VOICE OF ASSENNA: Interview with Yordanos Zerabruk - Part 2, Thursday, Dec 13, 2018

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 21 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 100

  • @የማነባርያኪሮስምቅናይ

    መኩሪዒተይ ዮርዳ ብዘይካኪ ሓቂ ትዛረብ ጓል ባርካ፡ዓንሰባ ኣላ ክብል ኣይክእልን ብትክክል ህዝቢ ኣከለጉዛይ ዩ ናብ ቃጫሮ ወሪዱ ከባቢ ጸሮናን ሰንዓፈን ዓድቀይሕን

  • @selam7603
    @selam7603 6 років тому +3

    TANKS ASSENNA and YORDANOS. At the first interview you make me to cry you are our hero you have pass through a lot of problem but you are strong you'll have good feature be strong

  • @murutskalab6552
    @murutskalab6552 6 років тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓፍተይ ናተይ ከምዚ ከማኪ ለባማት የብዝሓየን ኣጆኪ ሓደ ማዓልቲ ሰላም ክትመጻና እያ ብሓይሊ እግዚኣብሄር ወዲ መድህን በራድን ኮራኩር ትጠፍኡላ ዓመት ይግበረልና ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ስደትና የሕጽረልና ንህዝብና ሃገርናን ሰላም ተምጻልና

  • @lilyzemo2404
    @lilyzemo2404 6 років тому +1

    Ajoki yorda jegna men kemaki Anbesit ♥️👍👌💪

  • @LuwamRezene-c6l
    @LuwamRezene-c6l 6 років тому +5

    ዬርዲ ሓፍተይ ኣጃኪ ጅግና ጋል ጀጋኑ ኢዝእሙ ርግማት ህግደፍ ከም ኢዬም ድሕሎምና እብገዛእ ሃገርካ ብታስራ ካኣ እበር የንቃሳቁስና ደርጊ ይሓይሽ ካብዚኦም ረሳሓት ዓለት

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому

      No komos aytebl JIGINO zetsweola hager eya....hegdef baltom eyom darig zehawy/ zehafty

  • @samraytgm1527
    @samraytgm1527 6 років тому +7

    ረዲዮ ኣሰና ሎሚ ጽቡቅ ገርኩም መንእሰይ ኣምጺኡኩም።

  • @jgjgg3513
    @jgjgg3513 6 років тому +2

    ጅግና ጓል ጀጋኑ እንቋዕ ካብ ዞም ጨቆንቲ ብሰላም ወጻኪ ኣብ ዘለክዮ ከኣ ጅግንነትኪ ቀጽልዮ

  • @bahtagrmay1313
    @bahtagrmay1313 6 років тому +2

    ዮርዳ ኮሪዒዳ
    እዛ ላድ ኩረዘር ገሮሞ ሱዳን የስግሩ ዮም
    ዝበልክዮም 100/100
    ሓቂ ናዓይ ከሙኡ ጌራ ዝመጸት
    ሓንቲ ሓብትና ኣላ ገሪምኒ ካኣ።

  • @ሑቡንወዲሓረስታይጻዕዳ

    Atum sebat Ane eza kola ane gual 1 Amet kola eye zfelta :Adia jigna eya sebay sebay koynu zeyriaya waero eya : Abua kea jigna lewah mskin klitiom sdra jeganu eyom sunkulan eyom Ahhhhhhh btami eyu zeguhyeka

  • @berie6325
    @berie6325 6 років тому +3

    Wel come ASSENNA

  • @lilyzemo2404
    @lilyzemo2404 6 років тому +1

    Lebam, waero, kemaki ybzha koraz bertii ab gonki Alona💪

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 6 років тому +9

    ዌል ካም ኣሰና ዘንጊ ሓቂ !! ዮርዳ መዘናይ ኣጆኪ ጥራይ ዝባሕ ኩሉ ሓሊፋ ተሓቃቂፍና ምስ ስድራና ንራከበሉ ነዊሕ ኣይኮነን ።ልክዕ ከምዚ ናትኪ ዕጫ እዪ ገጢምኒ ዳርጋ ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ ግዳይ እዚ ኣረሜናዊ ግፍዒ እሰያስ ኮይና ኢና። ኣጆኪ ጥራይ መስዋእቲ ስድራና ስንክልና ስድራና ብላሽ ኣይኮውንን እዪ ኩሉ ይሓልፍ እዪ

