Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ወላ ድሕሪ 1000 ዓመት ከም ፈርጌ ዝመጽእ ኣሰልጣኒ የለን። THE HEAD OF ALL COACHES
Ni fu endi gin kabu zibelxu lili 7 aseltenti alowu tarik ray
Sir Alex Ferguson እቲ ናይ ወትሩ ቡሉጽ፡ 🥰
Emma nay Ferguson entezey tewedieka kexlelna 🎉❤
Thanks Very much Ema hawey
Manchie nkdmit💪🛑
Thanks ema
Thank you ema
ብሉጽ መደብ ኤማ
Goddamn......Ema Wonderful Presentation👌👌👌 Thank You so Much!!🙏🙏
Well come to back
Bejaka ema hawey kexila ❤❤
Thanks Emawi Azmarino
Aye ema eza 8 _2 dea entay amxiwa abza Ewan degafi shashu mekanka keyterfeka dika
Thx ema ♥️enkua bsleam mexaeka broBaba firgusen hiji Beal gantaka seb rekibka
First welcome ema hawey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Excellent Ama
Wawwwww ybel Ema hawna
Sir Alex forguson is the best manager the World 🌎❤🤌 Red's Devils forever 😈like ♥
Pep Champions league 2009/2911 so Where is sir Alex enda shashu😂🤣😂
@@iniesta882 ልዕሉ ዓሶ ዋናጩ ፕሪመር ሊግን ቻምፕዮንስ ሊግን ኣለዎ ፈርጉሰን ካብ ኣርሰናል ይዓቢ
@@lyonmiki2470 Pep🤣😂🤣🤫
@@iniesta882 2911 ዝብል ዓመተምህረት ኣይበጻሕናዮን ኣምበሳየ ካላኣይ ሰር ኣሌክስ ጎይታ ናይ ኩለን ክለባት ኢዩ ፈቲካ ጸሊእካ
Thx ema wedi
Thanks Ema
🌷🌷🌷❤️❤️❤️❤️❤️
Woww agelalix, keep it ema.
Kef aleka ema nice
Tanks emo kab labi nemsgan
Manch demey ❤️❤️❤️
Sir Alex yaho 🫡⭐️🥇
Emma nay kulu gize goat beka
Please Ema hawey, eza program ktxela 🙏
ኤማ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ቀጽሎ ኢስካይ አስፖርት ዝነበረት ኤማ አስፖርት ኤሪ ክንቅይራ አና ሃቢቢ ኣና
10q ema btaemi yxbeyeka nere pls eten mesetti tblen aqrbelna
ከምዛ ዓምት እዚኣ ገረ ዝጋሃኩላ ኣይነበረትን ብፍላይ ምስ ኤቨርተን 4-4 ዝተወደእት ጸወታ ካላኣይትን ቀታሊትን ካኣ ጎል ናይ ኣውጊሮ 93:20 ዘመዝገባ እዚኢን ይዝክሪ
ኤማዊ ቡዙሕ ጽሒፈልካ ኣይ ፈልጥን ኣብ ኤርትራ ሒዘ ተኻታተሊኻ አየ ኣብ ቻነል ቱ ክትንቱኑ ከለኹም ብፍላይ ሻንብስሊግ ደስ ክትብሉኒ ጉድ ኔርኩም በርትዕ ኣጆኻ
ኣይትደንጉየና በል ኤማ ነብሲ ህንጡያት ኣለና ንትገብሮ ስራሕ ኣድናቂካየ በርትዕ
Yekenyelna ama hawey 10q
Part two peals
ኣርሰናል ከአ ጽባሕ ሰንበት ከነማልሳ ኢና እታ 8-ብ2 ከነማልሳ ኢና ሻሹ ማዓልትኺ ተጸበዪ ጥራይ
Maltom tray yxebeyu aydekesnalomn zelena
@@negagunnarawi9385 ሻሹ ሓንኳል እግሪ እኮ ወርቂ ዋንጫ የብላንን ናዓና ግን ናይ 49 ግጥማት ዘይተሳዕረት ወርቂ ዋንጫ ኣላትና ክክክክክክ
ናይ ቨንገር 2 ክኣ ክንጽበትርካ እንስ
Kkkkkk grm eba nay city enda belka gutya arsu nkdmit senbet yerakbena tray
Why always me Ballatole shoker
Evra ጸሊም ኢልኒ , ቀይሕ ዲዩ ኸ kk
Aye dnqurna nmntay ilwo gn zeytbl embre nskas xelim endika
8-2 gn nmntay adleye?
