Star Entertainment New Eritrean full Movie 2021 - Gual Weriseb // ጓል ወርዕሰብ - ምሉእ ፊልም

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 140

  • @ተስፋኣሎኒራኢየይክበጽሖ

    ስላም ከመይ ቀኒኩም Star Entertainment ብታዓሚ እንዳ መስገንና ኢና ማሃርን ኣዛናጋዕን ኢኩም ትሰዱልና ቀጽልዋ እንዳ በልኩ
    ናብ ሕቶይ ካኣቱ ኣፍቁድለይ
    ትዕድልቲ ተክአ ትብል ብልጽቲ ፊሊም ሓንደበት ብምቁራጽኩም ብታዓሚ ሓሲኩምና ሕጂ ከ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣላ ክትዙርጉሑልና ዲኩም በጃካ ተገዲስካ መልሰለይ
    ስለቲ ተገዳስነትኩም ነመስግን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯❤❤🇪🇷 I Love You deki Erey

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 3 роки тому +4

    ንኣሽቱ ግድፈታት ሓዲግካ ፡ ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ። ብቁዓት ተዋሳእቲ ፡ እንተላይ እቶም ብዙሕ ክዋስኡ ዘይረኣኽዋም ቅድሚ ሕጂ (ከም ወለዲ ዕቁባ)።

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio4953 2 роки тому +11

    ጅግንነት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ :
    ዝነበረ'ዩ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ :: ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ስሪሕኩም👍

  • @ዕባይሃገረሰብ-መ2የ
    @ዕባይሃገረሰብ-መ2የ 3 роки тому +34

    ቀፁሉሉ አድናቅትኽም ካብ ሃገረ ትግራይ 💊💘

  • @berhanehagos25
    @berhanehagos25 3 роки тому +1

    ስለ ዝሸምገልኩስ ናብ ታሪኽ ኤርትራ ዘይፈልጡ ኦጎይታ ባዕልኻ ሓልወኒ ።ካብ እግርስ መልሓስ ትዕቀፍ ስለዝኾነ ኒየ።ኦጎይታ ፈጣሪ እግርኻ ን ኣሰርካን ክስዕብስ ባዕልኻ ምርሓኒ።

  • @ghenetaraia5220
    @ghenetaraia5220 3 роки тому +7

    Wow love it Strong Eritrean woman 💪🇪🇷🇪🇷❤️

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 2 роки тому +2

    ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊት ድራማ ንፉዓት ኩልኩም ሰራሕታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።💕💕💕🌹🌹🌹

  • @Setotaye2024
    @Setotaye2024 Рік тому +3

    ከፊልሙ ሙዚቃው በዛ አሪፍ ፊልም ነው ተአጣቂት ስረ💪🏾👏🏾✊🏾

  • @yodittsegay1036
    @yodittsegay1036 3 роки тому +8

    What a great Move from start to end we need more Movies like this thank you keep it up 🙏🏾❤️❣️❤️

  • @GirmayGedam5632
    @GirmayGedam5632 2 роки тому +1

    ናይ ብሓቂ ኣዛካኪርኩምና ናይ ዘራዕቲን ተዘራዕትን🇪🇷👍👍

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 2 роки тому +1

    ኤራትራወያን ጀጋኑ በፍላይ ዛጎል 🧡🇪🇷👏

  • @darkj-kh7bm
    @darkj-kh7bm Рік тому

    ኢሳቆ ጅግና ዋላ እካ ድሒረ እንተረኣክዋ ናይ ብሓቂ ኣንበሳ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበየካ ኢና ዓሽሽሽሽሽ ብራቮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤(selam kibreab)

  • @GhhFgy-ej8nu
    @GhhFgy-ej8nu 11 місяців тому +1

    ቋንቋቸውም ባይገብኝ እከታተላቸኃለሁ በጣም ድስ ስለምትሉኝ የሴቶቹ አልባሳትና የፀጉር አሰራር ልቤን ይናርከኛል

  • @hailehabte8854
    @hailehabte8854 3 роки тому +4

    እታ ፊልሚ መሃሪትን ኣዛናጋዕትን መሃሪትን ኢያ ግን ዑቁባ በረካ ወጺኣ ብዙሕ ዓመታት ኣይ ገበረትን ብድሕሪኣ ነዲኣ ብሓይሉ ምስ ወሱዳ ኑጉስ ሓደቆልዓ ወሊዳስ ድሮ ጎቢዙ እግሪ ተኪሉ ኣንሻቡኡ ኣእማኒ ክከዉን ነይርዎ ካብ ጥንሲ ክሳብ ሕርሲ ዞሎኪኖዉዞሎን ቁሩብ ተሓዋዊሲኒ ህጻን ተዝከዉን መሓሸ ወደሓንኩም

