Ariam Eritrean Full Movie 2024 - Bella Media - ኣርያም - ምሉእ ናይ ትግርኛ ፊልም ብጠለብ ተዓዘብቲ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 304

  • @Bri_Tgraweyti-
    @Bri_Tgraweyti- 9 місяців тому +41

    *_ብጣዕሚ ደስ ትብልን ማሃሪትን ድራማ ብሓቂ አብ ህይወት ክንደይሞ ዘይገጥም ካብዚ ይሰውረና እምበር 😢አብ ሞንጎ ዘሎ music ከአ ከብድካ ክበልዕ ከም ገለ ምስቲ ሂወት ዝተትሓሓዘ💔_*

    • @selamaxum3923
      @selamaxum3923 8 місяців тому

      ብሓቂ እምበር😢😢😢

  • @yohannescarlo254
    @yohannescarlo254 9 місяців тому +23

    ደስ ቴብል ብጣዓሚ መሳጢት ሰሓብትን ፊልም 👌🏾👍🏾❤🇪🇷

  • @Yonashawkubaja
    @Yonashawkubaja 9 місяців тому +6

    ናይባሓቂ ማሃርትን ኣዛናጋዒትን ፊልም ታሃዊኽካ እትውስኖ ውሳኔ ኣዝዩ ሃሳይ ምኻኑ ትምህረካ ዕድመ ያሃብኩም

  • @fkaduwolday659
    @fkaduwolday659 9 місяців тому +7

    Ane bitami nebie qalat yebileyn bzaba za film thank you bilibi deki ere ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @saralevy-hs9ws
    @saralevy-hs9ws 9 місяців тому +3

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ ክከፍእ ተፍቅሮ ከም ሓውካ ክትርእዮ መግለጺ ቃላት ይሓጽረካ ኒያትይ & ሜሮነይ ኣጆኩም ኣባይኩም ይንባዕ

  • @FthawitAbrham
    @FthawitAbrham 9 місяців тому +3

    Wawwww ብታዕሚ ምሃሪት ፊሊም ከም ሕሱም ነቢዓ ኣብኪያትኒ ሕሱም ልክዕ እቲ ናይ ብሓቂ ገጸባህሪያት ናይ ቃንዛ ኢዮም ኣሬዮም ❤❤❤🎉

  • @مممم-ه9ذ3ش
    @مممم-ه9ذ3ش 9 місяців тому +45

    ቡዙሕ ሓቀኛ ታሪኽ የጋጥምዩ ኣነ ሃይስኩል ፊዚክስ ዘምሀረትኒ መምህረይ ከምዚ እዩ ዛንተኣ ኣቡኣ እንዳዘወረ ካብ ትግራይ ክሳብ ኣዲስ ይወልድ ይዓጥር ኔሩ ደቁ ኣዝዮም ቢዙሓትዮም ንሱ ጥራሕዩ ዝፈልጦም ።በጋጣሚ እዛ መምህረይ ኣብ ትምህርቲ ከላ ምስ ዘይትፈልጦ ሓዋ ተፋቂራ ሂወት ጀሚራ ወላዶም እቲ ወዲ ኣብኡ ይፈልጦ ስለዝፀነሐ ፀዊዕዎ ነብኡ መፀ ከኣ እታ መምህረይ ግን ኣይትፈልጦን ነቡኣ።ደሓር ምስመፀ እቲ ኣቦ ተረኣዮም ክልቲኦም ደቁ ድሕሪኡ ሽዑ ከይተዛረበ ንሓደ ዓብዪ ሰብኣይ ክልቲኦም ደቀይ ምኻኖም ንገሮም ኢካ ደቀይ እዮም ኢሉ ጠፈአ እንተስ ይሃሉ እንተስ ይሙት ዝፍለጥ የለን።እታ መምህረይ ኩሉ ግዘ በይና እያ ትኸድ ዋላ ኣብ ቤት ትምህርቲ በይና ኮፍ ትብል ገዛ ክራይ ኣብ ጫፍ ሰብ ዝየብሉ ትነብር ወዳ ኣነ ሃይስኩል ክውድእ ከለኹ ካልኣይ ክፍሊ ተምሃራይ በፂሑ ኔሩ 😢
    ፅብቅቲ ፊልሚ መንነት ኣፃሪኻ ምውሳብ ዝመስሎ የለን ብፍላይ ናይዚ ዘመን ወለዶ ተጠንቀቁ ኣነ ካብታ መምህረይ እየ ተማሂረዮ ኩሉ ግዘ ወዲ ክሓተኒ ከሎ ቅድሚት ዝመፃለይ ጉዳይ መንነት እዩ❤

