We Love you Tegaruuuu ab gonukum alinaaa aijokummm tarayyyy kitewegehe. Eyaaa amlak misakum mm yikuneee kitewegehe eya kunue seb eduuu ayrekibennn euuu aijokum nehadehadekum TRAYYY tetamameruuuu from Eritrea ane derfikume kisemie kilku bkiyate EU ZESERANI hade aynet qanikan bahilien zlina ahiwattt see kimizi elina ab kimzi kinwedek miftio guana Aaaa 🙏🙏🙏
ዘመን ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘቡ ሓላል
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ድምጺ 100%
ኮታ ኩሉ ስራሓታ ዘበለት
ያእኽለካ እባ ህዝበይ እስኻ እንከላኻ
ጸራጊ ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ
ተጋሩ የሕዋትና ድማ ኣጆኹም ዓወት ኣብ ዝርያኹም ዩ ዘሎ ኣደ ትግራይ ድማ ቅሳነትኪን ራህዋኽን ይምነ መንነት ድማ ይስዕር 100%
ን ዘመን ክገልፅ ከምዚ ከማይ ❤ቃል ዝሓፅሮ ይህል ዶ ✌️❤ዘመነይ ብሉፅ ናብሉፃት long live ❤✌️💛
🥰🥰🥰👌
Me too, He is my favourite Tigrian artist 🎨 ❤️ 💜
ኩሉ ነገር ተሓዋዊሱኒ እዩ ዘሎ ዋላ ሓንቲ ክብል ኣይክእልንየ💔 😥😥ዘመነይ 💋❤
ትግራይ ትስዕር💪✊✊✊✊✊ ኣጆና ክሓልፍ እዩ💪
ትግራይ💛❤️ ትስዕር ትብል ብላይክ ኣርእየኒ ዘመነይ ኣምበሳ ተባዕታይ ዝኮነ ደርፊ ስጋደይ ቀጽለሉ ኣጆኹም ኣብ ጎንኩም ኣለና👍💪💪💪💪💪💪ሓፍትኩም ካብ ኤሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yekenyelna mkrtey
tax zyaday
💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏
ዓወት ንትግራይ ኣዮኻ ዘመን ጅግና ወዲ ህዝቢ
ዓወት ልትግራይ ኣጆኻ ዘመነይ ነብር ❤❤❤❤❤
Iam from somalia
Iam with tigray people
I hope you will won
This war against abiy and
Federaal goverment
Omer Thank you so much we will never forgot people like u who support and stand with us
Thank you sir
Thank you. We are greatful for people like you who show support.
We win now
@merry a ?
ዘመን ከም ስሙ ኣብየት ጥበብ ናይ መን ዳኣ ክትወስድ ናይ ኪሮስ ኣለማዮ ኣብርሃም ኣፈወርቂ የማነ ባርያ ኩሩዕ ትግራዋይ
Zemen aytekalkan gtmn zeman kulu beka wudue blxti mszi zelo kunetat tkeyd eya kexl nkdmit tgray tewet from 🇪🇷 des zeybelo ka gemed kekeblo ykel eye
ዘመነይ ሽኮር ከምቲ ንስኻ ፍትው ተብለና ንህዝብኻ ንሕና እውን ንዓኻ ፍትው ኢና ነብለካ ብዝሑ ግዜ ላይክ ዝውሃብ ተዝኸውንስ ክንደይ ምሃብኩኻ ነይረ ወዲ ትግራይና ፈታዊ ህዝቡ ፈታዊ ዓዱ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💋💋💋💋
I don’t know why he said but love ❤️ you so much Tigray people from Sudan 🇸🇩
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️thnkyou so so mach love you oll Sudan pipil thnkyouu
Love you mor Sudan amazing people Sudan form tigeray 🇻🇳
We luv u 2 brother, God bless Tigray God bless Sudan, الله يحفظ السودان وتقراي.