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому +4

      Ajokom deki eritrea ewe kahelf eyu klo zeyhalfe mott teray eyu ....ajokom heberna edy edka elna tery neklase.....temhero xebhe negho tekblti hager ekom ....LOVE NASHTO YEHWTEY...🇪🇷⚘❤

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 6 років тому +3

      @@erisweet1532 ወዲ ቢተው ጅግና ኣብሽር ሓወይ ናተይ ኣብ ጎንኩም ኣለና የሕዋተይ ነባሪ ህዝቢ ምበር ነባሪ ስርዓት ኮቶ የለን ኣብ ዓለም ከምቶም ዝሓለፋ ክሓልፍ እዪ ኣጆና ጥራይ

    • @tigerlion4041
      @tigerlion4041 6 років тому +1

      Hasawi xahxahi hadami ferihka bixotkan hagerkan telimka zihademkas kem natki..kkkkkkk izia hanti gual may telamit kemaka iya.kkkkkkkkkkkkkk

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 6 років тому

      @@tigerlion4041 ወዲ ሸርሙጣ ልሓሲ ወዲ ሸውዓተ ድቃላ

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому

      @@tigerlion4041
      Denkero....masey ikom lebbi tegber

  • @tesfeombeyene1341
    @tesfeombeyene1341 6 років тому +2

    ዋዕሮ ኣጆኪ ኣለና ኣብ ጎንኪ

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 6 років тому +2

    Anbesa 👍🏽😘

  • @semerefrehans1196
    @semerefrehans1196 6 років тому +1

    ዘይ ሰብ እከይ ግብሪ ክብርቲ ሓፍትና እንቃዕ ብሰላም ካብ ኣፍ ገበል ኣውጸአኪ ፈጣሪ

  • @samrawitbrhane1233
    @samrawitbrhane1233 5 років тому +1

    ዮርዲ ቀስ ኢልኪ ሓስዊ በጃኺ ንስኺ ዶ ኣይኮንክን ገዛ ገዛ ኣቲኪ ሰብ ትኣስሪ ዝነበርኪ የሕዋትና ሰላም ከሊእክዮም ዝነበርኪ ንዘይ ፍልጠኪ ከምኡ በሊ አንበር ንሕናስ ምሳኺ ዝዓበናስ ጽቡቕ ገርና ኢና ንፈልጠኪ

    • @fithawitestifanotfithawete7702
      @fithawitestifanotfithawete7702 3 роки тому

      Nay behaki aygermekn hasawit ata aythafrn diya ke fo ezom asena ygedu men eu eti seb dhri baytu keyfeletu abzi yekrbwo mtezareba gn ms men xaeda hasot

  • @ሕጊሓሉኣማንመታንክትድሕን

    😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝 ኣነ ዝገርምኒ ንምንታይ እኩም ኣብ ሓደ መስመር ዘይትውደቡ ስም ኣጠምቁ ዓልሲ ክነካይድ 👈 ።

  • @hanaphoto1646
    @hanaphoto1646 6 років тому +8

    ከማኪ ውሑዳት እየን ሐላል ኣጀኪ

  • @tabihabtemicael1940
    @tabihabtemicael1940 5 років тому

    Wow, amazing true story!!!

  • @erisweet1532
    @erisweet1532 6 років тому +10

    ጥይት ኢኪ ዮርዳ ከማኪ ውሑዳት ኢየን ኤርትራና ብዙሕ እያ ትጽበ ካባኪ ....❤🇪🇷❤🇪🇷 ሸይሻይ ዝተብሃለስ ዑሙሩ ትሕጽር 🤲🙏

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 6 років тому +2

    ጋል ጀግና ጀግና ጥይት ኢኪ ብሐቂ አጆኪ

  • @andatkidane5539
    @andatkidane5539 6 років тому

    wawwwwwww anta eza jigna kola kebaki zbela ybzha

  • @amlesetwelea9840
    @amlesetwelea9840 6 років тому +1

    Ajok gal jeganu waero hayet gal gashey enbeba?

