30 ሽሕ ሳብስክራይብ ምእታውና ምክንያት ብምግባር ንወለላይ ሳፕራይዝ ገይረያ❤

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 гру 2024
  • ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

КОМЕНТАРІ • 985

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 5 місяців тому +12

    ፅርያተይ ገና 50 ሸሕ ክትበፅሑ እኩም ጠንክሩ ጥራይ😘🥰 ደቅ መዳም ከም ናትኪ ሰባኣይ ያሃበና ከዚኮ ጥዑይ ወዲ የለይ ንጥቅሚ ጥራይ እዮም ዝቃረበና ዋ😢😢

    • @brhaneye
      @brhaneye 5 місяців тому

      ከምዚ ዓይነት ኮመንት ባዕልኽን ትፅሕፋ ብዛዕባ ደቂ መዳም ተተዛሪባ ከዓ ትፃረፋኣ 😑

  • @kalkidan555
    @kalkidan555 5 місяців тому +11

    ከማኻቱም ሰብ ሓዳር ክሪኢ ከለኹስ ሓዳር ይናፍቅኒ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይብርኸልኩም ኣሕዋተተይ❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 5 місяців тому +8

    ደስ ክብልካ ኣነስ መንፈሳዊ ቅንኢ ይቀናኣልኩም ፍትዋተይ 🙏🥰🥰

  • @ሶሊይ
    @ሶሊይ 5 місяців тому +10

    ንዓኩሙ ምስረእኩ ሓዳር ምግባር ናፊቀዮ😢❤❤❤❤❤

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 5 місяців тому +10

    ኣቤት ደስ ክትብሉ ማርያምን ጡዑማት ላዛ ❤️ ዓድ ወለላይ ተጋሩዋይ ከምዝ ማሃሩና እና ንብል ዘለና ካመራኹም እዉን ናይ ሎማዕንት ንፁር ደስ ክብል እት ናይ ገዛኹም መብራህት እዩ መስለን ቆንጆ ገይሩዎ ንት ካመራ ኣነፅሩዋ እና ብጣዕም እየ ዝፈትወኩም እንዳ ወለላይ ❤🥰

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 5 місяців тому

      ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤❤

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 5 місяців тому +7

    እሰይይ ደስ ክትብሉ በማርያም እና ይቅርታ እምበር ፆምዶ ኣይኮነን እዩ ሕጂ ስጋ ተጠቂምኪ እማይ?
    ክትበልዑ ከለኩም ከዓ ኣማዕቲብኩም ፀሎት ገይርኩም ብልዑ ክርስትያን እንተኮይኩም እየ ማዓራተይ ብዝተረፈ በርትዑ🥰

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 5 місяців тому +6

    ሰባኣይ ማለት ዋው ለባም ፍቅርኩም ካብ ዓይኒ ሰብ ፍጣሪ ይሓልኩም ሙቁራተይ ❤❤❤❤

  • @milaye3667
    @milaye3667 5 місяців тому +18

    welcome my family zfetwekum❤ ተጋሩዋይ ንዓደይ ክከድ ውርሒ ቀርያትኒ ግን ፍርሕ ፍርሕ ይብለኩ እንድዒ 😢በቃ ካብ ካላኣይ ስደት ይምሓረና ብሰላም እተዊ በሉኒ❤

    • @tadexshege5828
      @tadexshege5828 5 місяців тому +1

      Bselam etew

    • @SlamGhnvd
      @SlamGhnvd 5 місяців тому +1

      ኣጆኪ ምቅርተይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @Romary-cv8rq
      @Romary-cv8rq 5 місяців тому +1

