Abraham Alem (Abi) - Ageb Beluley (ዓገብ በሉለይ) | New Eritrean Music 2020 (Official Music Video)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 967

  • @hrmetentertainment
    @hrmetentertainment  4 роки тому +221

    Lets share this song to support our great artist yehwat! 🇪🇷🙏❤️

    • @rahielgebrendrias8012
      @rahielgebrendrias8012 4 роки тому +10

      Ya okk

    • @bobamantv7709
      @bobamantv7709 4 роки тому +2

      Amazing song 🤴

    • @evunice274
      @evunice274 4 роки тому +5

      ግድን እምበር

    • @semhargirmay7895
      @semhargirmay7895 4 роки тому +3

      Abi shikor good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘😍

    • @MrEphily
      @MrEphily 4 роки тому +1

      Hrmet entertainment does abi get paid viewers related or is it you who will get more money more viewers

  • @emakifle7975
    @emakifle7975 4 роки тому +767

    ሎሜ ብጣዕሚ'የ ተሓጉሰ ዘለኹ ድሕሪ 8 ዓመት ምስታ ዝፈቲዎ ወላድት ተራኺበ ብር ተበልኩስ ሕልሚ💔😢ምስታ ትፈቲዎ ወላድት የራኽብኩም ስደትና የሕጽሮ፡ ኣሜን ❤️

  • @ArsemaKidanemeriam
    @ArsemaKidanemeriam 9 місяців тому +47

    Stil listening in 2024❤❤

  • @Zeben-fp7uq9gp5j
    @Zeben-fp7uq9gp5j 4 роки тому +543

    🕇እቶም ኣድነቅቲ ኣቢ ኣለኩም❤ ዶ👇
    like👈❤

    • @blackarrow1924
      @blackarrow1924 4 роки тому +3

      Alena

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому +4

      Alena 👍🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🐅🐅🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому +3

      Abi tsiaumi dimitsi 👍🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🕯

    • @yosanalem4318
      @yosanalem4318 4 роки тому +3

      Alena😜

    • @ቻነልፍልጠት
      @ቻነልፍልጠት 4 роки тому +1

      ደቂ ኤረይ ኣብዛ Link
      ኣቲኩም #Subscribe ክትገብሩ ብትሕትና ይሓትትua-cam.com/video/UnyIbuvNhj4/v-deo.html

  • @xbahmstirya8450
    @xbahmstirya8450 4 роки тому +267

    ጽቡቕ ስራሕ ኣቢ ኬፍ ኣለዋ ህዱእ ዜማ ንኽትሰምዓ ተጨንቕ ኣይኮነትን❤❤❤ 👈
    ምሳይ ዝሰማማዕ እንተሎ ......

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому

      Ane 👍🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🌟🇪🇷

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому

      👍🐪🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐅🐅🐅🐅🐪🌟🇪🇷👍🐪🌟🇪🇷🐪

    • @merhawitfanuel7794
      @merhawitfanuel7794 4 роки тому

      TRUE💯

    • @abelbeyene8278
      @abelbeyene8278 4 роки тому

      Ane

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @ውሉፍአየብኮመንት
    @ውሉፍአየብኮመንት 4 роки тому +38

    Kemzi kemay giru n abi zeftewo entelo esk like yegber💔❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎶🎤🎶

  • @merihwedishishy4848
    @merihwedishishy4848 4 роки тому +139

    ኣቢተይይ ክዝክረካ ቀንየ እንታይ ዳኣ ጠፊኡና ክብል ቀንየ ዕድሜኻ ነዊሕ እዩ ክንደይ ኮን ትኾኑ ከምዚ ከማይ ዝፈትዎ like ገርኩም እስኪ ኣሸይፉኒ

    • @nazretgirmay7481
      @nazretgirmay7481 4 роки тому

      Rilly

    • @yemedhanialemlij9744
      @yemedhanialemlij9744 4 роки тому

      @@nazretgirmay7481 *Really *

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @robeltesfahuney684
    @robeltesfahuney684 4 роки тому +128