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 3 роки тому +3

    Yes strong woman 💪💪💪 you did 👍 good job 👌💕💪🇪🇷🇪🇷👍✅❤️🙏 👍👍

  • @asmerethaile3545
    @asmerethaile3545 Рік тому

    ብጣዕሚ ዘሕጐስ እዩ ክብ ዓዲ ዓዲ ምኻድ ንሕክምና ዲሒኑ።

  • @mmomma1737
    @mmomma1737 3 роки тому +5

    Strong Eritrean woman! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @stefanosmengesha7925
    @stefanosmengesha7925 2 роки тому +2

    One of the best film I have seen lately

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 роки тому +1

    ብጣዕሚ ጽበቅ ናይ ገዛእ ርእስና ጽባቀ ዘለዎ ድራማ ንፉዕ ኪዳነ ኣጆኩም ህዝብኩም ይዕዘብ ኢዩ ዘሎ መን ዩ መንነቱን ባህሉን ዘክብረሉ ዘሎ መንዩ ከ ዘሕስረሉ ዘሎ፡ ኣጆኩም ጥራይ ንስኩም ኢኩም ናይ ህዝቢ ስነ ጥበባውያን።
    እዛ ድራማ ናብራ ህዝብና ኢያ፡ ጽብቅቲ ታሪክ ኢያ። ነቀፌታይ ስለምንታይ ግን ነቲ ቆልዓ ቀቲላቶ፡ እሞ ከኣ ነቲ ንጉስ ክትቀትሎ ዘይርአ ክንሱስ ነቲ ቆልዓ ክትቀትሎ ከላ ተርእዩና ኣነ ማራ ሓሪቀ ነቲ ቆልዓ፡ ካብቲ ንጉስ ዘይትሓይሽ ዓመጸኛ ጌርካ ኢካ ኣቅሪብካያ ምርዛ ጅግና ዝበበረት ጓል ቀታሊት ሓዋ ጌርካያ። ሕማቅ ትምህርቲ ኢዩ ንዘይበደለ ሰብ ብስም ወዲ በዳሊ ኢልካ ክትቀትሎ።

    • @kahsayghebretnsae4777
      @kahsayghebretnsae4777 2 роки тому +1

      eta neti ngus ktketlo kela zeyerakana zbelkaya xbuk aleka. nayti kolea gn eti kolea mus abeye neta haftu ketalit sdray elu ayenburan u wella wun shifta kikew ykul u

  • @Loyalboy-i5t
    @Loyalboy-i5t 2 роки тому +1

    ETA ade kebdey beliatini ade do tibdel ahhh alem hodolo love all mothers ❤️❤️😢

  • @tesgeredagezahy2118
    @tesgeredagezahy2118 3 роки тому +1

    ናይ ብሓቂ ንመሰልካን ክብረኻን ብቅልጽምካ መግዛእቲ ሕሱም።

  • @flameshockey7688
    @flameshockey7688 2 роки тому

    Nazreit Tasfamikale
    ናባሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ

  • @solomonhabtetsion9522
    @solomonhabtetsion9522 3 роки тому +3

    ዑቅባ ዋዕሮ፡ጓል መን ዲኺ፡ጓልተን ኣርካናት ደቂ ኤረይ እንዲኺ፡ብጣዕሚ ብልጽቲ ፊልም

    • @ተሓላቒንሃገሩ
      @ተሓላቒንሃገሩ 2 роки тому

      ክክክክክክ ኣቡኣ ኸ ወዲ መን እዩ መሸተ ሰብኣይ ?

