🔵ሙቾተይ ንፍላለይ ኢለያ መጨረሽትኡ ግን ኣሕዚናትኒ 🥹

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,4 тис.

  • @adu_blue
    @adu_blue  Місяць тому +152

    ሙቾተይ ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ 🥹💙

  • @ERENA-v6r
    @ERENA-v6r Місяць тому +34

    ብጣዕሚ ጻዕዳ ኢዩ ልባ ዋላ ንካልእ ግዜ ውን ከይትብድላ ሓደራኻ ካብዚኣ ትበልጽ ኣይትረክብን ኢኻ ብሓቂ ኣነ ሞ ፈቴያ ክሞውት ምቅርቲ ቆልዓ ዕድመ ይሃብኪ ፈጣሪ

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому +2

      🙏🥰

    • @SmaamA-t1h
      @SmaamA-t1h Місяць тому

      አሜን ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg Місяць тому +126

    ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ❤❤❤😢😢ሰጦታ ሃባ Aduye❤❤❤❤

  • @SabiyaDazc
    @SabiyaDazc Місяць тому +55

    እረ ብጣዕሚ እያ ትዕግስተኛ ኣነ ምኾንኩ ከቃብፀካ ነይረ እየ ኣለኽን ዶ ደቂ መዳም እሞ ቆራፃት ኢና😂😂 ሶ ፍቅርኹም ይብዛሕ ፅሩያተይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gedu8644
    @gedu8644 Місяць тому +51

    ናይ ኣድ ፋሚሊ ላይክ ደስ ኢሉኒ እዩ ላይኩኒ😋❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому +1

      🙏🥰💙

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому +1

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤🎉

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ Місяць тому

      ደምርኒ ክድምረኪ

  • @Haregte
    @Haregte Місяць тому +31

    ዘረባኻ ሞራል ይሰብር😥 ከመይ ልቦና ዘለዋ ቆልዓ እያ ታዓዲላ ቀፅሉሉ ፋኒየ ለባመይ🥰🥰🥰🥰🤲

  • @SaraCrs-u6h
    @SaraCrs-u6h Місяць тому +78

    ኣነኮ ኩሉ ግዜ ኮሞንት ይርኢ እሞ ስጦታ ሃባ ሃቦ በቃ እሺ ቅርሺ ላኣኾሉ 😂😂😂

  • @Lwam_tube
    @Lwam_tube Місяць тому +26

    ንግስቲ ዓቅሊ ብሓቂ ❤ ፅሩያት ምሕዝነትኩም ናብ ፍቅሪ ለውጥዎ 😍

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙏🥰

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому +1

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

  • @wezamwezam9403
    @wezamwezam9403 Місяць тому +29

    ግዜኻ ተፀበ ኣታ ስዲ 😁🤣🤣ብዝኾነ ሙቾተይ ልቃሕኺ መልሲይ💪ዊይ ዊይ ሙቾተይ ኢለ 😁

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙏🥰🤭

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @HdUfif
      @HdUfif Місяць тому

      😂😂🎉🎉

  • @abrhagebreamlak-jk2th
    @abrhagebreamlak-jk2th Місяць тому +4

    She deserves a gift and we need a video ከምዚ ዓይነት ኣፍቀርቲ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ኣይርከባይ

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn Місяць тому +26

    ብጣዕሚ እያ ተሕዝነካ እምበተዋይ ታይ ገበረትኻ ውህብቶ ሃባ😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙏🥰

    • @maryaa63
      @maryaa63 Місяць тому

      Ati haftey haba aybhlen ketwhb ente delki habkey elki sidedrla 😅

    • @gebreasay
      @gebreasay Місяць тому

      ውህብቶ እኮ ግድን ናይ ብዙሕ ገንዘብ የኮነይ ግን ዋላ ቸኮሌት እኮ እዩ ውህብቶ ግድን ዓብይ ክኮን የብሉን። ክንደያናይ ከምዘክብራ መግለፂ እዩ
      ሰለዚ ውህብቶ ይሃባ ብዝካኣሎ💚✅