      ብሰላም እተዊ ኣጆኪ ወለላይ

    • @abrhetknfe186
      @abrhetknfe186 5 місяців тому +1

      ብሰላም እተዊ ኣጆኺ ዓድኪ ወላ ንእሽተን ትኩን ስርሒ ካልኣይ ስደት ዕድመካ ጥራሕ እዩ ዝዉድእ

    • @abrhetknfe186
      @abrhetknfe186 5 місяців тому +3

      ብሰላም እተዊ ኣጆኺ ዓድኪ ወላ ንእሽተን ትኩን ስርሒ ካልኣይ ስደት ዕድመካ ጥራሕ እዩ ዝዉድእ

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 5 місяців тому +4

    ዋውውው ሙዑዘይ ለባም ዓቢ ሰብ ኣብሳየ ተዓዲልኪ ሓዳርኩም ይባረክ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ፈጣሪ ንኡደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብጥበብ የዕቢካ ምንጭወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 5 місяців тому +7

    ኣነስ ሱቅ ኢለ ሕጉስ ይብል ፁሩያት ፍቅርኩም ይብዛሕ ክብረት ይሃብካ ሙኡዘይ ላሃብካ ንበር❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Wojhd
      @Wojhd 5 місяців тому

      ናይ ቭሓቂ❤🎉

  • @Flyonaግሬስ
    @Flyonaግሬስ 5 місяців тому +5

    ኣሰይ ምቁራት ፍቁራት ኪሪኢስ ደስእዩ ዝብለኒተጋሩዋ እናተፊቀርና ንንበር♥️soፍቅርኩም የብዛሓዮ ሓዳርኩም ይባርክ ፅሩያት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም♥️♥️♥️♥️♥️♥️ገና10000000k ክትበፅሕኩም ቀፅሉ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @heligirmay9020
    @heligirmay9020 5 місяців тому +9

    ቀስ ብቀስ ናሰራሕካ ብረሃፅካ ትገዝኦ ነገር ለለዎ ስምዒት ኣብ ገፅኪ ሪእዮ ❤❤❤❤ኣሰይ ሙቁራት ኣምላክ በረከት ሽሻይ ወሲኩ ይሃብኩም

  • @KhanKhan-mk3my
    @KhanKhan-mk3my 5 місяців тому +4

    ኤሚዋይ ንፍዕቲ በዓል ገዛኪ እዉን ጎይታ ፀባይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

  • @እየሱስክርስቶስአምላኬድን
    @እየሱስክርስቶስአምላኬድን 5 місяців тому +16

    ቆልዓ መዝሙር ኣልምድኦ እምበይ ሙዝቃ ኣይታልምድዎ መእንተ ብሩኽ ምእዙዝ ፈርሓ እግዚአብሔር ለለሎ ኾይኑ ክባፀሐልኹም መዝሙር ኽፈትሉ መዝሙር ይልመድ ይቅርታ ግን

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 5 місяців тому +4

    ዋውውው ሓደ ማዓልቲ ክረክበኪ እንድየ ትሰርሕለይ ኢኪ 😊ክብላዐለይ ከትብልኒ እንበይ😂ቀፅሉሉ ጎበዛት ንፈትወኩም ኢና❤❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 5 місяців тому +5

    ኦህ ከመይ ዝበለ ብሩኽ ሰብኣይ እዩ ፍቅርኹም
    ይብዛሕ ብሩካተይ😊❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 5 місяців тому +4

    ፅሩያተይ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤

  • @dadsfade477
    @dadsfade477 5 місяців тому +3

    እንዳ ወለላይ ተናፋቖ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ሙዑዘይ ምእዙዝ እምብር ምዑዝ አብሳላየይ ኳዕ ደስ በለኪ ፅጋበይ

  • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
    @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ 5 місяців тому +3

    ተዓዲልኪ ቡሩክ ትሑት ዝኮነ ስብኣይኪ ኢሚየይ ንስኪ እዉን ለባም ትሕተኛ ኢኪ ይፈትወኩም እየ🥰♥️

  • @AnnoyedBamboo-ui5fz
    @AnnoyedBamboo-ui5fz 5 місяців тому +3

    ተመሰገን ኩሉ ነገረ እኖዮ እንድዩ ኣብ ትግራይ እዕልል❤❤❤

  • @Lili-qr9ej
    @Lili-qr9ej 5 місяців тому +3

    ዚፈትይኩም ፉቅርኩም ይብዛሕ ኡሙየ ሰንግል ዘለናለ ከም ናይክ ሰዋአይ ያሃበና😊😍😍

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 5 місяців тому +3

    ይግበአኺ እዩ❤❤❤❤❤❤እግዚአብሔር የክብርካ ሐዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 5 місяців тому +3