    • @NHEfamily
      @NHEfamily 9 місяців тому +1

      Kebid eu 😢

    • @مممم-ه9ذ3ش
      @مممم-ه9ذ3ش 9 місяців тому +2

      @@NHEfamily ብጣዕሚ 🥺
      ኣነኮ ቅድሚ ሕጂ ከምዚ ፊልምታት ክስራሕ ከሎ ክንደይ ሃለውለው ይብሉ ኔረ ድሕሪ ናይ መምህረይ ታሪኽ ግን ተገሪመን ኣሚነን 🥺።
      ዓለም ስንክሳር እያ ቡዙሕ ኢኻ ትርኢ ውፅእ እንቴልካ ምስ ኣኩኣ ሓዳር ትገብር ጓል ግን ኣላ ብስሩ እንዳፈለጡ ዝጀመርዎ እዩ ናይዚኦምከ ታይክበሃልዩባ 😒

    • @AsmeromTesfaldet
      @AsmeromTesfaldet 9 місяців тому +1

      Nay behaki kebid eu ezia flim kea naybehaki meharit nay deki sebat eya❤❤🎉🎉

  • @Asmara33213
    @Asmara33213 6 днів тому

    ደቅ 🇪🇷🇪🇷ጽቡቃት ቁስልና ነንሕዲሕናን ንፈዋወስ አንጫካከን ንተሐላለ ነዛ ጨናዊት ዓለም ❤❤❤

  • @MakuNty
    @MakuNty 9 місяців тому +7

    ሽሮ ናይ ሙደይ ናትካ ፊልሚ ኣይሕልፋን እየ ብጽሞና ነቲ ዘስሕቅ ደስ እንዳ በለኒ ኣስናነይ ከፊተ ይስሕቀሉ ነቲ ዘንብዕ ካኣ ይማሓረሉ ስለዚ ቀጽሎ ብጣዕሚ ንፉዕ ኣርቲስቲ ኢካ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ ሽሮ ያሆ

  • @Rahwa-xs4gj
    @Rahwa-xs4gj 9 місяців тому +6

    Bitaemi xibkti film deki rimey halalat eidmen tieinan yihabkum fetari ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @AsterEstifanos-r8f
    @AsterEstifanos-r8f 9 місяців тому +33

    Wawwww meron shero zelata biella wdety film ❤🎉

    • @senaitkidane3774
      @senaitkidane3774 9 місяців тому +2

      Mara eske gele aynet wuldo mexina.

    • @carlacorbani3629
      @carlacorbani3629 9 місяців тому

      😊I 😢0
      29:04 CT ft 29:30 CThhh​@@senaitkidane3774

  • @gddg7923
    @gddg7923 9 місяців тому +3

    ኣሰይ ገለ ዓይነት ፊልሚ የቀንየልና ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤

  • @ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ7ዸ
    @ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ7ዸ 9 місяців тому +3

    Aseyy bhaqi gelaynet film eya ajokum qexlwo kulukum ke amlak ab zelekmo xlalu yenbrelkumn edmekum yenwhayon❤❤❤