    • @maryaa63
      @maryaa63 Місяць тому

      @@gebreasayhe knows what to do eko endee mengar aydleni 😅

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ Місяць тому +92

    አረ ላይክ ግበሩሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому +1

      🥰🙏

    • @ፀግሽጋልተዋህዶ
      @ፀግሽጋልተዋህዶ Місяць тому +1

      ደምርኒ ማሾዬ

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому +1

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @ምባርንመንይግቦኦ
      @ምባርንመንይግቦኦ Місяць тому

      ንስራሕ ኢልካስ ልቢ ሰብ ክትሰብር ብጣሚ ሕማቅ ኢካ ብካልእካ ፕራክ ትገብራ ኣቱም ግደፉ

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ Місяць тому

      ​@@adu_blueደሚረኪ መልሲ

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s Місяць тому +7

    ብጣዕሚ ኣሕዝናትና ኣድዋይ ናይ ኢድካ ኣይትሰኣን❤❤❤🎉🎉

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk Місяць тому +11

    አሕዚናትኒ ከንደየናይ እያ ብቅንዕና ቀረባትካ ተዓዲልካ ❤❤❤

  • @HdOi-w9r
    @HdOi-w9r Місяць тому +7

    ኣዲዋይ ኣሕዚና ፅሪቲ ዕድመን ጥዕና ይሃቡኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sghfferfff154
    @sghfferfff154 Місяць тому +16

    ኣታ ኣነሰ ጅው ከብሎ ነይረ ትዕግሰታ ግን ኣድኒቀያ😅

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar Місяць тому +15

    የኔ ማር በክያ ኣብክያትኒ ማዓረይ😢ኣዲ ታይ ገበረትካ❤

  • @HdKb-b7c
    @HdKb-b7c Місяць тому +8

    እፍፍ ተሕዝነካ ማዓረይ ብዝኮነ ውህብቶ ኣባ ማለት ዋላ ንእሽተይ ትኩን ብቻ ከምታ ናበከየት ዝረአኩዋ ናሰሓቀት ክሪኣ ኢየዝደሊ ብዝኮነ ጎበዝ ቆልዓ ኢካ 😍🙏👌💖❤

  • @hanigaltigray4573
    @hanigaltigray4573 Місяць тому +7

    ኣነ ተዝከውን ኣቃፂለካ ምከድኩ ነይረ ግን ዛቆልዓ እንየዋ ትዕግስቲ ዋው❤❤❤

  • @MuchotMuchot-n9j
    @MuchotMuchot-n9j Місяць тому +11

    ዋይ ተሕዝነካ ማሪያምን ስጦታ ይሃባ እልቲብሉ👍

  • @TafereAlmaz
    @TafereAlmaz Місяць тому +5

    ዋይ ትዕግስቲ ማርያምን ታዓዲላ ኣነ ተዝኮውን በቲ ጥርሙዝ ፈጋዕ ኮብሎ ኔረ😂😂😂 ስጦታ ሃባ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h Місяць тому +18

    ኣነ ብቱ ጥርሙዝ ርእስኻ ፈግእካ ቀደም ምኸድኩ ኣዱ ሓወይ ማርያም😂😂😂😂😂

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому +3

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @Fre24-q5w
      @Fre24-q5w Місяць тому

      ዋላ ኣነ 🤣😊

    • @samrihaylay6720
      @samrihaylay6720 Місяць тому

      😂😂😂😂😂

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ Місяць тому +22

    ተጋሩዋይ እረ በጃኩም ንዓና ዘዘናግዕ ቪድዬታት ዳምፃእኩም ምዓልታዊ ልቀቁልና ምስ ረሳዕናኩም ዳመፃኩምኮ ዳፈተዉናኩም ናናፈቅናኩምስ በቃ እስኩም ዘይትግደሱልና በጃኩም ተገዲስኩም ስርሑልና ንባዕልኩምለ ትዓብዩ ንዓና ስደት ዘለና ኣሕዋትኩምለ ካብ ጭንቀትን ናፍቆትን ወፂና በኣሕዋትና ንዘናጋዕ ናይ ዳማትና ቻናል ክንከታተልን ክነዕብን ኢና ንዉዕል ዘለና ኣዱዋየ ሓዊተይ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому +3