    እንኳዕ ደስ በለኪ እሚየይ ምዑዝ ለባም ይምችኩም ፅሩያት ስድራ

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 5 місяців тому +3

    ኣሰይይይ ሓዳርኩም ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቡሉፃት💚😘🥰

  • @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
    @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ 5 місяців тому +3

    ዉይ ትዓዲልኺ ኤሚ ሓፍተይ ንሰበይቱ ዘሐጉስ ስብኣይ❤🥰

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 5 місяців тому +2

    ዋውው ደስ ባሃሊ ኣነ እውን ከገዝእ እየ ከምኣ ቢዛ ብጣዓሚ እየ ዝፍትው እና ልበቢ እውን መዝሙር ቃል ኣምላክ ኣላምድዎ ሙዝቃ ታይ ገብርሉ ናይ ሸይጣን በዝኮነ ፍትውውው እየ ዝበለኹም ቆናጁ

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen839 5 місяців тому +6

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ይቡቃት 😍
    መን እኒዮ ካማይ ፈሮን ብትግርኛ ስማ ለይፈልጣ ሀዚ ሰሚዐ እምበር አይፈጣን ብትግርኛ ልመጀመርያ ዳዓረብ ሰለ ዝረአኩ

  • @MahiAregawi-f8n
    @MahiAregawi-f8n 5 місяців тому +3

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤

  • @bellabella5908
    @bellabella5908 5 місяців тому +5

    Beautiful couples ግን ጽሎት ኣይትረሰዑ ቅድሚ ምብላዐኩም 😍😍🙏

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ 5 місяців тому +3

    ዓዲ ወለላይ ሰላምኩም ይብዘሐልይ ፍቅሩኩም ይሰስን ኤሚየ ፍልቅልቅ ዋሓለ እኪ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د 5 місяців тому +4

    ከም ናትኪ ዝበለ ሰብኣይ የፈጥረና ደሰ ክብል ብኩሉ መልኡ ዛሃዎ ሶ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኤሚየይ ብልፅቲ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሓፍቲTDF-l5m
    @ሓፍቲTDF-l5m 4 місяці тому +2

    ታእዮሚዶ እዚኦም ወለላታት ፈትየኩም ክሞት ኢለ🥰❤️ሓዳርኩም ይባረኽ ፅሩያተይ💞💞❤❤❤🥰🥰🥰❤️💞💞

  • @CelFie-dp5wg
    @CelFie-dp5wg 5 місяців тому +7

    ፈቃር ስብኣይ ይዓድለና ንኩላትና❤❤❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 5 місяців тому +2

    ኣሰይ ተዓድልኪ ኤሚየይ ቡሩክ ዝከነ ስባኣይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅብቃተይ❤

  • @briefkr
    @briefkr 5 місяців тому +4

    ደስ ክትብሉ መዓት ❤❤ ከምናይኪ ዝበለ ስብኣይ ይዓድለና

  • @احمدطاهر-ص4خ
    @احمدطاهر-ص4خ 5 місяців тому +2

    ተዓዲልኪ ሓፍተይ ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AlgenashMulate
    @AlgenashMulate 5 місяців тому +3

    አቤት ደስ ክትብሉ ማርያምን ሓዳርኩም ይባረኽ🙏❤️

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 5 місяців тому +1

      ኣሜን ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @AbrhaiNagesh
    @AbrhaiNagesh Місяць тому +1