We love ya more my Sudan ppl and thank you ❤
thank you so Mach sudan 👍👍😍😍😍
ዘመነይ ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ናትና ኮንካ ጅግና ወዲ ጀጋኑ✊✊
ዓወት ንህዝብና✊✊❤❤
ዕንወት ንጸላእትና መሽረፈት ተረፈ መረፍ ደርግን🤑🤑
ተጋሩ ንዘመን ብላይክ ፍትወኩም ግለጽሉ
ኣምላኽ ትግራይ ያሓልዋ ጸልእትና ዓይኖም ይጣፍእ
ያኣኽለካ ህዝበይ ሃገረካ መስረት😭😭
ውዲ ዓሻ ኣይኮንናን ክልተ ሻዕ ትጽፋዔ። zemeny good job Eritrea 🇪🇷 my brother we love you 😍 abe awet
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Ajokum Tigray ahwatna awetkum gdn eyu, ane natey eye zgebir ab gonkum aleku...Forsa...Awet ntgray mskin hzbi
Thnks haftey tsolot nagber
💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊
Me too! We stand with Tigray.
ተዓዊትና ኮ ጎነይ የቀንየልና ከኣ ❤👏
ዋወወወወወ ጎበዝ ናይ ብሓቂ
ዓጋም ሓዘል ቆልቃል ኮይንካ ወትሩ ግዝየ ትነብዕ ህዝበይ
ትገረዋይ ካብ ሰሜን ኢየ
ዘመነይ ትፈቱ ጥራሕ
like በለለይ ዘመነይ
ኣስሊ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣሎና👉😘
🥰🥰🥰👌
N4i8
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪
Love u tigray, try to be strong 💪💪abzi gze lom aykonen kedem keman tehandidu mexihu nedidu eyu amharay adgi😬 full respect & love❤ hawkum kab ERI🇪🇷🇧🇻
❤️❤️❤️
ዘመንየ ከም ከመይ ዲካ ለባም ዓዲ ቀፅለሉ ጀግና ተግራዋይ ብታዕሚ ኢና ንፎትወካ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ይምነ
Well done brother. Carry on like this, I'm proud of you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🙏🙏🙏✔
ኣይዞሽ ደቂ ትግራይ ሙቁራት ኩሉ ክስገር'ዩ ሽግር ሓላፋይ ክንክእሎ ኢና ተሓባቢርና
ዘመነይ ፍቱው ቱው እኳ ሓውኩም ወዲ ኤረይ ኢየ ላይክ ኣይተውሕዱሉ ንዘመን ብዓል ሓቦ።
አብሽርካ መሰንገልና👍💪♥
👍👍💋💋🇻🇳🙏🇪🇷
🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💔
ዘመን ተፈታዊ ድምጺ ኣጆኩም ኣምሓራይ ክተፍእ ኣለዎ ኣልናልኩም ሓውኩም ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷💪💪💪👍👍👍
Yes
👍✌️✌️✌️💪 ኤርትራውያን ተጋሩን ክነግስ ዘለዎ ክልተ የሕዋት ዶ ኣብ ኩናት ይሽየም ውጽኣት ንቅድሚት
👍👍💋💋💋💋
😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁🛹😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁
Sebe Sebe eyu egziabhair zfetro fetret yetfe aybehalen selam yawred eyu zbhal
ኣለናዶ ተጋሩ ኣጆና ኩሉ ክሓልፍ እዩ ማርያም ፅየኖይ ንህዝበይ ኣትጭክነሉን እያ ኣጆና ዘመነይ ጅግና
We Love you Tegaruuuu ab gonukum alinaaa aijokummm tarayyyy kitewegehe. Eyaaa amlak misakum mm yikuneee kitewegehe eya kunue seb eduuu ayrekibennn euuu aijokum nehadehadekum TRAYYY tetamameruuuu from Eritrea ane derfikume kisemie kilku bkiyate EU ZESERANI hade aynet qanikan bahilien zlina ahiwattt see kimizi elina ab kimzi kinwedek miftio guana Aaaa 🙏🙏🙏
ደቂ ትግራይ እስኪ ዓደይ ትስዕር ትብሉ ላይክ👍ዘመነይ ጅግና 💪 ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይብዛሕ💛⭐❤✊
ኣስይይይ ኣይዞኪ /ካ 🇪🇹👍💪👍👊
@@okookokmaradespahali3535 እሺ ማአረይ💛⭐❤😍👌
Ajokum deqi tigray
Eti fetari alem mesakum ykun
Haylkum hayli israel yegbrlkum deqi tigray wahalalu❤❤❤❤🇪🇷🇪🇹
@@emayoung4090 አሜን ህያበይ ኣክሱም ፂዮን ኣላትልና እንበር ፀላእትስ ከቢቦምና ንተጋሩ ንምጥፊእ ግን ክንሓልፎ ኢና ትግራይ ትዕወት እያ።💛⭐❤🇪🇷✌ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም ኣትም ኣጆኩም ትብሉና ፅቡቅ ናትና ትምነዩ 😍
👍👍👍
ተጋሩ ንዑ ሓቢርና ነዕቢያ ነዛ ቻነል ዘመነይ ሓቦኛ ትግራዋይ 👍
🥰🥰🥰👌👈
Misak aleku
ዘመነይ ተባዕ ትግራዋይ
ዕድመን ጥዕናን ናዓካ 🙏
Zemeney shikor lebam wedi hizbi,Yeakileka hizbey,yeakilekum yebelena fetbri 🙏❤
ልብኻ ሃበኒ ልበይ ክህበካ
ምእንታኻ ትሓልፍ ሓፍቲ ኩኸነካ
እምንቲ ኩኸነለካ የ ሕርበት ኣይበልካ
ኣብ መንጎና እምነት እንተልዩ
ዝመጸ እንተ መጹ ናዓና ክፈላልዩ
ዞሎን ዘየለን እንተዳኣ ዘውርዩ
እምነት ኣላ ዘይቲፈትሕ ቃል ኪዳን
ጸላማት ገሊሃ ተምጽእ ብርሃን
ጥራይ ልብኻ ሃበኒ😋
ሓደሩኹም ሰናይ ማዓልቲ ካኣ🥰🌹
ዘመንየ ቃላት ሲኢንለካ ሓወይ ናተይ አክሱም ፅዮን ትግራይ ሃገር ትሓለውለና♥♥♥
ዘመነይ ውዲ ጅግና ኣብ ገኒካ ኣለና ዘመን ዘፍቱ ላይኽ 😘
I support my people tigray I hope they succeed from somali Ogaden
እንዳነባዓኹ ዝሰምዓ ሙዚቃ እያ ዘመነ ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን አብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕና ያሃብካ😭😍😍😍😍😍
me too😥💔
ዘመነየይ ታይ እየ ክብለካ ክገልፀካ ቃላት ይሓፅረኒ ኣነስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሶ ዘመነየይ ናይና ብምኳንካ ኩርዓት እዩ ዝስመዐና