      እሺ ኣጋጣሚ ናየ account ተባላሺኒ ስለ ልነበረ እዩ ኣለኩ እየ ካብ ሕዚ 🙏🥰

  • @MdKarim-el9dm
    @MdKarim-el9dm Місяць тому +11

    ኣነ ምኾንኩስ ፀፊዐካ ምከድኩ😂 እፉ ተሕዝነካ ማዓረይ😢❤

  • @saramohmedal3nzual3nzu
    @saramohmedal3nzual3nzu Місяць тому +7

    ብጣዕሚ እያ ተሕዝነ ውህብቶ ሃባ😢😢❤

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi Місяць тому +7

    ማዓረይ ዳኣ ተሕዝነካ❤❤❤❤ ፍቅረኛኻ ድያ ኣዱዋይ

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      ብሂደት ክነግረኩም 🙏🥰

  • @GdgfTdg-u5q
    @GdgfTdg-u5q Місяць тому +8

    ምቅርተይ ዋላ ጌጋ አይሃልየኒ ይቅርታያ ለባመይ❤❤❤😢😢

  • @LetshNegash
    @LetshNegash Місяць тому +1

    ብጣዕሚ እያ ኣሕዚናትን ግን ዕደለኛ እካ ፍቃር ዝኮነት ሂዋን እያ ተካናኪንካ ሓዛ ❤❤❤❤❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ Місяць тому +8

    ከተሕዝነካ መዓረይ💔😢 ትዕግስታ ግን ይፍለ እዩ❤👌

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      እወ ፍሊቲ እያ 🙏🥰

  • @faalktbeia2725
    @faalktbeia2725 Місяць тому +6

    ንገዛኩም ሓዳሽ እየ በርትዑለይ ❤ተጋሩዋይ ገዛና ንዕቢ ❤

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x Місяць тому +7

    ዋይ ማዓረይ ብጣዕሚ እያ አሕዚናትኒ 😢😢ኣዱየይ ስጦታ ሃባ❤🎉

  • @سميره123
    @سميره123 Місяць тому +3

    ዋይ እፍ እታይ ገበረትክ ማዓርይ ዕድመን ጥዕናን ይህብኽም ፍጣሪ ❤️❤️❤️❤️💯🥰🥰🥰

  • @BealaNaif
    @BealaNaif Місяць тому +6

    ቀደማኪ ፅሪተይ ስጦታ ሃባ ኣዱ😍😘😍🥰🥰

  • @RdF-r4r
    @RdF-r4r Місяць тому +1

    ዋይ ምርጋምካ ፅሪትዋይ ኣሕዚናትኒ😢😢❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉ፍቅርኹም የብዘሐዮ❤🎉❤🎉❤

  • @senicr
    @senicr Місяць тому +7

    10k netyo deki abeyti 🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      እወ የክብረለይ 🙏🥰

  • @MkCg-sj4fv
    @MkCg-sj4fv Місяць тому +3

    ማዓረይ ክተሕዝነካ😢 ብጣዓሚ ትዕግስተኛ እያ❤❤❤❤

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ Місяць тому +14

    ፍቅርኩም የብዘሐዮ ብሓቂ እያ ሙቸት ይሞችውኩም❤🎉 ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ደሞ ኣንዊሕካዮ ብዙሕ ተጨኒቃ አነውን ምስኣ ተጨኒቀ ናሰፕራት ነገር ግን ነጊፍካዮ😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙏🥰🤭

    • @Zufan-b1m
      @Zufan-b1m Місяць тому

      እወ 😂😂😂

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @ኤፋይቱብ
      @ኤፋይቱብ Місяць тому