    I fell so happy ፅቡቅ ፍቅሪ ግዜ

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 5 місяців тому +4

    እንዳ ወለላይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤ፍቅሩኹም ይብዛሕ ትፍለዩ ኢኹም ይመልአልኩም ፈጣሪ❤❤❤

  • @MahderMahder-j6g
    @MahderMahder-j6g 5 місяців тому +2

    ሓዳርኩም ይባርክ ላዛኣ ደስ ክብል ንሱ ዉን ድሌታ ዘማልኤላ ማዓረይዋ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ 5 місяців тому +4

    ዋው ኣነስ ብጣዕሚ ደስስስ ኢሉኒ😘ሓዳርኩም ይባረኽ🎉ኣብኡ ከለኹም ዋጋ ንገሩና ኣብ ዓድና ዶ ይሐይሽ ኣብዚ❤❤❤

  • @Teddyshow20503
    @Teddyshow20503 5 місяців тому +1

    Betami des Bihalt Ekum gn video tolo tolo post gberuluna ❤
    Hadarkum Yibarek❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 5 місяців тому +3

    ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ፍቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 місяців тому

      ደምርኒ ዝያዳይ

    • @asayyeebyo182
      @asayyeebyo182 5 місяців тому

      @@tsegatsega238 ገይረልኪ አለኩ ወለላይ

  • @FreHiwet-h7q
    @FreHiwet-h7q 5 місяців тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ
    እሙ ሓፍተይ እቲ ናይ እንዳ ክሸንየ ደላብ ክንደይ ይውድኣ

  • @ጓልወየንቲ-መ4በ
    @ጓልወየንቲ-መ4በ 5 місяців тому +3

    እሰይይይ ሙቁሪተይ ፈቅርኩም የብዘሖዮ ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ሰድራ❤❤😘😘😘😘❤❤

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 5 місяців тому +1

    ብሩካተይ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ ስብአያ ውን ብጣዕሚ ርግዕ ዝበልካ ብሩክ አዳም እካ ጎይታዋይ♥♥♥♥

  • @tesgamezgobo2787
    @tesgamezgobo2787 5 місяців тому +28

    amiye kendey geziekumo ezi oben❤

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 місяців тому +1

    ዋውውው ደሰ ክብል አንኮዕዉን ደሰ ብለኩም አንኮዕዉን ብሰላም መፂኣኩም 🙏❤❤

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 5 місяців тому +4

    ስማዓኒ ዛባዓልቲ ገዙኡ ኣዳ ትሖሽ ልትሰርሕ ድያ ዋላስ ሓፍታ እያ

    • @Agsgs-yt2xg
      @Agsgs-yt2xg 5 місяців тому

      ንሳ ባዕላባ❤❤❤❤

    • @ትግራወይቲ
      @ትግራወይቲ 5 місяців тому

      እወ እሳ ባዕላ እያ❤

    • @hiwanjohn
      @hiwanjohn 5 місяців тому

      ኣምለሰት እያ ክክክክ 8:28 ❤❤

    • @SmretTube
      @SmretTube 5 місяців тому

      ​@@hiwanjohnሳብስክራይብ ግበርለይ አሕዋተይ

  • @goltigray237
    @goltigray237 5 місяців тому +2

    ዝፈትዮኩም ❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም

  • @MengediHaki9324
    @MengediHaki9324 5 місяців тому +4

    ቤተሰበይ እኺሙ ትመስሉኒ ናማነይ እየ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም።

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 5 місяців тому +1

    ሓዳርኩም ይባረክ ተጋሩዋይ ብሩኳት❤

  • @ጎልራያኩኩፉቶ
    @ጎልራያኩኩፉቶ 5 місяців тому +3

    ❤❤❤❤🎉🎉😮😮 ሃየ ናብ ዓድ 50ሽሕ

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
    @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 4 місяці тому +2

    ዉይ ጥዕማት ላዛ ክንደይ ደስ ትብሉ❤❤

  • @qspm6706
    @qspm6706 5 місяців тому +4

    ሐዚ ክንደይ ገዚአካዮ ሓወይ

  • @nfffdt931
    @nfffdt931 5 місяців тому +1

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሙቁራት ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤❤

  • @jftstrr7463
    @jftstrr7463 5 місяців тому +3

    ኣሰይይይይይ ሓዳሩኩም ይባረክ ፁሩያት😘

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 місяців тому

      ደምርኒ ማማየ ጀማሪት እየዎ

  • @TirhasTirhas-x6f
    @TirhasTirhas-x6f 2 місяці тому +1

    ዋወ ብጣዕሚ ኢኩም ድስ ትብሉ ይምልእሉኩም ኣምላክ ይብርኩም

  • @FyoriBaraki
    @FyoriBaraki 5 місяців тому +2

    ሽኮሪናታት ኬፍ ዘለኩም ተቅንኡ አምላክ ይሓልኩም ዝያዳይ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ❤ ወሓለ

  • @ውቅሮዛዓደይ
    @ውቅሮዛዓደይ 5 місяців тому +2

    ኣሜን ካም ናትኪ ስብኣይ ይሃበኒ ተዋሂብኪ ኢኺ ንስኽስ ዋ🥰🥰😂

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 місяців тому +4

    ኣነስ ክፈትወኩም ብተለይ ትሕትናኹም ♥️👌

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 5 місяців тому +1

    ከዚ ደስ ባሃሊ ካሚራ ፅሩይ ኩሉ ጊዜ ካሚራ ፅሩይ ስሩሑልና ተከተልትኩም ምእንቲ ክበዝሕ ፅሩያተይ❤🎉

  • @fekartarsema
    @fekartarsema 5 місяців тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤ ሓዳርኩም ወላዲተ አምላክ አደይ ትባርከልኩም ክትበልዑ ከለኹም አማዕቲብኩም ብልዑ ሙቁራት አሕዋተይ

  • @ፅሃይሓፊቲሰሉ
    @ፅሃይሓፊቲሰሉ 5 місяців тому +1

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ዞም ፅቡቃት ዋግኣ ክንደይ እያ ኤምዬ😊❤

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 5 місяців тому +3

    ፅሩያት ሓዳርኩም ይባርክ ክደይ ህብኩምሉ ዋጋ ነገሩና አብ ዓዲካ እዩ ፅቡቅ ነበርት ዋ ❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  5 місяців тому

      ክብረት ይሃበልና 16000 ሽሕ እዩ ዛሓፍተይ

  • @hankhan-bo7wm
    @hankhan-bo7wm 5 місяців тому +2

    🥰🥰🥰ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራተይ ❤️

  • @alexslovelove8904
    @alexslovelove8904 5 місяців тому +6

    ኣነሰ ገርም ይብለኒ ኮሞንቲ ኣንቢበሰ ወለላይ ቀይርወ ካብ ወለላይ ወለላይ ዛዓቢ እንታይ ኣሎ ታይ ዳኣ ክባሃሃሉ ኣታ ኣቲ ክባሃሃሉ ድዩ የለይ:: እንዳ ወለላይ ቀፅሉሉ ወለላይ ክትባሃሃሉ ከምሕረልኩም ማዓት እዩ ፈጣሪ ሓዳርኩም የባርኮ❤❤

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 5 місяців тому

      I agreed with your comment

    • @vhdghhd9687
      @vhdghhd9687 3 місяці тому

      ብሓቂ ዋላ አነ ብጣዕሚ እዩ ደሰሰሰ ዝብለኒ እንብር ወለላይ ዝኮኑ ሰድራ ፅሩያተይ ብሓቂ ደሰሰሰ ክብሉካ ❤❤❤

  • @SmilingDinosaurFossils-oi3jx
    @SmilingDinosaurFossils-oi3jx 5 місяців тому +2