Mezekerta kukoneka🤣
@@ቢተው 5-1 wn aleka nska
ናይ ሽዑ ካላይ እብረ ከምታ ናይ ካምፓኒ ን ዩናይትድ ዘተወላ ጌራ ተጉሄኒ የላን
*እቶም ደገፍቲ ሻሹ ኒን ክትብሉ ኢኹም።እቲ ሓቂ ግን ፍርቂ እዚ ዓወታት ናይ ፈርጉሰን ሓገዝ ደያኑ ኢዩ።እቲ ዝገርም ከኣ ኣብዛ መጽሓፉ ናይ ደያኑን ሳዕርን መኽኒት ኣብዚሑ እቲ ንዕኡ ዝተገበረሉ ሓለፋታት ናይ ደያኑ ግን ይበዝሕ።*
ከላእ ሕልኩስ
እስከ ኣብነት ኣምጸኣለይ ሓድሽ ደጋፊ ኢካ ብዛዕባ ማንቸ ትፈልጦ የብልካን
@@robelhaile9041 ብዛዕባ ፈርጉሰን እንዳተዛረብናስ ሓድሽ ደጋፊ ኢኻ ትመስል ትብል፧ፈርጉሰን ስራሕ ደው ካብ ዘብል ጥራይ እኮ ዳርጋ 10 ዓመት ጌሩ ሓወይ ሓድሽ'ሲ ንስኻ ኢኻ ትመስል።
@@Arsu10gunners ክክክክክ ፈርጉስን እቲ ሓያል ኣሰልጣኒ ሙኻኑ እመን 13 ፕረመሊግ 2 ቻምፕዮንስ ሊግ ዝወሰደ እዘን ነኣሽቱ ወናጩ ግደፎ እቲ እንኮ ኣብ ፕረመሊግ 3 ግዜ ኣከታቲሉ ሻምፕዮን ፕረመሊግ ዝኾነ እቲ እንኮ ኣብ ሓደ ዓመት ቻምፕዮንስ ሊግ ፕረመሊግ ኤፍኤ ዝዓተረ እቲ ን ኣርሰናል ዝበዝሐ ዝሰዓረ ብ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ሰር ዝተሰመየ ስለዚ ዝወደይ ሸንካ ደቅስ ብዛዕባ ፈርጉሰን ን ደገፍቲ ዩናይትድ ጥራሕ ኢዩ ዝምልከት
@@robelhaile9041 xebqti melsi yebkayo
ኣየ ኤማ ኣርሰናላዉያን ንምጉጣይ ኢኻ ኣምጺኻያ እምበር ኣብ ምዕራፍ 1 ድኣ ዘይተንብብ 22 ኬድካስ ነገር ምጥዋቕ ኮይና ትስምዓኒ🙄😂🤣🤣ገጢመካ ምሽ ሰንበት የራኽበና ክኣ ሕኛ ክንማሰል ኢና❤✌🤷♀️
ካብ ዝገድፋ ዛ መደብ ነዊሕ ጌሩ ምበር በብክፋል ኣቅሪብዎ ኣሎ ሓቢቢ
@@Mstir_fkri17 ማሺ ሓቢቢ
ወላ ድሕሪ 1000 ዓመት ከም ፈርጌ ዝመጽእ ኣሰልጣኒ የለን። THE HEAD OF ALL COACHES
Ni fu endi gin kabu zibelxu lili 7 aseltenti alowu tarik ray
Sir Alex Ferguson እቲ ናይ ወትሩ ቡሉጽ፡ 🥰
Emma nay Ferguson entezey tewedieka kexlelna 🎉❤
Thanks Very much Ema hawey
Manchie nkdmit💪🛑
Thanks ema
Thank you ema
ብሉጽ መደብ ኤማ
Goddamn......Ema Wonderful Presentation👌👌👌 Thank You so Much!!🙏🙏
Well come to back
Bejaka ema hawey kexila ❤❤
Thanks Emawi Azmarino
Aye ema eza 8 _2 dea entay amxiwa abza Ewan degafi shashu mekanka keyterfeka dika
Thx ema ♥️enkua bsleam mexaeka bro
Baba firgusen hiji Beal gantaka seb rekibka
First welcome ema hawey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Excellent Ama
Wawwwww ybel Ema hawna
Sir Alex forguson is the best manager the World 🌎❤🤌 Red's Devils forever 😈like ♥
Pep Champions league 2009/2911 so Where is sir Alex enda shashu😂🤣😂
@@iniesta882 ልዕሉ ዓሶ ዋናጩ ፕሪመር ሊግን ቻምፕዮንስ ሊግን ኣለዎ ፈርጉሰን ካብ ኣርሰናል ይዓቢ
@@lyonmiki2470 Pep🤣😂🤣🤫
@@iniesta882 2911 ዝብል ዓመተምህረት ኣይበጻሕናዮን ኣምበሳየ ካላኣይ ሰር ኣሌክስ ጎይታ ናይ ኩለን ክለባት ኢዩ ፈቲካ ጸሊእካ
ወላ ድሕሪ 1000 ዓመት ከም ፈርጌ ዝመጽእ ኣሰልጣኒ የለን። THE HEAD OF ALL COACHES
Thx ema wedi
Thanks Ema
🌷🌷🌷❤️❤️❤️❤️❤️
Woww agelalix, keep it ema.
Kef aleka ema nice
Tanks emo kab labi nemsgan
Manch demey ❤️❤️❤️
Sir Alex yaho 🫡⭐️🥇
Emma nay kulu gize goat beka
Please Ema hawey, eza program ktxela 🙏
ኤማ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ቀጽሎ ኢስካይ አስፖርት ዝነበረት ኤማ አስፖርት ኤሪ ክንቅይራ አና ሃቢቢ ኣና
10q ema btaemi yxbeyeka nere pls eten mesetti tblen aqrbelna
ከምዛ ዓምት እዚኣ ገረ ዝጋሃኩላ ኣይነበረትን
ብፍላይ ምስ ኤቨርተን 4-4
ዝተወደእት ጸወታ ካላኣይትን ቀታሊትን ካኣ ጎል ናይ ኣውጊሮ 93:20 ዘመዝገባ እዚኢን ይዝክሪ