      @@shewitmediaእሽኒ ሸዊተይ ማዓረይ 🥰❤

    • @teaimit1221
      @teaimit1221 Місяць тому +1

      ደቅነኤይ ደምራን😢😢

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie Місяць тому +21

    ትጠፍእ ኣለካ ማዓልታዊ ቪድዮታት ልቀቅ ምእንታይ ቻናልካ ክዓብየልካ❤❤❤❤ብጣዕሚ ኣሒዝናትኒይ ማዓረይ❤❤ትሕትናኣ ግን ይመቸያ

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙏🥰💙

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @ZnabGerie
      @ZnabGerie Місяць тому

      @@shewitmedia ገረልኪ ማዓረይ

  • @Haregte
    @Haregte Місяць тому +42

    ዉይይይ ምቅርተይ😢 ኣብ ቀረባ እያ ንብክያት ከማይ😥 ሓደ ማዓልቲ ክሓሳ❤❤ ኣዱየ ብሓቂ ክትከስራ ዘይብልኻ እያ ብኹሉ ኣነ ተዝኸውን ከጋጭወካ ነይረ እየ😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙏🥰

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому

      ሃረገይ ምቅርቲ❤❤❤❤

    • @Haregte
      @Haregte Місяць тому

      ሸዊተይ መቐረት ሰላም ዲኺ🥰🥰🥰🥰

  • @semeretekle4280
    @semeretekle4280 Місяць тому +6

    ኣፍቃሪት ኢሉ መልኣክ ሰዲዱልካ ፈጣሪ ኣቲ ናተይ ኣበይ ኣለኪ ኣቢት ባ በልኒ❤❤❤😂😂

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c Місяць тому +8

    ዋይ ማዓረይ ኣሕዚናትኒ ስጠታ ሃባ😢

  • @MagggMafgh
    @MagggMafgh 15 днів тому +1

    ግን ክጭክን ብፅፊዕት ከቃፅሎ ነይረ አነስ😢😂😂😂

  • @selamgebrewahd7801
    @selamgebrewahd7801 Місяць тому +7

    ጫዕ ኣቢልኽዮ ፅርግ ለይትብሊ😂

  • @Trhas-04r
    @Trhas-04r Місяць тому +5

    ስጦታ ሃባ ማርያምን ኣሕዚናትኒ መዓረይ❤❤❤❤

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت Місяць тому +11

    ኣድየይ መሕረር ዝሮ ትእግስተኝ አያ ስጦታ ሃባ😥

  • @AliKhan-z5k
    @AliKhan-z5k Місяць тому +15

    እፍየኔማር ሰጦታሃባ ኣዱ

  • @Agsgs-yt2xg
    @Agsgs-yt2xg Місяць тому +5

    ኣቱም ሰባት ፍቅሪ ከቢድ እዩ😢😢😢

  • @Llll-v5v
    @Llll-v5v Місяць тому +1

    ዉይ ዉይ ማዓረይ ኣታዩ ታይ ገበረትካ ብስማኣም ተሕዝነካ ማሪያመን😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SabiyaDazc
    @SabiyaDazc Місяць тому +4

    ታይ ገበረትካ ቃደማኺ ወለላይ ክተሐዝነካ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ጋልሰብዓሓላል
    @ጋልሰብዓሓላል Місяць тому +4

    ዋው ተዕግስቲ ፋና❤
    ኣነ ዳኣ ፀፊዐዮ ምከድኩ😂

  • @AbushEntertement
    @AbushEntertement Місяць тому +10

    ርግም ኣቢለዮ እየ ክከይድ ነይረ ኣነ ንሳ ግን ፅባሕ መፅየ ክረዳደኣካ እየ ያ የኔ ማር ክተሕዝነካ😢😢😢

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому +1

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙏🥰

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ Місяць тому

      ​@@shewitmediaመልስለይ🎉🎉

  • @AbcDe-c3o
    @AbcDe-c3o Місяць тому

    ጨካን ዋይ ማዓረይ ኣነስ ስግለይ ይሕሸኒ ከበደይ በሊዓትኒ❤❤❤❤❤

  • @ሚሊነኝ
    @ሚሊነኝ Місяць тому +5

    ዋይ ትዕግስት ❤ኣነ በጣዕም ይአ ዳፍቅሮ ሰብኣየይ ግን ሃመዝ ቡሉኒ ብራክ ዓዝረ በለ በለዮ ግን በኣፍይ ይኡ ደሓር ግን በነኻ በኽያት ይአ ሰራሕይ😢😅😅😅የኔ መሰክን ይአ❤