  • @የማርያምልጅነኝ-ጘ8ጨ
    @የማርያምልጅነኝ-ጘ8ጨ 9 місяців тому +21

    😢እፍ ተፍቅሮ ሰብ ሓውካ ክከውን ቃንዛ😢😊

  • @YohansFsahaye
    @YohansFsahaye 28 днів тому

    Ezom tewasaeti nay Adna gen betaemi eiyom hayalat blbi so des tbl mesatit films ❤❤❤❤

  • @SamuelMulugeta-hd9lu
    @SamuelMulugeta-hd9lu 9 місяців тому

    ብጥዓሚ ደስ ዝብል ፊሊሚ ምናዳ ወዲ ቶኾምብያ ዝተሓወሳ ቆጽሎ ምስግና ቤት ፍርደመ ቶኾምብያ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
    💋💋💋💋

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 24 дні тому

    ሎሚ እንድየ ሪእያ ሙሉእ ፊሊሚ ናይ ብሓቂ ንፉዓት ብፍላይ ኣብ ነንሕድሕዶ ዘለውም ምክብባራ ብካልኣይ ከኣ ንሄም ብሓቂ ኣድንቀካ ዋላ ቀዳም ክትዋሳእ ከለካ ብጣዒሚ እንድየ ዝድንቀካ ነይረ ሕጂ ከኣ መሊሰ ኣድንቀካ ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ንሱኹም ትሕሹ ኣብ ደገ ስለ ዘለኩም እማ ሓግዝወም ነዛም ኣብ ኤርትራ ዘለው

  • @143Beti-sp9xj
    @143Beti-sp9xj 9 місяців тому +2

    Xibuq serha ❤ ኣርያም kabe kulu nay Thomas Alcazar music 100%❤❤❤❤

  • @selamasweet7680
    @selamasweet7680 9 місяців тому +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ😢😢😢❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ILoveyouEru
    @ILoveyouEru 9 місяців тому +4

    ዋውውውው ብጣዕሚ ምሃሪት እታ ዝከበደት ግን ተፍቅሮ ሰብ ሓውካ ክኸውን እዩ

  • @AfewrkiTekeste
    @AfewrkiTekeste 7 місяців тому

    ብጣዓሚ ጽቡቅ ሰራሕ ኮዋኽብቲ ኤርትራ

  • @MeronGebru-xt3sq
    @MeronGebru-xt3sq 9 місяців тому

    ብጣዕሚ ጥዕምትን መሃሪትን ድራማ ደቂ ሪመይ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yoditweldenkial2947
    @yoditweldenkial2947 9 місяців тому +2

    𝙚demen teinan yehabekum fetari deqi Erey ❤ betami des behalit film❤❤❤

  • @z.e69
    @z.e69 9 місяців тому +1

    Bejakum ez eglz mzrab emokaa kab abeyti. Bzterefe xbuq srah qexlwo 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌷

  • @Wedi__Aniki
    @Wedi__Aniki 9 місяців тому +2

    Wow ፍሊም ካብተን ብሉጻት ፍልምታት ሃገርና ክትከውን ብፍሉይ ኣብ ቤት መዘከር ትቀመጠልና .....ብርዕኻ ትሰስን D4 🫡

  • @mihretghidey4786
    @mihretghidey4786 9 місяців тому +2

    Netu Meron shiro zelewa film Mara xebqti kulkum muqurat tewasaeti good job continue ❤❤❤❤

  • @qememhiwetey
    @qememhiwetey 9 місяців тому +4

    Bela srah des tbl movie ms nfuat artists mesatit keep it up deqi Rimey💞🔥💯

  • @SamiSami-z7c8e
    @SamiSami-z7c8e 9 місяців тому

    waw btami xbqti film smit seb ttnkf betom zfetwom tewasati admiku ybarek kabakum bzuh abit ena nxbe deqi erey halalat♥♥♥

