Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ንድሕሪት ኣብ ሳልሳይ ወራር ኮለና ኣብ ዓሰብ እንዳ 39 ክ / ሰ ኣብቲ ኣጻምእ ቦታ እዩ ዝዝከረኒ ንድሕሪት 21 ዓመት መልስካና ኣሮን ጅግና
ካብቶም ኣብ 2016 ኣብቲ ናይ ጸሮና ኲናት ዝኣተዉ ይዝክሮም ኣለዉ ዶ'
ክበሩ የሕዋትና ንህዝብኩም ዝወፈርኩም
ጅግና
بحيكم أينما كنتم
ኣብዛ ደርፊ እዚኣ ብዙሕሕሕሕ ተዘክሮ ኣለኒ ኣብ ግምባር መረብ ዓሊተና ዛላምበሳ ኣብቲ ውዑይ ኩነታት ኮለና :: ኣሕ! ሕጂ ብሂወት ዘየለዉ ስዉኣትና : ዓቢ ስእሊ ቅጅል ይብለካ :: ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሕጂ ውን ኣሮነይ ኣለኹ በለና ሓደራ ብጥበብካ ጌርካ መሳርዕካ ኣመዓራሪኻ ደበኽ በለና። ኣዛብእ ብየማንን ጸጋምን እንጉይ ዝብሉሉ ዘለዉ ዘመን ስቅ ኢልካ ኣይትራይ ምሉእ ዕድሜኻ ሂወትካ ዝገበርካላ ሃገር ከይትስከፍ በጃካ ኣለኹ ሃገረይ በላ።
ዋዋዉዉ ጅግና💪 ተጋዳላይ🦁 ኣሮን መዓንጣ ትበተኽ!🦁ኢኻ:: ክሳብ ሕጂ ወትሩ ኣብ መትከልካ ዕዉት ኢኻ🦁💪። ንሕና ደቅኹም ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ኣብ መትከልኩም ኣለና💪 ኣጆኹም 🇪🇷ኣጆና✊። በጃኻ ምስ ሄሉ ድገሙዋ ኣብ ፎቖዶ ፌስቲባላት ሃገራዉነት እተላዕል ደርፊ ኢያ። tankes bro🇪🇷💪🇪🇷:: ተጋደልትና ክሳብ ሕጂ ዘየዕረፍኩም በዛ ሓሳድ🇻🇳 ጎረቤትና ካንሰር🐍 ኣፍሪቃ።Game💪🇻🇳Over 🐒🇻🇳Wayne 🇻🇳🐍🇻🇳🐍
ወትሩ ሃገርና ሪመይይይይይይ
ኣብዛ ናተይ ኮሜ ላይክ ሂብካ ዘለካ ሳይሞን መን ኢኻ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝኾነ ዝጽሕፎ ላይክ ትህበኒ ክፈልጠካ ደልየ ኣለኹ pleas ብ fb ርኸበኒ sorry
@@mehawihagos7860 ወላ ንዓይ ርኸበኒ ኢለዮ ኣይ መለሰለይን? ሓሳቡ ክጽሕፍ ግን ረአዮ ኣይ ፈልጥን?
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ kkk እሞ መንፈስ እዩ ማለት ድዩ ዳኣ
ጽቡቅ ኣለካ ገሮቤት ኣይ ኣጸበቅናን
ደቂ ሓላል መሬት ኩሉ ግዜ ተናፈቕቲ 😢❤❤❤ ኣሮነይ ጅግና ❤ ሄሉ ሽኮር ❤❤
I search for this song many times and now it's here.....thank u legend❣❣❣
King Aron Queen helen we love you deki adey 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Etom zeftwom artist Aron end Helen 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቂ ኤረይ አዚ ምሉአ መደብ ኣበይ ይረኽቦ pls ተሓባበሩኒ 🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷
Ny Mudeyyyy 💪🏾🇪🇷
ሳንድሮ ጽቡቕ ወዲ🦁 ከም ኣሮን ተባዕ💪 ኩነልና። እንተ ኪኢልካ ወላ ሓንቲ ደርፊ ኣብ ክልቲኣትኩም ዘርጉሑልና ንደቂ ኤረይ🇪🇷
ሽሕ ግዜ እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ዘብል ግዜ
I love you so much Helen Meles the number in Africa 🌍 ❤ ♥ 💙 💖 💕
Helu sihilti eritrawit ❤️❤️🇪🇷🇪🇷 Erey Erdiki esat gomera waltaki berki nogoda.nmaar nire ngoyo bmare 🇪🇷🇪🇷💪
Erey for ever 🇪🇷👆💔💔😢🇪🇷🤙
Helu konjo, Helu jegna, helu extremely passionated, patriotic bravo we love you so much❤️!!