    በሉለየ ዓገብ በሉለየ
    ጌጋ በሉለየ
    ሓንቲ ንሳ እንከላ ዝብላ ኣካለየ
    ትቕየረኒላ ከምዚ ዋዛ ዋዛ
    ከም ቀደሙ የለን ሕማቕ ኣሎ ወዛ
    ንዑ እባ ንውንው ኣቡሉኒ
    ናብ ንቡር ክመልሳ
    ንሳ እሞ እንዲዒ ከም ገለ ትንድር መሊሳ
    ማንታ ልበየ
    መልሕቕ ውሽጠየ
    ኣነ ብዘይንሳ ባዶ እንዳኣለየ
    ባዶ ባዶ ባዶ ባዶ
    ክትደፍነኒ ደልያ ኣብቲ ጎዳጉዳ
    ኣንታ መንከ ይኸዊን ጥልመት ዘላመዳ
    ልበይ ብንጽሁ ካብ ሓቂ ሃዲማ
    ትጥምተኒ ኣላ ከምዛ በዓል ደማ
    ኣይግዲን በሉለይ የላን ከም ቀደማ
    ሓቂ ከይትሰምዕ እንዳሰምዐት ጸሚማ
    ምስ መዓት ወጽዓይ
    ምስ ገበታ ፍቕረይ
    ኣታ ንመን እያ ኣሚና
    ዘቃለለቶ ክብረይ
    ወላ እካ ንይምሰል ገለ ኢላ ከይተመኽኒ
    ኣብ ሓቂ እሞ ነኣዓይ
    ከመይ ኢላ ክትገጥመኒ
    ከመይ ኢላ ክትስዕረኒ
    ---------------------
    ህዋሰይ ኣንዳልክዋ ሂወት ዘልኣለመይ
    ትንፋስ እንዳ ሃብክዋ ትቐትለኒ ከመይ
    ናይ መን ኮን ይኸዊን ካበይ ዩ መጺዋ
    ኣታ ካበዩ ካበይ
    መጺመ ዘይፈትዎ ባህሪ ተርእየኒላ
    ሕማቕ ኣላ ሰበይ ሰብ ጌራ ላ
    ከይዳ በሉ ትኸደኒ ላ
    ንዑባታ ተገፈዑለይ በሉለይ
    ተጠሊዓ ትኸደኒላ ከም ድላያ ከም ዘይኮንኩላ
    ኣታ ናበይ ያ ናበይ ይየ ሒዛ ዛልበይ
    ቀቲላ ፍቕሪ ቀቲላ
    ቀቲላ ሓቂ ቀቲላ
    እዛ ፍቕረይ ናበይ ደኣላ
    ትነፍጽ ካብ ሰፈራ

    • @ንበርኣይፍራሕፈትንጥራሕ
      @ንበርኣይፍራሕፈትንጥራሕ 4 роки тому +1

      Great

    • @tekle7764
      @tekle7764 4 роки тому

      Good l like this song tnx more

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому +1

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

    • @samrawitabraha6709
      @samrawitabraha6709 2 роки тому

      Anbesa

    • @JhuiJkl
      @JhuiJkl 2 місяці тому

      😊

  • @sabaafowerki6168
    @sabaafowerki6168 4 роки тому +113

    Wow abi nay hmamey ነዛ coment ተንበባ ዘለካ/ኪ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ብሩክ መዓልቲ።

    • @debramahari947
      @debramahari947 4 роки тому +1

      Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏❤️❤️❤️❤️

    • @luwamabreham2625
      @luwamabreham2625 4 роки тому +1

      Amen

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому

      Amen Amen Amen 👍🌟🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪👍🇪🇷🌟🇪🇷🐪

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому

      👍🌟🇪🇷🐪🐪🇪🇷🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐅🐅🐅🐅🌟🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷🐪

    • @semere8059
      @semere8059 4 роки тому +1

      ♥️

  • @Akey_love
    @Akey_love 4 роки тому +9

    ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክርእይ እንከለኹ በቃ ደስታ ይወረኒ ዓዕሚቐ'የ ውን ዝምሰዖን፡ዘስተባህለሉን ምኽንያቱ ብእዝነይ ጥዑም ስለ ዘስተማቅር ብዓይነይ ውን ብዙሕ ስለ ዝስእል ብዝኾነ ኣቢ ሓወይ ጽቡቅ ሰራሕ ኣይትጥፍኣና ኢኻ።

  • @dalmarkiikoofficiallchanne5883
    @dalmarkiikoofficiallchanne5883 4 роки тому +36

