Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ንጹር ዕላማ: ንጹር መትከል: ንጹር ፖለቲካዊ ሜላ:!
ንከምዝታት ዘንባዕ ርእይቶታት ምቕላዕኩም ዝንአድዩ በርትዑ፡
ናይ በሓቂ ንቁሓት ተንተንትን ናይ ፖለቲካ መምህራን::
تحليل جميل جدا استمر يا هبتي وسلم
Kilte alowa hgdef zimeretwen antsar ezi kalsi 1, agazian tible be tesfatsion timrah 2, nay meninet tible be yosef Ghebrihiwet jstdio timrah nezi kalsi kikefafla elen zekomwen diro yesef trywo alokum eza nay Germen zigebra zelo so tenakfwen
አሎላ ጸረ ጣሊያን ተዋጊኦ ጊሪም። ናይ ኢሪቲራ ጂጋኖ አለውኒ ዘሪአይ ደሪስ አሎኒ❤❤
🎉❤❤❤❤❤
ወዲ አደም ከመይ አለኻ ሰብ ቀደም መታዐብቲ❤
ዘሊዋ ደቂ አኒሲቲዮ ሰራዊት ውን ጸረ ዐማጺ ስሪዐት ኪቃሊሳ ኒጸዋዐየን
መዝሙር ኣምበሳ መተዓብይቲ ከመይ
...,,ካብ ዓሰርተ ክትወልድ አለካ"... ዝብል ርድኢት: ምስ ድንቑርና ዳአ እምበር: ምስ ፊሎዛፊ (Philosophy) ዘራኽብ የብሉን።
መቲሪጎሚ ውን ገኒዘብ ይከፊል❤❤❤❤❤
ኡጊአዚያን ሀይሚኒታዊን ቢሂራዊን ዐቢላሊዮ ኻሊኦት ናአሽቶ ቢሒራት ን አቢሪሶ ዚኒቢርዮ
ፋቢሪካ አቂሐ
ንኡኩባት ፍሺሽቲ መሰል ህዝብታት ረጊጾም ናይ ረጋጽን ተረጋጽን ወናንን ተወናንን ብሐሶትን ጽልእን ስልጣን ሒዞም ህዝቢ ንኸብርሱ ንዝነቀሉ ጉጅለ ዘፍሽል ቁኑዑን ፍትሐውን መስመር ሒዝኩም ትጓዓዙ አለኹም በርትዑ
ሰላም፣መጀመርታ፣ ትግርኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር ትግርኛ ዝበሃል ብሄር የለን። "ብሄረ ትግርኛ" ዝበሃል ሻዕቢያ ዝፈጠርዎ ሓዱሽ ስም ኮይኑ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ትግራውነት ኣጥፊእካ፣ ነቲ ትግራዋይ ካልእ መጸውዒ ፈጢርካን ካብቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ትግራዋይ ዝተፈልየ ብሄር ኮይኑ ከም ዝስመዖ ብምግባር፣ ነቲ ኣብ መረብ ዝተፈጥረ መግዛእታዊ ፖለቲካዊ ዶብ፣ ብተወሳኺ ብመንነታዊ ዶብ ንምድርዑ ተባሂሉ ዝተኣልመ ተንኮል'ዩ። ብቀጥታ ምስቲ ካብ 70ታት ጀሚሮም ከካይድዎ ዝጸንሑ ግን ከኣ ዝፈሸሉሉ ማሕበራዊ ህንደሳ ኣሳንዮም ዝፈጠርዎ ስም'ዩ።ስለዚ፣ ንህግደፍ ይቃለሶ ኣለኹ እናበልካ፣ ህግደፍ ዝፈጠሮም ኣስማትን ዘጽደቖም ኣዋጃትን ተኽብር እንተኾይንካ፣ ወይ ልኡኽ ኢኻ ወይ ከኣ ንቃልሲ ብቑዕ ኣይኮንካን።ትግርኛ ዝበሃል ቋንቋ ምበር ትግርኛ ዝበሃል ብሄር የለን።ኣምሓርኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር ኣምሓርኛ ዝበሃል ህዝቢ የለን።ዓፋርኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር ዓፋርኛ ዝበሃል ህዝቢ የለን።ኦሮምኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር ኦሮምኛ ዝበሃል ህዝቢ የለን።ትግርኛ፣ኣምሓርኛ፣ዓፋርኛ፣ኦሮምኛ ኩሎም ቋንቋታት ጥራይ እዮም። ስለምንታይ ኣብ ትግርኛ በጺሑ ብሄር ክኸውን ይኽእል!?ንዝተበላሸው ነገራት እናዐረናዮም ንኺድ።