ጽቡቅ መዘኸርታ ናይ ቀደም, 3ይ ክፍሊ ይምሃር ኔረ ኣብዚ ግዜ 🙂🖤
Wow, finally I found it. Thank you for downloading
ወላ ኣነ 3 ክፍሊ ኔረ ትምህርቲ ኣቃሪጽና ኔርና ንቁሩብ ግዜ
me too 🇪🇷❤❤
Hji deki kindey amet alekum 😊
@@robelweldeab1669 22
Asey deki erey halal at ndhrit melisatni 🇪🇷 thanks Arona and Helu.
ኣሮን ኣብርሃም..ኣዚና ነመስግን ነዚ ታሪኻዊ ደርፍታትና ኣብ ምውራድካ🇪🇷🐪🇪🇷
#ሃገርናሓቋፊት ዜግነት ብጥምረትዓባይ ኣግዶ ብደም ዝቆመትብዙሑነታ'ዩ ፍቕር ሕውነትኣብ ሓደ ተስሕን ብሓደ ንሞትሃገር ነቀድም ቅድሚ ዝቀደመካብ ድቃሱ ነባራብሮ ንዓ ዝሓለመሃገርና(2)ክብረትና ገዛናሃገርና(2)ድርዕና ዋልታናሃገርናይዘንቶ'ሞ ቅያታትኪይፈለጥ'ወ መን ምኳንኪይትረፍ'ዶ ንሕና ደቅኪኣብ ውዑይን ዝሑልን ንነብር ምሳኪጓና'ኳ ጓና'ቲ ብማዕዶ ዝፈልጠኪሰጊድ ሰላም'ዩ ዝብል ናባኪኣሹንኻይ'ዶ ንሕና ዘርኢ ከርስኪጓናት'ኳ ዝሞቱ ክብሉ ንዓኪሃገርና ይጥዓም ይሕሰምነገር'ዛ ዓለምምሳኪ ኣለና ሎሚ ውን ከም ትማሊሃገርና ቅሰኒ ሰጋእ ኣይትበሊ ደንበ ትሻዓቴና ሓቢርና ነዒመልኪዓባይ ዳዕሮ ዝምእማኣና ጽላልኪሃገርና ብዘይካኪ መን ኣላ ትሰማማዓናኤረና ብዘይንስኪ'ሞ ከመይ ክጥዕመናሃገርና....
Amazing wonderful fantastic beautiful brilliant music Eritrea 🇪🇷 🎶 ❤ ♥ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ♥ 🇪🇷 ❤ 🎶
My beautiful people😍. Baba Aron beal metkel. I miss abdu yosuf 🥲🥲.
