#zaramedia

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 13 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 39

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  9 годин тому +3

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @hailegebrielgiday7620
    @hailegebrielgiday7620 7 годин тому +4

    ባሻ ደስታ ደስ ዝብል ትንታነ እዩ ዝህብ, ስታሊን ስለዘቅረብካዮ ነመሰግን

  • @GebreGere-s2y
    @GebreGere-s2y 7 годин тому +2

    ኣጆኩም ድምጺ ህዝቢ ብምካንኩም ታርካዊ ስራሕ እዩ ኣብ ጎንኩም ኣለና

  • @zemchealhailu2649
    @zemchealhailu2649 6 годин тому +1

    ዉሕሉል ትንታነ👏👏👏 ባሻ🙏

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 9 годин тому +2

    ኮነ ኢሎም ንፓለቲካ ኻልኪ ክጥቀምሉ ይደልዩለው እቲ ናይ ተፈናቀልቲ እሮሮ. ግዚያዊ ምምህዳር ምስቶም ፀላእቲ ኮይኖም ብደገፍቶም አፍቲ ሰልፊ ናይ ተፈናቀልቲ ሓዘንቲ መሲሎም እቲ የአክልስ ናብ ናይባእሎም ሓልኪ ምስ ውድብ የተሓሕዝዎለው ጥንቃቄ የፍልይ ውድብ ህውሃት ግዝአት ትግራይ ይመለስ ተመዛበልቲ ናብመረቦቶም ክመለሱ ብማለቱ እዩ ምስ ግዚያኢ ምምሕዳር ባእሱ ካልእ ምንም እላማ የብሉን አቱም ሰባት እቲ ነሓስቦን ንገብሮን ንፍለጥ አይንና እንዳረአየ ከይንጠፍእ ውድብ ህዝቢ አይትዳፍኡ ሕደጉ ተመኸሩ ክባሃሉ ይግባእ እቶም ናይግዚያዊ ምሕደራ ምስ ፀላእቶ ኮክኖም ንሕውሃት ከፍርሱ ዝፅእሩለውን ሰረብቶምን ።

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 7 годин тому +1

      ሕወሓት እኮ እዚአ እያ ችግሮም ምንቃሕ የለን ንሳቶም ደገፍትን ሩሁሩሃትን መሲሎም ካልእ እላማ ሒዞም ይጓአዝለው ይገርምዩ

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 6 годин тому

    ይኣክል 😢ይኣክል😢💊

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 9 годин тому

    Thanks Stalin and Basha ❤❤❤❤❤

  • @ata4737
    @ata4737 2 години тому

    ናይ በየነ ነገር መስሓቅ'ዩ። ሕፅር ብዝበለት ኪሒደ ኣለኩ ምሳይ ክሓዱ እያ።

  • @FanaAmare-f6s
    @FanaAmare-f6s 9 годин тому

    ይኣክል ዝብል ሰልፊ ፣ጭርሖን ሰልፊን ተመዛበልቲ ጥራሕ እንተይኮነስ ናይ ኩሉ ህዝቢ እዩ፣ ኩሉ ክሳተፈሉ ይግባእ።

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 3 години тому

    ኣብ ሰልፊ ይኣክል ኩሉ ነባሪ ከተማ መቐለ ይምልከቶ እዩ ናብዚ ክሳተፉ ንዝምፁ ኣብዝሓ ነበርቲ ብፀጥታ በባንጎኡኡሉ ብዝነበሩ ፀጥታ ሓይልታ ፖላዊ ክዳን ዝተኸደኑን ካልኦ ምንእስያት ክልከላ ነይሩ ተመዛባሊ ዲኻ ኣይኮንካን ዝብል ሕቶ የቕርብሉኻ ተመዛባላይ እየ እንተኢልካ ተእቱ ኣይኮንኩን እንተኢልካ ግን ኣይትኣቱ

  • @tesfayohannesretta5604
    @tesfayohannesretta5604 8 годин тому

    Proud of young boys., keep it up!!!

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 9 годин тому +3

    “መረበትና” ማለት ገዛና፣ርስትና፣ ዓድና ማለት እዩ። don’t split hair, because the issue is a package. But, you’re trying to make some self serving politics, Basha Desta.
    On top of that the army or police’s accountability is to the government, be it interim or elected. That’s how nations function.

    • @yohannesiv4300
      @yohannesiv4300 7 годин тому +1

      1. The Interim Administration is not a government. Its a Transitional Administration that has a very short list of responsibilities it needs to uphold.
      2. 50% of the Interim Administration needs to be represented by the TPLF per arrangements made by the pretoria agreement and If I am not mistaken 80%+ of the administration needs to represent the TPLF(51%) and TDF(30%+) per a consensus reached after Pretoria. The nameless Clique, GSTS and PP have no Popular, Legal, Moral and Constitutional grounds to govern Tigray nor to command the Tigray Defense Forces.

    • @ninaabay2140
      @ninaabay2140 6 годин тому

      Ayee PP

  • @AmanuelAbera-ry6xq
    @AmanuelAbera-ry6xq 6 годин тому

    Ayokum dekiy tigray

  • @Berhun-zw9uw
    @Berhun-zw9uw 10 годин тому

    ❤❤❤❤

  • @zewdiredaey2696
    @zewdiredaey2696 9 годин тому

    Yes, I am waiting to hear the protesters in Tigray to demand the resignation of Getachew Reda, general Tsadkan Gebretensae and their allies. They seemed to be working for PP the Genocider Ethiopia not for Tigray interests. Enough is enough. They let Tigray Genocide continue for Five years and we should all demand for their resignation. In addition I think TDF should change their representative for Pretoria as the current one becoming not effective. Enough is enough.