ኪቲባዛሒ ጎል አኒሲቲይቲ መሪውይ ስሚዒታቶን ዮ
ቢዚዋሐደ ሰነጢቢብ ቲጊሪኛ ሚስ ኹሎ ወጺዖኦ ቆኒቅአ ቲጊሪ ኛ ይሚዒቢል አሎ
አብ ሱዳን ጊቢጺን አብ ጎኒ ሒዚቢ ደው ኢሉ ዮ ሰራዊት ካአ ጸረ ህገደፍ ደው በል በሊ
አብዚ ሐወ መዝሙር ሰለሙን ዝሀቦ ሐሳባት ብሙሉእ ይሰማማዕ.ካብ 2011 ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ሕብሮም አንዳቀያየሩ ነቲ ህዝብታት ኤርትራ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጸአ ሀገር ብተበለጸቲ ወልቀ ሰባት አብዚ መድያ ብዓሌትን ሀይማኖትን ከምኡወን ብታሪክ ህዝቢ ክብተን ጌሮም ኢዬምየቀንየልና ኩብር ሐወ መዛሙር ሰለቲ ሐቅነትካ
ካብ መሰረቱ ትግርኛ ዝብሃል ቛንቛ'ምበር ትግርኛ ዝበሃል ብሄር ኣሎ ድዩ? ብምቕጻል ትግርኛ ዝዛረብ ሕብረተ-ሰብ ኩሉ'ኳ እንተዘይተባህለ መብዛሕትኡ ክርስትና ሃይማኖት ዝኽተል ኢዩ፣ ስለዝኾነ ከኣ ኣብ ክርስትያን ዝኣምን ሕብረተ-ሰብ ብሕጊ ክርስትና ካብ ሓንቲ ሰበይቲ ወይ ሓደ ሰብኣይ ንላዕሊ ምምርዓው ክልኩል ኢዩ፣ እሞ በየነይ ሕግን መምርሕን ደኣሉ ክንባዛሕ ኢልካ እዚ ኣበሃህላ'ዚ መጺኡ?
ትግርኛ ተዛራባይ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ዝውጻዕ ዝብል ኣብ ባይታ ዘየለ ኣበሃህላ ኢዩ። እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ተዛረቢ ትግርኛ ኢዩ። ካልእ ሕብረተሰብ ተወጺዔ እንተዝብል ከመይ ኢሉ ኪመራመር ምፈተነ።ኮይኑ ግን ኣብ ኤርትራ ኩሉ ብሄር ኢዩ ብኣልማማ ዝጭቆን ዘሎ። እዚ ኣበሃህላ እዚ ኣብዚ ጊዜ ዘስደምም ኢዩ።ንብሄረ ትግርኛ ከሲብካ ኣብ ኤርትራ ጽልኢ ዘሪእካ ንኢርትራውነት ኣፍሪስካ ናብ ትግራይ ንምኻድ ተባሂሉ ዝእልም ሸርሒ ኢዩ።
አብ ኤርትራ ብብሄር ወይውን ብሃይማኖት ተፈልዮ ወጽዓ ዝበጸሖ የለን ፣ ብአልማማ ኩሉ ብሄር ሃይማኖት ንጽንተት ዝተፈረደዮ ባይታ ዘሎ ሓቅውን ንሱዮ ፣ ቓልስና ክዓሙቕ ውዳቤና ክጸፍፍ አብዚ ቓልስና ተጸፍዮም ንቓልስና ዘይምስሉ እዳትሓዙ ስቓይ ህዝብና ዘናውሑን መቓቓሊ መልእኽቲ ዘሕልፏን መንእሰይ ከለልዮምን አገባብ ቓልሱ ባዕሉ ክዕይሮን ክቕልሶን ይግባእ :ነዚ መደባትኩም ብቐጻሊ ዓበይቲ ዮቱበራትን ዘለዋ ሚድያታትን ከመሓላልፍዎን ንቕሓት ብራኸ መንእሰያትና ክብ ክብል እጃመን ክገብራን ይጽውዕ !!
አብ ቲጊራይ ውን ነቶም ካሊኦት ብሒራት ዚጊሊለዮ ነቲ ቲጊሪኛ ቲዛራቢን ኪሪሲቲያንዮ ዚገዲሶም
ህዝቢ ኤርትራ ለባም ህዝቢ'ዩ እንታይ ማለት'ዩ ? ለባም ህዝብኸ ኣብ ከምዚ ዓይነት ሕንፍሽፍሽ ይኣቱ ዲዩ እስከ ኣብርሁልና ኣቱም ሰባት ?
