ካብ ኣሜሪካውያን ኣይሁዳውያን እንመሃሮ 7 ነገራት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 68

  • @nati8121
    @nati8121 Місяць тому +3

    ዕሽር ን ፈጣሪ ምሃብ🎉

  • @brobroboy
    @brobroboy Місяць тому +19

    ምስጢር ዓወት ኣይሁዳውያን ክውስኸልካ ንፍልጠት ክሕግዘና!
    1 ንህጻናት ብዛዕባ ጥቅሚ ገንዘብ ምምሃር ማለት ብገንዘብ ፡ቤተመቅደስ ምህናጽ፡ቤት ትምህርቲ፡ህንጻ፡ሕክምና፡ምዕቡል ቴኖሎጂ ምህናጽ ፡ምዕቡል ሕብረተብ ምህናጽ።
    2ይ እሙን ምዃን
    3ይ እቲ ካህን ብዛዕባ ሃብታማት ገንዘቦም ኣብ ኣውንታዊ ከውዕልዎ
    4ይ ምትሕግጋዝ
    5ይ ዕሽር ምሃብ
    6 ይ ድሕሪ 5-6 ዓመት ናይ ገዛእ ርእስኻ ትካል ምኽፋት
    7 ይ ንስኻ ክትገብሮ ዘይትደሊ ካልእ ሰብ ክገብርዎ ዘይምድላይ።
    8 ይ ኩሉ ገንዘብካ ኣብ ሓደ ዘንቢል ኣይትግበሮ።ማለት ኣዋፍሮ!
    9 ሰንበት ቅድስቲ ኢያ እሞ ናይ ምስጋና መዓልቲ ኢያ ።
    10 frist put God ቅድሚ ዝኾነ ምጅማርካ ኣቀዲምካ ንኣምላኽ ቅድሚኻ ኣሕልፎ ባዕሉ ኩሉ ከሳልጠልካ ኢዩ።
    ነቲ ብሉጽ ሓሳብካ መወሰኽታ ይሕግዝ ምባለይ ኢለ እምበር ካባኻ ንላዕሊ ፈላጥ ማለተይ ኣይኮንኩን ተማሃራይካ ኢየ❤❤❤

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 22 дні тому

    💙💚💙ጽብቕ ትምህርቲ የቐንየልና

  • @johnbeyene3351
    @johnbeyene3351 Місяць тому +3

    የቐንየልና መምህር ኣዝዩ ጠቓሚ ምኽርታት ኢዩ። ኣብ ቀጻሊ ውን ንዓና የገድሱ ኢዮም እትብሎም ምኽርታት ካብ ምክፋል ኣይትትሓለል ይብለካ ።

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 16 днів тому

    Eshir feteya, qedaminet ni Ezgabiher , thank you

  • @ሙሉአ
    @ሙሉአ Місяць тому

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ምክሪ ኢዩ ነሩ ክንልወጥ ካኣ ተስፋ ኣለና ዝከበርካ ኣያና ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ መደባትካ ብጣዕሚ ጽቡቅን ማሃርን ኢዩ ቀጽሎ ❤

  • @SirakISAAK
    @SirakISAAK Місяць тому +2

    Wediqka zeymhlal, ktenbb aleka, kthatt aleka ❤❤❤thanks

  • @okubayabrham4279
    @okubayabrham4279 13 днів тому

    ❤❤❤❤kber nber nzelalem des zbl tmhrti

  • @AllemTewolde
    @AllemTewolde 20 днів тому

    ኣይሁድ ብጣዕሚ ብዙሕ ካብኦም ትመሃር ኢኺ ብፍላይ ምስኦም ምስ ትነብር ቆጺርካ ዘይውዳእ ጹቡቅ ነገር ኣለዎም ብጣዕሚ ማሃሪ ዛንታ ኣይሁን መምህር የቀንየልና እንዳ ሓጸረና እካ ❤mark zuckerberg(meta) kikyro eti fB ሓቁ እንድዩ ደኣ ኣይሁድ ዩ ለከ❤❤

  • @AhferomGhebray
    @AhferomGhebray Місяць тому

    Kbret yahabka kubur seb

  • @ahfeomvipmobile3200
    @ahfeomvipmobile3200 Місяць тому

    ብጣዕሚ ደስ ዘብልዩ የቀንየልና ንክፍጽሞ ኣምላኽ ብርትዐ ይሃበና ካብ ሓዳር ዘይምፍልላይ ደስ ኢላትኒ።

  • @tekhlomokbay5814
    @tekhlomokbay5814 18 днів тому

    Ab Hadar emun mukan zeymftah more Communication des elazni,nay Eshir win xbuktiya thank u Angsh 😊

  • @ሃገረይትግራይ-ወ7ጀ
    @ሃገረይትግራይ-ወ7ጀ Місяць тому

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓወይ

  • @haileblatta
    @haileblatta Місяць тому

    My God kemzi aynet please amxulna ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bellavibes668
    @bellavibes668 Місяць тому