ግራትካ ኣሕዲርካ ግራት ጓኖት ምሕራስ
ንሙሑጽ ቤት ጎሬበት ሕዛእትኻ ምብራስ
ወዲ ዓሻ ኣይኮንካን ክልተ ሻዕ ትውቃዕ
ኣብ ምብላዕ ተረሲዕኻስ ኣብ ምሻን ትጽዋዕ
/
/
ዓባይ መልእኽቲ ሓዘል
ዓወት ንተጋሩ ካብ ሓውኹም🇪🇷🇪🇷
💓💓💓💖
ዘመነይ ጅግና ትግራዋይ እንኳዕ ናትና ኮንካ❤💛❤💪😍😍
Zemen amebesa jegena wedi tgeray nayna
ዘመን በሓቂ ጥበብ ኢኻ ንስኻ ኩሉ ኢልካዮ ዝተረፈ የልቦን ወጸዓ ህዝቢ ትግራይ ኣብዛ ብልጽትን ገላጺትን ዜማኻ ዘርዚርካዮ ኣለኻ ኣምላኽ ንህዝቢ ትግራይ ይባረኽ 🙏::
Good job Zemen we stand with you Tigray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘመነይ yaak ኣጆኹም ደቂ ትግራይ kulu ዝወርደና zelo ግፍአን በደልን 2 ሃገራት ንሓንቲ ትግራይ ንአንጀራ ንአድመን ክገብረልና አዩ ኣጅኩም ቀሪብና ኢና ንዐወት so love you deqi abay ትግራይ 😘
ዘመነይ ጅግና ወዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🙏🙏💗 ትግራይ ንቅድሚት ንዕወት ኢና💪💪💪
Tigrya huday Azka
All we need is Tigray to be country ... ZEMENEY JIGNA HAWNA
ዘመነይ ወዲ ህዝቢ
ምስዚ ዝኒሆ ኩነታት ዝከይድ
ትርጉም ዘለዎ ስራሕ💪👌
ሰላም፣ዓወት፣ዕብየት፣ፍቕሪ፣ሰኒት
ነታ ብሌን ዓይንና፣የዋህ ወላዲትና
ትግራይ ዓድና💘፡
ኣታ ትግራዋይ ምኳንስ ከመይ ትዕድልቲ እዩ'ብትግርዋይነትኩም ትኮርዑ👋👍
ኣንታ ጀግና ወዲ ጀግና ህዝቢ ሓደራኪ ማርያም ኩሓ ሓደራኺ እባ ያኣኽሎባ💔 መከራ ያኣኽሎባ ሓዘን😭 ካርተት ኣሌ ደመይ ጥዕና ያህብካ ሓወይ ናተይ😍
ዘመን ጅግና ወዲ ሓላል መርየት እንኳዕ ናትና ኮንካ ቀፅለሉ.........
ዓወት ንትግራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪
ዘማነይ ወዲ ዓባይ ትግራይ በዚ ጥዕሙ ድምፅካ ስቁንቁን ኣብልካኒ ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዩ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣምላኽ ዓድና ይሓልወልና 🙏🙏🙏🙏ደቂ ትግራይ ኣልኹም ዶ
ዘመነይ ጅግና ዓወት ንህዝብና ውስቀት ንፀላእትና
እውይ እዛ ሙዙቃ ክሰምዕስ ብክያት ይመፀኒ እውይይይይይ ዘመነይ ጅግና😭😭😭😭😭💗💗💗💘💘💘💘💘💖💔💔❣️❣️💞💞💞
😥😥😥😥😥ብጣዓም
ዘመነይ ኩርዓት ትግራይና ወትሩ ምስ ህዝብካ ምስወገንካ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏😘
ኾኾብ ከዋክብቲ ትግራይና love you more zemeney 😘ዓደይ ተምሳሌት ኣደይ ሰላም ናዓኪ ይኩን 😘😘
ደገፍቲ ዘመነይ ኣለኩም ዶ 👍👍ላይክ እስከ
💪💪✊✊🌺🌺🌺💖💖💖💖💪💪💪
Ajoka hezbe tegeray Abe gonkum Alena 🇪🇷🇪🇷
ዘመነይ ምሩፅ ወዲ ህዝቢ ወዲ ዓባይ ትግራይና ዕድመ ጥዕናን ንዓካ ዓወት ንትግራይና ትግራይይይይ ትስዕር ❤️💛❤️✊✊
💖💖💖💖💖💖💪💪💪💪💪💪
He is the best artist 🇪🇷
ዘመነይ ወዲ ህዝብይ እንኮዕ ደሓን መፃካ
ዓወት ህዝብይ ትግራይ ትዝዕር 💊💊💊💪💪💪💪💪💪