    Ilove it best song I always watch Eritrea 🇪🇷 music coz i love ❤️ Eritrea 🇪🇷 people but Iam not Eritrea 🇪🇷 >>>>> Iam from somalia 🇸🇴 East Africa

    • @eriboy9694
      @eriboy9694 4 роки тому +2

      @Dalmar Kiiko Officiall channel we Love you too brother 🇸🇴♥️🇪🇷
      We also Love somalia our brothers and sister's 🇸🇴🇸🇴🇸🇴♥️♥️♥️

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @harunasalifu5877
    @harunasalifu5877 3 роки тому +18

    I am from Niger 🇳🇪💔💖 i love eritrean pepol 🇪🇷🇪🇷🇳🇪💔💔🇪🇷🇪🇷

  • @A6i7i
    @A6i7i 4 роки тому +7

    ኣቢተይ ኣቢተይ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ be strong abi hero 💪🇪🇷💖

  • @DestaFish98
    @DestaFish98 4 роки тому +13

    *ትቕየረኒ'ላ-ከም-ብ-ዋዛ-ዋዛ-ከም- ቀደሙ-የለን-ሕማቕ-ኣሎ-ወዛ* !!!!
    i love you soso much my best፥
    je t'ame fort mon frere።
    ኣብ ልበይ ሰፈርካ ኣቢ ናተይይይይ!!

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀🤡
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @sabaalgi55
    @sabaalgi55 4 роки тому +5

    ኣቢ ንኡስ ወሎዶ ንፊዕ ዝድነቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ ወዲ ኤሬይ 🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🌹💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @Meron194
    @Meron194 4 роки тому +16

    Wow!! Tsebuk tergom zelwa derfi!! Thank you Abitey you’re a legend! ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️

  • @ያምባሰሏማርነኝ
    @ያምባሰሏማርነኝ 4 роки тому +63

    ኤርትረወች ሰወዳችሁ እኔ ኢትዮጵያ ነኝ

    • @samueltesema1996
      @samueltesema1996 4 роки тому

      የት ነው ኢትዮጵያ ሚባል ሰሚቸህ ኣላቅም

    • @abelabrha9893
      @abelabrha9893 4 роки тому +2

      Ata hawey tsebuk zaytzateb ethiopia tefeka gage

    • @SEARE.
      @SEARE. 4 роки тому +3

      Thank you 🇪🇷🇪🇹

    • @ያምባሰሏማርነኝ
      @ያምባሰሏማርነኝ 4 роки тому +2

      @@samueltesema1996 እሰካሁን ሰላላወቅሻት አዝናለሁ አሁንም አረፈደም እወቄት

    • @jonimssawagodfirst8700
      @jonimssawagodfirst8700 4 роки тому +2

      Thanks ❤🇪🇷❤🇪🇹👍

  • @alemhagos3094
    @alemhagos3094 4 роки тому +9

    ናይ በሓቂ ትርጉም ዘለዎ ደርፊ ፡ ኣቢቹ ኣብ ኣስመራ የራኽበና ።

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀🤡
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @qchinberaki3847
    @qchinberaki3847 4 роки тому +3

    ኣብራሃም ኣቢ ጽቡቅ ልውህነት ከምቲ ትደርፎ ኩሉ ደርፍታትካ ኮንካ ኢኻ ትስማዓኒ
    ከምተን ናይ ቀደም ደርፍታትካ ግን ፍኹስ ኢላትኒ ።
    ዳሪክተር ጽቡቅ ፈጠራ !
    ትከደኒ ኣላ በቅሊ ወጢጣ
    ልጋም ምስ ደርበየት ዝተሰማዒ
    ስሚዕት ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ፈጠራ!

  • @meeraali1039
    @meeraali1039 4 роки тому +15

    ዘረኛ አይደለውም አገሬን እወዳታለሁ ሕዝቦቿንም ውድድድድድድድድ በያላቹበት ሰላማቹ ይብዛላችሁ 💚💛❤️

    • @negasi2123
      @negasi2123 4 роки тому +1

      እሺ ዘረኛ ባለመሆንሽ ደስ ይላል ( እሄ ዘፈን ግን ዩኢትዮጲያ ኣደለም የኤርትራ ነው 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @meeraali1039
      @meeraali1039 4 роки тому +2

