤💛
❤❤🙏
ፅቡቅ ስራሕ ቐፅለሉ
ጋል ዓደይ ኣነ እዉን ከማኪ እየ ኣፅቢ ደረፍቶምን መራሕቶምን ንምንታይ እያ ኣፅቢ ዓቀብ ትኮኖም ኣየልዕልዋን ኣፅቢ ዓደይ
I hope so God willings after all this suffering missing our parents our brothers and sisters I hope so brother keep up the good work
❤❤
I don't understand tigragna but I'm feeling happy when i listen to tigray music the guitar and voice ❤💛
❤❤
Hajj pp0..
Io9
❤❤❤❤❤❤
እወ ክንራከብ ኢና ትግራይና ሰላም ኩንልና 💛❤💞💞💞💕‼️...
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዓወተይ ብሃንቀውታ ኢና ክንፅበየካ ቀኒና ኣጆካ ዝሓወይ🙏
ብሓቂ ኣምላኽ ኣሎ ኩሉ ሓሊፉ ነበረያ ነበረ ክኾን ናብቲ ፅቡቅ ግዜ ንበፅሕ ኣጆና❤️ 💛🙏::ገራሚት ስራሕ የቀንየልና ወዲ ዓደይ 💊✅️
❤❤❤
A rising star. Viva AWET. Keep it up.
ባይገባኝም በጣም ደስ ይላል::አክሡም ፂወን ናፈቀኝ ደጉ ሚስኪኑ የትግራይ ህዝብ በእምነቱ ፅኑ ህዝብ ::አማራ ነኝ ግን ይህ ሁሉ እልቂት መከራ ያንገበግበኛል የትግራይን ህዝብ ከአማራው ወገኔ በፉፁም ለይቸ አላያወዉም የትግራ ህዝብን ማጣት የጎደልኩ ያክል ይሠማኛል፠፠የእናንተን ባላውቅም
❤❤
ይበል ዘብል ድምፂ ቀፅለሉ
❤❤
እሰይ መቁራይይ ትግራዊይ ምኮነ ተዕድልት እዩ ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
እሰይ እዝ ሓወይ ሰላም ናአካ
አሰይ ዝሓወይ እንካዕ ሰላም መፅኣኻና ሶ ፅቡቅ ስራሕ አዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ ተጋሩዋይ ንበሩለይ ❤💛✊🏾️🙏
❤❤❤
ገለ ዓይነት ብልጺት ደርፊ እንካዒ ብሰላም መጻኣካና ዓወት ከም ሽምካ ዓወት💪💪💪
ይበል ድምፂ ዓወት ሓወይ ኣምላኻ ይሓልካ
❤❤
I am Oromo but the pain of Tigray hurts
❤❤❤
Hero Of Heroes 💗💚💯ጅግና ጀጋኑ ኮሪዕናልካ
ዓወተይ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ♥️♥️👍👌💊💊💊
ኮሞንት ብድንግላ 😁እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ወዲ ሪመይ🌺💜
ምርጥ እና ፍቅር የሆነ ህዝብ የትግራይ ህዝብ ። 🙏🙏🙏 😘😘😘😘🤗
❤❤
ዓወተይ በጣም ስሜት ቀስቃሽ ሙዚቃ ነው ጐበዝ በርታ እኔም ባህርዳር ነው ያለሁት በቤተሰብ ናፍቆት ተቃጥያለሁ አዎ አንድ ቀን ክንሪከብ ኢና አብ ትግራይ
❤❤
እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ዓወተይ ሓባኛ ❤️💛🦁💘ትግራዋይ ፈታዊ ህዝቡ ብጣዕሚ ዘድንቀካ ድምፃዊ 👍👍👌👌🥰🥰
ብጣዕሚ ዝፎትዋ ልቢ ትግራዋይ ልቢ ተስፈ ዘስነቀት ደርፊ እንካዕ ድማ ዳሓን መፃእኻ💖💛💖
ዓወተይይይይይ ከም ሽምካካካካ እምበር ዓወት ። እወ ኩሉ ክሐልፍ እዩ። አብ ት💛ግ❤ራ💛ይ❤ ብታሕጓስ ሽሸ ክንብል እወ ገና ❤💛❤💛❤💛❤💛
ፁቡቅ ስራሕ ወዲ ሪመይ ጅግና
❤❤
Proud of Tigray diaspora ❤❤❤
Welcome wedi remaye mearey Tigraye Tisire TDF for Life ❤💛❤💪💪💪💪
Yesss TDF for life!! 💪🙏❤️
ዋው ወድሓትነይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝሓውይ
ዓወታ ፅቡቕ ስራሕ ፈጣሪ ካዓ ምስ ህብና ብሰላም ንራኸበሉን ህዝብና ዝወግሐሉ ግዜን ይፍጠረልና🙏🙏
ክወግ እዩ ካዓ💪💪❤