Zemen alemseged 1000amet nberelna nhagerun menetun ndhrit zeytbl jigna naka zweledet ado idmenen tinan yhaba yhabkum
Hzbi tigray ka amlak kulushai mse wuxsi slezkone amlak kabzi xsebeba yewuxsena tigrayna selam yewredelna fetari tigray be deka tekebira ne zelalem ktnebr eya
ዘመነይ ወዲ ህዝቢ አይዞኩም ትግራይ ትስዕር ዓወት ንተጋሩ ንህዉሓት ሕበሩ ስመሩ ንቅድሚት መሩሽ 💪💪👊👌
Timely amazing song Zemen
Thank you Zemen. You are our hero. You are Eyasu Berhe of this generation. Love you bro
አታ ዘመነይ ኩርዓት ትግራይ ሓበነ ትግራይ ክቡረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ንበረና ወድዞም ጀጋኑ ወድዞም ሰብ ሰረ ሓቦኛ ወዲ ትግራይ አነስ እንኳዕ ከብ ትግራይ ትፈጠሩኹ ካብ ዘመነይ ጅግና ዓወት ነህዝቢ ትግራይ ወድቀት ንፀላእቲ ንዘመነይ አለም ሰገድ ዝፈቱ ላይክ ረጊፁ ይሕለፍ።
ዘመን ዋልታ ህዝቡ ዉድእ ስነጥበባዊ ኢኻ ብሓቂ ብልቢ ዘድንቀካ ዓወት ንተጋሩ ሓውኹም ካብ ጾሮና
ዘመነይ ናይባሓቂ ዘመን ከተጸልለኒ ኢኻ ኣጆኹም ኣብጎድንኹም ኣለኹ ካብ ሓውኹም ኤሪትሪን
hzbi Tgray bruk, God bless Tgray💙🙏💙🙏🙏💙
ናይ በሓቂ ዘመን ኣንበሳ ንህዝብ ትግራይ ኢዙይ አይግበኡን ኔሩ 😢 ሰላምክ ይብዘሐልና እሱ ይሓልወልና አምበር 💪
ይኣኽለካ ህዝበይ😢😥✊
ዘመነይ ጀግና ማአገር ትግራይ አጀካ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን ሓላላት
Zemeney MeArey!!! This makes me so emotional! Ajona! This too shall pass!!
ዘመነይ ወዲ ህዝቢ ማራ እየ ዝፈትወካን ዘድንቅካን So I love u♥
ትግራይ ትስዕር ፅንዓት ንዘይተርፍ ዓወት💛❤️👌💪
ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኩሉ ደርፍታትካ ሓቅን ሙቁርን እዩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዘመንካ ይባረኽ ፀፅቡቑ ኩሉ ንህዝቢ ትግራይ።❤️❤️❤️
ዘመነይ ዘመንካ ይባረክ ፈተዊ ዓዱ ጀግና ትግራዋይ👉💘
ኣንቱም ዲስላክ ትገብሩ ግን ቅንኢ ድዩ ዘይምፍላጥ ብዝኮነ ዘመነይ ኩርዓት ትግራይና ቀፅለሉ ፅቡቅ ስራሕ💘💘💘💘💘💘💘💪💪💪💪💪
እንኳዕ ናትና ኮንካ ይበል ስራሕ ብሓቂ ሓበን ትግራይ ዘመነይ ቀፅለሉ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ሰላም ንትግራይ ዓድና
ደቂ ዓደይ ዳውንሎድ ጌርና ናብ ገፃት face Book ከይንለቆ በጃኩም ንዘመን እውን ንሕሰበሉ ኣብኡ እንተሎ ምስ ሊንኩ ሼር ንበሎ ከየውረድና ደቂ እታ ሓላል መሬት
🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳
🙏🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@@selamfkrsalam3275 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Thank you Zemen for this wonderful piece of music. Majority of Tigreans believe this is the last war to make independent Hagere Tigray
ዘመን ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና ኤርትራውያን ነዞም ደገፍቲ ህግደፍ ክኣ ኣይትገደስሎም ንኤርትራ ኣይውክሉን ዮም።
የቀንያልና ክብርተ ሓፍተይ
respect 😍❤
Digital shikaki haha🤣😅🙃🚽shikaki agame🦟👈👉🇾🇪
Agme resah ekha
ታኣዚበካ ማኮረይ ኣለት ሰብይቲ ድንገት ጥራጣ ምስ ሞሎቃ : መን ኤርትራዊ አዩ ክንዲ ትግራይ ዝመውት ዓጋመ ድኣ ኮንካ ሓሳዊ ኣይንፈልቶምን እዞም ካሓድቲ ዓጋመ
ዘመነይ ብምንታይ ክገልፀካ እመብርሃን ዕድመን ጥዕናን ትሃብካ ሀዝውን ክንዕወት እይና ትግራይ ልቅድሚት 💪😘
ፐው ዝዎጾ የብሉን ዜማኡ ግጥሙ ከኣ እሞ ፉሉይ ከማኻስ የለን ዘመነይ ናይ ዘመንና ስነጥበባዊ ኢለካ ኣለኹ ዘመን ገ/መድህን ከኣ ጽቡቅ ግጥሚ !! ሓውኹም ካብ ኤረና እየ ኣጆኹም ምሳኹም እየ ትግራይ ንቅድሚት።
😍❤
Txn marey
🇪🇷🙏🇻🇳💋💋👍👍
❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💘💘💘❤💪💪💪💪👈
ዘመነይይይ ሓቦኛ ወዲ ትግራይ ፈታዊ ህዝቡ ሚስ ዩ ኮ ኣብየት ስራሕ ጉልበትካ ይባረክ ሰላም ልትግራይና ይኩን
ኩሉ ክንሀልፎ ኢና አየኹም ♥️💛✊🏾
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ትግራዋይነት/ህዝባዊነት 100%
።
።
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ዘመን ኩርዓት ህዝቢ፤፤
ዘመነይ ጅግና ንበረልና ሽሕን ዋልታን ኩን ህዝበይ ምስ በልካ ኣየዕረፍካን ፈጣሪ ፍረ ፃማ ናይ ህዝብኻ የርኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፅዮን ትሓልኻ ሰላምካ ይብዘሐለይ ዘመነይ ሕብን እየ ዝብለልካ ንበረለይ ንሕና ኢና ንዕወት ዓወት ንህዝበይ❤❤💛💛💪
ዘመነይ ጅግና ትግራዋይ እንኳ ናትና ኮንካ ❤❤❤❤
Zemeney😍
ናይዚ ዘመን ብሉፅ ተዓወቲ ኢና
Love u bro big fan of yours From Eritrea 🇪🇷
ዘመነይ ወዲ ህዝቢ ጅግና ስነ ጥበባዊ ማለት ከማኻ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግራይ ዓደይ ህዝበይ ማሪያም ኣክሱም ትሓልኹም 💛💖🙏
ዘመነይ ወዲ ጀጋኑ ፈታዊ ሃገሩን ህዝቡን ንሕና ወን ፍትዉትዉ ኢና ንብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ትግራይ ትዕወት
Tigrawet N Tigray trah ❤💛✊🏾
Zemen wedi hzbi Enkae natna koynika habogna lebam Tigraway
ዘመነይ ፁሩይ ንዓኻ ዝገልፅ ቃል የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጽቡቕ ውህደት ሙዚቃ ጽቡቕ ግጥሚ ጽቡቕ ድምጺ
ዘመንካ ይባረኽ ዝመንፈስ ኣለም ሰገድ ንፉዕ!!!!!!!!!!
