🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 what an amazing hero’s history of you Senait and your dad Embaye plus you are so talented & your voice also sweet, “ Awet Nihafash “ ✌🏽God bless Eritrea 🇪🇷 the land of heroes. ❤️👍
Wow, what a gut-wrenching and at the same time, heartwarming story of one of many Eritrean warriors. I'm glad she lived to bear the fruits of her labor and that of her father's and comrades'. I love the ending of it, more than anything else. "Mission Accomplished" I'm proud of her. God bless her and her loved ones and God bless our beloved country Eritrea. "AWET N'HAFASH" 🇪🇷👊🇪🇷
ኤፍረም ደስ ዝብል ዛንታ ንሰናይት ቃለ ምሕትት ክትገብሩላ ንጽበ
Wawww haben hager enqae nasnet ztegadelkla arayeki luul amlak❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Welcome deki Eria ❤❤❤🎉🎉
ይበል ንፍዕቲ ኣንባቢት። I love ❤️ it.
ኤረይ ዓዲ ጀጋኑ💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብሪ ንጀጋኑና፡ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ !!!
ክብሪ ንጀጋኑና ዘልአለማዊ ክቢሪ ንስዋአትና ንጀጋኑና ።❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት ይበል ጅግንነት❤❤❤
Adetat Eritreaweyn jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👸🏾👸🏾👸🏾👈🏼❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊💪
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣቅራርባ ደቂ ኤረ ጀጋኑ❤❤
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷
ታሪክ ኤርትራ ታሪክ ጅግንነት ደቂ ኤረይ ሐላላት ተባረኩለይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Neselekhi u Ertrea hagerey keberen megosen nejeganu sematat neslekhi zewedeku nezelalemu keberkin tehaferken ekhi hagerey Wetru hagerey❤❤❤
ናይ ብሓቂ ፈዳይት ሕነ ኤርትራዊት ኣደ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዕሮ እምበር ዋዕሮታት!!! ናይ ትማሊ ኣብ ምጽራግ ኣግላይ መግላይ ከላሽነን ዓጢቐን ዝረጋረጋ ዝነበራ! ናይ ሕጂ ኣዴታት!!! ክላዋእ ዕድሜኽን ይናሕ!!! ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ። ❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷.
Selam nikulkum deki eza helal merit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏 ajona ajokum tirah deki hizbawi ginbar '
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 what an amazing hero’s history of you Senait and your dad Embaye plus you are so talented & your voice also sweet, “ Awet Nihafash “ ✌🏽God bless Eritrea 🇪🇷 the land of heroes. ❤️👍
God Bless Eritrea!! 🇪🇷🙏🇪🇷
ክብርን ሞግስን ንተጋዳላይ/ት :: ⭐️
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️
ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
ይበል ታሪኽን ይበል ተራኺትን ስለ እቲ ኩሉ ጅግንነትን ምውርራስ ታሪኽን ብልቢ የመስግን
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ይንበር ንዘንትእለት❤
Good 🇪🇷 job efreim
Mesati tarik jeganu deki Ere Thanks kuburat Ahwatey ketsiluwo nezi kubur tarikna. Efrem haway mis bitsotka selamtay yekribelka. AWET NIHAFASH
Wow !
No words... Thanks guys.