  • @kamaladam927
    @kamaladam927 6 років тому +4

    Anbesit yorda zblae zereba atahesasbakn zerebakn leli edmiki nay baheki des zebl ajoki ruhuk aykkewnn eyu eti brhan

  • @eritreanforfreedom1827
    @eritreanforfreedom1827 6 років тому +5

    I HOPE ISSEYAS AFWERKI LISTEN TO ALL THOSE MISERY HE HAS CREATED FOR ALL THOSE ERITREAN YOUTH. ONE DAY MR. ISSEYAS AFWERKI YOU WILL PAY FOR IT.

    • @kiflemariamgebretsadik6509
      @kiflemariamgebretsadik6509 6 років тому +2

      eritrean for freedom, isaias planned all these to happen. there is more than that. so wake up, you are behind about isaias.

    • @selam7603
      @selam7603 6 років тому +2

      The dictator if he listen this he will be so happy he came to destroy Eritrean people he is a devil

  • @entertainment-yf7je
    @entertainment-yf7je 6 років тому +12

    ኣትክል
    መንእሰይ ኣንበሳ ትእወድ ኣለኻ
    ኣዝዩ ረዚን እዩ ኣመጻጽኣካ
    ለቢመ ዘይኮንኩስ ኣብ ርእሲ ልብኻ
    ዝፈልጦ ክዛረብ ጽን በለኒ ኢኻ
    ትሰምዓ ትከዉን ክተዕልል ኣዴኻ
    በቲ ትምሕለሉ ሓርቤና ኣኮኻ
    ከመይ ዝበለ ምሁር ምሉእ ኢድ ብዓል ማል
    ልቡ ኣቃጺልዎ ፍቅሪ ሃገር ሓያል
    ኣዚኻ ንእሽቶ ኮተተየ እንከለኻ
    ግንባርካ ስዒሙ ወጽዩ ንበረኻ
    ኣብ ሂወት ናይ ሰዉራ ዓመታት ኣሕሊፉ
    እንዳ ተፋነዎም ነንዝሓለፉ
    ኪናት መሊክዎ ናይ ሳሕል መንብሮ
    ቅጽል ስም ወጽይዎ ሽደን ኣባ ነብሮ
    ዳግማይ ክሪእየካ ሃረር እንዳ በለ
    ኣብ ሳሕል ተሪፉ ኣብ ማሙቅ ካናለ
    ስለዚ ኣትክል ኣትክል
    ኣትክል ንኡሰይ ኣትክል
    ኣትክል ዕላምኡ ቀጽል
    መንእሰይ ኣንበሳ ትእወድ ኣለኻ
    ኣዝዩ ረዚን ኢዩ ኣመጻጽኣኻ
    ለቢመ ዘይ ኮንኩስ ኣብ ርእሲ ልብኻ
    ዝፈልጦ ክዛረብ ጽን በለኒ ኢኻ
    ትሰምዒ ትኮኒ ክተዕልል ኣዴኺ
    ናይታ ተፈታዊት ጅግና ሓትነኺ
    ገና ዘይበሰለት ተማሃሪት እንኮላ
    ደቂ ገዛዉትና ሜዳ ከይዶም ኢላ
    እታ እትኣምና መሓዝኣ ሒዛ
    ሳሕክ 'ያ ተራእያ ሞሊቃ ካብ ገዛ
    ሂወት ናይ በረኻ ክብድብድ ኢልዋ
    ጛል ማማ ኢሎማ ቅጽል ስም ወጽይዋ
    ሻቡ መሊኻቶ በረኻን ኪናትን
    ማእከልነት ኮይና ኣንበሳን ፍትዉትን
    ጛል ማማ ኣቢላታ ሜዳ ብሜዳኣ
    መስርሕ ኪናት ኮይኑስ ኣይመጸትን ገዝኣ
    ስለዚ ኣትክሊ ኣትክሊ
    ኣትክሊ ኣንበሲተይ ኣትክሊ
    ኣትክሊ ዕላማኣ ቀጽሊ
    ዓመታት ስሌኻ ምዑታት ሰራዊት
    በረኻ ሰፊሮም ከም ደቂ ኣራዊት
    ኣኽራናት ርሻኖም ጫካ ከተምኦም
    ሩባ ጎደንኦም ኣንደራት ቪልኦም
    ሺዳ ባሊልኦም ሚላኖ ባድልኦም
    ሓሊፈሙልካ'ዮም ፈጺሞም ግቡኦም
    ስለዚ ንኡሰይ መትከሎም ቀጽሎ
    ነዚ ዓርዮስ ህዝቢ ኣለኩልካ በሎ
    ንእስነት ጸጋ እዩ ንእሽቶይ ኮሎካ
    ስርሓሉ 'ዚ ግዜ ተዋጻእ ግቡእካ
    ኣትክል
    ኣትክል
    ኣትክል
    ኣትክል
    ዓመታት ስሌካ ምዑታት ሰራዊት
    በረኻ ሰፊሮም ከም ደቂ ኣራዊት
    ኣኽራናት ርሻኖም ጫካ ከተምኦም
    ሩባ ጎደንኦም ኣንደራት ቪልኦም
    ሺዳ ባሊልኦም ሚላኖ ባድልኦም
    ሓሊፈሙልካ'ዮም ፈጺሞም ግብኦም
    ስለዚ ንኡሰይ መትከሎም ቀጽሎ
    ነዚ ዓርዮስ ህዝቢ ኣለኩልካ በሎ
    ንእስነት ጸጋ እዩ ንእሽቶይ ከለካ
    ስርሓሉ'ዚ ግዜ ተዋጻእ ግቡእካ
    ኣትክል
    ኣትክል
    ኣትክል
    ኣትክል