Yzker ms btseotey abt tsenkur kunat net meretna kgobt zmetsea weyane kndakmo dhri kunat eye semiaya tsebkt mezekerta ms btsetey 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Childhood memories 😢 with my family P/P
ክቡር ኣቦና ተጋዳላይ ኣሮን ኣብራሃም ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና አንዳ ተመነኹ፡ እዛ ደርፊ ምስ ምሉእ ፊልማ ካብ ገለ እባ ርከቡልና። ኣብቲ እዋን ወላ ደኣ ብዕድመ ንእሽተይ ይንበር እምበር ፍሉይ ዝኽሪን ታሪኽን ስለ ዘለኒ ብጣዕሚ ደጊመ ክሪኣ ዝምነ ስነጥበባዊት ስራሕ ኢያ። ካብቲ ስሉም ዳስ ኪዳነይ ኢሉ ኪዳን እዛ መሬት እታ ዘጽንሕሉ። ፍሉይ ዝኽሪ። ንበሩልና።
Don’t understand about this song, did Aron wrote this song or something? Love this song 🇪🇷💪🏽
Eritreayayeyy eritreana weldki jigna 🥰🤩🤩🤩🤩💖
Jagna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
Bizuh tezekirotat mereb Alitena & Ayga core 2001/ Kife sera wit 15 😢😢😢
Living legend beautiful helu
Helen meles 2021
Nay Mudeyyyy
3 werar kibahal kelo btami nfetwa derfi tezekro long live Eritrea
Oh, I was looking for this song! Thanks.
Me too 😍
Aron abraham hero and legend 🙌 👏
I remember this song 2000 terikawit tezerkarit I was grade 5
ERITREA FOR EVER 🙏🇪🇷😍✊
ሳልሳይ ወራር ይዝከረኒ ኣዴታትና ንደቀን ከስንቃ ኣብጽርግያ ተሰጢሐን ክወዕላ ።ስራዊት ካብን ናብን ብ መካይን ኩጉዓዙ።
Eza derfi kria keleku Aron & Helen sebayn sebeytn ymesluni nierom .Megletsi zeyblu derfi kedem yeqenyelna kubur snetibebecha Aron Abraham ayt’tfana ika kulu post belo ika tezekrotat kneheds
Nay behaki wela ane
I feeling back 😢😢😢😢😢😢 ab 2024 year ysemia aleku😢😢😢 ab gzie werarat
Helu shkor 🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Deki Erey ❤🇪🇷👍
Unforgettable moment 😘😘😘
The great unkown 💕⏰
So sweet
Aron Abraham 2021
Can you post the drama show that exhibited before this music please 🙏
ኣሮን ምስ ብጾትካ ቃላት ዘይገልጸኩም ጀጋኑ ሃገራውያን ግዜ ዘየህስሰኩም ጀጋኑና ኢኩም።
❤❤❤🎉🎉🎉helu pretty ❤❤❤❤❤
Omg thank you for this I’ve been looking for this for years🤍🤍🤍
Ohhhhh kabtom velo gerom zesesu zelwu qolu alku 🤗🤗
💪💪💪💪💪👉💖💖💖💖💖💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💖💖💝💝😭😭😭😭😭😭😭😭🧠haylo yebio👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💝💝💝
ግንቦት 2000 ሳልሳይ ወራር ኣብነበረሉ ኣብ ጎኒ ኣቦይ ኮፍ ኢለ ዜና ክከታተልን ኣብ ጽርግያ ወጼ ንዝሃልፉ ዋርሳይ ይካሎ ሞራል ክህብ ይዝከረኒ ኣየወ ኩሉ ሓሊፉ እዛ ከዳሚት ጭፍራ ክንደይ ብሉጻት ኣክሲራትና ።
❤❤