ደቂ አኒሲቲዮ ቲጊሪኛ ሾፎን ገይሪን ሪኢሲኒን ተቅኒኒን ነጺላ ተጎሊቢበን ቅሊዒኢን ከዒቢያ አሊውን ኢዮ ዚቢል ዮሲፍ አጋአዚያን አብ ቲፊታዊ talk show ዚቢሎኢዮ
ጸረ ባሂሊን ክሪሲቲና ኢዮ
Halow low what happened to you guys. You have No more topics to discuss.
❤❤❤❤❤❤
ንጹር ዕላማ: ንጹር መትከል: ንጹር ፖለቲካዊ ሜላ:!
ንከምዝታት ዘንባዕ ርእይቶታት ምቕላዕኩም ዝንአድዩ በርትዑ፡
ናይ በሓቂ ንቁሓት ተንተንትን ናይ ፖለቲካ መምህራን::
تحليل جميل جدا استمر يا هبتي وسلم
Kilte alowa hgdef zimeretwen antsar ezi kalsi 1, agazian tible be tesfatsion timrah 2, nay meninet tible be yosef Ghebrihiwet jstdio timrah nezi kalsi kikefafla elen zekomwen diro yesef trywo alokum eza nay Germen zigebra zelo so tenakfwen
አሎላ ጸረ ጣሊያን ተዋጊኦ ጊሪም። ናይ ኢሪቲራ ጂጋኖ አለውኒ ዘሪአይ ደሪስ አሎኒ❤❤
🎉❤❤❤❤❤
ወዲ አደም ከመይ አለኻ ሰብ ቀደም መታዐብቲ❤
ዘሊዋ ደቂ አኒሲቲዮ ሰራዊት ውን ጸረ ዐማጺ ስሪዐት ኪቃሊሳ ኒጸዋዐየን
መዝሙር ኣምበሳ መተዓብይቲ ከመይ
...,,ካብ ዓሰርተ ክትወልድ አለካ"... ዝብል ርድኢት: ምስ ድንቑርና ዳአ እምበር: ምስ ፊሎዛፊ (Philosophy) ዘራኽብ የብሉን።
መቲሪጎሚ ውን ገኒዘብ ይከፊል❤❤❤❤❤
ኡጊአዚያን ሀይሚኒታዊን ቢሂራዊን ዐቢላሊዮ ኻሊኦት ናአሽቶ ቢሒራት ን አቢሪሶ ዚኒቢርዮ
ፋቢሪካ አቂሐ
ንኡኩባት ፍሺሽቲ መሰል ህዝብታት ረጊጾም ናይ ረጋጽን ተረጋጽን ወናንን ተወናንን ብሐሶትን ጽልእን ስልጣን ሒዞም ህዝቢ ንኸብርሱ ንዝነቀሉ ጉጅለ ዘፍሽል ቁኑዑን ፍትሐውን መስመር ሒዝኩም ትጓዓዙ አለኹም በርትዑ
ሰላም፣
መጀመርታ፣ ትግርኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር ትግርኛ ዝበሃል ብሄር የለን። "ብሄረ ትግርኛ" ዝበሃል ሻዕቢያ ዝፈጠርዎ ሓዱሽ ስም ኮይኑ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ትግራውነት ኣጥፊእካ፣ ነቲ ትግራዋይ ካልእ መጸውዒ ፈጢርካን ካብቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ትግራዋይ ዝተፈልየ ብሄር ኮይኑ ከም ዝስመዖ ብምግባር፣ ነቲ ኣብ መረብ ዝተፈጥረ መግዛእታዊ ፖለቲካዊ ዶብ፣ ብተወሳኺ ብመንነታዊ ዶብ ንምድርዑ ተባሂሉ ዝተኣልመ ተንኮል'ዩ። ብቀጥታ ምስቲ ካብ 70ታት ጀሚሮም ከካይድዎ ዝጸንሑ ግን ከኣ ዝፈሸሉሉ ማሕበራዊ ህንደሳ ኣሳንዮም ዝፈጠርዎ ስም'ዩ።
ስለዚ፣ ንህግደፍ ይቃለሶ ኣለኹ እናበልካ፣ ህግደፍ ዝፈጠሮም ኣስማትን ዘጽደቖም ኣዋጃትን ተኽብር እንተኾይንካ፣ ወይ ልኡኽ ኢኻ ወይ ከኣ ንቃልሲ ብቑዕ ኣይኮንካን።
ትግርኛ ዝበሃል ቋንቋ ምበር ትግርኛ ዝበሃል ብሄር የለን።
ኣምሓርኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር ኣምሓርኛ ዝበሃል ህዝቢ የለን።
ዓፋርኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር ዓፋርኛ ዝበሃል ህዝቢ የለን።
ኦሮምኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር ኦሮምኛ ዝበሃል ህዝቢ የለን።
ትግርኛ፣ኣምሓርኛ፣ዓፋርኛ፣ኦሮምኛ ኩሎም ቋንቋታት ጥራይ እዮም። ስለምንታይ ኣብ ትግርኛ በጺሑ ብሄር ክኸውን ይኽእል!?