Eritrea hagerna adi jeganu 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💪✊️
ጅግንነት ናይ በዓል ሰናይትን ኩሎም ስውኣትን ስንኩላንን ከምኡውን ሓፋሽ ውድባት ከም ኣቦይ እምባየ ዝኣመሰሉ ኤርትራዊያን ብዝኸፈልዎ መስዋእትን ስቃይን ጽምእን ጥሜትን ተጻዊሮም ገድልን መስገደልን ስለዘሕለፉን ዝተበጀውን ኢና ሃገርና ካብ መንጋጋ መግዛእቲ ሓራ ኮይናን ንናጽነት ኤርትራ ከም ሃገር ኣብ ዓለም ባንዴራና ዘንበልበለትን እዚ ሕጂ በጺሕናዮ ዘለና ምዕባለን ክብርታትናን መንነትናን ሉዑላውነትና ከነውሕስ ዝበቃዕና'ም ኣገናዕ ጀጋኑና "ነባሪ ታሪኽ እምበር ነባሪ ሰብ ከምዘየለ" ዝመሃርኩምና ኣብነታዊያን ሰውራ ዓለም ብምዃን ሃገር ዘምጻእኩም ተጋደልቲ
ዮሃና !! ንተራኺትን ኣቅረብቲ እዚ መድብ ብዙሕ የቐንየልና ክብለኩም እፈቱ።
ጽንዓት
ራሄል ጋል ሓብተይ ዝማም ውን ወተሃደራት ደርጊ ነቦኣ ነጋሽ በረከትኣብ እናጨፍጨፉ ካብ ቤትማሕቡስ ገዝኦም መሰምጽእዎ፡ ብዘይተጸበየቶ ስምባደ ልባን ቀልባን ሃለዋታ ኣጥፊኣ ኣብ ስሚንቶ ክትጽጣሕ ይዝክር፡ ካብሽዑ ጀሚራ መባእታዊ ቤትምህርቲ መሰቃረጸት ክሳብሕጂ ምሉእ ጥዕና የአምሮ ድማ የብላን፡ ናየጋጣሚ ነገር ውን እንተላይ ኣነ ማርቲን ሉተር ኢያ ትመሃር ኔራ ብሶማንያታት፡ እቲ ምክንያት ሓደ ካብቶም ሓፋሽ ውድባት መታኣስርቲ ኣቦኣ ነበር፡ ብረት ኣብ ካንሸልኦም ቀቢሮም ከምዘለው ስለዝተላፋለፈ ኢዩ ክሕብሮም ኣምጺኦሞ፡ ድሮ መሳርሕቶም ፈዳይን ስለዘግዓዝዎ ግን ወላሓንቲ ኣይረከቡን፡ ረቢ የዋርሶ መትከላዊ ነጋሽ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ከተማ ኢካ ተድልየና ስለዝተኣዘዘ እምበር ሓደኣፊቱ ጠቅሊሉ ንሜዳ ክስለፍ ከማን ወሲኑ ኔሩ፡ ከመይሲ ብተደጋጋሚ ዝእሰር ዝነበረ ኣማስያኡ ተጋደልቲ ኢዮም ምስ ብጾቱ ናጻ ኣውጺኦሞ ኣብ እዋን ናጽነት፡ ብዝኮነ ሓርበኛ ተጋዳሊት ሰናይት ጋልሳሕለ፡ ብሓቂ ጽንዕቲ ብኩሉ እንትናኣ! ሰኒ👍🏼
ዓወት ንሓፋሽ! 🇪🇷🐪💐
ክብሪን ሞጎስን ንሰማታትና ዘላኣለማዊ ዘክር ንስማታትና
ተወሳክ ካ ንምክልካል ሓይሊታትና ጽናዓቶምን ተፋይነቶምን ከም ኣያታትናን ኣቦታትናን ምካኖም ይሕብነኒ❤❤❤❤❤❤❤❤ ዓወት ንሓፋሽ
ክብርን መጎስን ንሰራሕቲ ቅያ ጀጋኑ፣ ድንቂ ዝኾነ ኣናብባ ብጸይቲ ክብረት ይሃበልና፣ መሳጢ ታሪኽ ❤❤❤
ኤርትራውነት ክቡር መንነት፡ ኤርትራ ዓደይ ወትሩ ኣብ ልብና፡ ጀጋኑና ወትሩ ዪዘከሩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና፡ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷💪💪🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኤፊ ሓውና ታራክ ሒዞሞ ይቅበሩ አለው🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Good job 🇪🇷 👏 👍 👌 🙌
Beautiful thank you for all you do gegna 🎉❤🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷
Hezbye Anbes welded 🙏des zeblu sedraaa Anbsete 🌹🌹🌹🌹🙏
👍👍👍👍👍👍👍
👋👋👋👋👋👋👋
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣምበሲት ዋዕሮ ሰኑ
ዘልእለማዊ ዝክር ንሰማአታትና ❤🇪🇷🙏🏻
❤❤❤🇪🇷🇪🇷💪💪💪✊️✊️✊️
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤1000%shabya
Eritrawnet kubur mennet ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 so proud.long life Senayt
ሰማእታት ኤርትራ ወትሩ የዘከሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር!! 🇪🇷🙏🇪🇷
Thanks so much Bless.our Hears For ever Amen 🙏 ❤❤❤
🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷 ✊️✊️✊️
ክብሪን ሞጎስን ንስውኣትና ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ሓበን!! ክብርን ምጎስን ነዓኹም 🇪🇷💖🙏: ብሳላኹም'ያ ኤርትራ✊️: ተመስገን ሰናይት ታሪኻ ታሪኽ ጅግንነት ክትሰምዕ ምብቅዓ🙏🙏🙏::
