Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Awael Sayed is correct 💯 period.
መርሓባ ዓወታ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና🙏🇪🇷🙏
ብጣዕሚ ዘገርምዩ ሐዉና!! ገለ አምጺኦምልና እዞም ሐደሽቲ ጀነረሽን አንተ ናትካ ብቑዕ ዘረባ ብኡነት 🎉 ክንደይ ለባማት አለኹምና አምላኽ ይመስገን❤
BRAVO LHN entertainment መደባትካ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ኑፉዕ ቁምነገረኛ you are outstanding brother ንኺድ ጥራይ ወዲ ኤረ ጻዕዳ 🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿👌🏿
@@ghirmayshuli1925 ፉሉጥ ዓጋመ
I agree with AWOL said period
I agree with Awel Said one trillion %!!!
መንዩ ኢሉኻ አወል ተጋግዩ ፡፡አይተጋገየን አይተጋገየን ዓጋመ ጋዕጋዓት አይዜጋናን እዩ👌
ብሓቂ በል! ቀፅለሉ ክቡር ሙሁር ድንቁርና ብፉላይ ፀርፍኻ ደስ ባህሊ ምኽንያቱ ሎሚ ዝፃረፉ ዊሕዶም ኢለ ተሻቒለ ነይረ ሞ ለካ ኣለኹም
ኣቢ ሰብ ለባምሰብ. You are very descent person.❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ለባም መስተወዓሊ ኤርትራ ብውልቀሰብ አይትግለፅን ዋው ዘገርም ዘረባ ሐቂ
ኣምላክ ይሓግዝኩም በትሪ ዕርቂ የዉርደልኩም
ዓወት ሐዊና ኣወል ሲዒዲ ከምቶም ኣብ ዲፋዓ ዘለዊ ኣሕዋቱ ዳኣበር ኣቆጣዓይ ኣይኮን ሲለዚ ሙፎቶ ጸላኢ ኣይኒዛረብ ኣወል ናይ ህዝቦን ንሰራዊቱን ተላኣካይ ኢዮ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️Awet jigna
እዚ ቶሩማስ ባዓል ብጫ ንሳዋ ኣይከደን😢 ስለ'ዚ ንዓኻ ሃለውለው ዘብለካ ዘሎ ሲ እንታይ እዩ?🥹
ኣታ ጥዑይ ሰብ የለን መስለኒ ኣነስ ለባም መስተውዓሊ ትመስለኒ ኔርካ ሎምስ ይገርመና ኣሎ ንስካ ሕጅስ እንታይ ሐቢጡካ ኢዩ ኣወል ዘይዜጋና ምባሉ እንታይ ሐቢጡካ ? ብሐቂ ተዛሪበ ኢልካ ዲካ ከሎ ገና እኮ ትጋገን ትህውትትን ከምዘለካ ስለዝፈለጥካ ዘይትቅበልዎ ኣለኩም ነዚ ዘረባይ ኢልካ ጀሚርካ ብዝኮነ እዚ ሰብ ትግራዋይ ኢዩ ደቂ ገዛውቱ ኣዳዕዲዖም ዝፈልጥዎ ንስድርኡ ተዛሪቦም ኢዮም ሶ ንስካ ሕጂ ንኣወል መን ኮይኑ ኢዩ ዜግነት ክዕድልን ክከልእን ኢልካ ንስካከ መን ኮንካ ኢካ ዜግነት ክትዕድል ወይ ንዘይኮነ ወይ ክትሕለቀሉ ዘይዜጋ ስለዝተባሃለ ኖ ወዲ ዜጋ ኢዩ ኢልካ ክትምጉቶልን መን መሰል ሂቡካ ? ወይስ ንስካዉን እዛ ናይ ኣወል ዘረባ "ዘይወዲዜጋ" ትብል ትምልከተካ ስለዝኮነት ኢያ ሕርክርክ ኣቢላ ክትወርደልካ ዘይከኣለት ? ኣበይ ትእመኑ ንስኩም ከምዚ ክርከብ ከሎ ግን እቲ ውሽጡኩም በጨቅ ተብልዎ ኣለኩም ቆንዳፋት ካልእ ድማ እቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ከም ጎል ኮንካ ኣክት ምግባርን ባህርያት ጎል ምንጽብራቅን ምውራስን ፈላልዮ እዞም ሰባት ካብታ ፊሊም ወጻኢ ኣወዳት ኢዮም እዚ ረሳሕ ዘመድካ ቶማስ ግን ከምኣ ኢዩ ኣይቅየርን ኢዩ ሶ ዘየራክብ ኣይተራክብ ናይ ብሐቂ ግን ፎኪስካ ኣብ ክንደይ ሳዓብትካ ነበሩ ካባይ ጀሚርካ ሚዛንካ ከምዝፎኩስ ክርደኣካ ዘይምክኣሉ ብቀደሙ ፎኪስ ምንባርካ ኢዩ ዘርእይ ብተወሳኪ ውን ትግራዋይ ኢዩ ንዝተባሃለ ሰብ የሕሚሙካ ንዕዑ ምጥባቅካ ንስካ ዉን ወዲ ሐወቡኡ ምኳንካ ዘጠራጥር ኣይኮነን ምክንያቱ እዛ ናይ ኣወል ዘረባ ንኣነ ኤርትራዊ ኢየ ዝብል ብኤርትራውነቱ ዝሕበን ተሕምም ኣይኮነትን ስሒቁ ኢዩ ዝሐልፋ ዝተሰማዓቶ ግን ዓቢ ናይ ሕቶ ምልክት ከምዝፈጥር ክርደኣካ ይግባእ እቲ ጸገም ናይዞም ዩቲበራት እንታይ ክንብል ኣለና ጥራይ ዘይኮነ እንታይከ ክንብል የብልናን ስለዘይትብሉን ዘይትሕስቡሉን ኢኩም በዛ ናይ ሎሚ ቪድዮካ ወዲቅካ ኣለካ ሕጂ ኣይርደኣካን ኢዩ ደጋጊምካ ምስ ራኣካያ ማኖ ከምዝሐዝካ ክርደኣካ ኢዩ
ንፉዕ ሓወይ ናተይ ኣብ ሓቂ ክትነብር ብጣዕምዩ ጽድቂ ኣነ ውን ኢለየ ዘይዘጋና ኣይበሃልንዩ እዚኣ ካብ በዓል ጸሎሎ መድያ ዝመጸትያ ነቲ ስርሑ እካ ትቃወሞ እምበር ዋላ ትግራዋይ ይኹን እምበር ኣብ ኤርትራ ተወልዱ ዓብዩ ትግራይ ዶ ኣዕብያቶያ ገሊኡ ሰብ ይገርመንዩ ሕልፍ ዝበለ ሃገራዊ ኮይኑ ዜግነት ይህብ የሕድግ ኣብ ሓቂ ንንበር መወዳእታ ሓቅያ ትዕወት ኣምላኽ ውን ይሕጎስ ኣብ ግዚኡ ምእራም ጽቡቅዩ በርትዕ ሓወይ 🙏❤️
መርሓባ ሓበነይ❤ኣገናዕ ኣንቲኮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንስካስ ኩሉ ግዜ ንኣብ ውሽጥ ዓድ ዘለው ብዓቅሞም ዝሰርሑን ዘበርኩቱን እካ ከተናኣእስ ትስማዕ መጎሃርእካ ንሕና ንገድድ ንስዕበካ ቶባ እለያ ለኩ እዛ ናትካ ቻነል
@@zetawbrhane5652 ንፉዕ አነውን ከማኻ እየ ኹሉግዜ ከነአእስ እየ ዝርእዬ
በጃኻ ኢልናካ ግደፈና እወ በዞም ርጉማት ጎረቤት ክንደይ ሕማቅ ይገብሩ ኣለዉ
