እዋናዊ፡-ኣብ ልዕሊ ቀተልቲ ማህሌት ተኽላይ ንዝተውሃበ ፍርዲ፣ተኸታተልቲ እቲ መጋባኣያ ዝነበሩ እንታይ በሉ?2/12/2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 50

  • @sadddhaxft9819
    @sadddhaxft9819 8 днів тому +6

    የሕዙኑካ ፅንዕት ይሃብኩም😢😢😢😢

  • @sadddhaxft9819
    @sadddhaxft9819 8 днів тому +3

    ጀጋኑ ኢኩም ወሳነኩም ፁቡቅ እዮ ዝቀተለ ይቀተል ፋትሒ ንቡዱል

  • @SeniNaytdf-bf1cw
    @SeniNaytdf-bf1cw 8 днів тому +9

    ንስድራ ግዳያት ፅንዓት ይሃብኩ ከምኣ ኢላ ትቀፅል ተግባራዊ ንክኮን ግድን እዩ

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 9 днів тому +7

    ድህር ህጂ ዝቅተል የለን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abebaberhe2161
    @abebaberhe2161 8 днів тому +2

    ትክክክል ኢወ ቀቲሉይቀተል አቦጋልን ምቸም ጋልካቴዜረኸብካያ ልብኻይትርክስ ኖዞም ጨካናት

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 8 днів тому +2

    ፈጣሪ ሆይ ካብ ስሕተት ማዕልት ኣውዕለና ትክክል ፍርዲ እዩ ኣብ ተግባር ይዋዕል ማናእሰይ መመሀር እዩ ፍርዱ ኣብ ቁቅሮ ሰበይቱ ዝቃተለ እውን ሞት ፍርድ ክውሰኖ ኣለዎ ሕጊ ይፅናዕ ኣብ ትግራይ

  • @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ

    ይቀተሉ መላምል ኣሕዋትና ብዘይ ረብሑ ሸፋቱ ይቅዘፊ ኣለዋ የሕዝን ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ ማህሌት ተኽላይ😢💔😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 8 днів тому +2

    ትክክለኛ ፍርዲ እዩ ናይተን ዝተረፋለ ከምዚ ፍርዲ ንጽበ

  • @عزيزةعزيزة-ك1ك
    @عزيزةعزيزة-ك1ك 8 днів тому +3

    ይቀፅሌ

  • @BiniGere-l3i
    @BiniGere-l3i 3 дні тому

    ትክክልልል ሒጊ ሙስየ ጨካናት

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 8 днів тому

    Thank you Tpm demtse hzebe

  • @mekkkumm9165
    @mekkkumm9165 4 дні тому

    ይቀቶሉ😢😢😢😢😢😢

  • @qatarqat6820
    @qatarqat6820 8 днів тому

    Tamsegn🙏🙏🙏

  • @fisehamekuria
    @fisehamekuria 8 днів тому +3

    ደቂ አንስትዮ ዝደፍር ዝቀትል ክቅተል አለዎ ህጊ ክኽበር አለዎ

  • @ድንግለይዋሕስህይወተይ

    😢😢

  • @Haregte
    @Haregte 8 днів тому +2

    ትክክለኛ ፍርዲ ንተን ካልኦት ከምዙይ ንፅበ😢 ሌላን ጉሌላን ዘይብሉ😢

    • @Sanirey777
      @Sanirey777 6 днів тому

      Hakki ewe galey bal nay haben wn lkai kemzi u nmntay zeyferedwo abo mahlet bal enjera dyom koynom mesakin egziabher lbona yhabena

  • @HelenHailu-fi2sf
    @HelenHailu-fi2sf 5 днів тому

    እዚ ጉዳይ እዚ ተኸታቲሎም ናብዚ ዘብፅሑ ናይ ፍትሒ ኣካላት ዓብዪ ምስጋና ይግበኦም:: ብፍላይ ድማ ዓቃቢ ሕጊ:: ናይቶም ካልኦት ጥቕዓት ዝበጽሖም ኣሕዋትና ጉዳይ ዝሓዙ ናይ ፍትሒ ኣካላት ድማ ናይ ብሓቂ ከምዚ ንፍትሒ ጠንኪሮም ንኽሰርሑ ህዝቢ ክደፋፍኦም ይግባእ::

  • @bryeTubeብሪየዩቴብ
    @bryeTubeብሪየዩቴብ 8 днів тому

    ትክክለኛ ውሳነ እዩ

  • @አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ
    @አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ 8 днів тому

    ፀቡቅ 😭😭😭😭😭

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 8 днів тому +1

    እውነት ፣ወንድሜ፣ ሁሉም፣የዘራውን፣ ማጨድ፣ የግድ፣ነው ።

  • @ezzel897
    @ezzel897 7 днів тому

    ወድ ሰብ ዝኣክል ፍሉይ ፍጥረት ኣጥፊእካ ዳኣ ናይ ግድን ትጠፍእ።

  • @medhinmedhin8307
    @medhinmedhin8307 8 днів тому

    😢😢😢

  • @ritaaraia7123
    @ritaaraia7123 8 днів тому

    ትክክል ፍርዲ እዩ መምሀሪ እዩ ንካሊእ አበደባባይ መቅተልቲ

  • @uedjududhdudud6592
    @uedjududhdudud6592 9 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @BsratGereziher-e7y
    @BsratGereziher-e7y 8 днів тому

    😢😢😢😢😢😢

  • @Muskan-h3h4m
    @Muskan-h3h4m 6 днів тому

    😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 8 днів тому

    ፅብቅ ውሳንየ እዩ ከምዝኣ ተከይና ስነ
    ስራዓት ከም ዝሕዙ ኣይጣራጠርን እዩ
    በቃ ሕግና ከሪር ይኩን ሳኣን ሕጊ እየም ኣብዝይ ልበፅሑ ዘለዉ ፖሌስ ትግራይ እውን ግቦ ከምዘይ ቅበል ይነገረልና።

