ጸልዩ በእንተ ሊቅነ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣባ እንጦንዮስ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 33

  • @yordanosmahri8934
    @yordanosmahri8934 3 роки тому +2

    Kulu gze ablbna Alekum🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @yordanosmahri8934
    @yordanosmahri8934 3 роки тому +2

    Abona Amlak msakum ykun,utom zasewkum Amlak yusewom Amen

  • @ያህዌቱዩብ
    @ያህዌቱዩብ 4 роки тому +2

    ፍቁር ኣቦና እግዚአብሔር ይሓልወልና
    በረከቶም ይሕደረና❤

  • @አዶአምላኸይባሪያኺክኸውን

    ኣይይይይ ኣቦይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኹም ይኹን ኣቦየ አቤቱ ህያው እግዚአብሔር ምላክ ሆይ ዘስተውዕል ልቦና ዓድለና አሜን አሜን አሜን

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 3 роки тому +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @banabana1198
    @banabana1198 5 років тому +11

    ኦ ጎይታ ሰራዊት መእንታና ምእንቲ ድኩማት ደቅካ ክትብል ዕድመን ጥዕናን ሃበልና ነቦና🙏🙏🙏

  • @desehbtzgidesehbtzgi265
    @desehbtzgidesehbtzgi265 4 роки тому +2

    ኣቦና እግዚኣብሔር ምሕረቱ ይውርደልኩም። ኩፉእ ዘመን እዩ።

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 років тому +9

    ኣምላክ ምስ ኣቦና ይኩን ነቶም ዘሳቅዪዎም ዘለውን ነቶም ኣመንቲ ስዓብቲ ሉቃስን ኣምላክ ናይ ኢዶም ይፍደዮም ኣሜን

  • @edenaynalemn3036
    @edenaynalemn3036 5 років тому +1

    O Amilak miret Awerdeliu 🙏🙏🙏⛪⛪⛪

  • @Fuad_Baska
    @Fuad_Baska 5 років тому +6

    Fetari meret yuredelkum 😢

  • @divoramengisteab8675
    @divoramengisteab8675 5 років тому +1

    ኣምላኽ ንኣቦና ኣንጠንዮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም

  • @rahwamihretab6225
    @rahwamihretab6225 4 роки тому +1

    ኣቦና ወትሩ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 роки тому +4

    ኣይ ኣቦይ ማዓረይ በረኸትኩም ትሕደረኒ
    ዓኽ ዝርኹስ ኢሳያስ ናይ ኢድካ ፈጣሪ ይሃብካ
    ኣቦና ግን ብሰማይን ብምድርን ብጹእ እዬም

  • @natnaelamine2770
    @natnaelamine2770 5 років тому +2

    ምሕረት የውርድ ኣቦና

  • @abrahammeharezgi7737
    @abrahammeharezgi7737 5 років тому +1

    ኣምላክ ምህረት የውርደሎም ።

  • @issuwedikeshi203
    @issuwedikeshi203 5 років тому +1

    Abona mihret Tinan yhabkum fetari neana kihishena ember neakum dea meirefkum ekua nezi dekikum zelenayom hiwet rikum kitzarebulu kitmerhilu abzeytikilu etsiw geza teasrkum zelekum

  • @yordanosabedom4874
    @yordanosabedom4874 5 років тому +1

    Egzabher edemen teanan habom ne abonayy.

  • @shewitefrem744
    @shewitefrem744 5 років тому +3

    Amlak mhret ywrdelku Abona 🙏🏽

  • @mobedebas5278
    @mobedebas5278 5 років тому +2

    Amlak mewaxeo yeftaralkum abona

  • @zezuzanzan4946
    @zezuzanzan4946 5 років тому +9

    ኣክ ኣታ ደኪሞም'ዶ ሕጅስ: ፓትሪያርክ ዝኣክል መራሒ ሃይማኖት'ሲ 15 ዓመት ኣብ ማሕዮር:: እዚስ ኣበየናይ መጽሓፍ እዮ ክዝንቶ:: ፈጣሪ ኢዱ የንብረልኩም ኣቦ::

  • @ABANOUB_MIERON_YODAHIE21
    @ABANOUB_MIERON_YODAHIE21 5 років тому +2

    በስመ ስላሴ
    ዎ ኣምላኽ ዝገብርዎ ኣይፈልቱን እዮም እሞ ይቅረ በሎሎም።ብሩኽ ኣቦ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
    ይቅሬታ ግበሩለይ እዘን ኩለን ቤተክርስትያናት ስም ኣቦና ኣንጦንዮስ ንኸይጽውዓ ዝኣገደን መኽንያት እንታይ እዩ ኣነ ክፈልጣ ደሌ ዘለኹ ? 2ይ ወላ ድኣ መናፍቅ ይኹኑ ንምንታይ እዚ ኩሉ ከርተት እዚ ኩሉ ውርደት፥ ብዓል ኣርዮስ፥መቅደንዮስ ክኽሕዱ ከለዉ ዝኣሰሮም ኣካል ኔሩ ድዩ ተወጊዞም ሓቀይ ኣቦና ክኣ ተተጋግዩ ይውገዝ እምበር ንምንታይ ይእሰር? እዚኣ ክትበርሃለይ ደሌ ዘለኹ የሕዋተይ ይቅሬታ ግን ዘረባ ብምብዝሐይ።

  • @frgyohannes
    @frgyohannes 5 років тому +4

    ኩልኹም ተኸታተልቲ እዚ ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብ ዓራት እንከለዉ ወጺኡ ዘሎ ስእሊ፥ ቅድም ኣብ ሆስፒታል ሓሚሞም እንከለዉ እዩ። ሕጂ ብሥጋዊ ጥዕና ይኹን ብመንፈሳዊ ጽንዓት ኣዝዮም ጽቡቕ ከመ ዘለዉ እዩ ዝሕበር። እዚ ሕጂ ወጺኡ ዘሎ ስእሊ ክልተ ትርጉም ክህልዎ ይኽእል እዩ። ሓደ እቶም ደቆም ኣዝዮም ስለ ዝተሻቐሉ ክኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ካልኣይ ግን ተንኮል ክኸውን ይኽእል እዩ። ምኽንያቱ ጸላኢ ሠናያት ክፉእ ካብ ምሕሳብ ዓዲ ስለ ዘይውዕል፥ ሓሚሞም ነይሮም እዮም ዝብል ካልእ ውዲት ዲያብሎስ ክኸውን ይኽእል እዩ። ንጸሊ እምበር ኣይነሸገር፥ ኣምላኽ ባዕሉ ኣጽኒዕዎም ኣሎ። ክብሪ ንስሙ ይኹን። ጸሎት በረኸትን እቶም ዕድመ ልክዖም ዘገልገልዎ ጻድቕ ኣቡነ እንድርያስ'ውን ምስኦም ምዃኑ ዘጠራጥር የለን።