  • @HaniFkadu-gf9mt
    @HaniFkadu-gf9mt 9 місяців тому +1

    ❤Gele aynet movie ❤ iza music bejakum zergihulna 😢 😢😢😢hawukum wedi🇪🇷

  • @paulabrahamesfn3905
    @paulabrahamesfn3905 8 місяців тому +1

    ድሕሪ ነዊሕ ጊዜ ጽቡቕ ትምርቲ ዘለዋ ፊልም ሪኤ

  • @SamiwedihakimSamat
    @SamiwedihakimSamat 9 місяців тому +1

    Wowwwww mharit mesatit film Gbu 🙏deki erey xbukat♥️

  • @JohnJr-kl4eq
    @JohnJr-kl4eq 9 місяців тому +3

    Btaemi bela film deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💯

  • @abielkahinay
    @abielkahinay 3 місяці тому

    Nay bhaki maharitn azanagietn fiilm thanks deki eirey kexlwo kxbeyekum eye❤❤❤❤❤

  • @FaniWedikehsi
    @FaniWedikehsi 9 місяців тому +1

    Wawwwwwwww powwww film malet kemzi eyou btami tenbaka ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉good job deki rimey

  • @StarKsa-np4yf
    @StarKsa-np4yf 7 місяців тому +1

    ብጣዓሚ ማሃሪቲ ፊልሚ ዋው ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HaniFkadu-gf9mt
    @HaniFkadu-gf9mt 9 місяців тому +1

    ❤😢 wudieti film iza music bejakum zergihulna hawukum wedi 🇪🇷

  • @keepbelievinginyourself.7795
    @keepbelievinginyourself.7795 7 місяців тому +1

    I have said it before and i wil say it again,ንያት እታ ዝበለጸትን ባህርያዊ ትዕድልቲ ዘለዋ ኣርቲስት ኢያ፡ብፍላይ ሰሓቕ ናታ ማራ ዩ ዝስሕበኒ፡ናይ ተለፎነይ Ringtone ናይ ንያት ሰሓቅ ዩ ዘለኒ።❤❤ i love you nyat.

  • @hanikidane7084
    @hanikidane7084 9 місяців тому +1

    መጀምርታ ኣዝያ ብልጽቲ ፍሊም ዝበለጽት ካብ 2024 🎉 ክትብላ ትክል ያ ሜሪ ኣዚካ ቡዙጽ ስራሕ ሰሪሕካ አቶም ኣብታ ስራሕ ዝተሳጠፍኩም ኣዚኩም ንፉዓት ሓንቲ ርኢቶ ክሕበኩም ምስ ኣርክካ ክትወደ ኣይምነበራን ይበል ኣነ Thanks ❤

  • @WerWed-uc9ss
    @WerWed-uc9ss 7 місяців тому +2

    Wawww btaemi xbkti film derasi and tewasaeti btaemi wdeti ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahwaabdu5236
    @rahwaabdu5236 4 місяці тому

    Waww gele aynet film deky erey shikornatat edme tenan yhabkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @nazretberih1667
    @nazretberih1667 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ናይ በሓቂ መሃሪት ድራማ

  • @WNRMedia
    @WNRMedia 7 місяців тому

    ❤ብጣዕሚ ፍሉይ ስራሕ
    ጽቡቅ ስራሕ ምድናቅ ብጣዕሚ የ ዝፈቱ Amazing Keep it up🎉.

  • @TebquSen
    @TebquSen 8 місяців тому

    ናይ ባሓቂ ካብ መጀመርታኣ ክሳብ መወዳእታ ገለ ዓይነት ፊልም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @missufamily28
    @missufamily28 9 місяців тому +1