Wow, what a gut-wrenching and at the same time, heartwarming story of one of many Eritrean warriors. I'm glad she lived to bear the fruits of her labor and that of her father's and comrades'. I love the ending of it, more than anything else. "Mission Accomplished" I'm proud of her. God bless her and her loved ones and God bless our beloved country Eritrea. "AWET N'HAFASH" 🇪🇷👊🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷wow wow
ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ!✊🏿🇪🇷🐪
Viva Eritrea viva Hgdef ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🌹እዚ እዩ ታሪክ ኤርትራዊት🌹
🌹🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
ብጣዕሚ መስጢ ዛንታ ገድሊ❤❤❤❤
♥️♥️♥️♥️🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ኣምላክ ኤርትራን ህዝባን ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም የሕዋተይ እንኮ ኤርትራዊት ኮንኩ መመሊሰ ይኮሮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼
Jiganuna nberulna❤❤❤❤❤
Wairo haftay, Senait AMBESIT❤️❤️❤️❤️
❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ነዛ ጅግና ብገጻ ክንርእያ ኔሩ ትጽቢትና❤
Zehbin tarik jigna kibrin mogosin ni jeganu Ertra ⚘🌹♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ ኣሕዋትና
ሓብሩና ንገሩና በጃኩም
ዝሓለፈ፡
ኣሕዋትና ኣቦታትናን ዛሕለፍዋ መሪር ቃልስን ጽንዓትን
🇪🇷❤🇪🇷❤
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብሪ ን ጀጋኑና ዘልኣለማዊ ዝክሪ ን ሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
ዲንቂ ስራሕ ኣቤት ጅግንነት
anes eritrawit mukaney enashae yhben kbrn mogosn nsemeatatna wetru awet nhafash::
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
ክበረን መጐስን ን ስውኣትና ❤
Eritrawi Kbur Mennet
Merhaba. Senayet fretsa.maki.anķa.rakie metkel.hayal❤🎉
👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea for ever❤♥️🇪🇷🇪🇷🌺🫶🌹🌿
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🌹💐
እንቃዕ ኣይተሰወአት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዓሽ ያሆ🇪🇷👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑🇪🇷🇪🇷👑👑🇪🇷✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊👑👑👑
❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
👋👋👋👋👋👋👋👋👋
🇪🇷💕👏🐅
Bhaqi jigna senu ambaye mtabiteyn megadilteyn
❤🇪🇷🎉🖐️🇪🇷💪😘🎉
Efrem hawey ❤❤❤thank you. please ayteqaruxuwo ❤❤
Msgana ybxahkum
1, Yonas
2, Efrem
3, Yonas
Aziye eye zimseth beti teqrbulna tarik ❤❤❤❤❤❤❤
Hi how are you doing today my family and good luck and good night to you 🙏
WoW senu jegna
Q❤❤❤❤❤❤
Entay emo jegnu zemxiwo anaxu hizomo endenmo shefitom
Senayt jgna fed zbl zanta
ጀጋኑና ሕነ ፈዲዮም ንናጽነት ዘጎናጸፉና ኣብ ወጻኢ እናነበሩ መትከሎም ዘይቀየሩ መንዩ ዝፈልጦም!