    • @solomonhabtetsion9522
      @solomonhabtetsion9522 2 роки тому

      @@ተሓላቒንሃገሩ ኣታ ጁንታ እንታይ ክትገብር ኣብዚ ገዛ ኤርትራውያን ኣቲኻ፡ጦብላቕ ሃመማ፡

    • @ተሓላቒንሃገሩ
      @ተሓላቒንሃገሩ 2 роки тому

      @@solomonhabtetsion9522 ጓህማም ኤርትራዊ እየ ግን ይሓተካ ኣለኹ ክትምልስ እንተዘይ ደኻ ግን ስቅ ክትብል ትኽእል ኢኻ ጁንታ ገለ ትብል ድኣ እንተ ናፊቕካያ ኪድ እንዶ መቕለ ኣላትካ ሃምበርገር እንዳ በላዕካስ ኝኝኝ ጉልዒ

    • @solomonhabtetsion9522
      @solomonhabtetsion9522 2 роки тому

      @@ተሓላቒንሃገሩ እርድኣኻ 'ታ ቆማል፡ኣራዪ ኩዕንቲ፡ደብሪጭ ዋሒድ ክክክክክ

    • @ተሓላቒንሃገሩ
      @ተሓላቒንሃገሩ 2 роки тому

      @@solomonhabtetsion9522 ምሽክናይ ጉኑፍ ጁንታ ክትብል ጽሓይ ዓሪብካ ንጁንታ ወይ ትፈርሓ ኢኻ ወይ ትፈትዋ ኢኻ እንበር ንትጸልኦ ሰብ ጊደፍ ከተልዕሎ ሰብ ከልዕሎ ኮሎ ከም ይጽልኣካ ንስኻ ግን ጉኑፍ ብዛዕባ እቲ ሰብኣይ ዝተዛረብና እንታይ ኣምጽኦ ናብ ጁንታ ደቂ 18ን 20 እዮም ሃገር ሒዞማ ዘለዉ ንስኻ ግን ኣብ ስደት ሃምበርገር እንዳ በላዕኻ ብጁንታ ክትሓስብ ነብስኻ ወዲእኻ ዱፉን

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio4953 Рік тому

    ካብቲ ፊልም እቲ ጫውጫውታ ናይ ሙዚቃ ይበዝሕ : በዚ ምኽንያት ክቕጽላ ኣይከኣልኩን ::

  • @yonashabte2572
    @yonashabte2572 3 роки тому

    Xibuqi sirahat bifilay nideqi anisityo tarik kem ziserhan zserahan👍👍👍👍💪💪💪

  • @ተስፋኣሎኒራኢየይክበጽሖ

    ናይ ባሓቂ ፊሊም ደስ ዘብል ቀጽልዎ

  • @lemlemgotaome8035
    @lemlemgotaome8035 3 роки тому

    ናይ ባሐቂ ጽብቅቲ ፍሊም

  • @yosepheyehdego1589
    @yosepheyehdego1589 2 роки тому

    YES ITS VERY RIGHT. I WAS IN THE TIME. I REMEMBER 1978 .

  • @swswiy9610
    @swswiy9610 3 роки тому +1

    ምርጥ ፊልሚ

  • @mekonnenghebremiskelghebre6582
    @mekonnenghebremiskelghebre6582 2 роки тому

    Okay thanks so much 🙏🙏🙏

  • @biniamhabtom7786
    @biniamhabtom7786 2 роки тому

    እቲ ህጻን ክመዉት ኣይነበሮን!
    ህጻን ንጹህ'ዩ ኣበሳ የብሉን!

  • @simonnega5185
    @simonnega5185 2 роки тому

    ጽብቅቲ ስራሕ ኢንድያ ግን ቅድሚ ኪንደይ ዓመት ኢዩ ከምዚ ነይሩ ንጉስ ነዓዲ ዘመሓድራ ከምድላዩ ዚዕንድር ኢዚኣ ሕቶ ነቲ ዚሰርሓ ኢያ ሚእንታን ኪንማሓረሉ ጥራይ ፍሊም ሚሪኣይ ኣይኮነን?

  • @tesfu87
    @tesfu87 3 роки тому +2

    I Love you our Culture!!!

  • @shewakesete1167
    @shewakesete1167 3 роки тому +1

    Des zbil Nfuat tewasaeti⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐

  • @mewailyohannes1068
    @mewailyohannes1068 2 роки тому

    An amazing movie ...mostly seems on base true story 👌🇪🇷👍

  • @kunamawedisheraro7115
    @kunamawedisheraro7115 Рік тому +1

    Merhab 💖 👈🏿

  • @yosepheyehdego1589
    @yosepheyehdego1589 2 роки тому

    VERY GOOD MOVIE.