ድሕበነልካ ገዲም ተጋዳላይ ስነ ጥበባዊ ኣሮን ሓወይ እዋይ እዚ ናይ ቀደም ሃገራዊ ደርፍታትኩም ስኢናዮ ኔርና በጃኻ እባ ኣሔድሱዎ ኣታ ጅግና ኣብዚ ፌስቲቫል ስካንዲናቭያን ትመጽእ ዶ ትኸውን ብወገነይ ሓሲበ ኣለኹ ወዲ ህዝባዊ ግንባር ኣብኡ ንራኸብ ንኸውን ✊🇪🇷✊❤
እዛ ደሪፍ ክትድረፍ ከኣ ጋል 5 ዓመት ነረ ፡ብዙሑ ግዜ ከኣ ኣብ ERI TV ትመጽእ ነረ
NaybiHaki Ere welida JEGANU. VIVA ERE, VIVA HGDEF
ጭፍራ ወያነ ነዛ ከምዛ ሕጂ ተደሲቓ ኣላሽ ንክትብል ክንደይ ዋጋ ኣኽፊላትና!! ፡ 3ይ ወራር፡ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣይንመሃርን ኢና ኢልና ከቲትና እንከሎና ነዛ ሕላይ ንደጋግማ ኔርና!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
Nice job deki erey
Helen meles 2000
Ewa betami tesbuk mezekerta ,weshtika kem gela yegeberaka
Helu shokir
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
Deki ereyeyy xbukat ftret
Eway tezekro adebabay nwl nerna deki 7 koyna ak eway gze
መንእሰይ ኤርትራ ኢድ ብኢድ ዝዋጋአሉ ዝነበረ ግዜ 3ይ ወራር ምስ ሽሾ ጭፍራዝክሪ ነቶም ሽዑ ዝወደቁ ሰብ ስረ
Yigermeka eyu entay emo mesakin tetelimom b mengsti
✊️🇪🇷✊️🫡🫡🫡
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ገለ ገለ ብዛዕባኻ ኣብ ዚ ሕጂ እዋን ኮይኖም ከዘንትውልና ከለዉ ግደፉና እስኪ ገድሊ ምስ ባዓል ኣሮን ሓሊፉ ዮም ዝብሉ በቲ ካልእ ሸነኽ ካኣ ናይ ባዓል ኣሮን ገድሊ መዛዘሚ ተኣሳኢኑዎ በቃ ዘይውዳእ ገድሊ ኮይኑ ምድረኽ ብመድረግ መልኩዑ እንዳ ተቀያየረ ገድሊ በቃ ገድሊ ኮይኑና ዮም ዝብሉ ኣሮን ዘብሄረ ፐራዲዞ።
Ndhrit meliskana Aroney kolut nerna werar weyane ab 24 gunbet ketselmitu hizbina kesakyu thandidom zmetsu werar weyane Sala jeganu sematatna 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eza derfi btami ya ttnkfeni emo wela kderfa wn ye zdeli kab kutur ftwet ksa kelekus neshtoy ye nere hadas ya wn nera
እንዳ 25 እንዳ 29 ኣለኹም ዶ እዚኣ ክትድረፍ ከላ ዓዲ በጊዖ ጻዕዳ ቀላይ ፍቓ ጨቓምጠዓዲ ሞኾምብያማርያም ዓይላ ተሓናነቕ ኔሩ
🇪🇷👌🇪🇷🙏👌✌️❤️🇪🇷❤️💯
♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ርቢ ይርሕምካ ዓብዱ ዩሱፍ
Helen tiakil si kisab hije ayreakun.eway dimxi
Aron
ዉቅብቲ ሄለን መለስ ኣብተን ናይ ፈለማ ዓመታት ጉዕዞ ስነ ጥበባ ካብ ዝደረፈተን እያ .. ኣብ ነፍስ ወከፍ ናይ ስታድዮም ኣስመራ እተቅርቦም ደርፍታት እኴ ብሉጽ እንተኮነ እዛ "መሲልካ'ወ" ዘርእስታ ናይ ጽንብል ናጽነት 2000 ደርፋን "ቤተይ" ትብል ናይ 2001 ደርፋ ግና ናብቲ ዝበረኸ ጥርዚ ህቡብነት ሰቒልዋ እዩ: ክሳብ ሕጂ'ውን ብዓይነቱ ብሉጽ ዝኾነ ስርሓት ከተበርክት ሰኒሓን ኣላን እያ::
ተጋ. ኣሮን: ሃ/ገ (1ይ ዙር) ከጸብቐልካ።
💪👌💐🇪🇷💓💪👌💐🇪🇷💓💪👌💐🇪🇷💓💪👌💐🇪🇷💓💪👌💐🇪🇷💓
እቶም፡ክልተ ብሉጻይ ናትና ተስፋ እገብር ሕጂ ክልቴኩም ዳግማይ ብልጽቲ ክትከውን፡ክትሰርሕዋ በጃኩም ሰብ መትከል ክሳብ ሕጂ ኣብ ጎኒ ህዝቦም ዘለው ደቂ ኤረይ ፍትውውውው እንቃዕ ናትኩም ካባኩም ተፈጠርኩ
እዚኣ ደርፊ ኣብ 3ይ ወራር ፡ ናብ ኣስመራ ሃዲምና መጺና ከለና ኣብ መስኮት ቴሌቪዥን ተመልኪተያ። ኣዚያ ኢያ ትመልሰኒ ናብ ዝክሪ ፡ ብከቢድ ብረት እንዳተሳሓትና ክንሃድም፡ ጀጋኑ ከኣ ንስለ ሃገርን ህዝብን ናብ ቅድመ ግንባር ይኣትዉ ኔሮም። ዝክርን ክብሪን ንጀጋኑ ሰማእታትና!!!
