# ብፆታ ንሰሊና ኣብ መርዐኣ እናደረፉላ ዘብከዮም ምኽንያት እንታይ እዩ።subscribe ይግበሩ።

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 174

  • @aishan4539
    @aishan4539 2 місяці тому +20

    መርዓ ኣብራሂምን ሰራን ይግበረልኩም ዛም ሓተይ🙏
    እንተ ደርፊ እሞ ተሳቂና ማዓሮ ዝሰማዕክዋ ንብዓት ይቅድመኒ 😢💔

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 2 місяці тому +20

    ዛደረፊ ቦታኢ ሀዚ እያ ዝረክብት ተጋዳላይ👑🥺❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 2 місяці тому +9

    አዎ እንበር ቅይሕተን ፅለምትን ሓለፈም ምእንተና ኣሕ💔😭ኣንኻዕ ብህይወት ተረፍኪ ሰሊና ኣንኻዕ ናብዚ አብቅዓኪ ዓይነ በርከክ ምእንታ ትግራይ አዩ አወፍኪዮ ክብር ይግባእኪ ወለላይ ሕዳርኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባረክልኩም 🙏ፍሬዘር አና ሰሊና🙏💥💥💛❤

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 2 місяці тому +1

      👍🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 місяці тому +3

    እንታይ ኣለዎ ኣብ ዳሳስ ናይ ደስደስ ዘይትጋብዙዋ ኡፍ😢
    ዝበኸየቶ ዉሒዱዋ ድዩ ብሓቂ ዓገብ ዩ ። እዛ ዕለት እዚኣ እኮ ኣይትድገምን ንዓኣ ታይ ኣለዎ እንኳዕ ብርሃን ርኣኺ ዘይትብሉዋ ዝነበርኩም እፍ ዔጭ ሐዝስ በዚሑ

  • @genethagos9547
    @genethagos9547 2 місяці тому +37

    እዛ ደርፊ እዚአስ አብ ከምዚ ናይ ሓጎስ ዳስ ተዘይትድረፍ ምክንያቱ ብዙሕ ሰብ ናብ ካልእ ስምዒት እዩ ዝአቱ ኩሉ ኣብ ውሽጡ ብዙሕ ቆስሊ ስለ ዘለዎ😢😢😢😢

    • @medhin8187
      @medhin8187 2 місяці тому +2

      ✅✅✅

    • @selamgerezgiher3081
      @selamgerezgiher3081 2 місяці тому +1

      Nay behaqi yegdas n baela tegadalit eya endegena btsota eyom 🎉

    • @S3deah1122
      @S3deah1122 2 місяці тому

      😢😢😢😢😢

    • @meri3353
      @meri3353 2 місяці тому

      ብሓቂ

    • @aishan4539
      @aishan4539 2 місяці тому

      @@genethagos9547 ብሓቂ አይ ሓጎስ ኣይ ሓዘን ሕውስውስ ይብለካ ናሳሓቅካ ፀኒሕካ ብክያትካ ምቁፅፃር ይኣብየካ ሙሉእ ክትርኢ ደስ ናበለካ ብብክያት ተቆርፆ በተለይ ዳዓረብ ኳይንካ ኡፍፍፍፍ እዛ ደርፊ ተሰሚዕካ ዘሎ ስቃይ💔

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 2 місяці тому +8

    ሳላኩም ተንፊስና ክብር ንዓኩም 🙏🙏🙏🙏

  • @سارهمدري
    @سارهمدري 2 місяці тому

    ይግበአኪ እዩ ፡፡ጅጋና 😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 2 місяці тому

    ሩሕሱ ጋማ ብሩክትይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢ንብዕሞ ይንብዐካ ❤❤❤

  • @almaztesfay8985
    @almaztesfay8985 2 місяці тому

    Happy wedding Tegadalit selina! Excellent singer Rozinaye mearey!