  • @mulugetaaraya2362
    @mulugetaaraya2362 3 роки тому

    ነቲ አር ሐውን አርሐ አለዎ ጽብቅቲ አዚያ ጽብቅቲ

  • @berhanehagos25
    @berhanehagos25 3 роки тому +1

    ኣነ ኤርትራዊ መወለደይ ወዲ መሰረት ።ትፈልጡዶ ንእሽቶ ወለዶ ኣብ ልዕሊኣቦ ኣቦሓጎታት ቆሎ ዓተር ኣብ እዝኖም የእትውሎም ከምዝነሩስ ትፈልጡዶ ትኾኑ።መሬት ዊዒላ ሓዲራሰ ንጥፍኣት ስነ ፍጥረት ምዃኑ ኣይንረስዕ ።ግን ስነ ፍጥረት ዝረሰዔ ከምዝርሳዕ ውን ኣብ ሓንጎልና ነእትዎ።ዶክቶር ምእንቲ ጡቅሙ ፖለተከኛኸ ስለምንታይ ይመስለኩም ህዝቢ ዓለም።

  • @oneday1768
    @oneday1768 3 роки тому

    Ane btami btami zgermeni gen Eton xbuk film gele tblu zelekum kabey dikum mexikum endiye hindawyan gele keytkonu ember eritrawyansi aymeslenn emo kea tezarebti tgrigna aykonkumn malet u

  • @andomtesfay7046
    @andomtesfay7046 2 роки тому

    Hiwet gedli eya , xbuq srah

  • @ወዲዓይኒትግራይ
    @ወዲዓይኒትግራይ 2 роки тому

    ደስ ኣትብል ባህላዊ ፍሊም ከም ሓሳበይ ግን ኣታ ዝሸፈተት ጋል chekakn ባሕሪ ክትከዉን ነይርዋ ለዋህ ነገር ኮይና ተራእያትኒ

  • @semretdebesay4565
    @semretdebesay4565 3 роки тому

    Btami xbuk medeb u bahlna ysesn aytitahalelu tsamkum kab amlak rkebwo

  • @ወዲቀሺ-መ6ኈ
    @ወዲቀሺ-መ6ኈ 2 роки тому +1

    ኣነ ዝገርመኒ ንምንታይ ኢዩ እዚ ሕብረተሰብ ዘመነ ገበል ዝሃበካ ተቀበል እንዳበለ ንባርነት ኢዱ ሂቡ ነቶም ፍትሕን ናጽነትን ዝደልዩ ወገናት ኣብ ክንዲ ዘተባብዖም ዝጸቅጦም?????ሞት ሓደ ግዜ ኢዩ ከለካ ብሂወት ትሕቲ ሰብ ተቆጺርካ ርስትካን ሰበይትካን ክትምንጠል፡እቶትካን ደቅካን መጻኢ ዘይብሎም ከም ንብረት መከሓሓሲ ደበስ ሰበስልጣናት ንቀለዓለም ክስብ ምንባር ዝከፍእ ሞት እንታይ ኣሎ።መግዛእቲ ዝለመደ ሕብረተሰብ ዕድል መጻኢ ወለድኡ እውን ኢዩ ዘጸልምት።ንዓና ኣጋጢሙና ዘሎ ጉዳይ እውን ከምዚ ኢዩ።በቃ ህዝቢ ድማ ነቲ ዘይንቡር ለሚድዎ ዘዝወሎዶም ደቁ እንዳገበረ ዘመን ገበል ዝሃበካ ተቀበል እንዳበለ ብዝብል ውዱቅ ስነሓሳብ ተኣሲሩ ብገዛእ ፍቃዱ ዕድል መጻኢ ወሎድኡ የጸልምት ኣሎ።ኣምላክ ንሞት ዘይፈርሑ ተበዓት ክሳብ ዝፈጥረሉ።