  • @heavenonearth5666
    @heavenonearth5666 6 років тому +3

    ዮርዳዬ አጆኺ ተስፋ አሎ!
    ኢሳያስ ጏሓፍ ናይ ኤርትራ ሬሳኽኻ ከምዘይርከብ አብ ገሃነበ ባህሪ ክንድርብዮ ኢና! ዘርእኻ ከምዘይርከብ!!!!!!

  • @erisweet1532
    @erisweet1532 6 років тому +7

    ዮርዳ ጅግና ጋል ጅጋኑ እንቕእ ብሰላም
    መጻኪ.... ህግደፍ ናይ ኤርትራ ሂትለር እዮም... 😭😭

  • @habtomhaileab146
    @habtomhaileab146 6 років тому +2

    Nay bhaqi blxti jigna qexlyo

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos1071 6 років тому

    Good Job assenna.

  • @selamnselamawyanertreanert1940
    @selamnselamawyanertreanert1940 6 років тому +7

    ወዲእኪዮ ዕሽለይ ኣጆኪ ድሓን ማዓልቲ ኣለዎ ኩሉ ።

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos1071 6 років тому

    She read nice pome good job assenna.

  • @saron144
    @saron144 6 років тому +1

    Hidarb tiemat hizib eyom naybhKi

  • @ermiasyohans2552
    @ermiasyohans2552 6 років тому +1

    Yodid Jigina eki nay behaki tesafa zeleki menasey ajeki ezi kea hade mealiti alowo zewodikulu kabi seltan wedi medien berad seb nenibaala kiemzey tetaamamen kemtekatalel geru mihieriwa

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde1332 6 років тому +7

    ዋዕሮ ጓል ዋዕሮ፡ ብትኽክል መሊስክያ ናጽነት ንኢሳያስ እያ መጺኣ።

  • @paulosande1888
    @paulosande1888 6 років тому +2

    Akkk anbiekni kulu zeblekeyo haki u begezae adna ba tewaridna

  • @yoseftsehay2418
    @yoseftsehay2418 6 років тому +7

    ዮርዳኖስ ነብሪ ናይ መን ደአ ክትወስድ ጎል ሃርበጃታት ካብ መን ዳአ ተውሊድኪ ካብዞም መታክከቲ መሳሙስ

  • @ibuwedi714
    @ibuwedi714 6 років тому +2

    ኡንቃ ዳሃን መጻኩም ዲምጺ ሃቂ

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 6 років тому +1

    ኣንታ እዛ ቆልዓ ኣበይ ትነብር? ከመይ ዝበለት ዋዕሮ እያ።ብሓቂ ኣንቢዓትኒ።ተስፋ ጽባሕ

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому

      Part 1 ente semikya abey kem itkamte gelxia ala ...Bezkone HOLLAND eya tekemt

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos1071 6 років тому

    Nice pome assenna.

