1 January 2025

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 60

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 3 дні тому +1

    ቡጽአ አቦና እግዘአቤሄረ ሃገረ ትግራይ የርአና

  • @abigebru4878
    @abigebru4878 3 дні тому +6

    ክቡር ኣቦና ፈጣሪ ይሓልወልና🙏

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk 3 дні тому +1

    ኣብዚ ጨፍጫፍ ህይወቶም ዝሰኣኑ ወገናትናን ደቅናን ነፍሶም መንግስተ ሰማይ የውርሳ ኣምላኽና ፈጣሪና ነቦናን ንታ ኽብርቲ እምነትና ሓልወልና ኣሜን!!! ፀላእትና ጨካናት ፈራሓት:ቐናኣትን ብምዃኖም እዚ ፈፂሞም ከብቅዑ ምንም ዓይነት ነስሓን ሓዘንን ኣይስምዖምን ካብኣቶም ክንፅበ ኣይግባኣንን ንሰ ንስና ተፋቒርና ሓድነትና ኣስጢምና ጥራይ ኢና ሰይጣናዊ ተግባሮም ክንዓግቶ ንኽእል።ኣምላኽና ድማ ፍቕርና ሪኡ ምሳና ክስለፍ እዩ!!!እስካብ ሐዚ ፀላእትና ንዝፈፀሙዎ ጭካነ ድማ ኣምላኽና ሕነ ክፈድየልና እዩ ንሕና ድማ ኣብ እምነትና ንፅናዕ !!!ደም ሰማእታትና ውሕጅ ኾይኑ ክወስዶም እዩ ኣዕፅምቶም ድማ እሾኽ ኾይኑ ክወግኦም እዩ ዘላኣለሞም እናተሳቐዩ ክነብሩ እዮም!!! ዘልኣለማዊ ኽብርን ሞገስን ንስውኣትናን ሰማእታትናን ኣሜን!!!ትግራይ ዓደይ ንሳን ደቃን ብሰላምን ነፃነትን ኾሪዓን ተኾሊዓን ክትነብር እያ+++++++ኣሜን።

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 3 дні тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ሊቀ ጳጳስ ኣባ ሰላማ ! ምኽሮም ኩሉ ሕሊና ዘሎዎ ትግራዋይ ተቐቢሉ ክትገብሮ ዝግባእ እዩ::

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 3 дні тому

    ብሓቂ ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ናቲ ሰላመ እዙይ ክንርኢ ዘብቀዐና ክብሪ ንመድሃሪኣለም ይኩን💚ብሰላ ጀጋኑ ኣሕዋትና ናቶም ዝኸፈልዎ መስዋእትን ደሞምን እንትፋስ ሰሪዕና🙏💚 እቶም ኣብ መንከራ ዘለው ኣሕዋትና እውን እግዚአብሔር ኣምላክ ይደግፎም ሓ መዓልቲ ብርሃኖም ከበርቀሎም እዩ😢🙏 ናይ መረሕትና ነገር ፅዋ የብሉን ብጣዕሚ እዩ ዘሕነካ መንእሰያትና ፈቀዶ ስደትን ሱዑዱያን ሊብያን ዝውሕዝ ዘለ ከም ውሑጅ ብስንኪ መረሕትና ፍልልይ ብምምፀኦም እዩ።😥መንእሰይና ኣብ ዓዱ ክሰርሕ ኣሎዎ መንእሰይ ኣብ ሰደት መፍትሒ ዘለዎ መሲሉዎ ይመፅፅ ኣሎ ነገር ግን ካብኡ ዝገደደ እዩ ዝፀንሖም ዘሎ 😥

  • @አቤጓልትግራይ-70
    @አቤጓልትግራይ-70 3 дні тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 2 дні тому

    ቃለ ሄዌት ያስምዕልና ኹቡር እባና እግዚአብሔር እምላክ ነዌሕ ዕደመን ጥዕናን ያሃበልና ንዝሃቡው መረደእታ እዜ እየ ተሐጎስ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenamlakey4936
    @temesgenamlakey4936 2 дні тому

    አሜን አሜን አሜን ክቡር ብጹእ ኣቦዋና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ህዝብናለ ሰላሙ ይመለሰልና

  • @Makeda-p5s
    @Makeda-p5s 3 дні тому

    Kebure Abouna berketme yebtshana Nesmatatena mengste semayate yewerselna Amen🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤Temsgene ersune yesetene🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 3 дні тому