      @@negasi2123 ያው ነው ኢትዮጵያ ማለት ኤርትራ ኤርትራ ማለት እናንተንም ውድድድድድድድ

    • @negasi2123
      @negasi2123 4 роки тому +1

      @@meeraali1039🇪🇷+🇪🇹=2 ኣንድ ኣደለንም ሁለት ኣገር ነን በፍቅር እንደጎረቤት ልንኖር ግን ደስ ነው የሚለኝ ❤️🇪🇷❤️🇪🇹❤️

    • @wedimeryet5715
      @wedimeryet5715 2 роки тому

      Yene marrr🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
    @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 4 роки тому +25

    እዛ ደርፊ ዓቢ መልእኽቲ ኣለዋ ነስተማቅራ እሰከ ደቂ ኤረይ

    • @biremb5539
      @biremb5539 4 роки тому

      Nezredo terah eyu

    • @salehmohamednur7756
      @salehmohamednur7756 4 роки тому

      Eey bhakey derfiey u 👍🇪🇷

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @ilovyoumom1185
    @ilovyoumom1185 4 роки тому +14

    ዎውውጽቡቅ ስራሕ ኣቢ ዓይነይ ነዛ ኮመንት ተቢብ ዘልካ ስደትካ ይሕጽረልኩም ምስ ስድራና ንትሓቃኮፍ ይግብረልና

  • @kclown8910
    @kclown8910 2 роки тому +9

    2022. still can't get enough of this song . Abi .... gerbrihiwet xahaye proud of you and every one contributed on this song

  • @dan_nhatty
    @dan_nhatty Рік тому +14

    Still listening 2023❤🎉🎉🎉🎉

  • @weditkaboumodieley6291
    @weditkaboumodieley6291 4 роки тому +4

    Wowwwwww abitey wdieti srah qexlo kea ajoka habibi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🎈🤙✋✌❤❤❤🇪🇷❤

  • @RobelMehari-uv1if
    @RobelMehari-uv1if 10 місяців тому +3

    ክንዮ ብእዝነይ ብልበይ ዘስተማቀርኩዋ እሞ ዓቢ መልእክቲ ዝረኩላ ደርፊ ቀጺል ከም ዘለካዮ ኣቢ ።

  • @lovepeace9316
    @lovepeace9316 4 роки тому +15

    Abiye welcome back for the first time kedamey comment xhife entn ka gberulna♥️♥️

  • @yelenperfection5082
    @yelenperfection5082 4 роки тому +11

    እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ዓይኒ ዘለዎ ይርአ ይብል መጽሓፍ ቅዱስ፡፡ እዛ ስራሕ ቀላል ደርፊ ኣይኮነትን ብዙሕ ዝረአን ዝስማዕን ኣለዋ፡ ኩሉ እቲ መልእኽቲ ነስተውዕለሉ።

  • @freweynighebremeskel2219
    @freweynighebremeskel2219 4 роки тому +14

    ናይ ኣብርሃም ደርፍታት ህዱእን ልእሙን ክተስምዖ ደስ ዘብል እንተ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ዝወጽእ ዘሎ ደርፍታት እሞ ጫውጫውታ ትሕዝቶ ግጥሚ ዘይብሉ ከበሮ እዝኒ ጥራይ ዝቀድድ

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @starking7144
    @starking7144 4 роки тому +3

    Abi hawey naybehaki slow and teaching song fkri ketila bravo 👏 kexlo nice voice as always men like aytewhdu deki Eritrea 🇪🇷

  • @ኤርትራዊእዩስመይ
    @ኤርትራዊእዩስመይ 4 роки тому +7

    ኣብሪሂሞ ሽኮር ገለ ዓይነት ናይ ሕማመይ ከም ከመይ ዲኻ ወዲ ኤረይ መቀረት💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому

      Haki bahaki 👍🌟🇪🇷🐪🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🌟🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому

      👍🌟🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🐪🇪🇷🌟

  • @yayeshbrhane1516
    @yayeshbrhane1516 4 роки тому +4

    ቃትላ ፍቅር ቃትላ ቃትላ ሐቂ ቃትላ ዛፍቅርይ ናብይ ዳአ ኢላ ዓገብ ብለው ኬፍ አለው ደስ ባሃሊ ቀፅለል ሐወይ ኩሉ 100%

    • @sdetentertainment5179
      @sdetentertainment5179 4 роки тому

      Eway xhfet moytatka

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀🤡
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 4 роки тому +174