  • @gebreamlakhntsab4961
    @gebreamlakhntsab4961 2 роки тому

    Ybel traditional Eritrea comedy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rimeywelela471
    @rimeywelela471 Рік тому

    btaemi des tebl film😍😘

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 2 роки тому

    🇪🇷💪🙏🕊✍️📜🙏❤🤲zubuk fezame tefezeme🇪🇷💪❤🤝🕊❤

  • @loveyourfamily8854
    @loveyourfamily8854 10 місяців тому

    Btami xbuqti eya gn sebeytu zhideg sebiay yelen bsebeytka mot yhaysh

  • @rimon6793
    @rimon6793 3 роки тому +7

    ሓላላተይ መሃርቲ ኣዛናጋዕቲ ኣገረምቲ ኣስሓቅቲ ምስ እትደልዩ (( ሳብስክራይብ )) ግበሩለይ ሓላላተይ ,ክብረት ይሃበለይ ኣሕዋተይ.,.,.

  • @kibraabbokretsion8355
    @kibraabbokretsion8355 2 роки тому

    Anta amlak aboy abza temte hgrna
    Abzhxre ewan nmlslu bislam gix neftwom sidrna yrkbna

  • @tesfaymesqel1635
    @tesfaymesqel1635 3 роки тому

    Nay behqi gual werhi Seb .
    Xuna lbi bamlak ztewahba .
    Ali almaz ztemerxe hyab nygoyta.
    Habti genzb zeykones
    Habti ayu zmzen.
    Fqri zeyblu habti nfas kem zatewa awudi.
    Fqri zelewo geza .
    Ztemeyet kebdi tangel.

  • @ማላኪኖ
    @ማላኪኖ 3 роки тому +8

    መግዛእቲ ሞ ንህዝቢ ኤርትራ ኖርማል እንዳኣሉ

  • @beyeneande5141
    @beyeneande5141 2 роки тому

    Wawwww xubuk Sirah kuburat yehiwat

  • @mathematicspecialisteritre5359
    @mathematicspecialisteritre5359 3 роки тому

    Xebuk Film gaen bota gean klea gize bota xebuk gerukum merexu

  • @abelgerezgher3236
    @abelgerezgher3236 2 роки тому

    Aደ ወሊዳ ኣከለ ጨለ ንፍዕቲ ተዋሳኢት ከማን ድርሰት ይበል

  • @danielmezgebe4829
    @danielmezgebe4829 3 роки тому

    አዴታት ኤርትራውያን ብደቀን ክንድዚ ይሻቃላን ይጭነቃን ድየን ?

    • @edenzemuy6558
      @edenzemuy6558 3 роки тому

      Tezaribe ilka dika kcheneqa yen ember tay dea welidenana do aykonan

  • @berhanehagos25
    @berhanehagos25 3 роки тому +2

    ዝማዕበላ ሀገራት ጎንጸን ብኹዕሶ እግሪ ሓጎሶም ይዳድሙ ።ውሱናት ሀገራትከ ብናይ ባዕዳውያን ጥይት ይቅለው።

  • @nardosyakobnardosyakob
    @nardosyakobnardosyakob 4 місяці тому

    btami azanagete eya❤

  • @regeatgebremical2453
    @regeatgebremical2453 3 роки тому

    Gele aynet Film ajokum qxlwo 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💌💌💌💌💌🙏🙏🙏🙏⛪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @አነኢየኤርትራ
    @አነኢየኤርትራ Рік тому

    እዚ ድራማ ነቲ ዘሎ ወጽዓ ኤርትራውያን ብምሕደራ ዝመሳሰል ምን እካ እንተኮነ አዛ ጋል ትቃለሰትሉ ቦታ አብ ዓዳ ዓውዳን እምበር አብ ትግራይ ብትግራዎት ሓባቢላ ናጻ ከውጽኡላ ፍትሒ ከምጽኡላ ከም ይአኽል መሓይም ድንቆሮ ዘይኮነት ፍትሒ ካብ ነብስካ ትጀምር ንነብስካ ትፈትሕ ብቃልስካ ንባዕልካ ኢዩ ዝመጽእ።

  • @amanuelzemichael3458
    @amanuelzemichael3458 3 роки тому

    ፋልሚ ማልት ቅጽልው🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🙏❤🙏🏻

  • @searetadesse4496
    @searetadesse4496 3 роки тому

    ካብቲ ኣክሽን ሙዚቃ በዚሑ ክላሲካል በዚሑ

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 11 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 3 роки тому