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 6 років тому +8

    ምቕናይ ጥራሕ ምቕናይ፡
    ምስዚ ዘገርምን ፈኸም እናበለ ዝቕጽል ዘሎ ምህፋፍ ማለሊታዊት ወያነ ካብ ፖለቲካዊ ቃርሳ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ክንደይ ተሰጊዱ ዝነበረ ነገራት ናብ ላዕሊ ተተፊኡ ይወጽእ ኣሎ። ብፍላይ ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ኤርትራዊ ቃልሲ ንመሰልን፡ ፍትሕን ደሞክራሲን ዕግርግር ዝፈጥሩ ዝነበሩ ኣዝዮም ጸበብቲ ጉጅለታት ምስ ምድካም መእዋሊኦም ዝነበረ ወያነ ጠፊሾም እዮም። ድሮ'ኳ ከም ኣዛብእ ስግኦም ይምጅርጡን ይመጃረጡን ኣለዉ።
    ህግደፍ'ውን ተዓቑቡላ ዝጸንሐ "ወራር ወያነ" "ስርዓት ወያነ" እትብል እንኮ መመሳመሲት፡ ምስ ምህፋፍ ወያነ፡ ዘደናግረሉ ጉልባብ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኤርትራ ተቐሊዑ ኣብ ጎልጎል ከምዝወግሖ ዝብኢ ዓበድበድ ይብል ኣሎ። ኣብቲ ተፈጢሩ ዘሎ ግርጉር ሃዋህው፡ ከም ሃርጋፍ ዝብኢ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ክኹልስ እንተትሓንቀ'ውን ዘገርም ኣይኮነን።
    ነቲ ኣብ ሉኣላዊ ሃገራውነትን ቀጻልነትን ኤርትራን ህዝባን ዝኣምን፡ ደላይ ፍትሕን ደሞክራስን ዝኾነ ኤርትራዊ፡ ኣዝዩ ብሉጽ ግዜን ሃዋህውን ተፈጢሩሉ ኣሎ። ነዚ ታሪኻዊ ህሞት ድማ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክጥቀመሉን ክረብሓሉን ምዃኑ ምንም ጥርጥር የለን። ዝሃፈፉ ማለሊታውያን፡ዝተኸሽሑ ህግደፋውያን፡ ዝጠፈሹ ጸበብቲ ጉጅለታት እንጉይ እንተበሉ፡ እቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ እዝኒ ከይሃበ መቐይሮ ንምውሓስ ንቕድሚት ክምርሽ ግድነት እዩ።

    • @LamdaAlpha65
      @LamdaAlpha65 6 років тому +1

      !

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому +2

      ትዓወት ወዲ ኤረ🇪🇷

    • @tigerlion4041
      @tigerlion4041 6 років тому +1

      Delay fitih dea ab belgium kaliay kebri nhawaru tekebiru hamed adam lebisu indiu ayteademkan dika wuyuneyey..kkkkkkk ...kulu gizie xubuk nay erena yehmimekum????

  • @daruhassen0941
    @daruhassen0941 6 років тому +1

    welcome Assenna

  • @habeshakeren2903
    @habeshakeren2903 6 років тому

    Welcome assena

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 6 років тому +5

    yordi shekor be hanekweta kexebyeni wele wale came shekorna

  • @yowhannestesfamical2447
    @yowhannestesfamical2447 6 років тому +1

    Well come assena

  • @ghirmaihaile4419
    @ghirmaihaile4419 6 років тому +2

    ኣጆኺ ዛጋለይ ሽግር ይሓልፍ እዩ ዘይሓልፍ ግና ሕማቅ ታሪክ እዩ ሕጂ ግን ቀሪቡ እዩ ዝሓሰበሉ ኣለዎ ግዲ ኣሎዎ ኾይኑ የዕጌርግር ኣሎ ወዲ መድህን በራድ ኸም ቃዛፊ ክጉሓፍ እዩ