    My favourite channel so far ❤

  • @aminekibrom8448
    @aminekibrom8448 Місяць тому

    ውውውው❤ናይ ብሓቂ ምሃሪት

  • @SiemTmaryam
    @SiemTmaryam Місяць тому

    Yepenelna memher kale wen weskena ❤❤❤❤🎉🎉🎉nay bhape megdi awet

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit Місяць тому +1

    Haki adey temharty zewesdelika wala hade yelen temharty habty eyu selze gedne temharu teblena neyra way adey belah kem jehude eyia yegrem eyu yehewat 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile2803 14 днів тому

    Ewe Eshir nfetary mhab🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
    Kulu dma bluts eu🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit Місяць тому +1

    Kulen best eyen befalay eta tehete akmika nebre teble best habsa ka fentahetah teray neble abyt libona nay Israel yegrem eyu yehewat nemhare abe gebre ka newlo semika teray teme gega eyu❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HayelomBeraki
    @HayelomBeraki Місяць тому

    የቀንየልና ሓወይ

  • @SamiMahari-c5p
    @SamiMahari-c5p Місяць тому +3

    16 ዓመት ተቀሚጠ ኣብ እስራኤል ክሳብ ሕጂ ውን ይነብር ኣለኹ ሚስጢር ዓወቶም ግን ክፈልጦ ኣይካልኩን ሕጂ ግን ብኣኻ መምህረይ ክፈልጦም ጀሚረ ብጣዕሚ የመስገነካ መምህር ሂወተይ

  • @BiniamMebrahtu-v9n
    @BiniamMebrahtu-v9n Місяць тому

    Tnx memhr

  • @TesfaTekle-h4v
    @TesfaTekle-h4v 25 днів тому

    I like it 👌

  • @wedimom
    @wedimom Місяць тому

    Thanks so much teacher Life is smart

  • @TsehayeAndetsion
    @TsehayeAndetsion Місяць тому

    All points are very important.

  • @robelkbrom2924
    @robelkbrom2924 Місяць тому

    Kbur memhr bteami xbuk mehari zkone medeb Aleka keythalelka srah
    Tanks ❤❤❤❤❤❤

  • @yenastesfi9175
    @yenastesfi9175 Місяць тому

    Yeqenyelna❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 happy new year, amet lewtn sltann nkulna ❤❤❤❤❤

  • @WelduFeshatsion-s4k
    @WelduFeshatsion-s4k Місяць тому

    ብጣሚ ደስ ዘብል ምክሪ ፡ክቡር ሓውና ቀጽሎ ዓቢ ትምህርቲ እዩ

  • @merontewelde5955
    @merontewelde5955 Місяць тому

    7 eisher mis fetaeika yerkebeka b menxer ka genzebka yewhad yebzah ab tekmi yewiel ( tanks keep going

  • @መድሕንንህዝቢ
    @መድሕንንህዝቢ Місяць тому

    Good advice memhrr

  • @BrhaneGebreslasie-m8k
    @BrhaneGebreslasie-m8k Місяць тому

    Great advice

  • @honeyhabtegaber6942
    @honeyhabtegaber6942 Місяць тому

    Welcome dear teacher 🎉🎉🎉 we love you so much and l,ve learned a lot of things today keep it up the good work

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ

    ደስ ዝብል ብሉጽ ሓሳብ የኽብረልና
    ነብስኻ ዘይምውዳቅ ፈተና ዝረኽበካ ንዕቤትካ ከም ዝኾነ፡ ከተንብብ ከምዘለካ፡ ሓታቲ ክትከውን ከምዘለካ ካልእን ❤🎉😊።

  • @ShushanJohn
    @ShushanJohn Місяць тому

    Reader's are leaders....zfetekufa eya.

  • @Alleyesonme905
    @Alleyesonme905 Місяць тому

    Yeqenyelna

  • @Adhanom-v3b
    @Adhanom-v3b Місяць тому

    7 100%💡👌10q bro❤

  • @Sowthk2
    @Sowthk2 Місяць тому +1

    ንኣ ይ ሁ ዳ ውያን ንሕዶም አምንት ኣልዎም ሓቢር ካ መስራሕ ልምዲ ኣልዎም. ንኣብንት ትካልከፍቶም ብማዕረ ሰርሖም ማዕረ ይቀማከሉ.

  • @ElsaTekle-v6q
    @ElsaTekle-v6q 25 днів тому

    Yekenyelna hawina xubk mkri.