    መኣዲ ከይተልዓለሴ ገዲፍክዮ ናብ ሳሎን 😂 ብጣዕሚ ጎበዛት ጠንክሩ ❤

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 5 місяців тому +8

    ሓደር ከምዚ ፅበቅ ተኮይኑ ደኣ ሓዲር ክንጀም ሞ😂😂

    • @mmn-mb3dc
      @mmn-mb3dc 5 місяців тому

      እኮ 😂😂

    • @SmretTube
      @SmretTube 5 місяців тому

      ​@@mmn-mb3dcሳብስክራይብ ግበርለይ አሕዋተይ

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 5 місяців тому +1

    ምጭዋተይ ደስ ክትብሉ ፍቅሩኩም ይብዛሕ🥰

  • @Atseatsbeha1212
    @Atseatsbeha1212 5 місяців тому +12

    ንኡድ ኩሉ ጊዜ መንፈሳዊ ልኾነ መዝሙራት አስምዕዎ ደርፊ አይተልምድዎ ይቅርታ ግን

    • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
      @ትግራይኣምላክየሓልኪ 5 місяців тому +1

      ዋላ ኣነ ድሕር ስደት ደቀይ ቃል ኣምላክ መዝሙር እየ ከላምዶሞ ዝሞነ

    • @FunnyCookingApron-dj3it
      @FunnyCookingApron-dj3it 5 місяців тому +1

      እወ ብሓቂ ኣነውን ዝምነዮ ነገር😊 ደቀይ ብመንፈሳዊ ከዕቢ ተዝሰምረለይ 😊

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 5 місяців тому +2

    ባዕለይ ቀዲመይቲ ዋውውው ዝፈትወኩም❤❤

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 5 місяців тому +3

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤
    ኣነስ ወለላይ ዝብል ስብኣይ ክስሕቀኒ 😅

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 5 місяців тому

      ታይ ዘስሕቅ ኣለዎ 🤔

    • @ህወ
      @ህወ 5 місяців тому

      ዘክብረኪ አይትፈትውን ማለት እየ

  • @mmmarketing5683
    @mmmarketing5683 4 місяці тому +1

    ❤❤❤❤ ኤህ ኤህ አቱም ቅኑዓት ሸኮራት እንካይዶ ዚ ክንደይ ክትገብረላ ኢካ ሸኮር ኤህ ከመይ ደስሰ አቢልካያ

  • @Zhen4HB
    @Zhen4HB 5 місяців тому +4

    አረ ንሰኩም ትፍለዩ ኢኩም❤❤❤❤❤

  • @SelamgebremeskelSelam-yl1gs
    @SelamgebremeskelSelam-yl1gs 5 місяців тому +2

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይበርከልኩም🌷

  • @ኣዶናኡድ
    @ኣዶናኡድ 5 місяців тому +3

    ኣይ ፈሊጥኩምስ ኣይተቁኑኡና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ZuzuMohammed-d3n
    @ZuzuMohammed-d3n 5 місяців тому

    ሞሻኣላህ ሞሻኣላህ ኣንዳ ሙዑዝ ፍቅርኹም ይብዛሕ ብጣዕሚ ኤየ ልፈትወኪም❤❤❤❤❤❤❤

  • @Gal__madam
    @Gal__madam 5 місяців тому +3

    እዉይ ደስ ክብሉ ምስ ፍቅርኩም ንበሩ👏😘
    ዋጋ ክንደይ እዩ ንገርኒ በጃኪ በተለይ ናይ ክሽንየ ንገርና ዛማዓረይ

    • @NuedTube
      @NuedTube  5 місяців тому +1

      16 ሽሕ እዩ 🙏

    • @SmretTube
      @SmretTube 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

    • @Gal__madam
      @Gal__madam 5 місяців тому

      @@NuedTube እሽኒ ዛወለላይ👏😘

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 5 місяців тому +2

    ፍቅርክም የበዘሐዮ ኢማየ ❤❤ ዕደመ ጥዕና ይሃበክም ፈጣሪ❤❤ ደሞ ፅቡቅ ደሕዘት እዩ ኢማየ ጥንክሩ ተጋሪዋይ❤❤🎉 ደሞ ካብ ዝምነየ ንብረት😂 🙈