  • @mesimesi9422
    @mesimesi9422 2 місяці тому +4

    😢😢😢 ፍቅስኹም ብዝሕ ይበል

  • @mirnaseiraj5371
    @mirnaseiraj5371 Місяць тому

    ምቁራት ተጋሩና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MahderMahder-j6g
    @MahderMahder-j6g 2 місяці тому

    ኣሕ ሰብ ቀቲላ ዛደርፊ እዚኣ💔😭 ዋዕሮ ትፍለዩ 💪💪💪💪💪💪💪

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 2 місяці тому +2

    ዘይርሳዕ ውዕለታ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ሓፍቲስውእ
    @ሓፍቲስውእ 2 місяці тому +3

    ሓሊፍኻዶ ኣየወ ተጋዳላይ😭🥰

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 2 місяці тому

    Tegadalay jeganu tegaru lewah hzbi Selam Nkulu hizzbi

  • @GiremawetHaile
    @GiremawetHaile 2 місяці тому +2

    Maryamen kemey deye bekye😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤ betamiiiiii zeftewkum

  • @AndtheEgg
    @AndtheEgg 2 місяці тому

    ሰሊናየይ ጠንካራ💞💞💞😢😢😢

  • @Trhasvebremedhn-ue6pd
    @Trhasvebremedhn-ue6pd 2 місяці тому

    Tegadalay welide tbel Tigray ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 2 місяці тому +1

    ኣሕ ወ ተጋደላይ😢❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @biniaber9538
    @biniaber9538 2 місяці тому

    እፍፍፍፍ አሕዋትይ 😭😭😭😭😭

  • @Tirhas-qz5ph
    @Tirhas-qz5ph Місяць тому

    Hafetye❤️🧡❤️

  • @RomanAbrhaጓልዓድዝጊ-v4z
    @RomanAbrhaጓልዓድዝጊ-v4z 2 місяці тому +1

    ኡፍ ምስኦም ነቢዐ😢😢ዛደርፊ 😢

  • @teheshemBerihu
    @teheshemBerihu 2 місяці тому

    teGadalay❤❤❤❤❤❤❤

  • @JamillaKamal-d6w
    @JamillaKamal-d6w 2 місяці тому +1

    ክልተ ስሚዒት ተሰሚዑኒ ሙቁራት ተጋሩዋኒ እዛ ደርፊ እዚኣ ክሰምዕ ከለኩስ ልበይ ይሕመስ እሞ ካዓ ይፈትዋ ዝፈትዎ ስብ መንጢላትኒ እወ ተጋዳላይ ኣሕ ኣየይ ስቃይ

  • @ጓልሽረ-ሸ2ቈ
    @ጓልሽረ-ሸ2ቈ 2 місяці тому +1

    ሳላኩም ኢና ንነብር ዘለና ክብሪ ንዓኩም😢❤

  • @እግዚብሔርእሪኛየነዉ
    @እግዚብሔርእሪኛየነዉ 2 місяці тому

    ኣይይይ ማርያም ን 😢😢😢😢😢😢😢👏👏👏👏😢😢

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 2 місяці тому

    tegadalay😭😭🥰🥰

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 2 місяці тому

    ኣይይይይይይይይ ኣጆና እስኪ ካብድ ይኡ ስሙዑት 😰😰💔✊

  • @SadssDasss
    @SadssDasss 2 місяці тому +1

    ከይድና ክሳብ ንቐብፅ ዘለው እዮም ዝመስሉናለው ኡፍፍፍፍ😢😢

  • @selu1214
    @selu1214 2 місяці тому +6

    ምስኣቶም ላነባዕኩ ረአዮ ዛሙዚቃ እዚኣ😭

  • @GiremawetHaile
    @GiremawetHaile 2 місяці тому +11

    Kulu tegreway Kemzhi gerkum neten tdf ms deyspora❤❤❤❤❤❤ temrewu❤❤❤😢😢😢❤❤

    • @sabela7451
      @sabela7451 2 місяці тому +1

      Mish do haqiki aleki

  • @BhvGgeh
    @BhvGgeh 2 місяці тому +1

    Mearate tegaruway❤❤❤😢😢

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990 2 місяці тому +5

    ሰብ ናንበዓካ ከ ሳዕሲት ኣሎ ድዪ ኣብ መርዓ ንብዓት ታይ ኣምጽኦ ስምዒት ትቅስቅሱ

  • @AdmiringCassettePlayer-kk4ce
    @AdmiringCassettePlayer-kk4ce 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉selyn and frazzled hwan

  • @ኣርሴማጓልእንደርታ
    @ኣርሴማጓልእንደርታ Місяць тому

    ኣይ ደቅነይ ስቃይ ጥራሕ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @AbiTafere
    @AbiTafere 2 місяці тому