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 6 років тому +1

    ዋዕሮ ፣ ማመት፣ ጅግና ጓል ጂግና ሓንቲ ኣይገደፍክን ኢሰያስን ሰዓብቱን ኣቃሊዕኪዮም ፣ ሕጂ ግን ኩሉ ተዘሪቡ ሱጉምቲ ተሪፉ ፣ ኣነ ዝገርመኒ ኣቡኡ ወይ ኣዲኡ ወይውን ሓፍቱ ፣ ሓዉ ኢሰያስን ሰዓብቱን ቀቲሎሞ ክንዲ ኣብ ዘለካዮ ኮንካ ነቲ ስርዓት ምምካት ወይ ንዕኦም ምቅታል ንደገ ምህዳም ንስደት ምውጻእ ካብዚ እዩ ዝጅምር እቲ ስሕተት ፣ ኤርትራውያን ሎሚ 100% ናይቶም ናጽነት ዘምጽኡ ሓርበጃታት ኣይወሰድናን ካባይ ጀሚርኩም ንንቃሕ ዘርእና ይጠፍእ ኣሎ ኣርባዕተ ነጥቢ ።

  • @erisweet1532
    @erisweet1532 6 років тому

    Wedi bedama xebkti getmi ....ezi EKOY Agame wedi Tennbine aytatatna belo hagerna abadimo ..mott kinnia yomot abedio da keterfo Kelkome Eritrewayin kitatew ketwaxeo mazumer dawet 109 /6-20...xeleyo neo tekwekn gremi mergem eya E/R Amen kebela eyy....E/R AMLKE HAGERINA HEZBINAN ERITREA halwe...

  • @jellarjellar4622
    @jellarjellar4622 6 років тому +3

    ሞያ ብግብሪ እዩ እሞ ኢደይዶ ኢድካ ንበል ንመሰሰኒ ኣሰና ፡ብተግባር ክንሪኢ ንኹሉ ቐሪብና ኢና ።

  • @dnadna5309
    @dnadna5309 6 років тому +4

    Ezen diki gashbarka kulen teyayitt eyen msay zmexa kaa kemaki ambesit entay eyu etimstir I don't know!!!! Ata ezen deki kebesaa daa deyy lkayy ....ajoki waeroo tibae tetbiae

    • @tigerlion4041
      @tigerlion4041 6 років тому +1

      Dna dna .kkkkkkk ..natka dna weigen mikanka bzey tiritir yifilet. Ketesawir dika atika sahsah weyane wahid. Ab mongo kebesan gash barkan ketesawir hasenan nisikan kemakan nhusur poleticawi halki kititikemula hixan gena zeyfeletetikum ab higum kihdet teitiwuwa alekum ..RADIO HASENA USUBAT RADIO KETEFTI LEBATAT.KKKK

    • @dnadna5309
      @dnadna5309 6 років тому

      @@tigerlion4041 ata teregoabi asaa ms wiegin hilim elka aytitfin nmen ekaa wieigin elkayo bshimka tixerfeni wedieza chibb nska nkux egri wiegin. Rmus bejaa Eritrea naa ezirr bell menedika eyu anxar Eritrea xihifu .....

  • @ሄሪንሰላምዘማሪየሎንድሕሪ

    New belwo ezi music kef yeblan

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому

      Hri derfi deyuo zedelyki ways medebom ንምንታይ ማይ ቀጠነ እኮ
      ኮይኑ...

  • @entertainment-yf7je
    @entertainment-yf7je 6 років тому +1

    *እንቃዕ ደሓን መጻኹም ድምጺ ኣሰና*

  • @tigerlion4041
    @tigerlion4041 6 років тому +2

    Ati habtina suk ilki ajewjew aytibeli kezab hasawit haftiki kedieki mixi ilatiki telimki zihademki iki gahba wekaru.kkkkkkkkkk hasenasi ketefti kolau teeshiwu lebatat.kkk

  • @yoseftsehay2418
    @yoseftsehay2418 6 років тому +2

    ኣንቲ ኣብ ኣሰና አንተርቪው ትግብሪ ዘለኪ ኣብመንጎ ኣይቲክለፊያ ኣወዴኦያ

  • @tigerlion4041
    @tigerlion4041 6 років тому

    Tesafay marikos sahsah bweyane ketesawir ziteasebkaika. Ab mongo kebesan gash barkan neti anashika neti kea niedka hinfishfish keteitu ika telaeka. Deki erey gin ashinkay natka nay hade baham beal hasena keman bzirekeke bilhat fetinom afshilomom iyom . Hasewti mkankum zeyfeletetukum ab higum kidiat aytiktetuwa.kkk

