Eritrean Music ENG. ASGEDOM WELDEMICHAEL | ኢንጅነር ኣስገዶም ወልደሚካኤል | ALL BEST IN ONE.

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 лис 2024
  • Engineer Asgedom Weldemichael collected songs.
    Best Eritrean music
    #Eritrean Legend
    ብሉጽ ስለ-ጥበባዊ ስርሓት ዑስማን ዓብደልርሒም • Video
    ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ኢንጅነር ኣስገዶም ወልደሚካኤል ንምስማዕ ኣብ ጥብቆ ጥውቁ www.youtube.co....
    ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ኣማኒኤል ወልደጋብር (ሞሞና) ንምስማዕ ኣብዚ ጥብቆ ጠውቁ www.youtube.co....
    ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ቶማስ ኣልኣዛር ንምስማዕ ኣብዚ ጥብቆ ጠውቁ www.youtube.co....
    ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ናሆም ዮሃንስ (መስተ) ንምስማዕ ኣብዚ ጥብቆ ጠውቁ www.youtube.co....
    ዓሰርተ ምሩጻት ደርፍታት ብሄረ ትግረ ንምስማዕ ኣብዚ ጥብቆ ጠውቁ www.youtube.co....
    ዓሰርተ ብሉጻት ቪድዮ ክሊፓት ናይ 2021 ንምስማዕ ኣብዚ ጥብቆ ጠውቁ www.youtube.co....
    ኣብ መወዳእታ ኣብዛ ቻነል SUBSCRIBE ብምግባር ቤተሰብ ንኽትኮኑ ብኽብረት ንዕድመኩም።ua-cam.com/users/ch....

КОМЕНТАРІ • 29

  • @yemgeb2511
    @yemgeb2511 Місяць тому

    🇪🇷❤️ጥዑም ድሓይ!! ኢንጅነር ኣስገዶም:ካናሬ 🇪🇷❤👍.

  • @aarongmariam824
    @aarongmariam824 2 роки тому +1

    ክቡር ኣቦና ኢንጅነር ኣስገዶም ኣርማና ኣቦ ባህልን ያታን ሕብረተሰብና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ።we Eritreans love you.

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye2151 3 роки тому +8

    ዋው bro you put me back 1967 mendefera ዓዲ ወግሪ

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 роки тому +8

    ኣገናዕ ወዲ ኤረይ እንጅነሪ ኣስገዶም ነባሪ ህያው ዘይሃስስ ፍጹም ዘይምኖ ታሪኽ ንሃገር ነባርን ተዘካርን ሰርሕካን ኣበርኪትካን ኢኻ ሞ ክበር ንበር ዕድመን ጥዕናን ብልቢ ይምነየልካ። እዚ ኣብ 2021 ዘሐደስካዮ ዝያዳ መቐረት ሂብካዮ ምስ ግሩም ላዛኻን ክርዳድ ቃላት ፍጹም ዘይብሉ መጠን ዘይብሉ ስሒብኒ፤ በል ክቡር ሰብ /ዜጋ ኢኻ ሞ በዛ ክብርቲ ባንዴራና ክጅንጅነካ ኣፍቅደለይ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👋👋👋👋🌷👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yemanebrhane1347
    @yemanebrhane1347 3 роки тому +7

    ናይ ብሃቂ ጡኡም ደርፍ ንሂናስ እድኛታት እና ናአኹም ረኺብና ጡኡም ንስምእ አለና አነ ዘህስበኒ ዘሎ ናይ ደቅና ሎሚ መን ከምዝ ናትኩም ዘመን ተሳጋሪ ደርፍ ይድረፈሎም ባህሊ አቦታቶም መን የውርሶም እንተፈተና ከማን ዝሰምእ የለን

  • @Tec88
    @Tec88 2 роки тому +1

    Every saturday i used to vote for this amaizing song from the great artist and engendered man,E. Asgedom thank you

