ማሕበራዊ ኩነታት ኤርትራዊት ስድራ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 12

  • @suelg1160
    @suelg1160 5 днів тому +1

    Thank you fili hawey for raising awareness to this issue.ኣብ ስደት ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ብስለት ኣብ መንእሰያትና ውን ካብዚ እዩ ዝምጩ ዝብል እምነት ኣለኒ።ብፍላይ ኣብቶም ኣብ ውዑይ ዕድመ ከለዉ፡ ወላ ሓንቲ ኣፍልጦ ናይ ሃገሮምን ህዝቦምን ከይሓዙ ዝወጹ ኣሕዋትና ትዕዘቦ ኢካ። ኣብ ክንዲ ብህድኣት ፍልልይ ከተጽብብ ምፍታን፡ ብስምዒት ጨጫፍካ ምሓዝ ልሙድ ተርእዮ እዩ ኮይኑ። ነዚ ኣብዞም ንኣሽቱ መንእሰያትና ዘሎ immaturity መዝሚዞም ኣብ ረብሕኦም ዘውዕሉ ኣካላት ውን ኣለዉ። እቶም ቁሩብ ዕድመ ዘብሰሎምን ምሁራትን ከኣ ቀሪቦም ከየንቅሕዎ ብዕስለ ተጻረፍትን ኣጸለምትን ፈሪሖም ካብ ሜድያ ርሒቆም። እዚ መንእሰይ መወዳእትኡ ለባማት ዓበይቲ ኣሕዋት ከምዘይብሉ መመክሒ ዓዲ ሃገር ክሳብ ንከውን ክጨፋጨፍ ይውዕል ኣሎ። ነዚ ንክንፍውሶ ከምቲ ዝበልካዮ ኮሚኒትታት ምፍጣር የድልየና ኣሎ። እቶም ብሱላትን ምሁራትን ኣሕዋትና ከምዚ ከማካ ብመልክዕ ቪድዮ ይኩን,ብመልክዕ ጽሑፍ ኣብ ፌስቡክ፡ኢንስታግራም ከምኡ ውን ብ live tiktok ይኩን live youtube ኣስተምህሮታት ክሰርዑ ይላቦ። እምበር እዚ መንእሰይ መስኪናይ ኣብቲ ኣላዩ ዝደልየሉ ዕድመ ኣላዩ ዝሰኣነ እዩ። በንጻሩስ ሓላፍነት ተሰኪሙ ወለዱን ኣሕዋቱን ክኣሊ ይፍትን ኣሎ። thank you ፊሊ ሓወይ። ካልእ ግዜ ኣስፊሕካ ብጽሑፍ እንተ ተቅርባ ደስ ምበለኒ ነይሩ። ኣድራሻ ናይ ፌስቡክካ ከኣ ኣብ ቪድዮካ ዘርግሓልና ኢካ። የቀንየልና

  • @serenity777er
    @serenity777er 4 дні тому +1

    It's important to focus on exploring effective implementation strategies. By ensuring adequate funding and resources, we can achieve better outcomes and enhance accountability. Thank you for highlighting this important issue!

  • @simret639
    @simret639 5 днів тому

    ፍሊ ዓቢ ሰብ

  • @grapega4114
    @grapega4114 5 днів тому

    Aziya agedasit hasab ika amxika zeleka, kexilo ika kemzi ainet... thanks fili.

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 5 днів тому

    ልክዕ እንዲኻ ዘለኻ፡ እቲ መፍቲሒኡ እዩ ጠፊኡና ዘሎ፡

  • @NatsinetFish
    @NatsinetFish 5 днів тому

    ላም ግዜ ርኢካ ሕለብኒ በለት ይብሃል ፡ሕብረተሰብና ቡሉጻት ዮም ጥርፋት ቡሉጽት ዮም ።ደገ ወጺና ግና ብናፍቆት ዘዕበየና ባህርን ልምድን ኣብ ቅዛንት አና ውይ ትዝታ ንነቢር ኣለና ኮይኑ ይስምዓኒ።

  • @samuelgebregziabher8175
    @samuelgebregziabher8175 5 днів тому

    Thanks to shabia we are dysfunctional family

  • @Efrem-nd2rg
    @Efrem-nd2rg 5 днів тому

    Are you blind by nature so if you're not who are you behind the sunglasses