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 11 днів тому

    ❤ምቅርተ አሕዝናትኒ የኔ ማር ንፅህ ልባ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @shewitmedia
    @shewitmedia Місяць тому +3

    እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም የብዝሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @AZEBAZEB-x4c
    @AZEBAZEB-x4c Місяць тому +1

    ቃደማኪ ሓላለይ በእውነት ትዓዲላ ጊን ዘለዋ ዓቅሊ ፅርተይ❤

  • @AllBaad-v3h
    @AllBaad-v3h Місяць тому +15

    ዋይ አዱ ብዘይ ምፃዓ ምፂኻኒ ፋና ናየ ድያ አታ ጋል ማይዳ ሽኸት ስጦታ ሀባ😢❤❤❤🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому +1

      እሺ🙏🥰

    • @HabeshaFx-d4h
      @HabeshaFx-d4h Місяць тому +1

      ሸኸት ድዩ ዓድኺ ቅድሚ ጦርነት ንሓደ ዓመት ተቀሚጠ ነይረ ደሰ በሃሊ ዓዲ እዩ ሸኸት ህዝቡ ውን ትሑት አዩ ። ሸከት ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ❤❤

    • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
      @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ Місяць тому

      ​@@HabeshaFx-d4hእወ ከምኡ ኢና ሽኸት😂

    • @AllBaad-v3h
      @AllBaad-v3h Місяць тому

      እወ ዛሓፍተይ ማዓረይ የቀንየና

    • @JUSTMEME-f1b
      @JUSTMEME-f1b Місяць тому

      ናይ ብሓቂ❤❤❤😢

  • @علياحمد-ج5ح1ح
    @علياحمد-ج5ح1ح Місяць тому +2

    ከምዛ ቆልዓ ትዕግስቲ ተዝዕድለኒ ፈጣሪ 🙏😢

  • @AutomotiveZhai
    @AutomotiveZhai Місяць тому +6

    ጎይተተይ ቃላቱ ክሰብር ካሊእ መዓልቲ ሳርፕራይዝ ግበራ ይክሓሳ ትብሉ

  • @mlove27-z27
    @mlove27-z27 Місяць тому +3

    ውይ ፅሪተይ ስጦታ ሃባ ምስኪነይቲ😢😢😢😢

  • @GebrhwetHadush-bp1kd
    @GebrhwetHadush-bp1kd Місяць тому +7

    ብጣዓም ደስ ዝብል እዩ ግን ንሳ ብዝመረፆቶ ድራር ጋብዛ ሓደራ ጎቦዝ ኣፍቃርት ኣላትካ::

  • @NorehaAli
    @NorehaAli Місяць тому +5

    እፍፍፍ አሕዝናትኒ ማርያምን ምቅርተይ❤❤❤❤

  • @ሉላጓልማርያምኵሓ
    @ሉላጓልማርያምኵሓ Місяць тому +10

    ማዓረይ እህ ምስክነይቲ ኣታ በይዛኩም እንዶ ንኣዱ ኣብኩይለይን ውዕለታኩም ክኸፍል እየዋ ቧች እዋይ 😢

  • @حبيشحبشه
    @حبيشحبشه Місяць тому +1

    እንታይ ገበረትካ ማዓረይ ክተሕዝነካ😢 ዘለዋ ትሕትና ግን ፅብቅቲይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጀኩም በርትዑ ተጋርዋይ ማዓረይ❤❤❤❤💞

  • @GalTgrayyouTube
    @GalTgrayyouTube Місяць тому +6

    ማዓረይ ብራንኪ ሙኳኑ እናፈለጡኩስ ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ❤ናይ ኣዱ ቤተስብ ❤ደምራኒ ክድምረክን እየ❤

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc Місяць тому +2

    ብጣዕሚ ለዋህ ጓል ሂዋን እዩ ሰጦታ ሃባ ኢኩ❤❤❤😢😢😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      ሂበያ ኣለኩ ሓድሽ video እኒ ኦ