  • @weldukubrom6185
    @weldukubrom6185 3 роки тому +12

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ባባ እንጅነር ኣስጎዶም ኣቦ ፍቕሪ

  • @justhenikencammedia7520
    @justhenikencammedia7520 3 роки тому +8

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ባባ ኣስገዶም ንበሩና ናይ ብሓቂ ኣቦ ጥበብ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @erimonia6574
    @erimonia6574 2 роки тому +7

    #ክምስ ፍሽኽ
    ክምስ ፍሽኽ
    ሰራቂ ልቢ ብዘይድምጺ ሑሹኽ
    የእምሮይ ድፍን ልበይ ህልም
    የእጋረይ ረድረድ ዓይነይ ጥልም/ግስም
    ውሽጠይ ፍርሕርሕ
    ከብደይ ኩምትር ስክሕ
    የብለኒ ኣሎ ክመሲ ክወግሕ
    (ኣውሊዕ መወጽኪ ኣስናንኪ ጻዓዱ)
    (የዒንቲ 'ዶጊሑ ጭራታት ሰዲዱ)
    ሉምሉም/ሉስሉስ ገጽኪ ገርክሎ ቅብኣ
    ሄዋናት ኣኒነን ንዓኺ ክሪኣ
    ኣብ ጸላም ተብርሂ ከም ኮኾብ ወርሒ
    ወሰዱለይ ክብል ሒዙኒ ፍርሒ
    ልብታት ይደፍን ይጠዋዊ ምኣዝን
    ዘይሓሰብካዮ ኢድካ ትህብ ጉዙኡ ትከውን
    ፍሽኽታኪ
    እሞ ፍሽኽ ክምስ ኣይትበሊ
    ኣጉባዝ ዓዲ ከም ንህቢ ከይተዕስሊ
    እወ ክምስ ፍሽኽ ኣይትበሊ
    ኣብ ዓይኒ ጎናብለ ከይትውዕሊ
    ናይ በይነይ'ያ ኢለ ኣብ ዝከድክዎ ክማጎት
    ክምስ ኣይትበሊ ክወግሕ ክጽልምት
    ፍሽኽታኪ ሪኦም ገጽኪ/መልኣኪ ከይደፍሩ
    ክምስ ፍሽኽ ኣይትበሊ ወትሩ
    ኣብቲ ጸላም ኣብቲ ሰብ ዘይብሉ
    ኣብቲ ዓራት ኣብቲ ጉጁም ንብለሉ
    ክልቴና ሞንጎኛ ዘይብሉ(ኣብ ትሕቲ ኮበርታ)
    ታሃንኪ ኣውጽእሉ ታሃን ፍሽኽታ
    ኣብኡ ክምስ በሊ ታሃንኪ ኣውጽኢ
    ኣብ ደገ ስንኺ ኣይተርኢ
    ምሸት ምሽት ወርሒ ተዘየላ
    ብክምስታኪ መሬት ኣብርህ ተብልያ
    ፍሽኽ በሊ ፍሽኽታኪ ኣዝንብዮ
    እምነት'ዩ ዝዓቢ ኣስናንኪ ክፈትዮ
    ግዝኣተይ ኢለ ዶሞ ሕጂ ባህርኪ ኣክሊአኪ/ኣግዲፈኪ
    ምእማን'ዩ ዝሕሸኒ ፍሽኽ በሊ ከም ቃሕታኪ/ቀደምኪ
    ፍሽኽ በሊ ፍሽኽታ'ዩ ባህርኪ
    ፍሽኽ በሊ ፍሽኽታ'ዩ ጽባቀኪ
    ፍሽኽ በሊ ደምስስዮ ድምቀት ጻሓይ
    ፍሽኽ በሊ ፍሽኽታኪ ይወጽእ ዳሃይ
    ፍሽኽ በሊ ብቀትሪ ለይቲ
    ፍሽኽ በሊ ዓብልልሎ ድምቀት ወርሒ ኮዋኽብቲ
    ፍሽኽ በሊ ሓጋይ ክረምቲ
    ፍሽኽ በሊ ከይፈለኪ ወቅቲ
    ፍሽኽ በሊ ምስናይ ሰለምለም
    ፍሽኽታ'ዩ መክሰብ'ዛ ዓለም
    #
    ዓቢ ሽማግለ ህጻን በጽሒ ኾተተ
    ኣብ ዝሓለፍክዮ ንዓኺ እና ጠመተ
    ኣዴታት መርዑ ኩለን ጎራዙ
    ማግነት መልክእኺ ዘይሰደን 'ተሒዙ
    ሃህ ክብላ ዋኒነን ረሲዐን
    ቦሶሮ ይጽውዓ ጸብሐን የሕሪረን
    ማመተይ ሞዴል ኣዋልድ
    ቅድስቲ መህጸን'ያ ንዓኪ ትወልድ
    ማመተይ ማመት ደመት
    ከማኪ የላን ካብ ሕጂ ቀዳሞት
    ብሰብ ተማሂዛ ክብሪ ወሰን ሒዛ
    ተተባህለ ሞናሊዛ
    ኣብ ቅድሜኪ ግን ሁሱስ ኢዩ ዎዛ
    ብመልክዕ ጠባይ ውሕልና
    ኣርሓ ተሰሚኺ ኣብ ኣህጉር ዓለምና
    ስምክን ስም ሃገርክን ከተጸውዒ
    ቆንጆ ጓል ሃገረይ ከም ጻሓይ ተወልዒ
    ኣልማዛ ሉል ጓል ቀይሕ ባሕሪ
    ክብሪ ወሰን ዓለም ዕተሪ
    መግቢ ዓይኒ ሚሎን
    ጓል ኤረይ ከማኪ የልቦን
    ኣይናይ ምህዞን ሰብ ዝሰንዓ
    መርያም ኣስመረይቲ ወሊዓ