    ብሓቂ ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ናቲ ሰላመ እዙይ ክንርኢ ዘብቀዐና ክብሪ ንመድሃሪኣለም ይኩን ብሰላ ጀጋኑ ኣሕዋትና ናቶም ዝኸፈልዎ መስዋእትን ደሞምን እንትፋስ ሰሪዕና እቶም ኣብ መንከራ ዘለው ኣሕዋትና እውን እግዚአብሔር ኣምላክ ይደግፎም ሓ መዓልቲ ብርሃኖም ከበርቀሎም እዩ ናይ መረሕትና ነገር ፅዋ የብሉን ብጣዕሚ እዩ ዘሕነካ መንእሰያትና ፈቀዶ ስደትን ሱዑዱያን ሊብያን ዝውሕዝ ዘለ ከም ውሑጅ ብስንኪ መረሕትና ፍልልይ ብምምፀኦም እዩ መንእሰይና ኣብ ዓዱ ክሰርሕ ኣሎዎ መንእሰይ ኣብ ሰደት መፍትሒ ዘለዎ መሲሉዎ ይመፅፅ ኣሎ ነገር ግን ካብኡ ዝገደደ እዩ ዝፀንሖም ዘሎ 😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 3 дні тому

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
    ኣቦና ❤😊
    ሓቅ እዩ እቲ ጸገም ህዝብና ራህዋ ይደል ኣሎ
    ናብ መብረበቱ ይመለስ ፥ ይኣክል ኣብ ልዕል ህዝብና ኣሽካዕላል ፥
    ህወሓት ይወገድ እቶም ንህብ ዘይውግኑ ይተኣልዩ ኣቦታትና ንህዝብና ኣጸብቅኩም ጎስጋስ ግበሩ ።

  • @liliTsegay-w2p
    @liliTsegay-w2p 3 дні тому +1

    ኣሜን❤

  • @AbrahamGebremedhn-r2i
    @AbrahamGebremedhn-r2i 3 дні тому

    በረከቶም ይብጸሀና አቦና ንብአቶም አብሰማይ አሪጉ ምህረት የምጸአልና አቦና

  • @elenirada
    @elenirada 3 дні тому +1

    አሜን!!

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 3 дні тому +1

    Amen 🙏🏾 Amen 🙏🏾 Amen 🙏🏾

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 3 дні тому

    Amen Amen Amen 🙏 👏👏👏

  • @Petruspetrus1
    @Petruspetrus1 3 дні тому

    በረኸትኹም ይብጽሓኒ ብፁኡ ኣቦና ግበረ ሓዋርያት ብትኽክል ትፍጽሙ ዘለኹም ኣቦ ትዛረቡ ትመኽሩ አለኹም ሠማዒ የለን እግዝአብሔር አምላኽ ምስትዉዓል ይሀበና🙏🙏🙏

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy3749 3 дні тому

    ብፁዕ አቦና በረኸቶም አይፈለየና ❤❤❤

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 3 дні тому

    God bless you 🙏 thanks 👍 dear father.

  • @anonymousanonymous3365-p9c
    @anonymousanonymous3365-p9c 3 дні тому +1

    ብጹዕ ኣቦና ኣብ ማሕበረ ዴጎ ርዒናኩም ስምዒተይ ክገልጾ ኣይክእልን ፣ ጽሎትኩም ባርኮትኩም ወትሩ ይብጽሓና

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 дні тому

    አሜን አሜን አሜን አቦና እግዚአብሔር ምሳኻትኩም ይኹን ግድብ ልብን የስምረሎም እግዚአብሔር!!!!

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt 20 годин тому

    አሜን ሜን አሜን አቦና

  • @ጓልድንግልማርያምአደይ

    በረከቶም ይብጻሓና አቦና❤❤❤

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 3 дні тому

    ኣሜን ክቡራት ኣቦታትና🙏🙏
    ናይ ትግራይን ህዝባን ተስፋ ንስኹም ጥራይ ኢኹም። ጸላእርና ነቶም መራሕቲ ትግራይ ዝበሃሉ ሕማቓት ገዲፎም ንዓኹም ከጥፍኡ ዝሓልሙ ድማ በዚ ምኽንያት እዩ። ፈጣሪ ካብ ክፉእ ይሓልወልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን🙏🙏 ሂወቶም ንዝኸፈሉልና ጀጋኑ ኣሕዋትና ፈጣሪ ኣብ ገነት የንብረልና፡ ጽንዓት ንህዝብና🙏🙏

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 3 дні тому

    ከቡር ብጹዑዕ አቦና በረከትኩም ይብጻሓና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    ደም ናይዞም ዕሸላት ደቅና አብ ልዕሊ ግፍዒ ዝፈጸሙ ደመኛታት ጸላእትና አብ ደቀሙን ደቂ ደቅሙን ይብጻሕ😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 дні тому

    Ak. Uaye. Ahwatey. Aeeeeee. Tigray. ⛪😢🙏😢😢😢😢

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane6756 3 дні тому

    Thank you our father.