    *ኣታ ላይክ ሃቡኒ ኣፍቃሪተይ ሓሪሳ*

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ፈ7ቈ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ፈ7ቈ 4 роки тому +3

    ኣቢ ሽኮር እዛ ጎድነይ ትብል ደርፍካ ምምናው ሲኢነያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanokbay1679
    @amanokbay1679 4 роки тому +1

    ኩሉ ግዜ ከም ልበይ እንዲካ ንስካ ድኣ ጽሩይ ግጥሚ ዜማ ዳ"ሰተማቀርኩ ጽብቕ ስራሕ ኣብ ስራሕካ ድማ ዕድመን ጥዕናን ዓወተን ቅሳነትን ኣቢተይ

  • @YouTubeSpot911
    @YouTubeSpot911 4 роки тому +56

    Like this song 🇨🇴

    • @alt4440
      @alt4440 4 роки тому +1

      Cr7 also Colombia 🇨🇴 2014 on 🔥 🔥🔥⚽️

    • @fthawigebrhane303
      @fthawigebrhane303 4 роки тому

      @@alt4440
      P

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @tomascruise6455
    @tomascruise6455 4 роки тому +2

    Btaemi xbuk srah Abi hawey.Ab resi formaka kea kwskelka Akalwi mnkskas Ab snetebebawyan hagerna Aytelemnden emo. Jemirka mereaya ktkonom ymhxeneka plas Ab stag conference khlwekum mentan beabieu kea forma ❤❤❤

  • @ksanetgualgolij
    @ksanetgualgolij 4 роки тому +44

    Abraham malet kulu gzie blutsat srah ms akrebe.

    • @yonasadhanom9127
      @yonasadhanom9127 4 роки тому +1

      Welcome

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @ሕቡንብኤርትራውነቱ
    @ሕቡንብኤርትራውነቱ 4 роки тому +9

    እዛ ደርፊ ነዓይ ኢሉ ዝደረፋ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ብሓቒ, ን 3 ዓመት ፍቕርን ገለን ዝመሃርኩዋ ቖልዓ ሕጂ ተሰልቢጥትኒ ኣላ የዓኽ።
    ኣቢቲ ሽኮር we love you so much bro

    • @makdanatan1179
      @makdanatan1179 4 роки тому

      Hawey anewn abhazen fkri eye zeleku teslbtni

  • @simontekie5675
    @simontekie5675 3 роки тому +7

    Best Eritrean music of 2020 .... 🥺🥺🥺 Love it so much...

  • @aman6148
    @aman6148 4 роки тому +2

    Well come deqi eri shkor 🇪🇷♥️😍💖🥳❤️🥰💚💛 Amlak beayni mhertu ytemetna Amen Amen Amen

  • @eluelex3424
    @eluelex3424 4 роки тому +6

    ኣቢ ዓይነይ ፋትውትው ንዓኻ ሲ❤❤Good job💪💪💪

  • @salihali9482
    @salihali9482 4 роки тому +3

    Ebu kulu gezye bulutse serah eyu nahteka 😍😍🇪🇷

  • @falafala8442
    @falafala8442 4 роки тому +3

    Abi 👉❤👈🎤 wudue znead srah👏👏👏 mls mls belena ttefana aleka so super

  • @ማኩማኩ-ሸ8ፐ
    @ማኩማኩ-ሸ8ፐ 4 роки тому +31

    "ብሽም ኣብርሃብ like ሃቡና'ባ!!!

    • @robelfkadu322
      @robelfkadu322 4 роки тому

      ክኽክክክ ለማኒ

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @ghebriel932
    @ghebriel932 4 роки тому +25

    ኣነ እንድዒ ካብቲ ገጹ ኢየ ትሕትና ጠባዩ ደስ ዚብል፡ወዲ ። ብጣዕሚ አዩ ብሉጽ ወላ ናቱ ዜማ ብጣዕሚ እዩ ጥዑም ን ሰምሃር ዮሃንስ ንሱ እዩ ዝበዝሐ ሂብዋ ግን ነበሱ ካብ ሰብ ግጥምን ዜማን ምውሳድ እዩ ዝደሊ። ኣብራሃመይ ኣጆካ ኩሉ ሰሰናዪ ንዓካ።
    ግጥሚ፥ ገሬ
    ዜማ፥ ኣቢ&ወዲ ናዙ
    ዳይረክተር ፥ ዳንኤል ጠዓም #ብሉጽ
    ካሜራ፥ኣቤል T// #ብሉጽ
    ኤዲትን፥መለይ #ብሉጽ
    COMPOSER፥ ቤንሁር ፍሰሃ #ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ። ቤኒ ብሉጽ እዩ ስራሕካ ግን እቲ ምውህሃድ ሙዚቃ ቁሩብ ምስ ናይ ካልኦት ደርፍቲ ይመሳሰል ቁሩብ እምበር ብጣዕሚብልጽቲ