ኣሮን ጂግና ኣይቲመተና ኣለና ምሳኻ ሚድሪ ሓበን
ኣሮነይ ወዲ ሽላሎን ከባቢኣን። ወዲ ተኮምብያን ከባቢኣን። ወዲ ዓዲ ብግድን ከባቢኣን። ኣስሊ ኣዝማሪኖ። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ክርእያ ከለኩ ኩሉ ግዜ ወዲ ሓጂ ሓላፊ ኤምዳድ እንዳ 4-26 ዩ ዝራኣየኒ ብዛዕባኻ ከዘንትወልባና ብፍላይ ነቶም ኣባላት ምልክት እንዳ 4። ወዲ ክፍለ ኣዛዚ ቭርጌድ እሞ ካኣ ግደፎ ምስ ከተትካ
🇪🇷🇪🇷🥰
ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ንድሕሪት ኣብ ሳልሳይ ወራር ኮለና ኣብ ዓሰብ እንዳ 39 ክ / ሰ ኣብቲ ኣጻምእ ቦታ እዩ ዝዝከረኒ ንድሕሪት 21 ዓመት መልስካና ኣሮን ጅግና
ካብቶም ኣብ 2016 ኣብቲ ናይ ጸሮና ኲናት ዝኣተዉ ይዝክሮም ኣለዉ ዶ'
ክበሩ የሕዋትና ንህዝብኩም ዝወፈርኩም
ጅግና
بحيكم أينما كنتم
ኣብዛ ደርፊ እዚኣ ብዙሕሕሕሕ ተዘክሮ ኣለኒ ኣብ ግምባር መረብ ዓሊተና ዛላምበሳ ኣብቲ ውዑይ ኩነታት ኮለና :: ኣሕ! ሕጂ ብሂወት ዘየለዉ ስዉኣትና : ዓቢ ስእሊ ቅጅል ይብለካ :: ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሕጂ ውን ኣሮነይ ኣለኹ በለና ሓደራ ብጥበብካ ጌርካ መሳርዕካ ኣመዓራሪኻ ደበኽ በለና። ኣዛብእ ብየማንን ጸጋምን እንጉይ ዝብሉሉ ዘለዉ ዘመን ስቅ ኢልካ ኣይትራይ ምሉእ ዕድሜኻ ሂወትካ ዝገበርካላ ሃገር ከይትስከፍ በጃካ ኣለኹ ሃገረይ በላ።
ዋዋዉዉ ጅግና💪 ተጋዳላይ🦁 ኣሮን መዓንጣ ትበተኽ!🦁ኢኻ:: ክሳብ ሕጂ ወትሩ ኣብ መትከልካ ዕዉት ኢኻ🦁💪። ንሕና ደቅኹም ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ኣብ መትከልኩም ኣለና💪 ኣጆኹም 🇪🇷ኣጆና✊። በጃኻ ምስ ሄሉ ድገሙዋ ኣብ ፎቖዶ ፌስቲባላት ሃገራዉነት እተላዕል ደርፊ ኢያ። tankes bro🇪🇷💪🇪🇷:: ተጋደልትና ክሳብ ሕጂ ዘየዕረፍኩም በዛ ሓሳድ🇻🇳 ጎረቤትና ካንሰር🐍 ኣፍሪቃ።Game💪🇻🇳Over 🐒🇻🇳Wayne 🇻🇳🐍🇻🇳🐍
ወትሩ ሃገርና ሪመይይይይይይ
ኣብዛ ናተይ ኮሜ ላይክ ሂብካ ዘለካ ሳይሞን መን ኢኻ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝኾነ ዝጽሕፎ ላይክ ትህበኒ ክፈልጠካ ደልየ ኣለኹ pleas ብ fb ርኸበኒ sorry
@@mehawihagos7860 ወላ ንዓይ ርኸበኒ ኢለዮ ኣይ መለሰለይን? ሓሳቡ ክጽሕፍ ግን ረአዮ ኣይ ፈልጥን?