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 6 годин тому

    ብወገነይ ሠራሕተኛታት ትእምት ንበየነ መኽሩ ክአስርዎ ነይሩዎም ፣ ገበነኛ ምዃኑ ስለዝፈልጡ ሕጊ ዘኽብር አካል ሥርሑ ክሰርሕ እንተዘይክእሉ ህዝቢ ሐያል እዩ ዓቅሙ ከርኢ ነይሩዎ ።
    ሓፋሽ ህዝቢ ድልየቱ ብዝኾነ መንገዲ ከረጋግፅ ይግባእ ።

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 6 годин тому

    ይኣክል

  • @selamselam8094
    @selamselam8094 7 годин тому

    ትስንብድ እንተኮይንካ ድአ እንታይ ክትገብር ብአማኢት አሽሐት ናብ አዲስ አበባ ትከይድ አለካ ዶስ አዲስ አበባ ብሕወሐት እያ ትምራሕ ዘላ አንታ ስጋብ ማዓስ ኢኩም ክትሕስዉ .

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 9 годин тому +1

    ብዛዕባ ምልኣት እንታይ እትፈልጦ አለካ ንስኻን ከማኻ ዝበሉን!?

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 7 годин тому

      😛😛😛ችድ ዘርባቢ ድርባይ

  • @abdulkadirhasen1202
    @abdulkadirhasen1202 6 годин тому

    Racist Staliin ,
    You will never back to Ethiopia.

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 7 годин тому

    ቀየነ ዕሙትትትትትትትት😅

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 5 годин тому

    ክሳዕ ዘማቻችው።

  • @t.b4065
    @t.b4065 9 годин тому

    ናይ ትግራይ ቁልቁል ጉዕዞ
    ትግራይ ምስ ኤርትራ እንተዘይ ተዓሪቃ
    ዶባት ብብይን ቤት ፍርዲ እንተዘይ ተሓንጺጹ ትግራይ ከም ጨዉ ክትሓቅቅ እያ፡ትግራዎት ለቡሙ ጽባሕ ዋይ ዋይ ኣይጠቅምን

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 9 годин тому

      ሸውዓተ ሃገራት አብ ዓውደ ውግእ ገጢሙ ዘይተሳዕረ ህዝቢ ብሸርሒ ሓደ ክልተ ባንዳታት ክንብርኸኽ ማለት ዘይሕሰብ ዩ :: ሕልምኻን ድሌትካን ቅቡል አይኮነን:: ህዝቢ ትግራይ ምስ ጀኖሳያድ ዝፈጸመሉ ስርዓት ዝመሳስለሉ ምኽንያት የለን

    • @rufaelb7280
      @rufaelb7280 5 годин тому

      ​@@Z-oneandonlyአይተሳዕረን ክትብል ከለኻ፥ ናይ ፕሪቶርያ ምምዕ ነዞም ዝስዕቡ ከም ዘጠቓልል ኣብ ግምት አእቲኻ ዶ ትኸውን፧
      1, ህወሓት ዘካየዶ ምርጫን ዝመስረቶ መንግስትን ዘይሕጋዊ'ዩ።
      2. እቲ ኣቐዲምና ሕጋዊ ኣይኮነን ኢልናዮ ዝነበርና ማእከላይ መንግስቲ፥ ሕጋዊ ከምዝኾነ ተቐቢልናዮ ኣለና
      3. ዕጥቂ ሓይልታት ህወሓት ኣብ ዝተወሰነ ግዜ ምሉእ ብምሉእ ከውርድን ንማእከላይ መንግስቲ ከረክብን'ዩ።
      4. ኣብ ውሽጢ ክልል ትግራይ ዝነበራ ገለ ገለ ቦታታት ኣከራኸርት ከም ዝኾና ኣሚንና ኣለና
      4. መቐለን ከባቢኣን ሓይልታት ምክልኻል ሃገር ይቆጻጸሮ
      5. ኣብቲ ዝምስረት መንድስት ሰልፊ ብልጽግና 50% ቦታ ይወሃቦ።
      ነዚ ዲኻ ኣይተሰዓርናን ትብል ዘለኻ

  • @HailayGebretsadik
    @HailayGebretsadik 9 годин тому

    ዘይኮነ አይትዛረቡ

  • @rufaelb7280
    @rufaelb7280 9 годин тому

    ባሻ፡ ትሓዋውሶ'ለኻ - "ምምላስ ተመዛበልቲ ምስ ፖለቲካ ክተሓሓዝ የብሉን" እናበልካ፣ ምሊስካ ድማ፡ "ናብ መረበትና ምለሱና ጥራይ ኣኻሊ ኣይኮነን፡ "መረበትና ምለሱልና ክብሉ ኣለዎም" ትብል - እዚ Double Standard ይበሃል። ምኽንያቱ "መረበትና ምለሱልና" ፖለቲካዊ ሕቶ'ዩ።

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 7 годин тому

      መረበትና መልሱልና ማለት ነውሪ ድዩ ናትካ ሓሳብ?

    • @rufaelb7280
      @rufaelb7280 5 годин тому

      ​@@AlemkaHSay-t9dነውርን ዘይነውርን ዘይኮነ፥ ባሻ ዝዛረቦ ዘሎ ሓድሕዱ ዝጋጮ'ዩ እየ ዝብል ዘለኹ - ንዝጸሓፍክዎ ደጊምካ ኣንብቦ።

  • @salamb9556
    @salamb9556 6 годин тому

    ይኣክል