  • @lwamlwam9545
    @lwamlwam9545 5 місяців тому +3

    ዋጋ ክንደይ እዩ እባ ዝሓፍተይ መዓረይ 🥰🥰

    • @SmretTube
      @SmretTube 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @shalom5798
    @shalom5798 5 місяців тому +2

    ቃርያ-? ብትግርኛ
    ብቻ-? ብትግርኛ
    ወድያውን-? "
    እቶን ቃላት ሙሉእ ብሙሉእ 100% እንተትገብርዎ ዝያዳ ማሃሪ ምኾነ ነይሩ።

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 5 місяців тому +3

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MizuTube-x1x
    @MizuTube-x1x 5 місяців тому +2

    ኤሚዋይ ጎበዛት ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅሩያተይ ውሓለ ኤሚየ 🎉😊🎉😊❤

  • @سارهمحمد-م9ل
    @سارهمحمد-م9ل 5 місяців тому +2

    ፍቅርኹም የብዛሕ ፅብቃተይ❤❤❤

  • @Shewit4569
    @Shewit4569 5 місяців тому

    Betami des behali gobez eki mkrti ftret ftew eye zeblekum ❤️❤️

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 5 місяців тому +1

    Eto Video nay maezs eyu mukuratey mes ykreta tsemo do aykonen eyu bzterefe btaemi eye zfetwekum❤❤❤❤

  • @nigustesfay4894
    @nigustesfay4894 Місяць тому

    ሰላም ማዓረይ እታ ምጎጎኪ አበይ አስራሕክያ

  • @ጋልሰብዓሓላል
    @ጋልሰብዓሓላል 5 місяців тому +1

    ፅብቃተይ ዝፈትወክም❤💜

  • @ሙዚትተዋህዶ
    @ሙዚትተዋህዶ 5 місяців тому +1

    ኣሲተይይ ሓዳርኩም ይባረክ ዞም ናተይ ኣቅኒእኩምኒ

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 5 місяців тому

    ፅቡቃት ስድራ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ❤❤❤ ኣቦ ንኡድ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ንሰበይትካ እናሓጎስካ የንብርካ

  • @ሸዉት
    @ሸዉት 5 місяців тому +1

    እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኹሙን ፍቅርኹሙን ይባርኽ ፁሩተይ❤❤🎉🎉🎉ደስ ክትዉሉ ኣነማ ቅንእ ፍጭጭ በለ😂❤❤ፈጣር ካማኻትኹሙ ያማሳስለልና ደቅ መዳም❤❤❤ሳብስክራይብ ግዉሩን ኹዉራተይ

  • @SelamHalefom-g6e
    @SelamHalefom-g6e 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤በጣም ነው የምታስቀኑ ት

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 5 місяців тому +1

    እካዕ ዳሓን መፃእኩም ብሩካት ስድራ ❤❤❤

  • @Tsega-ent-27
    @Tsega-ent-27 5 місяців тому +1

    እንካዕ ብሳላም መፃኩም ንኡድ UA-cam

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 5 місяців тому +2

    ዋግኡባ ነገርና ኤሚየይ ምቅርቲ ብስተረፈ ደስ ክትብሉ❤🎉🎉

  • @ASG-qs8ps
    @ASG-qs8ps 5 місяців тому

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፍቁራት

  • @SamirihSamirih
    @SamirihSamirih 5 місяців тому +2

    Des kbulka hadarkum ybark🙏🥰🥰🥰

  • @EyrsalamJary
    @EyrsalamJary 4 місяці тому +1

    ኣሰይ ፅብቃት ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 5 місяців тому

    ፅቡቓት ገዛ❤ምዑዝ ሃም ሱምኻ ምዑዝ ይምቸኻ ብራዘረይ😊 ኣብስኣላዋይ ኣቲ ፍቕሪ❤