  • @Ahwatnzekaker-ov4il
    @Ahwatnzekaker-ov4il 29 днів тому

    ዕሽር ንፈጣሪ ይህቡ ኣብ ሓዳሮም ጽኑዓት እዮም ትሕቲ ኣታዊታቶም ይነብሩ ,

  • @henokyemane1602
    @henokyemane1602 Місяць тому +1

    Hawey xebuk medeb kexelo . You can bring changes

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AronSami-l1n
    @AronSami-l1n Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @KbromHilemicael-i2u
    @KbromHilemicael-i2u Місяць тому +2

    ብጣዕሚ ጠቃሚ ምክሪ የቀንየልና

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael1741 Місяць тому

    እቲ እምነቶም እዩ ዝፍቶ።ኩሉ ክገብሩ ዘኽእሎም ንሱ'ዩ ኮለል ኣይንበል።
    ንሕና ውን እቲ ንምኻሓሉ ታሪኽና ብኡኡ ኢና ሰሪሕናዮ።

  • @filmonhagos2744
    @filmonhagos2744 Місяць тому

    ❤❤❤❤🙏👌🙇‍♂️

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra Місяць тому

  • @tsegezeabhbtzghi8204
    @tsegezeabhbtzghi8204 5 днів тому

    ኣይህዳውያን ኣዝዮም ሓያላት እዮም ኣይህዳዊ ንከናኡ ኣይህዳዊ ኣዝዩ አዩ ዘኽብሮ ኣይንዕቆን ኢዩ።

  • @Teddy-96-11
    @Teddy-96-11 Місяць тому +1

    የቀኔልና: ኩሉ ብሉጽ ሓሳብ'ዩ ብዝያዳ ግን ከም ኤርትራዊ መጠን እታ ምትሕግጋዝ ትብል መሲጣትኒ:: ኤርትራውያን ውን እዚ ባህሊ ምትሕግጋዝ ኣለዎም : ኣብ ልብያ ንዝነበሩ የሕዋትና ካብ ናይባኒኦም ቆጢቦም የሕዋቶም ሒዞም ን ባሕሪ ተበጊሶም :: ኣብ ስደት ውን ብዙሕ ይገብሩ ትርእዮም :: ዕድመን ጥዕናን ኮምኡ ውን ሰላም ይሃቦም የሕዋተይ::

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday1202 Місяць тому

    Kab atawitatka nfetarika osher mhab

  • @BERAKIQE.KE.ESAYAS
    @BERAKIQE.KE.ESAYAS Місяць тому

    🎉🎉🎉ኢቲ 100+10ክባረከሎም ዘዉጽእዎን።ኢሂን ሚሂን ጉድስዮም፡ቅድሚ ሰልሰይ ኣካል ምእታዉ ኮፍ ኢሎም ምፍትሖ፡ጎኒ፡ ጎኒ ምትሕጋዞምን፡ፍቅሪ ይሕዋት ምሃቦም።❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @elimaman5838
    @elimaman5838 15 днів тому

    ንኹሎም ሓሳባት ፈትየዮም

  • @user-measho
    @user-measho Місяць тому

    ብፍላይ እታ ናይ ዕሽር ሲ ምሳይ ትዛረብ ዘለኻ ኮይኑ ተሰሚዑኒ

  • @BdhoBrhane-i9n
    @BdhoBrhane-i9n 18 днів тому

    ምንባር ቀሊል እዩ ምትግባር ጥራይ

  • @isseyassemere7582
    @isseyassemere7582 Місяць тому

    Btami des zebln anekakahin meharin eyu emo bezi tgebro zeleka tmhrti keslo haweyyy nemesgneka kea

  • @Yoram-xi1xc1bs9b
    @Yoram-xi1xc1bs9b Місяць тому

    Kulen bluxat

  • @tumfal6991
    @tumfal6991 Місяць тому

    ኣይሁድ ጸሊም ስደተኛ ዘይፈትዉ ህዝቢ

    • @yonasghebretnsae9135
      @yonasghebretnsae9135 Місяць тому

      Entay u mo agedasi koynu eti natom xbuq tewesedna u zegeds

    • @Mikal122-q5s
      @Mikal122-q5s Місяць тому

      ጽቡቕ ኣለኻ እንተ ኾነ ወላ ድኣ ጸለምቲ ስደተኛታት ኣይፍተው እምበር ኣብ ነንሕድሕዶም ዘሎ ፍቕርን ሃገራዉነትን ግና ኣዝዩ ዘቕንእን ዘብህግን 'ዩ ስለዚ ነቲ ጽቡቖም ንዓና ዝጠቕመና ንዉሰድ።

  • @michaelfessehaye7702
    @michaelfessehaye7702 Місяць тому

    Great Advice

  • @robelabrahamrobelabraham3525
    @robelabrahamrobelabraham3525 Місяць тому

    ❤❤❤❤

  • @WelduFeshatsion-s4k
    @WelduFeshatsion-s4k Місяць тому

    ❤❤❤

  • @DghdSggsgsg
    @DghdSggsgsg Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @RozinaTewelde
    @RozinaTewelde Місяць тому

    ❤❤❤