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ kkk እሞ መንፈስ እዩ ማለት ድዩ ዳኣ
ጽቡቅ ኣለካ ገሮቤት ኣይ ኣጸበቅናን
ደቂ ሓላል መሬት ኩሉ ግዜ ተናፈቕቲ 😢❤❤❤ ኣሮነይ ጅግና ❤ ሄሉ ሽኮር ❤❤
I search for this song many times and now it's here.....thank u legend❣❣❣
King Aron Queen helen we love you deki adey 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Etom zeftwom artist Aron end Helen 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቂ ኤረይ አዚ ምሉአ መደብ ኣበይ ይረኽቦ pls ተሓባበሩኒ 🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷
Ny Mudeyyyy 💪🏾🇪🇷
ሳንድሮ ጽቡቕ ወዲ🦁 ከም ኣሮን ተባዕ💪 ኩነልና። እንተ ኪኢልካ ወላ ሓንቲ ደርፊ ኣብ ክልቲኣትኩም ዘርጉሑልና ንደቂ ኤረይ🇪🇷
ሽሕ ግዜ እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ዘብል ግዜ
I love you so much Helen Meles the number in Africa 🌍 ❤ ♥ 💙 💖 💕
Helu sihilti eritrawit ❤️❤️🇪🇷🇪🇷 Erey Erdiki esat gomera waltaki berki nogoda.nmaar nire ngoyo bmare 🇪🇷🇪🇷💪
Erey for ever 🇪🇷👆💔💔😢🇪🇷🤙
Helu konjo, Helu jegna, helu extremely passionated, patriotic bravo we love you so much❤️!!
ጽቡቅ መዘኸርታ ናይ ቀደም, 3ይ ክፍሊ ይምሃር ኔረ ኣብዚ ግዜ 🙂🖤
Wow, finally I found it. Thank you for downloading
ወላ ኣነ 3 ክፍሊ ኔረ ትምህርቲ ኣቃሪጽና ኔርና ንቁሩብ ግዜ
me too 🇪🇷❤❤
Hji deki kindey amet alekum 😊
@@robelweldeab1669 22
Asey deki erey halal at ndhrit melisatni 🇪🇷 thanks Arona and Helu.
ኣሮን ኣብርሃም..ኣዚና ነመስግን ነዚ ታሪኻዊ ደርፍታትና ኣብ ምውራድካ🇪🇷🐪🇪🇷
#ሃገርና
ሓቋፊት ዜግነት ብጥምረት
ዓባይ ኣግዶ ብደም ዝቆመት
ብዙሑነታ'ዩ ፍቕር ሕውነት
ኣብ ሓደ ተስሕን ብሓደ ንሞት
ሃገር ነቀድም ቅድሚ ዝቀደመ
ካብ ድቃሱ ነባራብሮ ንዓ ዝሓለመ
ሃገርና(2)ክብረትና
ገዛና
ሃገርና(2)ድርዕና ዋልታና
ሃገርና
ይዘንቶ'ሞ ቅያታትኪ
ይፈለጥ'ወ መን ምኳንኪ
ይትረፍ'ዶ ንሕና ደቅኪ
ኣብ ውዑይን ዝሑልን ንነብር ምሳኪ
ጓና'ኳ ጓና'ቲ ብማዕዶ ዝፈልጠኪ
ሰጊድ ሰላም'ዩ ዝብል ናባኪ
ኣሹንኻይ'ዶ ንሕና ዘርኢ ከርስኪ
ጓናት'ኳ ዝሞቱ ክብሉ ንዓኪ
ሃገርና ይጥዓም ይሕሰም
ነገር'ዛ ዓለም
ምሳኪ ኣለና ሎሚ ውን ከም ትማሊ
ሃገርና ቅሰኒ ሰጋእ ኣይትበሊ
ደንበ ትሻዓቴና ሓቢርና ነዒመልኪ
ዓባይ ዳዕሮ ዝምእማኣና ጽላልኪ
ሃገርና ብዘይካኪ መን ኣላ ትሰማማዓና
ኤረና ብዘይንስኪ'ሞ ከመይ ክጥዕመና
ሃገርና....