  • @aregawiBeyene
    @aregawiBeyene 4 дні тому

    ወዮ እቲ ተጣባቂት ደቂ ኣነስትዮ ዝበለቶ ርኢቶ ንቀበሎ

  • @GooklGooll-w2t
    @GooklGooll-w2t 8 днів тому

    😢

  • @سيمي-ط2ظ
    @سيمي-ط2ظ 8 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 6 днів тому

    ኣብዚ ሕቶ ኣለኒ ተን ብቅድሚኣ ዝሞታ ዘይፈረድኩም ናይእዚኣ ቅርሺ ዘለዎም ቀልጢፎም ፍርዲ ይረክብ ቅርሺ ዘይብሎም ከብዋዛ ጌርኩም ተጥፋፍእዎ ኣብነት ናይ ዘውዱ ከብዋዛ ኣጥፊእክምዎ እና ኩሎም ገበነኛታት ማዕረ ይፈረዶም ኣይተዳልው ግን ይቅርታ ንኡ ደጊፈ ኣይኮነን 😢😢😢😢ንወለደ ፅንዓት ይሃቦም

    • @DanaitTesfay-l7b
      @DanaitTesfay-l7b 5 днів тому

      ዘውዱ እኮ ሰብ የብላን ሰብዘለዎ ኣራፊዱ ይመውት ዝበሃል ምስላ ኣሎ ኽንደይ ዘይተቀተላ ብቕድሚኣ

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro 5 днів тому

      @DanaitTesfay-l7b እሞ ንስ እንድዩ ዝገርመናሎ

    • @SaraAmare-q9q
      @SaraAmare-q9q 5 днів тому

      ፅቡቅ ፍርዲ እዮ ንካልኦት መምሃሪ ሰለ ዝከውን

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro 5 днів тому

      @@SaraAmare-q9q ዋይ ከዋዕውዑ ደልዮም እበር ኣይቀትልዎ መመክነይታ ይጎባይ ሓቲቶም ክብሉ እዮም

  • @SamruHagos
    @SamruHagos 8 днів тому

    ብርግፅ ዘሕዝን ኣነዋሪ ዝኾነ ተግባር እዩ ፈፂሞም ክኸውን ኣይግበኦን ኔሩ።ብመዋቲት ንእስቲ ሓፍትና ማህሌት ተኽላይ ብጣዕሚ ሓዚንና ነቢዕና ኢና። በቲ ዝተውሃበ ፍርዲ እውን እንተኾነ ፅቡቅ ኣይተሰመዐንን ብጣዕሚ የሐዝን ክልተ ሰለስተ ግዜ ሞት እዩ ።ንምንታይ ኢና ልቢ ዘይንገብር ዕንድዒ ዝብሎ ኦውን ጠፊኡኒ ብጣዕሚ ኣብ ስሚዒት ኾይነ ስለዝፀሓፍክዎ ግን ኣቀደሚ ይቅርታ ይሓትት የሕዋተይ

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 2 дні тому

    ሓሰውቲ ኢኩም ግን ፈረድቲ ንምንታይሲ ፍርዲ ንኩሉ እዩ ቀዲማ ደኣ ኣብቅድሚ ሰብ ብኣሰቃቂ ቅትለት ዝተፈጸማ ሓፍትና !!!!!ዘውዲ!!!!!! ናታ ሸለል ኢልክማ ሓሊፍኩም መክልያቱ ሰብ ዘይ ብሉ እዩ ዝፍረድ ኣብዓድኩም ምክንያቱ ቀታሊ ዘውዲ!!!!ውዱ ንሓላፊ ፖሊስ ናይ መቀለ!!!!እዩ እንታይ ከም ዝመጻኩም ትፈልጡ ኢኩምነዚ ሰብ ኣብ ሕጊ ዘይተቅርብዎ ደኣ ፍትሓውያን እንተ ተትከኑ ትገርሙ ትገርሙ ኢኩም እዚም ፈረድቲ እስከ ነዛ ኮመንቲ ሪኢኩም መልሲ ሃብኒ💔💔💔

  • @SemharRara
    @SemharRara 8 днів тому

    Yekenyelna telerxina nerna xibku fthi eyu

  • @RhjrjruHdjridi
    @RhjrjruHdjridi 8 днів тому

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t 8 днів тому

    ኣነ ዝብል ሲ እቶም ገበነኛታት ከመይ ክልተ ጥራሕ ኾይኖም

    • @Kollirask
      @Kollirask 7 днів тому

      ዊሒዶም ድዩ ዋላስ በዚሖም እዩ

  • @HaregeweyniGmichael
    @HaregeweyniGmichael 8 днів тому

    Kkstl alewo

  • @husseinmebrahtusalih
    @husseinmebrahtusalih 7 днів тому

    Haswti ny tigrai midea abey neren hji zwxaes kdmi hji fthi zykonas nefrdi ka yaqrba haki ente kokom kektlwo video zerghwo ሓቀኛ ሚድያ ente kiynus

  • @GggfddfyHhi
    @GggfddfyHhi 8 днів тому +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @SelamSelam-u8s
    @SelamSelam-u8s 8 днів тому

    😢😢😢😢😢😢

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 8 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @Gebremichaelhaileslassie
    @Gebremichaelhaileslassie 7 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @SamuelHaile-n1q
    @SamuelHaile-n1q 7 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ተመስገን-ቸ4ኀYouTube
    @ተመስገን-ቸ4ኀYouTube 7 днів тому +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