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray Місяць тому +3

    ጸዋር ኢያ ብሓቂ ፈታትንካያ 😢

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q Місяць тому

    😢ብጣዕሚ እያ ተሕዝነካ አምበተዋይ ታይ ገበረትኻ ሐወይ ዋይይይ

  • @whcgcvh7409
    @whcgcvh7409 Місяць тому +4

    የኔ ቆንጆ ፀባይሽ ይገርማል ማዓረይ😍😍

  • @weyni35
    @weyni35 Місяць тому

    ኡፍፍፍ 😢ማዓረይ ከብደይ እምበር በሊዓትኒ ንከዚ ክከይድ እየ ፅባሕ ግን ክመፅእ እየ ናብ ገዛ ኣነ ብከምዚ ክንፈላለ ኣይደልን ፍቅሪ ማለት ከምዚ እዩ ተከናከና ዛሓወይ ሶ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ፈጣሪ🎉😊❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz Місяць тому +8

    ግን ማዕሮ ክድዚ ነብስኪ ኣይተግድኢ ሓቂ ተዝከውን እውን ፅርግ ዘይትብሊ 😂 ፈቅሪ ለምንካ ዝከውን የለን ,,,ብዝኮነ ይመቸኩም

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙏🥰

  • @GooklGookl-l7o
    @GooklGookl-l7o Місяць тому

    ብጣዕሚ ተሕዝን እፍ ፍቅሪ 😢😢😢

  • @Slamm-g6p
    @Slamm-g6p Місяць тому +28

    ቀደማኪ ፅሪተይ ስጦታ ሃባ

  • @LwamYemane-y9e
    @LwamYemane-y9e Місяць тому +2

    አረ ስጦታ ሃባ ኣሕዚናትቲ❤❤

  • @tsnatፅንዓት
    @tsnatፅንዓት Місяць тому +15

    ተናፈቅቲ ደቂ ዓደይ ሰናይ ሰላም ፍቅሪ እምነት ተቀድሙ ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩኒ💙💙💙

  • @SelamGslase
    @SelamGslase Місяць тому +2

    ኣታ ጨካን ኣነ ኣይካኣልኩን ኣሕዚናትኒ

  • @selamburuk
    @selamburuk Місяць тому +4

    ወደይ እንታይ ገበረትካ ምስ በከየትስ ማራ ኣሕዚናትኒ😢🥰እና ደሞ ኣፍ ልብኪ ዝሽፍነኪ ተከደኒ ማለተይ ኣከዳድናኪ ኣስተካክሊ ዛሓፍተይ❤🙏🙏🙏

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому +1

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @Tgi_Tube12
      @Tgi_Tube12 Місяць тому

      Demireki aleku neay le gberiley zambeytey🙏​@@shewitmedia

  • @AndtheEgg
    @AndtheEgg Місяць тому +2

    ኣሕዚናትኒ😢❤❤❤❤❤❤

  • @MolayJan
    @MolayJan Місяць тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰጦታ ሀባ ምስክን ቆልዓ❤❤