Amazing wonderful fantastic beautiful brilliant music Eritrea 🇪🇷 🎶 ❤ ♥ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ♥ 🇪🇷 ❤ 🎶
My beautiful people😍. Baba Aron beal metkel. I miss abdu yosuf 🥲🥲.
Yzker ms btseotey abt tsenkur kunat net meretna kgobt zmetsea weyane kndakmo dhri kunat eye semiaya tsebkt mezekerta ms btsetey 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Childhood memories 😢 with my family
P/P
ክቡር ኣቦና ተጋዳላይ ኣሮን ኣብራሃም ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና አንዳ ተመነኹ፡ እዛ ደርፊ ምስ ምሉእ ፊልማ ካብ ገለ እባ ርከቡልና። ኣብቲ እዋን ወላ ደኣ ብዕድመ ንእሽተይ ይንበር እምበር ፍሉይ ዝኽሪን ታሪኽን ስለ ዘለኒ ብጣዕሚ ደጊመ ክሪኣ ዝምነ ስነጥበባዊት ስራሕ ኢያ። ካብቲ ስሉም ዳስ ኪዳነይ ኢሉ ኪዳን እዛ መሬት እታ ዘጽንሕሉ። ፍሉይ ዝኽሪ። ንበሩልና።
Don’t understand about this song, did Aron wrote this song or something? Love this song 🇪🇷💪🏽
Eritreayayeyy eritreana weldki jigna 🥰🤩🤩🤩🤩💖
Jagna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
Bizuh tezekirotat mereb Alitena & Ayga core 2001/ Kife sera wit 15 😢😢😢
Living legend beautiful helu
Helen meles 2021
Nay Mudeyyyy
3 werar kibahal kelo btami nfetwa derfi tezekro long live Eritrea
Oh, I was looking for this song! Thanks.
Me too 😍
Aron abraham hero and legend 🙌 👏
I remember this song 2000 terikawit tezerkarit I was grade 5
ERITREA FOR EVER 🙏🇪🇷😍✊
ሳልሳይ ወራር ይዝከረኒ ኣዴታትና ንደቀን ከስንቃ ኣብጽርግያ ተሰጢሐን ክወዕላ ።ስራዊት ካብን ናብን ብ መካይን ኩጉዓዙ።
Eza derfi kria keleku Aron & Helen sebayn sebeytn ymesluni nierom .