Ameharay kitefie alewo, kab hawukum 🇪🇷🇪🇷
ዘመነይ ጀግና በዓል ሙልይእ ዓቕሚ💪🏽🙏🏽
ዉይ ከምዚኣ ዘበከየትኒ ሙዚቃ የላን ዘመን መዓረይ ጅግና ወዲትግራይ
ኣሰይ ዘመንይ መክሰብ ኣነስ ኮሪዐ የኔ ጅግና💖💖💖💖💗💗💗💎💎💎💪💪💪
ዘይሞንዎ ደርፊ ደው በል ሓወይ ወዲ ሪመይ❤
ዘመነይ ጅግና እንኮዕ ናትና ኮንካ ዕፅፊ ብዕፅፊ ደስታ ይስማዓኒ ናተና ብምኮንካ ዶሞ ኣጆና ቀደማይ ነገር ኣምላክ ኣሎና ዳሓራይ ካኣ ብሕቡራትን ፉቁራትን ሰራዊት ትግራይ ጅግና ዓወትካ ግድን ኡዩ ህዝበይ ቃልስካ ክመርር እምበር ዓወትካ ናይ ግድን ኡዩ ኣብ ደገ ኮይንካ ሕማቅ ናይ ሃገርካ ክትሰምዕ ብጣዕሚ ኡዩ ልብካ ዝጎድእ ፆሎት ጥራይ ኩለና ንክትኣካከብ 🙏🙏🙏💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋👈
Ajoka ske berate alem zeged bru God bless you eritrean people we are with Ethiopian people one Love 🇪🇷🇪🇹
ዘመነይ ተባዕ ትግራዋይ ጅግና💪💪✊✊❤❤
ድሕሪ ስምምዕ Pretoria እዛ ደርፊ ዘዳምፅ ዘሎ እቲ ኹነታት ብደበምቢ ዝተረደኦ ሰብ እዩ። ዘመን ዘመና ክተብርሆ እትሰርሖም ዘለኻ ስራሕቲ ዘይምድናቕ ኣይከኣልን የቐንየልና።
From Eritrea ዓወትና ናይ ግድን እዩ ኣጆኩም ኣጆና
ኣየ እወ እዞም ካሕዳማት
ክንድ ዘኾለስና ኢድና ነኺሶምና
"ይኣኽለካ ህዝበይ" ጽቡቕ ስራሕ ዘመን ናይና
ኣኺሉ'ዩ ዘመነይ እዚ ዘመን ዘመን ተጋሩ'ዩ ታሪኽና ዳግማይ ብደሚቕ ቐለም ክፀሓፍ'ዩ ታሪኽ ኣያታትና ዳግማይ ክኹላዕ'ዩ ኣጆኻ ህዝበይ ኣጆኺ ዓደይ ሃገረይ 💛❤️💪
ዋውውውውውው አገንዕ ዘመነይ መክሰብ ትግራይና ናይ ብሓቂ ሕጂ ሲ ይኣክለካ ህዝበይ ዓወት ን ትግራይ🌷🌷🌷🌷👌
ንዘመነይ ዝፈቱ እስኪ ላይኪ ዘመነይ ፈታዊ ዓዱ ዓወት ንትግራይና ኣይዞና ሓላፋይ እዩ ኩሉ
Ajokum tegaru tibao get bel shet meanita kem qedemikum deqi jeganu endikum eti jigininetikum digemuwo hji edin ganitin kunu ezi win kihilef eyu ajokum haftikum eritreawit 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇻🇳ሰላም ይዓድለና ፈጣሪ ዘመነይ❤🙏
ዘመን ወንድሜ የህዝብ ልጅ በሙሉ ዘፈኖችህ ታሪክ አይሽራቸዉም የህዝብ ዘፈን ሁሌብ ልብ ውሥጥ ይቀመጣል ዘዘመን ትግራዋይ እነሱ ካን በሀሠላም ተመለሥክ መሥዋእትነት ለከፈልክለት ህዝብም አገርክም የጀግና ልጅ ደቦት ያንበሀሣ ልጅ
ዘመነይ በክየ የ ከም ቀዳማይን ካልኣይን ወያነ ኣይኮንናን ሳልሳይ ወያነ ንሃገረ ትግራይን ኣልሃ ምላሽ መሬት ኣምሊስና ዓባይ ትግራይ ዪ ክከውን ቀጻሊ ጸወታና።
ሰዓረዋይ ንመልዬ ንገሮ ኩሉ ከምቲ ዝኣቀድካዬ ይከይድ ኣሎ ኣዬዋይ በለለይ። ሕድሪ ስውኣትና ኣይነዕብርን💪
ቃልስና ሓጺርን መሪርን ዪ ዓወትና ናይ ግድን ዪ 44።
ትግራይ ትስዕር
ኢትዮጵያ ትውድም❤️💛❤️💪
❤🙄💪