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa 3 дні тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @merihyohanns2585
    @merihyohanns2585 2 дні тому

    ኣቦና ጸሎትኩም ምስ ኩላትና ይኩን❤❤❤

  • @NegasiTesfaye
    @NegasiTesfaye 3 дні тому

    ልቦና ይሀቦም ፈጣሪ አምላኽ ነቶም መራህትና!!!!

  • @MebrhitHaftu
    @MebrhitHaftu 3 дні тому

    👏👏👏👏👏👏👏👏👏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 3 дні тому

    🙏🙏🙏

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 3 дні тому

    👏👏👏👏❤❤

  • @hwjshu3727
    @hwjshu3727 3 дні тому

    ❤❤👏👏💐🙏

  • @HeahHeah-r6c
    @HeahHeah-r6c 3 дні тому

    ❤❤❤

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 3 дні тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hhhdgg628
    @hhhdgg628 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @wesenambaye1200
    @wesenambaye1200 3 дні тому

    Abata egzaber yemsgan

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 2 дні тому

    💔💔😢😢😢🙏🙏🙏🤲

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 дні тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ሩፍታልበይ-ፀ5የ 3 дні тому

    መንግስተ ስማይ የዋሩሱም ኣሑዋተና😭😭😭😭

  • @desbeleRezene
    @desbeleRezene 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @الال-ظ5م7د
    @الال-ظ5م7د 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @weghta3315
    @weghta3315 3 дні тому

    Yes you are right silent Genocider we never too forget this Genocide of Tagerue people ❌🇪🇹😭😭😭

  • @ሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ሩፍታልበይ-ፀ5የ 3 дні тому

    💔😭 ወይ ዛም መራሓቲ ኢዚኡም መጫወቲ ኩየኑ ህዝቢ😢

  • @weghta3315
    @weghta3315 3 дні тому

    Kle Hewit yesmalna kibur Abona 💕🙏

  • @kahsaytsadik1094
    @kahsaytsadik1094 3 дні тому

    abona newi edme yehabkum fetari ds dbl melekt eyu🙏🙏🙏❤❤❤

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 дні тому

    😢😢😢😢😢😢ኣውኡ፡ኮይናሙ፡ፅሎት፡ይግበሩልና፡ካዳግማይ፡መከራ፡ይምሕረና፡ልኣቶሙሉ፡ኣብ፡ኣፅደገንት፡የንብረልና፡ነብሶሙ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @mulumulu3028
    @mulumulu3028 20 годин тому

    Kibur abona edmen tienan yhabelna❤🎉

  • @ሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ሩፍታልበይ-ፀ5የ 3 дні тому

    ኣቦዋኒ❤🥰🙏

  • @ወዲ.ሰብዓ.እገላ.ትግራይ

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt 20 годин тому

    አደደ ፀላአቲ ገረሙናሀቁኹም አቦና

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 дні тому

    ሓቂ፡ክብር

  • @FanaGebremichael
    @FanaGebremichael 3 дні тому

    Anta ezuy ewin dyu teresieu ? 💔

  • @tiruneshkasahun966
    @tiruneshkasahun966 3 дні тому

    ምህላና ፆሎት የድልየና እዩ እና ነቶም ዘጥፉኡ አውጉዙ ሱቅ አይትበሉ አቦታት ነገሩ ዘፍርሕ ዩ

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 3 дні тому

    ፃድቃን ዝባሃል ሰብ እናሃለወ ህዝብና ሰላም ኣይረክብን ምክኒያቱ አነ ዝበልኩዎ ካብኔ ተዘይተመስሪቱ ህዝቢ ናብ መረበቱ ኣይምለስን ኢሉና እዩ

  • @Fanatigray
    @Fanatigray 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @almazgebremariam-x6w
    @almazgebremariam-x6w 3 дні тому

    ❤❤❤

  • @workusyoum5735
    @workusyoum5735 3 дні тому

    ❤❤❤