Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Goyta eyesus ybarak tabarak amen amen amen
God bless you prophet
ጎታ ኢየሱስ የዕዚዙ ይባርካ ናይ እግዚአብሔር ሰብ
God bless you prophet ❤
Tebarek Daddy bruk 😍😍 kemuwn Asmayt & Paster Bereket tebarekulna brukat 🥰🥰
Praise God these teachings is from above GBU prophet
Amen efyue
Goyta yesus abzihu ybarka daddy ❤❤❤❤memeliska tegelex🙏🙏🙏
Daddy God bless you
www kibri ni amlak yikun .nay amlak seb, Daddy You are Anointed God bless you.
Amlak abzihu yibarek tebark Zemenk yilemlem
Wowwww thank Daddy 💓💓💓💓 tebarek Goyta yesus ybark more
Tebarek dege xelatka wres
Goyta ybarkum
❤️❤️❤️🙏
Goyta Jesus ybarka daddy
God bless you more daddy 🙏
God bless you more daddy memelisu tgaka ygelets 🙏🙏🙏🙏
Welcome
Brrrrrrrrk bel NAYESUS JIGNA!!!!!!!!🙏
1 Corinthians 12 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ7: ግናኸ ንነፍሲ ወከፍ ምግላጽ መንፈስ ንጥቕሚ ይውሃቦ እዩ።8: ንሓደስ ቃል ጥበብ ብመንፈስ ይውሃቦ እዩ፡ ነቲ ሓደ ኸኣ ቃል ፍልጠት በቲ ሓደ መንፈስ፡9: ንሓደ ግና እምነት በቲ ሓደ መንፈስ፡ ንሓደ ድማ በቲ ሓደ መንፈስ ናይ ምፍዋስ ውህበት ይውሃቦ፡10: ንሓደ ኸኣ ግብሪ ሓይሊ ንምግባር፡ ንሓደ ትንቢት፡ ንሓደ ምልላይ መናፍስቲ፡ ንሓደ በብዓይነቱ ዘሎ ቛንቋታት፡ ነቲ ሓደ ኸኣ ምትርጓም ቋንቋታት ይውሃቦ።11: እዚ ዂሉ ኸኣ ንሱ እቲ ሓደ መንፈስ ከም ዚደልዮ ገይሩ ንነፍሲ ወከፍ ገግዲኡ እናመቐለ እዩ ዚገብሮ።
ግብሪ ሃዋ 2 (Acts)3፤ እተመቓቐለ ልሳን ሓዊ ዚመስል ድማ ተራእዮም፡ ኣብ ልዕሊ ነነፍሲ ወከፎም ከኣ ተቐመጠ።4፤ ኲሎም ድማ መንፈስ ቅዱስ መልኦም፡ መንፈስ ቅዱስ ኪዛረቡ ኸም ዝሀቦምውን ብኻልእ ቋንቋታት ኪዛረቡ ጀመሩ።
Anes zkeal endhn koynu Tele delye nere Orthodox ye gn ktxlyeley dele
Nay Behaqi Buruk Eika.. 4:33
ኽረኽበካ ይደልይ የ
ወንጌል ማርቆስ 1617፤ ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡ወንጌል ማርቆስ 1618፤ ኣትማን ኪሕዙ እዮም፡ ዚቐትል እንተ ሰተዩ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪጐድኦምን እዩ፡ ኣእዳዎም ኣብ ሕሙማት ኬንብሩ ንሳቶምውን ኪሐውዩ እዮም። ብዛዕባ እዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ከምቲ ኣምላኽ ዘብርሃልካ መብርሂ ሃበና ኢካ thanks blessings
0000
ሰይጣን እኮ ሓቅን ሓሶትን ሓዋዊሱ ኢዩ ን ሄዋን ኣጋጊይዋ። ኣምላኽ ጊን ነቶም ብ ስሙ ዝላገጹ ነዊሕ ክኸዱ ሱቅ ኢሉ ስለዝይርእይ ነዚ ብዘይፍላጥ ትህውትቶ ዘለኻ ናይ ስጋኻ ትንታነ ኣምላኽ መወዳእታ ክገብረሉ ኢዩ።
Goyta eyesus ybarak tabarak amen amen amen
God bless you prophet
ጎታ ኢየሱስ የዕዚዙ ይባርካ ናይ እግዚአብሔር ሰብ
God bless you prophet ❤
Tebarek Daddy bruk 😍😍 kemuwn Asmayt & Paster Bereket tebarekulna brukat 🥰🥰
Praise God these teachings is from above GBU prophet
Amen efyue
Goyta yesus abzihu ybarka daddy ❤❤❤❤memeliska tegelex🙏🙏🙏
Daddy God bless you
www kibri ni amlak yikun .