  • @amareseggai8957
    @amareseggai8957 2 роки тому +6

    ስነ ጥበበኛታት ኢና ትብሉ/ትብላ ካብ እዞም ለጀንድ ክቡራት አቦታትና ተመሀሩ።
    ከም ደርሆ እንዳነቆኹም/እንዳነቖኽን እዝኒ ሰብ አይተሐምሙ።ስቕ ጥዑም እዩ።

  • @forsatv3905
    @forsatv3905 Рік тому

    Wedi abay ERITRA Engner natna ***

  • @piratebc-ge1iq
    @piratebc-ge1iq 2 роки тому +2

    ሊሎ መሸላ ጉላሎ እንዳ ገብረኣዳል ከ እንታይ ይወረ'ሎ። what a legend.

  • @freweinihabte5401
    @freweinihabte5401 2 роки тому +1

    Wooooooow, zifotuo derfi, tsomerba libey, bello bello, bravissimo inginer asgodom 🤩🙏👌💪

  • @biniammaekele7111
    @biniammaekele7111 2 роки тому +4

    ኣቦ ስነ-ጥበብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @halen12shay68
    @halen12shay68 2 роки тому +2

    King of king . Baba engineer Asgodom weldemichiel . G B U .

  • @luwamtesfay4479
    @luwamtesfay4479 2 роки тому

    Love ❤️ this man he is legend and more

  • @zafubeyene4688
    @zafubeyene4688 3 роки тому +5

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mahdereteklay4918
    @mahdereteklay4918 2 роки тому +2

    👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @abdulsaleh3855
    @abdulsaleh3855 3 роки тому +2

    Saba Sabina song's by Mr Shego Somal keyboard player

  • @msgnakahsay241
    @msgnakahsay241 2 роки тому

    ❤❤❤❤❤

  • @teshemetekie6315
    @teshemetekie6315 2 роки тому

    Ab adi areb wewaelka gerka bkemey da ttserfom hasawi

  • @teamemerhawi7731
    @teamemerhawi7731 Рік тому

    ባህርያዊ ግጥምን ድምጽን።

  • @senayzerhans2411
    @senayzerhans2411 2 роки тому

    Original song

  • @adamgebar5257
    @adamgebar5257 2 роки тому

    0