  • @UmArsulove
    @UmArsulove Місяць тому +1

    ዉይ ማዓረይ ኣዱ ሓወይ ምጨካነካ😢 ለባመይ እያ ኣሕንቀቃ❤😘

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks Місяць тому +3

    Way miskineyti adengixatni 💙💙💙💙💙💙

  • @abelyemane2551
    @abelyemane2551 Місяць тому +2

    She is not girl she is really women 🎉🎉🎉ur so lucky to get this girl

  • @mmn4535
    @mmn4535 Місяць тому +3

    ከተሐዝን ማዓረይ ገወዝ አፍቃርት አላትካ❤🎉🥺

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙏🥰የክብረለይ

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy Місяць тому +6

    ክተሕዝነካ ማዓረይ😢😢😢 ኣለና ዶ ደቂ መድም ቆራፃት ኢና 😅😅😅😂ኣነሰ ብቱ ጥሩሙዝ ረእሱ ክዎቆዖ ነይረ እየ 😅

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🙆‍♂️🤭🥰

    • @GhDh-x9x
      @GhDh-x9x Місяць тому +1

      ግን እኮ እም ንመስሓ ኢና ቆሮፃት 😛😛ሓቀይ ዶ ደቂ መዳመይ😂😂

    • @الال-ش3ن
      @الال-ش3ن Місяць тому

      😂😂😂😂​@@GhDh-x9x

    • @SmilingBoxer-ep7xl
      @SmilingBoxer-ep7xl Місяць тому

      ኣይ ንኩሉ ኢና😂😂❤

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR Місяць тому

      ​@@GhDh-x9xእወ

  • @LookeLooke-j2s
    @LookeLooke-j2s Місяць тому +1

    ዋይ አነ ይኮን አለኩስ በቃ ብቱ ጥርሙዝ ርእስካ 😂😂❤❤❤

  • @AbebaAbeba-zb8fj
    @AbebaAbeba-zb8fj Місяць тому +5

    mearey ahzinatni ❤❤❤❤

  • @Topg-h2e
    @Topg-h2e 12 днів тому +1

    አሕዚናተኒ ማዓረይ😢😢😢❤❤❤

  • @ጋልቃሺTube-h5s
    @ጋልቃሺTube-h5s Місяць тому +7

    አሕዋተየ ሳብስክራይብ ግበሩለየ ጀማሪት እየዋ አምላክ ዘትሓሰበ እጀራ ይሃኹም🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому

      🥰🙏

    • @Tgi_Tube12
      @Tgi_Tube12 Місяць тому

      Demireliki aleku neayey le gberiley🙏

  • @Haregte
    @Haregte Місяць тому +2

    ኣዱየ ጥፋእያ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому +1

      Haregetey 🙏🥰💙

  • @ፀባየ
    @ፀባየ Місяць тому +7

    ተፍቅረካ አያ ግን🥺

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому +1

      እወ እሱ ማ 🙏🥰

  • @ShinJae-n9o
    @ShinJae-n9o 8 днів тому

    ትዕግስታ ግን ዋው👌❤❤

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 Місяць тому +6

    ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ መዓረይ🥰
    ደሙርኒ ኣሕዋት ሓቢርና ንዕበ❤

  • @GooklGookl-cf3dw
    @GooklGookl-cf3dw Місяць тому

    ውይ ክጭክን ኣታ ቃልጢፍካ ብራንኪ እዩ በላ ኡፍ😢😢😢😢😢

  • @Hri8827
    @Hri8827 Місяць тому +11

    ማዓሪተይ ቅድሜኪ ከብደይ እንበር በሊዓትኒ ትዕግስታ ግን ገራሚት ጓልሂዋን ❤❤❤

  • @MikaelBerhane-o4k
    @MikaelBerhane-o4k 14 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ስጦታ ሃባ ❤❤❤❤❤

  • @mmss955
    @mmss955 Місяць тому +5

    ዋይ ዘረባካ ሞራል የሰብር ምቅርተይ እንየዋ ትዕግስቲ

  • @SssDdd-n2t
    @SssDdd-n2t Місяць тому +1

    ኣታ ሪግቢት ዝኮነት ቆልዓ ሪአ ታዓዲልካ ዓርኪካ ብምኳና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @awet21awet21
    @awet21awet21 Місяць тому +3

    ማዓረይ ተሐዝነካ ንፅህቲ👏🥺

    • @shewitmedia
      @shewitmedia Місяць тому

      ክብረተይ ፍቃድኪ እንተኮይኑ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  Місяць тому +1

      🙏🥰

    • @awet21awet21
      @awet21awet21 Місяць тому

      @@shewitmedia ገረልኪ ማዓረይ

  • @Wedibri1
    @Wedibri1 Місяць тому

    ኣባይኪ ዝያዳይ 😢 ኣታ ክንደይ ተሓስም ኣብኪኻያ ቀልጥፍ ይቅረ ሕተታ😢❤❤

  • @FefFwr
    @FefFwr Місяць тому +2

    Yene konjo❤️🥺