    ኣንካዕ ናብዚ ኣብቀዐክም ሓዳርክም ይባረክ ሙዚቃ ኣ አብ ቦታኣ እያ ግን ስምዒታዊ ኣያ ትገብረካ🎉 ❤😥

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ

    ህዝበይ እኮ ቁሥልካ ናልዓለ ናጎደአካ እዩ ዝነብር እቶም ቀያሕትን ጸለምትን መላምል ደቃ ጎዮም ዘይጸገቡ እሞ ኣብ በረካ ዝቀረዩ ደቃ ሪአ ዝሰኣነቶም ኣብ መርዓ ኮነ ኣብ ኮንሰር እናደረፈ ደም እናናነበዐት እዩ ዘንብራ ሐዝሲ ኣብ መርዓ ታይ ኣምጽኦ😢ብዝወጽዎ ዝተረፋ ኣሕዋት ቤተሰብ ስለ ዘለውና ቁስልና ኣይትጉዱኡና ሳዕሲዒትን ብክያትን ታይ ማለት እዩ

  • @biriktiatsebha4561
    @biriktiatsebha4561 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤💪💪

  • @sarasarha7302
    @sarasarha7302 2 місяці тому

    🙏🙏🙏🙏

  • @RgatTareke
    @RgatTareke 2 місяці тому

    Ahhhh❤❤❤❤❤❤

  • @KidistKahsay
    @KidistKahsay 2 місяці тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SjcejvsjDjvdjvr
    @SjcejvsjDjvdjvr 2 місяці тому

    ❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @frehiwettesfay8337
    @frehiwettesfay8337 2 місяці тому

    Amen❤❤❤❤❤❤

  • @GalaxyAdai-ui8ym
    @GalaxyAdai-ui8ym 2 місяці тому

    Salakum eko enaa ata astefisna megletsi yebleyn naakatkum

  • @MakdaHabtemaram
    @MakdaHabtemaram 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SjHdb-k8q
    @SjHdb-k8q Місяць тому

    @Ay Gze 😢😢😢❤❤

  • @Mkii1211
    @Mkii1211 2 місяці тому

    😢😢😢

  • @brukbk7408
    @brukbk7408 2 місяці тому

    Miseom nebie 😢💔

  • @mulugetazerai3854
    @mulugetazerai3854 2 місяці тому

    Oh y God 😢😢

  • @user-debrehayleti
    @user-debrehayleti 2 місяці тому

    ቁስልና ትቅስቅስ ደርፊ ቀትላትና ኮ 💔😢❤️

  • @ሜላት-i1d
    @ሜላት-i1d 2 місяці тому

    ተጋደላይ😢😢😢🥰🥰🥰

  • @marigaltigraydhdr1599
    @marigaltigraydhdr1599 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @alsa217jamel9
    @alsa217jamel9 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TsigeAbalka
    @TsigeAbalka 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዋዕሮ

  • @MakthMalth
    @MakthMalth Місяць тому

    🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤

  • @hdhs335
    @hdhs335 2 місяці тому

    Mkuratey🥺🙏🥀🥀🥀🥀🥀

  • @GfKj-p6m
    @GfKj-p6m 2 місяці тому

    ተጋዳለይ😢 😢

  • @SeamTedros
    @SeamTedros 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢😢

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 2 місяці тому

    😢😢😢❤🎉

  • @Merry-r2r3t
    @Merry-r2r3t 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @JlakksAa-cs4ip
    @JlakksAa-cs4ip Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @الحمدلله-س4ح
    @الحمدلله-س4ح 2 місяці тому

    ዋይ ብፆተይ💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @salamsalam-o4j
    @salamsalam-o4j Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤💔💔💔💔

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢

  • @SjHdb-k8q
    @SjHdb-k8q Місяць тому

    Wayway tdf

  • @Zzbbgg
    @Zzbbgg 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HshshShsh-e1o
    @HshshShsh-e1o 2 місяці тому

    ዘይርሳዕ ውዕለታ 😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MmMm-mp2hm
    @MmMm-mp2hm 2 місяці тому

    ኣነ ዛደርፍስ ይፈትዋን ድየ ኔይረ ሕጂ ግን ብስሩ ክፀልኣ ኢለ ብብዝሓለፎ ሰብ ናነብዐ ኣብ መርዓይኹን ኣብ ሓዘን ይኹን ታይ ኣምፅኦ ደስ ዝብሉ ደርፍታት ዘይተድርፍላ ምሽ ሓጎሳ እዩ