Megletsi zeyblu derfi kedem yeqenyelna kubur snetibebecha Aron Abraham ayt’tfana ika kulu post belo ika tezekrotat kneheds
Nay behaki wela ane
I feeling back 😢😢😢😢😢😢 ab 2024 year ysemia aleku😢😢😢 ab gzie werarat
Helu shkor 🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Deki Erey ❤🇪🇷👍
Unforgettable moment 😘😘😘
The great unkown 💕⏰
So sweet
Aron Abraham 2021
Can you post the drama show that exhibited before this music please 🙏
ኣሮን ምስ ብጾትካ ቃላት ዘይገልጸኩም ጀጋኑ ሃገራውያን ግዜ ዘየህስሰኩም ጀጋኑና ኢኩም።
❤❤❤🎉🎉🎉helu pretty ❤❤❤❤❤
Omg thank you for this I’ve been looking for this for years🤍🤍🤍
Ohhhhh kabtom velo gerom zesesu zelwu qolu alku 🤗🤗
💪💪💪💪💪👉💖💖💖💖💖💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💖💖💝💝😭😭😭😭😭😭😭😭🧠haylo yebio👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💝💝💝
ግንቦት 2000 ሳልሳይ ወራር ኣብነበረሉ ኣብ ጎኒ ኣቦይ ኮፍ ኢለ ዜና ክከታተልን ኣብ ጽርግያ ወጼ ንዝሃልፉ ዋርሳይ ይካሎ ሞራል ክህብ ይዝከረኒ ኣየወ ኩሉ ሓሊፉ እዛ ከዳሚት ጭፍራ ክንደይ ብሉጻት ኣክሲራትና ።
❤❤
ድሕበነልካ ገዲም ተጋዳላይ ስነ ጥበባዊ ኣሮን ሓወይ እዋይ እዚ ናይ ቀደም ሃገራዊ ደርፍታትኩም ስኢናዮ ኔርና በጃኻ እባ ኣሔድሱዎ ኣታ ጅግና ኣብዚ ፌስቲቫል ስካንዲናቭያን ትመጽእ ዶ ትኸውን ብወገነይ ሓሲበ ኣለኹ ወዲ ህዝባዊ ግንባር ኣብኡ ንራኸብ ንኸውን ✊🇪🇷✊❤
እዛ ደሪፍ ክትድረፍ ከኣ ጋል 5 ዓመት ነረ ፡ብዙሑ ግዜ ከኣ ኣብ ERI TV ትመጽእ ነረ
NaybiHaki Ere welida JEGANU. VIVA ERE, VIVA HGDEF
ጭፍራ ወያነ ነዛ ከምዛ ሕጂ ተደሲቓ ኣላሽ ንክትብል ክንደይ ዋጋ ኣኽፊላትና!! ፡ 3ይ ወራር፡ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣይንመሃርን ኢና ኢልና ከቲትና እንከሎና ነዛ ሕላይ ንደጋግማ ኔርና!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
Nice job deki erey
Helen meles 2000
Ewa betami tesbuk mezekerta ,weshtika kem gela yegeberaka
Helu shokir
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
Deki ereyeyy xbukat ftret
Eway tezekro adebabay nwl nerna deki 7 koyna ak eway gze
መንእሰይ ኤርትራ ኢድ ብኢድ ዝዋጋአሉ ዝነበረ ግዜ 3ይ ወራር ምስ ሽሾ ጭፍራ
ዝክሪ ነቶም ሽዑ ዝወደቁ ሰብ ስረ
Yigermeka eyu entay emo mesakin tetelimom b mengsti
✊️🇪🇷✊️🫡🫡🫡
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ገለ ገለ ብዛዕባኻ ኣብ ዚ ሕጂ እዋን ኮይኖም ከዘንትውልና ከለዉ ግደፉና እስኪ ገድሊ ምስ ባዓል ኣሮን ሓሊፉ ዮም ዝብሉ በቲ ካልእ ሸነኽ ካኣ ናይ ባዓል ኣሮን ገድሊ መዛዘሚ ተኣሳኢኑዎ በቃ ዘይውዳእ ገድሊ ኮይኑ ምድረኽ ብመድረግ መልኩዑ እንዳ ተቀያየረ ገድሊ በቃ ገድሊ ኮይኑና ዮም ዝብሉ ኣሮን ዘብሄረ ፐራዲዞ።
Ndhrit meliskana Aroney kolut nerna werar weyane ab 24 gunbet ketselmitu hizbina kesakyu thandidom zmetsu werar weyane Sala jeganu sematatna 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eza derfi btami ya ttnkfeni emo wela kderfa wn ye zdeli kab kutur ftwet ksa kelekus neshtoy ye nere hadas ya wn nera
እንዳ 25 እንዳ 29 ኣለኹም ዶ እዚኣ ክትድረፍ ከላ
ዓዲ በጊዖ
ጻዕዳ ቀላይ
ፍቓ ጨቓምጠ
ዓዲ ሞኾምብያ
ማርያም ዓይላ
ተሓናነቕ ኔሩ