ሕነ ሕነወ ነቲ ጨካን ገዛኢ ነቲ ዘጋታትና ብዘስካኽሕ ኣብ ቤት ማእሰርትታት ዘሳቀየ፡
ነቶም ኣብ ዓድታቶም ኣብ ሰላም ዝሰፈኖ እንከለዉ ሃንደበት ብኣድራጋ ጠያይቲን ብጭካነ ምስ ቤቶም ዝጨፍለቀ፡ ሕነ ንምፍዳይ ከካብ ገዞም ወጺኦም ሕነ ፈድዮም ናጽነት ዘጓነጸፉና ከም ተጋዳሊት ጂግና ሰናይት እምባየ ኣባይ ንኹሎም ጀጋኑና ክብሪን መጎስን ይብጸሓዮም
ሰዉእ ኣቦይ እምባየ ኣባይ
ስዉእ ኣቦይ ጎይተኦም ኣባይ ቕሰኑ ጅግና ተጋዳሊት ሰናይት እምባየ ምስ ኣሕዋታ ጀጋኑ ተጋደልቲ ነታ ባባ ኣጆካ ምስ ዓበኹ ሕነ ክፈዴልካ እየ ዝበልትኩም ብግብሪ ሕነ ፈዲያ እያሞ ቕሰኑ፡
ኢፍረም ግደ በቲ ከይተሓለልካ ታሪኽ ጀጋኑና ፈቲሽካ ንክንፈልጥ ትገብሮ ዘሎኻ ጻዕሪ ነመስግን፡ ንኽትቅጽሎ ድማ ነተባብዕ፡
ንልዑል ብቕዓት ኣንባቢት ድማ ነመስግንን ነድንቅን፡
ልዑል ምስጋና ንምሕረታብ ኪዳነ (ኣክላ)
ልዑል ክብሪ ንፈዳይት ሕነ ተራኺት ጂግና ተጋዳሊት ሰናይት እምባየ ኣባይ፡
ክብርን ሞጎስን ነቲ ስጋብ እዛ ደቂቅ ኣብ ተጠንቀቅ ዝርከብ ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ
ንኽቡርን ተባዕን ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዕድመን ጥዕናን፡
ዘልለማዊ ዝኽርን ሞጎስን ንሰማእታትና
መሓሪ ወዲ ጊለ
ጀርመን
ዓወት ንሓፋሽ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከም ከድርምካ ኤፊ ሓውናን አታ ንፍዕቲ ኣንባቢትን ነመስግነኩም 🙏🏼
ሓንቲ ክትከዉን ዝነበራ ትረኻ ብዛዕባ ሰናይት ህሉው ኩነታት?
Merhaba Merhaba Merhaba.
መን አሙ ከም ኤርትራዊት ቀጽልዎ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዩ Thank you ኻኣ ንብለኩም
Shaebiya hatewu qetewu nay hasot tarikh
Serahit Tarikh Senait Terakhit wen senait bitaemi mesaty Tarikh gedlawe kalsinan Tarikh Tsenatin Habon Tewefainetin bitsaynetin Haliyotin biabiau khea Koratsenetin Tibatin temahirna alena.
nay terakhit teran anabeban kea sehabn mesatin neru.
ab mewedaeta gina Senait ab kemey kunetat ala hijis ab teltel dela guday koyna tesemiatny.
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
ንኣቶ ኣደም ዑስማን ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ። ኣቶ ኣደም ዑስማን ስለምንታይ ንመንግስትና ራሕሪሑ ኣብ ኣውሮጳ ከዲዑ፧