  • @BisratGaulGezu
    @BisratGaulGezu 2 місяці тому

    እዝ ደርፍ ክስምዕ ከለኩ ንብዓት የመፀን😭😭

  • @MamaMama-q3t
    @MamaMama-q3t 2 місяці тому

    🎉🎉🎉🎉

  • @Vip-mz4tl
    @Vip-mz4tl 2 місяці тому

    ተጋዳላይ 😭😭💔🖤

  • @ብሪጓልሰንዓፈ
    @ብሪጓልሰንዓፈ 12 днів тому

    ደምሩኒ ኣሕዋተይ 🙏🥰😢

  • @MakthMalth
    @MakthMalth Місяць тому

    ❤🎉❤🎉❤❤❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤

  • @GERESELOMA
    @GERESELOMA 2 місяці тому

    😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Salmsalm-c6g
    @Salmsalm-c6g 2 місяці тому

    🥰🥰🔰🔰🔰🦋🥰

  • @TDF-b7k
    @TDF-b7k 2 місяці тому

    😭😭😭😭😭😭

  • @MereAl-j4m
    @MereAl-j4m 2 місяці тому

    💪💪💪💊💊💊💊💊

  • @ايادشماخي
    @ايادشماخي 2 місяці тому

    ❤❤😢

  • @ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
    @ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ 2 місяці тому

    ተጋዳላይ😢

  • @ابرها-ص1ض
    @ابرها-ص1ض 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ 2 місяці тому

    🥰🥰🥰🥰😢

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت 2 місяці тому

    😢😢😢😢🎉🎉🎉

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 2 місяці тому

    ኣሕ ተጋዳላይ ትዉልኒ ንባዓት እዩ ዝቅድመኒ 😢😢😢😢😢😢😢😢😮

  • @hahahshaj4519
    @hahahshaj4519 2 місяці тому

    😢😢😢😢

  • @HewetHewet-y7j
    @HewetHewet-y7j 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HsishsShjsisjj
    @HsishsShjsisjj 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @ሕብሪሂወት
    @ሕብሪሂወት 2 місяці тому

    😢😢

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 2 місяці тому

    😭😭😭😭😭🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @SuziAbrham-t6y
    @SuziAbrham-t6y 2 місяці тому

    Ewe ab hagos si ttrf

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 2 місяці тому

    ተጋዳላይ😢😢

  • @NameeGalaxy
    @NameeGalaxy 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢❤❤❤❤

  • @بهميةاندونسية
    @بهميةاندونسية 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤😢😢

  • @Aa-ep3mb
    @Aa-ep3mb 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢😢

  • @JdDs-yy9xx
    @JdDs-yy9xx 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉😢

  • @fghj8086
    @fghj8086 2 місяці тому

    💊💊💊💊❤️❤️😢

  • @ShewitTsegay-f3e
    @ShewitTsegay-f3e 2 місяці тому

    ሓሊፍካ ሓሊፍካ ዶ የየየየ😭😭😭😭 ኣየ ተጋዳላይ 💔ሕልሚ እዮ ንዓይ ክሳብ ከይደ ዝቃብፆም 😭😭😭😭

  • @TDF-b7k
    @TDF-b7k 2 місяці тому

    TDF❤❤❤❤😢

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 2 місяці тому

    አነዝብለኩም ንምንታይእዮም አብ መርዓ ዝደርፍዎ ዋይ እረአብዘይናቱ

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 місяці тому

    ጉድ ረኺብና ኣቱም ህዝቢ 😢ዋእ ኣብ ገዓት ዶ ገለዶ እዛ ደርፊ ኣብ መርዓዓስ እንታይ ገበረ እዚ ህዝቢ ዘለዎ ይኣኽሎ ተወቂዖም ዝተረፉልናስ ንዕኦም እናርኣና ንነብዕ እቶም ሓመድ ተኸዲኖም ድዮም ኣይተኸደኑን በረኻ ዝተረፉ ኸ ? ኣደ ፣ኣቦ ፣ ሓዉ ፣ ሓፍቲ ፣ ኣሞ ፣ሓዎቦ ፣ ኣካ ሓትነ ኮታ ጓላ ጓል ጓላ ኣላ ኣብዛ ዳስ ዘየሰወአ የለን ዳስ ሙሉእ ሓዘን ክቅየር ዓገብ ማርያምን የሕዝን ።