ንዝተበላሸው ነገራት እናዐረናዮም ንኺድ።
ኪቲባዛሒ ጎል አኒሲቲይቲ መሪውይ ስሚዒታቶን ዮ
ቢዚዋሐደ ሰነጢቢብ ቲጊሪኛ ሚስ ኹሎ ወጺዖኦ ቆኒቅአ ቲጊሪ ኛ ይሚዒቢል አሎ
አብ ሱዳን ጊቢጺን አብ ጎኒ ሒዚቢ ደው ኢሉ ዮ ሰራዊት ካአ ጸረ ህገደፍ ደው በል በሊ
አብዚ ሐወ መዝሙር ሰለሙን ዝሀቦ ሐሳባት ብሙሉእ ይሰማማዕ.
ካብ 2011 ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ሕብሮም አንዳቀያየሩ ነቲ ህዝብታት ኤርትራ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጸአ ሀገር ብተበለጸቲ ወልቀ ሰባት አብዚ መድያ ብዓሌትን ሀይማኖትን ከምኡወን ብታሪክ ህዝቢ ክብተን ጌሮም ኢዬም
የቀንየልና ኩብር ሐወ መዛሙር ሰለቲ ሐቅነትካ
ካብ መሰረቱ ትግርኛ ዝብሃል ቛንቛ'ምበር ትግርኛ ዝበሃል ብሄር ኣሎ ድዩ? ብምቕጻል ትግርኛ ዝዛረብ ሕብረተ-ሰብ ኩሉ'ኳ እንተዘይተባህለ መብዛሕትኡ ክርስትና ሃይማኖት ዝኽተል ኢዩ፣ ስለዝኾነ ከኣ ኣብ ክርስትያን ዝኣምን ሕብረተ-ሰብ ብሕጊ ክርስትና ካብ ሓንቲ ሰበይቲ ወይ ሓደ ሰብኣይ ንላዕሊ ምምርዓው ክልኩል ኢዩ፣ እሞ በየነይ ሕግን መምርሕን ደኣሉ ክንባዛሕ ኢልካ እዚ ኣበሃህላ'ዚ መጺኡ?
ትግርኛ ተዛራባይ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ዝውጻዕ ዝብል ኣብ ባይታ ዘየለ ኣበሃህላ ኢዩ። እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ተዛረቢ ትግርኛ ኢዩ። ካልእ ሕብረተሰብ ተወጺዔ እንተዝብል ከመይ ኢሉ ኪመራመር ምፈተነ።ኮይኑ ግን ኣብ ኤርትራ ኩሉ ብሄር ኢዩ ብኣልማማ ዝጭቆን ዘሎ። እዚ ኣበሃህላ እዚ ኣብዚ ጊዜ ዘስደምም ኢዩ።ንብሄረ ትግርኛ ከሲብካ ኣብ ኤርትራ ጽልኢ ዘሪእካ ንኢርትራውነት ኣፍሪስካ ናብ ትግራይ ንምኻድ ተባሂሉ ዝእልም ሸርሒ ኢዩ።
አብ ኤርትራ ብብሄር ወይውን ብሃይማኖት ተፈልዮ ወጽዓ ዝበጸሖ የለን ፣ ብአልማማ ኩሉ ብሄር ሃይማኖት ንጽንተት ዝተፈረደዮ ባይታ ዘሎ ሓቅውን ንሱዮ ፣ ቓልስና ክዓሙቕ ውዳቤና ክጸፍፍ አብዚ ቓልስና ተጸፍዮም ንቓልስና ዘይምስሉ እዳትሓዙ ስቓይ ህዝብና ዘናውሑን መቓቓሊ መልእኽቲ ዘሕልፏን መንእሰይ ከለልዮምን አገባብ ቓልሱ ባዕሉ ክዕይሮን ክቕልሶን ይግባእ :
ነዚ መደባትኩም ብቐጻሊ ዓበይቲ ዮቱበራትን ዘለዋ ሚድያታትን ከመሓላልፍዎን ንቕሓት ብራኸ መንእሰያትና ክብ ክብል እጃመን ክገብራን ይጽውዕ !!