    Amlak aboy kab kemzi hiwet adhnena 💔😭😭Ewayy kkebid 😭😭😭💔

  • @AlekAki
    @AlekAki Місяць тому

    ብልጽቲ ፍሊም በሓቂ ካብ ዝረኣኩዋን 😢😢😢

  • @Fyori-e6b
    @Fyori-e6b 9 місяців тому +2

    Ezi Actor ezi gobez tewasi u mara shikor dima ❤

  • @احمدمخمد-ع3ش
    @احمدمخمد-ع3ش 4 місяці тому

    ዋውውውናይ ባሓቂ ማሃርትን ኣዛናጋዒትን ፈልም❤❤❤❤❤

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 4 місяці тому

    ሜሮነይ ፅብቅ ሰራሕ ቀፅለሉ ❤❤❤ እዋይ ክሓሰም ተፍቅሮ ሰብ ሓውካ ኮይኑ ክፀንሐካ ከሎ 😢😢😢😢😢

  • @BemnetTesfamichael
    @BemnetTesfamichael 5 місяців тому

    ብጣዕሚ ሰሓቢት ውስጠዘ ዘለዋ ፊሊም🥺😥💯

  • @DelinaShishay
    @DelinaShishay 7 місяців тому +1

    Waww 🥹mejemera anbekumeni dehar ka kihesekumeni thank you ❤ and xebuq serah xebuqat qexelewo 🎉

  • @AbelMeliake
    @AbelMeliake 9 місяців тому

    ዋውውው ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊሊም ግን ኣብታ ትራክ ዘላ ሞባይል ትሓልፍ ዘላ ፍርጅ ኣብቲ ናይ ቀደም ግዜ ኣይነበረን ምስትክካል የድሊዩ።ብጣዕሚ መጸለል ፊሊም

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 9 місяців тому

    Bitaemi xibkti film kexilwo xibukat deki Eri❤ meharit film❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @خالدسعد-ع2م
    @خالدسعد-ع2م 6 місяців тому

    wwwww meron shero nay betami das eka tabel kuluvfelmeta ka jegena ❤❤❤❤❤❤❤

  • @samteygunners7239
    @samteygunners7239 7 місяців тому

    ዋዉዉ ሜሮን ናይ ብሓቂ ቡሉጽ ኣወሳስኣ
    ዳኒ ሽኮር ድማ ከምቲ Thomas alazar (aryam) ኢሉ ደሪፉ ዘየቅስነካ
    እንቃዕ ሓሳብ ልብኻ ኣሰመረልካ ❤

  • @semirasli2728
    @semirasli2728 9 місяців тому +1

    ናይ
    ግዜና
    ጽብቕቲ
    ፊሊም
    ይርአይ
    ኣለኹ
    ከምዚ ኩኾዉን ኣለዎ ኤፐ

  • @meritumzgi
    @meritumzgi 9 місяців тому +3

    Ya zeylimed yelen naybhaqi dani hawina enka abqama kulatkum enkai afexemekum ya ti hxan zeytmaliwo btami adengixuni neru 😢 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @KeseteTesfagergis
    @KeseteTesfagergis 9 місяців тому +1

    Welcome deki eri🇪🇷

  • @HananRamadan-z1k
    @HananRamadan-z1k 2 місяці тому

    ብጣዕሚ' መሃሪት ፍልም

  • @TedrosMehrteab
    @TedrosMehrteab 9 місяців тому

    Naybhaqi bitami des tibil filim meron hawey ❤❤❤

  • @MatewosMati
    @MatewosMati 9 місяців тому

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍልሚ ቀጽልዎ ደቂ ኣረ

  • @HiyabFkri
    @HiyabFkri 13 днів тому

    Wawww Nay bhaqi ❤❤❤❤❤

  • @DejenMsgna
    @DejenMsgna 5 місяців тому

    Woww ney behaqi ariam rekibkaya 🎉🎉🎉🎉

  • @ummannawakhtelih-l6x
    @ummannawakhtelih-l6x 22 дні тому

    Eriya ❤❤❤❤❤film thanks you❤❤

  • @ummannawakhtelih-l6x
    @ummannawakhtelih-l6x 22 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤eriya natay film

  • @DendenAmine-k4n
    @DendenAmine-k4n 9 місяців тому +1

    Bitaemi xibqti film deqi rimey ❤❤❤❤

  • @berbereasli6180
    @berbereasli6180 8 місяців тому

    Shero belux thank you deki erey❤

  • @KokiBeyene
    @KokiBeyene 8 місяців тому

    Deki Erey medargti yeblkumn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MdhanByesus-w3p
    @MdhanByesus-w3p 9 місяців тому +3

    ኣብ ገለስ ተጋኒኑ ማለት ኣብ 3 ዓመት እቲ ዝነበረ ጽቡቅ ፍቅሪ ናብ ሕዉነት እቲ ዓርኩ ናብ ኣፍቃሪኣ ዘይ እመን💔💔💔

    • @alexanderermias143
      @alexanderermias143 9 місяців тому +4

      ኣታ ሓወይ እዚ ኣብ ገሊኡ ሓቂ እዩ ነዓኻ እዩ ፊልም መስልካ በር እዚኣ ዋላ ሓንቲ ዝተጋነነት የብላን ሲረስ እያ ተሰሪሓ ዘላ ካብ መጀበርታ ደርፊ ናይ ቶማስ ኣልኣዛር ኣርያም ትብል ሰሚዕኻያ ተመለስ ናብዚኣ ፍሊም ምናልባ እንተ ተርድኣካ bro።

    • @rutagebreslase1862
      @rutagebreslase1862 8 місяців тому

      ​@@alexanderermias143 haqi tezarbka 💯 😢

  • @AM-fi2tq
    @AM-fi2tq 9 місяців тому

    Gele aynet film nay tomas alazar derfi Aryam zanta❤️❤️🥰🥰

  • @eritrea1996-c9o
    @eritrea1996-c9o 8 місяців тому

    kemzia film rie ayfeltn ney behaki mesati zanta and tewasati amararixa ney behaki nfiu i love it 💖

  • @YoidtBerhane
    @YoidtBerhane 9 місяців тому +1

    Well done guys excellent job keep going.

  • @esmaelgeime
    @esmaelgeime 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ kef zelewa film keep your going

  • @enbebakinfe7149
    @enbebakinfe7149 9 місяців тому +1

    Ohhh nay bahaqi mesatitin meharitn filmi kemzi aynet flmi kabzey nriy newih koynu so kexlwo xbuqat ❤🤞

  • @TesfaXbah-x4x
    @TesfaXbah-x4x 9 місяців тому +1

    Niece deqi erey shikor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤

  • @DelinaTsegay-g4u
    @DelinaTsegay-g4u 9 місяців тому

    Asey kif zelewom mequrat❤❤❤

  • @RahwaMokenen
    @RahwaMokenen 2 місяці тому

    😢 zegerm filmi ❤❤❤❤❤ mahri kera sat 3 nay leyti dekse😮❤❤❤❤🤓🤓🤓🤓

  • @bisrat4426
    @bisrat4426 9 місяців тому

    Wawwww endei meglexi yebleyn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JohannesTesfamichael-do3kg
    @JohannesTesfamichael-do3kg 9 місяців тому

    Wow Btaemi Btaemi gele aynet❤❤

  • @መክሰብጋልውቅሮ
    @መክሰብጋልውቅሮ 12 днів тому

    ናነባዕኩ ወዲአያ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Haymanoteabew92
    @Haymanoteabew92 9 місяців тому +10

    ትጭነቅ ዘለካ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ክኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ

    • @Meda24Welday
      @Meda24Welday 9 місяців тому +2

      ዘይትሓፍር ምርቃስ ብጉቦ ኮይኑ 😂😂😂

  • @MsganaDaniel-q8y
    @MsganaDaniel-q8y 9 місяців тому

    wow Eritrea film nice good too be contains Befaly ki shor❤❤❤❤

  • @binihaile7010
    @binihaile7010 9 місяців тому +1

    ኣይዛረብኩምን እየ 😢😢😢😢 ❤❤❤❤❤❤❤

  • @suedhafiz5429
    @suedhafiz5429 9 місяців тому +1

    ኣታ ኩሉካ ኡይይይይይይይ በል ዋ ከምዚኣ ሪኢን ሰሚዐን ኣይፈልጥን የግዳስ እታ ፊሊም መማሃሪት ዲያ ወላ እንታይ ምርዳኣ ኣቢኒ ሰብ ዛኣክል ቀቲልኩም ሲ ፊሊም ክትሰሩሑ ኣይነበረኩሙን እቲ ቆላዓ ክውለድ ኔሩዎ እታ ጏል ካኣ ምስ ካልእ ምተመራዓወት ኔር ከምዚኣ ከትገብሩዋ ማሓሸ ኔሩ የግዳስ ጹቡቅ ስራሕ ክብላ ቁሩብ ዘስገእተኒ ኣላ ናይቲ ቆላዓ ❤❤❤❤ 🎉🎉

    • @KokbMsee
      @KokbMsee 13 днів тому

      ዋላ ኣነ ገሪሙኒ 😢

  • @danieltesfation2543
    @danieltesfation2543 9 місяців тому

    2:42:24 ብጣዕሚ ጽቡቅቲ ፍሊም ብጣዕሚ ንፍዓት ደራሲ ጋባዝ ያኣኺ❤❤

  • @weditesfa-vu2rz
    @weditesfa-vu2rz 9 місяців тому

    I can't not stop criying my eyes 😢

  • @senaitteklu4481
    @senaitteklu4481 9 місяців тому

    Marra gele aynet film❤

  • @asmeretabrham6770
    @asmeretabrham6770 9 місяців тому

    Wawww gele aynet film deki erey selamkum ebzah

  • @yeruseynateygeremaryam1778
    @yeruseynateygeremaryam1778 7 місяців тому

    Wawwwwww daqi eiray xebqat bexbqe wadekem❤❤❤❤❤❤❤

  • @SancizTewlde
    @SancizTewlde 8 місяців тому

    So good 👍 from ERT 🎉❤❤❤❤

  • @MeronTeklay-qq8jx
    @MeronTeklay-qq8jx 9 місяців тому

    Waww gele aynet serah ❤❤❤

  • @SaliemAmaniel
    @SaliemAmaniel 8 місяців тому

    Btam des tebl flmi❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lolamigos2381
    @lolamigos2381 9 місяців тому +1

    ሆሆሆ ከባድ ያ ዛ ጉዳይ

  • @sarahssarah532
    @sarahssarah532 9 місяців тому

    wow ገለ ዓይንት ፊልምይ❤❤❤

  • @merihweldu
    @merihweldu 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤ ደስ በሃሊት

  • @elululey8979
    @elululey8979 9 місяців тому

    ብልጽቲ ፊልም D4 ❤❤❤❤❤❤

  • @AlemeynateyyyTesfaayusnqey
    @AlemeynateyyyTesfaayusnqey 26 днів тому

    ብብብ ናይ ሚሮን ገጽ ባሃሪ መጸለል ኮኮብ ኣርቲስ😮❤❤❤❤

  • @smretalem7729
    @smretalem7729 9 місяців тому

    Wow great job bteami des tbl film qexlwo yhwat

  • @FiyiriKelati
    @FiyiriKelati 5 місяців тому

    Mesatit zekenti film❤❤❤❤❤

  • @SeadaBirhanu
    @SeadaBirhanu 9 місяців тому

    i love you ❤❤❤❤🇪🇷 ❤ 🇪🇷

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane3774 9 місяців тому

    Ewayyyy bthaemi nebies ah 😢❤❤❤❤ Meroney niystey Meroneyyyyyyyyyyy mara eye zifetwekum ❤❤❤ bkieketikum mara eye zifineq ❤❤