  • @jellarjellar4622
    @jellarjellar4622 6 років тому +2

    🌟。*。💗~
    。💚。
    *🌟ዋርሳይ ሓዊ እቶም
    🌟 ጀጋኑ ፡ ንድሕሪት🌿
    💜´*ዘይብል እንተ ወሲኑ
    . * 🌞¯` * ❤。。

  • @bashaytes4230
    @bashaytes4230 6 років тому

    Ajoki nabhke nifute eki.

  • @tigerlion4041
    @tigerlion4041 6 років тому +1

    Kkkkkkk.. DNA MESAWERI AGAME MIKANKA AB ASMERA TEWELIDA ZIABEYET DERHO AGAME BETI MESAWERI KALATKA TIFELTEKA, KID LITIGRAYKA KOMAL.

  • @tigerlion4041
    @tigerlion4041 6 років тому +1

    DNA NATKA NAY AGAME IYU..KKKK DES AYBELEKAN ABEY YIHISHEKA MEKELEDO WALA AXUM KEDKA SHELOW MIS WEYANEKA DUHUL GEX MELEKBETBETBET..KKK

  • @chogerachoge1342
    @chogerachoge1342 6 років тому

    Eway hasot yerdans mexawet ken peletka kkkkkkk

    • @daruhassen0941
      @daruhassen0941 6 років тому

      Entay u eti hasot

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому

      Hasot eyy elkayo abe emo kerdika diktatur kem MILKE inda AMLKE

  • @peacejusticeforall6806
    @peacejusticeforall6806 6 років тому +1

    ኣምሓርኛ ንእትሰምዑ ኾነታት ኤርትራ ኢትዮጵያ ሓበሬታ ኣለዋ።
    ua-cam.com/video/BpjBdA5RYJQ/v-deo.html

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому

      Xebokr gerka post zegberkaya temli mshet semiya nera post kigbera gin ayhsbkon xeboke gerka ....thankyou wedi eritrea🇪🇷⚘👌

  • @tigerlion4041
    @tigerlion4041 6 років тому

    Eri sweet kkkkk ..nsikake intay ketebakut ika nvaelika kimbil zeytibil usub kelbi hasena..kkkkkkkkkk

    • @tesfaymarkos854
      @tesfaymarkos854 6 років тому

      Tiger Lion atuye bisuru abeynewu kestawsuna iytimokiru ketshenifuna iyew gida bisiru minim aykerewn nkhulu sewihukhuma hayalyew gida bisuru aresukum dahna aykownkuw

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому

      @@tesfaymarkos854
      Hihihi wedi ery shikorina 👌🇪🇷⚘👍

  • @medhanemeasho6884
    @medhanemeasho6884 6 років тому +1

    ድምጺ አሰና እንታይ ድገበረት ቆልዓ ኩሉ ተወዲኢኩም መለመኒ ኮይናትኩም

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому +1

      Ched adig denkero....bedw zemto resa

    • @j4l472
      @j4l472 6 років тому +2

      Medhane Measho blbka do tkewn

    • @ghirmaihaile4419
      @ghirmaihaile4419 6 років тому +2

      ረሳሕ ምልማን ይሐይሽ ካብ ሓሳዊ ከምዚ ከማኻ

    • @selam7603
      @selam7603 6 років тому +1

      What kind of stupid puppet of the dictator shame for you

    • @sebtelam9610
      @sebtelam9610 6 років тому +1

      ኣንታ ወጃብ ናይዛ ሓፍትና ጥራይ ዘይኮነ ናይዚ ኩሉ መንእሰይ ተትሕተት ዝወረዲ ግፍዒ ብወዲ በራድ ዓለም ምስ ኣንቀጥቀጠ ።አንታደካ ደኣ ኣብ ስደት ትገብር ኣለካ ኪድ ዓዲ ኣቲካ ኣጣቅዕ ወዲ መጣቅዒ ፡ጃሱስ።