    • @onelove689
      @onelove689 4 роки тому +2

      Editing si buzuh aysehabenn dani nfue eyu ab editing abzia buzuh ayenxebarqon neti abi zblo zelo lyrics(gtmi)

    • @ghebriel932
      @ghebriel932 4 роки тому

      ምስቲ ዛንታ ክከይድ ኔርዎ ሓቅኻ

    • @onedey2249
      @onedey2249 4 роки тому

      @@ghebriel932 nice comment 👍

    • @yohanagoitom2534
      @yohanagoitom2534 4 роки тому +1

      Bitaemi eyu tihtna zelewo kab kedem eye zifelto misay eyu zimehar neru deninu eyu zikeyd kiznit meat eyu kea neru akededanau kab binashtiau abi shikor wedi kilasey 🥰😍

    • @ghebriel932
      @ghebriel932 4 роки тому

      @@onedey2249 thanks habibi

  • @simoncr.787
    @simoncr.787 4 роки тому +2

    Kabzom Nay hji zelwu weldo bklntneu zbltse Dmxawi👏👏👏💥🇪🇷

  • @mulieentertainment2571
    @mulieentertainment2571 4 роки тому +3

    ዋውውው ናይ ብሓቂ ኣቢተይ ደስ ትብል ደርፊ ዓርከይ መዓረይ ግን ትድንጉየና ኣለኻ ኣቢ

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 4 роки тому +2

    Welcome Abi shikor xibuk serha wedi Eri ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ዘዝመጸጻናባይይመጻ
    @ዘዝመጸጻናባይይመጻ 4 роки тому +1

    ኣቢ ሓወይ ናይ ብሓቂ ደስ እተብል ደርፊ"ያ ንዓይ ዝደረፍካለይ ኰይኑ ይስምዓኒ ኣሎ ሓላለይ!"

  • @igstory3001
    @igstory3001 4 роки тому +8

    ኣድነቅቲ ኣቢ ኣስሊ #like ስከ ግጨውኒ

  • @eritreanforeritreanonly9224
    @eritreanforeritreanonly9224 4 роки тому +1

    Wow deqi erey halalat kesema keleku seq ele yehegos aleku nay lebey zehasbo zeneberku beabi sele zerekebkewo abi wetru awet abe serh our hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @angsetearaya8705
    @angsetearaya8705 4 роки тому +12

    You are a great musician, handsome to look at, and a fabulous voice🥰🥰 I am falling in love with you🥂🌞

  • @ilovemylife1929
    @ilovemylife1929 4 роки тому +1

    Abiy bro kabaka zxibeyo eyu ata wudue menasey i wish you all the best for your life my dear Brother 👌👌✌

  • @agosmayshishay9940
    @agosmayshishay9940 4 роки тому +3

    Kulkum xbuk serah kua tebalku daniel teame xbuk direct hibri clip kone melikty bhaki abi tesfue gere wedi nazu benu aytezhaluna kelay zekone tebabe u zelna zay wedae tebabe alena ayatatna da zekrna nenbr tetmu ✌✌✌

  • @lunarussom8758
    @lunarussom8758 4 роки тому +3

    Abitey nifiu tiemti derfi ajoka qexilo habibi🍓🤩

  • @farsmissgna8486
    @farsmissgna8486 2 роки тому +4

    My name is fars from sudan i really enjoy listening to ur songs abi ❤💯

  • @leafpooltheplant1266
    @leafpooltheplant1266 4 роки тому +4

    I was waiting your song welcome kokob 😘😘😘😍😍🇪🇷I love abi he is my best hwetey beka teheteniu action 100%getemi 100%zema 100%demxi.welhanti zederbe derfi yeblkan