nay amlak seb, Daddy You are Anointed God bless you.
Amlak abzihu yibarek tebark Zemenk yilemlem
Wowwww thank Daddy 💓💓💓💓 tebarek Goyta yesus ybark more
Tebarek dege xelatka wres
Goyta ybarkum
❤️❤️❤️🙏
Goyta Jesus ybarka daddy
God bless you more daddy 🙏
God bless you more daddy memelisu tgaka ygelets 🙏🙏🙏🙏
Welcome
Brrrrrrrrk bel NAYESUS JIGNA!!!!!!!!🙏
1 Corinthians 12 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ
7: ግናኸ ንነፍሲ ወከፍ ምግላጽ መንፈስ ንጥቕሚ ይውሃቦ እዩ።
8: ንሓደስ ቃል ጥበብ ብመንፈስ ይውሃቦ እዩ፡ ነቲ ሓደ ኸኣ ቃል ፍልጠት በቲ ሓደ መንፈስ፡
9: ንሓደ ግና እምነት በቲ ሓደ መንፈስ፡ ንሓደ ድማ በቲ ሓደ መንፈስ ናይ ምፍዋስ ውህበት ይውሃቦ፡
10: ንሓደ ኸኣ ግብሪ ሓይሊ ንምግባር፡ ንሓደ ትንቢት፡ ንሓደ ምልላይ መናፍስቲ፡ ንሓደ በብዓይነቱ ዘሎ ቛንቋታት፡ ነቲ ሓደ ኸኣ ምትርጓም ቋንቋታት ይውሃቦ።
11: እዚ ዂሉ ኸኣ ንሱ እቲ ሓደ መንፈስ ከም ዚደልዮ ገይሩ ንነፍሲ ወከፍ ገግዲኡ እናመቐለ እዩ ዚገብሮ።
ግብሪ ሃዋ 2 (Acts)
3፤ እተመቓቐለ ልሳን ሓዊ ዚመስል ድማ ተራእዮም፡ ኣብ ልዕሊ ነነፍሲ ወከፎም ከኣ ተቐመጠ።
4፤ ኲሎም ድማ መንፈስ ቅዱስ መልኦም፡ መንፈስ ቅዱስ ኪዛረቡ ኸም ዝሀቦምውን ብኻልእ ቋንቋታት ኪዛረቡ ጀመሩ።
Anes zkeal endhn koynu Tele delye nere Orthodox ye gn ktxlyeley dele
Nay Behaqi Buruk Eika.. 4:33
ኽረኽበካ ይደልይ የ
ወንጌል ማርቆስ 16
17፤ ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡
ወንጌል ማርቆስ 16
18፤ ኣትማን ኪሕዙ እዮም፡ ዚቐትል እንተ ሰተዩ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪጐድኦምን እዩ፡ ኣእዳዎም ኣብ ሕሙማት ኬንብሩ ንሳቶምውን ኪሐውዩ እዮም።
ብዛዕባ እዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ከምቲ ኣምላኽ ዘብርሃልካ መብርሂ ሃበና ኢካ thanks blessings
0000
ሰይጣን እኮ ሓቅን ሓሶትን ሓዋዊሱ ኢዩ ን ሄዋን ኣጋጊይዋ። ኣምላኽ ጊን ነቶም ብ ስሙ ዝላገጹ ነዊሕ ክኸዱ ሱቅ ኢሉ ስለዝይርእይ ነዚ ብዘይፍላጥ ትህውትቶ ዘለኻ ናይ ስጋኻ ትንታነ ኣምላኽ መወዳእታ ክገብረሉ ኢዩ።