    አምበሳ ኢለኺ አለኹ ናይ ሎሚ ዕምበባ ናይ ፅባሕ ፍረ ኢኺ ምቅርተይ

  • @temesgenkahsai2572
    @temesgenkahsai2572 2 роки тому

    Yes we don't need dictator enough is enough well done guys keep it up hope you will come with similar things i love it

  • @michaelbrhane710
    @michaelbrhane710 2 роки тому

    Btaamy xubuq srah ktsluwo

  • @metkel471
    @metkel471 Рік тому

    ከምዚ የድልየና ሎ ኣብ ዓድና ክንነብር እንተ ደሊና

  • @robichannel7718
    @robichannel7718 2 роки тому +1

    eza filim mahritn azanagaitn eya mo deki erey haguzwom sabs gele gberulom neay kea sabs gberuley 17 ሳብስክራብ ግበሩለይ

  • @Tsegai
    @Tsegai Рік тому

    wedi medhin berad kemzia geru muhuw zeblo ab haxir gzie eyu, berged Nhamedu, tewelidu alo

  • @Teakusurahwa
    @Teakusurahwa 2 роки тому

    Btaemi des tebl Film nay adna tezakakreka abhbretesebna kemzi aynet xegem alo btaemi eyom dendenti beti hade ka awld ente konka ezen kof eilen zshena entay keygebra endabelu eyom hmak ktgebr yfetatnka bzuh kemzi aynet hiwet eye yehlife ane bwegeney hade hade gize azyom eyom zexleuka nmeselka ktkales aleka azyom eyom zexlmukan xekti zewrdulkan gn kabu ayhlefu kab enda ferahka mnbar tamnelu gerka mot temeraxi bhafesha btaemi mesatit Film eti kola entay gebere enber. Belih derasi kexlo meat haki ztekebre alo

  • @lalumba1678
    @lalumba1678 Рік тому

    ጎይታይ? ዓገብ ብዘይካ አምላኽ ዶ ጎይታ አሎ ዩ!

  • @mohammedhussen2139
    @mohammedhussen2139 3 роки тому +2

    ሀይ

  • @Wedifish
    @Wedifish 2 роки тому

    ነቲ እሾኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ዘሎ ኢሳይያስን ሰዓብቱን ደኣ ጋለይ ከምዚኣ ጌርኪ ዘይተጥፍእልና። ቀዳምነት ህዝቢ ኤርትራ ከዕርፍ፡ ደሓር ከኣ ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ።
    ኣብ ገለ ገለ እካ ኣጋንኖ እንተሃለዋ፡ ጽብቕቲ ስራሕያ።

  • @solomon-zp8gu
    @solomon-zp8gu 2 роки тому

    ዝሓታል ከይድላ እምበኣር ዘዓዲ ግርም

  • @nikedimosytbarek9851
    @nikedimosytbarek9851 3 роки тому

    Ezias ancheyti ktari zweferet eya tmesl.bzi flfl selemuna gexkum zeytkedu.

  • @shewitabrahabahta6804
    @shewitabrahabahta6804 3 роки тому

    Newiha ember xbqti teketatalit ktkewn neruwa

  • @yoditbayere9476
    @yoditbayere9476 3 роки тому

    Wa intay da yu Ayocha 🤔🤔 ??

  • @nikedimosytbarek9851
    @nikedimosytbarek9851 3 роки тому

    Tebegsekum xbuq qexlwo .neqefetay gn bzaeba gal weraeseb eyu.
    1. ktwex kela qetri mdri emo bret hiza akonen ktshft kshena keman bqetri aywexan eyen neyren .
    2. Eti meshefeti bota keas ab denagula emo seb zhalfelu mengedi shftnet tshfet eya.
    Zterefe ntetim felatsatn kelatat yehwatna kngedfelom.