  • @selammengs3777
    @selammengs3777 4 роки тому +1

    Abiye marr memahiriti love you my boy keep up going 💋💋💋💋🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @loveeri1845
    @loveeri1845 4 роки тому +3

    Abi nay wushtey eka abi 1000000 like habuley

  • @bmabma6230
    @bmabma6230 4 роки тому +2

    Welcome Abi wenani tium dmxi ezi wedi da dehan diu hasisni kbil kenye 🇪🇷❣

  • @merates2931
    @merates2931 4 роки тому +3

    good job guys❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hisa3439
    @hisa3439 4 роки тому +1

    Sesenayu neaka Abi hawey! Aser beal wedi tukabo hizka eka! Well done Brother ❤️🇪🇷

  • @deve5391
    @deve5391 3 роки тому +6

    The best music 2020
    👇

  • @awetbeletse7025
    @awetbeletse7025 4 роки тому +1

    Ata ezi wedi ezis (Abi) Maletey eye kulu gzie kohuguseni kinebr beka 😎😍😍

  • @samihiwetabisidet8445
    @samihiwetabisidet8445 4 роки тому +3

    Abitey netey kulu bulux sirah eyu natika 🙏💪

  • @abionelove
    @abionelove 4 роки тому +2

    Abi natey kemey dika hrmet Lbey tifelta 🤘🏻❤️❤️❤️

  • @zizuweldu9672
    @zizuweldu9672 4 роки тому +4

    Abrihimo shekor I’m proud of u ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀🤡
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @bekomohamed1356
    @bekomohamed1356 4 роки тому +4

    Greetings to the Eritrean people, I am from Sudan

  • @efifi7604
    @efifi7604 4 роки тому +6

    ኣቢትይ ናይ ብይነይ 💎 ሁዱእ ህርመት ♥🎶🎼

  • @ሳይሞንበየነ
    @ሳይሞንበየነ 4 роки тому +12

    ኣቢ ኩሉ ደርፍታትካ ብልክዕ ኣብ ነብሲ ወከፍ ቦታ ዝኣቱ'ዩ! ቀጽሎ bro.
    ቀቲላ ፍቕሪ ቀቲላ
    ቀቲላ ሓቂ ቀቲላ

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀🤡
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

    • @hisa3439
      @hisa3439 4 роки тому

      Bitaemi! Nizestewel buzuh melekti eyu zelewa 👍🏾

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 3 роки тому

      ነይብሓቂ ፍቅር ቀቲል ዓበይ መለኽት ኣለዊ

  • @Ermiassegay
    @Ermiassegay 2 роки тому +3

    Good taste of music 🎶 🎵 Abi keep the Good work 👏 🙌 from Sudan .

  • @ኖህወዲሻዕቢያ
    @ኖህወዲሻዕቢያ Рік тому

    🇪🇷💪💯Abi hawey bulux arkey kulu gize bulux sirah akoriekani keep it ma bro I wish u all the and one day nirakeb yigiberena fetari💯💪🇪🇷

  • @samritube2311
    @samritube2311 4 роки тому +3

    Welcome abi xebuq serah adniqna Ena ❤️🇪🇷

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 4 роки тому +1

    ኣቢ እንቋዕ ብሰላም መጻእካና
    ዝሑል ደርፊ ምስ ደስ ዝብል ዜማ
    ሕርመት ሙዚቃ እውን ንምስማዕ ዝዕድም
    ኬፍ ኣለካ ወዲ ኤረይ

  • @yosanalem4318
    @yosanalem4318 4 роки тому +4

    Abey btami tamti derfi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎵🎶🤗🤩

    • @yohannesadeba9315
      @yohannesadeba9315 4 роки тому

      ❤ ሓፍትኩም ኣብ ስደት ፍራንክፈርት እየ ዘለኹ ሸዊት ይበሃል ኣሕዋተይ ንዓይ ሓፍትኩም እባ ኣተባብዑኒ subscrbe ንቁምነገር ክልምነኩም መዘናግዒ ቪድዮ ኣለኒ!!!ናብ ደቂ ዓደይክምለስ ጸሎት ግበሩለይ""👇👇👇👇😀🤡
      👇👉👉 ua-cam.com/video/Y6EFwGRhpto/v-deo.html

  • @filientertainment1639
    @filientertainment1639 4 роки тому +2

    Abitey enkae beslam mexaka like Eske habuley deki eriteyy halalate fekrin seniten yehabkum fetari burukate yehwatey❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 4 роки тому +5

    This artist is a full package.

  • @wedikebarikbreab6982
    @wedikebarikbreab6982 4 роки тому +1

    Wellcome abi kabtom nmkuhelom dmxawyan hagerna🇪🇷❤🇪🇷👑❤🇪🇷

  • @Pac-yf1op
    @Pac-yf1op 4 роки тому +3

    blux srah ((Abi))❤❤🎤🎤🎶🎶😘😘😘🙊🙊🙊🙊

  • @wilized8584
    @wilized8584 4 роки тому +1

    ተረዲእካ ኣለኹ ንመን ክም ዝደረፍካያ ኣብሪሂሞ ኣጞኻ ኣምላኽ ኣይስዳን እባ ይኽዉን ወገነይ

  • @samtse2925
    @samtse2925 4 роки тому +4

    This song is for my people and for my country.👂👂Even in the country they need help they say help if you understand them😊👂😘best Abi

  • @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም

    ኣቢተይ ናተይ እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ደስ ዝብል ስራሕ

  • @wudue5206
    @wudue5206 2 роки тому +5

    You are the best 👌 👍 😍 🥰

  • @abrahamjohannes4408
    @abrahamjohannes4408 4 роки тому +1

    Welcome wedi Eriy xada 🎸🎸🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🎺👍👍👍👍

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому

      🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌟🐫🌟🐫🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 роки тому

      🌻🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🌟🌻🌟🐫🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🐫🐫🇪🇷🇪🇷🍀☘🌿🌿🌿🌿🍀🍀🌿🌿🌿

  • @aidawaldamlak7530
    @aidawaldamlak7530 4 роки тому +5

    Nice song ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yafetkbrom520
    @yafetkbrom520 Рік тому +2

    Men alo kemzi kemay ksab hji zsemeA hulufey 💔kulu azekiratni❤

  • @selampetros7224
    @selampetros7224 4 роки тому +3

    I love u abi shkor😘😘 very nice song I can't stop listening 😍😍

  • @saronmichael9951
    @saronmichael9951 4 роки тому +2

    Aseyyy abi good job 👏 😍😍❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meleymeley4524
    @meleymeley4524 4 роки тому +10

    ኣቱም ሰባት እንታይ ኢና ንከዉን ዘለና like ዝልምን እምበር ሪኢቶ ዝጽሕፍ ተሳኢኑ ኤቨ!

  • @layydaemberto3851
    @layydaemberto3851 4 роки тому +2

    Tsebuk serah betaemi.
    Getmi and zema 100%
    clip wen kemu,
    albasat nay abi kemu ewen te'wasaeit mist ti tetekimkumlu zelekum enviroment/ setting zetehanafetse melekti zehelef koinu rekibeyo! overall great job well done.

  • @amuriii0298
    @amuriii0298 Місяць тому +3

    2024 zesma alo do Wesy beynay eya ❤❤

  • @kirubelsurafel2300
    @kirubelsurafel2300 4 роки тому +2

    Good job Abrish, more than any thing ur patience and politeness are shown in your face.

  • @lelagebre2309
    @lelagebre2309 4 роки тому +5

    Abi Jigna wedi Hager ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሄሪወዲኤሪ
    @ሄሪወዲኤሪ 4 роки тому +2

    ኣቢ ጥዕምቲ ደርፊ ይበል ኣይትጥፋኣና

  • @sinusis4121
    @sinusis4121 Рік тому +3

    5/6/2023 abitey jigina❤️❤️🥰🥰🥰👑👑❤️✌️✌️

  • @wediashmelash
    @wediashmelash 4 роки тому +2

    Geriye getsamay Btsami adnike zey xegbo eyu Bravo 👏💯👌

  • @Hayat-ve7hh
    @Hayat-ve7hh 4 роки тому +2

    አነ ናይ ኤሪትራ ሙዚቃ ብጣዓሚ እየ ደሰታ ዝህበኒ

  • @weldeabgebremariam8138
    @weldeabgebremariam8138 4 роки тому +2

    Welcome abityy nice song bro 😍🥰😘🥰🤣🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷💓🤩💓💯

  • @selamselam403
    @selamselam403 4 роки тому +5

    In love with the song❤️🔥🔥 I’m 🇪🇹