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 3 роки тому

    Eritrean
    Nhana
    Tarika
    Zibuke

  • @oneday1768
    @oneday1768 3 роки тому

    Nay mewedata hmak derasi

  • @oneday1768
    @oneday1768 3 роки тому

    Mexaweti gerkana eti ngus ne adia n okuba welidla malet diu kurub emo geze gele keterehahk aytkielen kemey aynet derasi ika beka kemzi xenxway kemdeszbeleka gerka serihkayo

  • @riamevu93
    @riamevu93 3 роки тому

    Lieli aken klassickal newihu wey dma eti zereba kemzi gizieau zeyhalewe koynu tesen kemi

  • @brktiabeje4804
    @brktiabeje4804 2 роки тому

    Tibiqiti filim

  • @Yownas-yz8ku
    @Yownas-yz8ku Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 3 роки тому

    Aziya Mesatit Mesatit Mesatit
    Ybel zebelwt movi eyamo qexlkum
    Anwhwa qexlwa.
    Gele Gele khyl zelewo gexe bahriat gn neruyu.
    Abnet Oqba Eta Jigna actor
    Eti etgebro feteran tbebn yu aziyu hayal
    Neru ember, abti Eterieyo gexebahriat dkum neru.
    2y Slentay ekum biwdme aziya zneaset
    ktkewn merixkum????
    Ezi neti tbeb adakimwo yu.
    Kem bahlin hgn wn biedme azia zneaset actor mmraxkum
    Neti neti tbeb hayli ayhabon.
    Bhafesha gn aziya mesatit nera.

  • @regeatgebremical2453
    @regeatgebremical2453 3 роки тому

    Wawwwww🙏🙏🙏⛪😥😥😥

  • @berietesfankiel6578
    @berietesfankiel6578 2 роки тому

    Aweltseru adey nenafekeki

  • @smretftwi7396
    @smretftwi7396 2 роки тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @dejentesfay6477
    @dejentesfay6477 3 роки тому +11

    ወድቀት ኢሰያስን ሳዓብቱን ከምዚ ነጉስ ዝገብረሉ ግዜ የምጸኣልና። ይኣክል ጊላነት ባርነት

    • @sarayohanes3294
      @sarayohanes3294 Рік тому +1

      ውድቀት ጀጋኑ አብይ ይሕሰብ ውድቀት ጃንዳ ወያኔን ሳዓብቱን ከዳዓትን ድአ ራአና ኤርትራና ድአ ቦሎኽ ኢኮ ወጺአ ካብዞም ኩሎም ጸላእታ ክቡር መራሒ ሃገረ ኤርትራ ኽአ ትኾሊዑ ከም ወርቂ ጅግና ኢሰያስ አፍወርቂ ናይ ምልእቲ ዓለም ሰረ ዓጢቅዋ አርኢይኩም እዩ

  • @tesfalemgebremedhin2248
    @tesfalemgebremedhin2248 3 роки тому

    Wewwwww bitifal

  • @nardosyakobnardosyakob
    @nardosyakobnardosyakob 4 місяці тому

    😂❤

  • @haileabogbu2924
    @haileabogbu2924 2 роки тому +1

    ዋዛ ምስቁምነገር ዳይረክተር ኪዳነ ጨፈና ዝናአድ ትምህርቲ

  • @meharikidanemariam9524
    @meharikidanemariam9524 2 роки тому

    To much music but less action. Dislike

  • @tesfaymesqel1635
    @tesfaymesqel1635 3 роки тому

    Shmetn habtn frasi ayu
    Haqeya fqrn
    Hqenya fthi blbi zteamen ayu
    Xnu walta ardi tbahilu yxwa.
    Fqri lbi amber fqri habtin bfqri shmetn bfqri negetatn aynmerkos.
    Cabzi bzuh temahirna knkewun nhiwetna hiwet degisebat bkemzi zamesel nnebsnan ndeqnanan hiwet nhaba.
    Gn lbi ngber nhna naymen elna nnebsnan nhteta.
    Naymen kemukana teflotna .
    Nbsna kthatena aya.

  • @سلالمالكي
    @سلالمالكي 2 роки тому

    😍😍😍😍

  • @mihreta5069
    @mihreta5069 3 роки тому

    Nay okba niaa zikewin caracter aynetin

  • @ትግራይዓደይ-በ4ዸ
    @ትግራይዓደይ-በ4ዸ 3 роки тому +2

    🥺🥺🤔🤔

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 2 роки тому

    💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍

  • @martinezlopez4699
    @martinezlopez4699 Рік тому

    23:44 -

  • @barackbebey9848
    @barackbebey9848 2 роки тому

    👍