Very good thank yoy❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Kem gele eya tegagu eu mecem enber aybahaln eu Thanks bro❤❤❤❤❤🇪🇷
stay bless keep coming with the good point very very good work done🙏🙏🙏
ኤርትራዊ ሓወይ ብጫ ወረቀት ዝሓዙ ዘይዜጋታትና ከምዘለዉ ኣይትፈልጥን ዲካ። መን ኢዩ እቲ ዝቁጣዕ ከ ።ኤርትራው ዜግነት ከም ዝሓዘን ከም ዘይ ሓዘንከ ኣረጋጊጽካዲክድ።ኤርትራዊ መንነት ሒዙ ከሎ ከምኡ እንተይሉ ተጋግዩ ኣሎ ጽቡቅ ኣለካ።ኣብ ዉሽጢ ዘለዉ ካባካ ንላዕሊ ሓበሬታ ስለዘለዎም ኣይትተሃወክ ይብለካ።ናተይ ዉልቃዊ ርእይቶይ ግን ዋላ ክሙ እንተበለ ጎረቤታች ደም ኣንቢዐሙና ኢዮም ደጊመ መን ኢዩ እቲ ዝቁጣዕ ይብል።ዉልቃዊ ርእይቶይ የቀንየልና ክቡር ሓው
Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓወት ዋላ ኳ ብዙሕ ግዜ ንሃገርን ሃገራውነትን ዝምልከት፡ ጽቡቕ መደብ ረሕልፍ እንተኾነ፡ ግን ኣብቲ ኩሉ ተመሓላልፎ መደባት ኩሉ እሩምን ጌጋ ኣልቦ ዩ ትብል ኮይኑ ኣይስማዓንን። ምኽንያቱ ተኸታተልትኻ ስለዝኾና ጌጋታትካ፡ ናትካ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ኩሉኹም UA-camRS ምሉኣት ሓሳብትን ቃላትን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ቃላት ንምስራዕ ትጥቀምሎም ፊደላት ከይተረፈ ነስተውዕለልኩም ኢና። ስለዚ እዛ ንኣወል ክትወቅስ ኢልካ ዲኻ ወይስ ክትእርም ዝበልካያ። ከም ደማሙ ኛው ኛው ንኸተብል ዳኣ'ምበር ቶማስ ዜጋና ምዃኑ ክተረድእ ኮይኑ ኣይስማዓንን። ስለዚ እዚ ሰብ እዚ ንኤርትራዊ ባህልን ስነምግባርን ዘይውክል ሰሪሕኻ ተባሂሉ ተወቒሱ ኔሩስ ዝተኣረመ መሲሉና ኔሩ። ሕጂ ግን ንኤርትራዊ ባህሊ ንምርኻስ ጽዩፍ ስራሕ እናሰርሐ ንጌግኡ ክትዛረብ ኣይሰማዕኩኻን ኣብዛ ቪድዮኻ። ቃል ናይ ኣወል ግን ኣቐንዝያትካ ሞ ንስኻ ውን ዓገብካ ኢኻ ከተስምዕ ኔርካ እምበር፡ ሕጂ ኤርትራውነቱ ከተረጋግጸልና ምፍታንካስ ናትካ ጌጋ ዝዓቢ ኮይኑ ረኺበዮ። ሕጂ ን ት ግ ራ ው ነ ቱ ትኽልክሎ ኣለኻ። እዘን ናይ ቀደም ስራሓት ዘርኣኻና፡ ናይ ጓልጓሎ ባህሪ ዳኣ'ምበር ንግብረሰዶም ዝዕድም ስራሕ ኣይኮነን መስለኒ። ስለዚ ንባዕልኻ ኣተሓሳስባኻ ተስፍሮ(ኣስተኻኽሎ)
ብተውሳኪ በቲ ዝርኣካዪ ክንዲ ዐገብ ምባልሲ ኣብይ ኣሎ ናይ ቀደም ብግርህና ዝተስርሐ ዝመስል አራሪካ ክትዝርሕ በል ኣውልሲ በዚ ናትካ ቢድዮ ኣይዳሃልን እዩ መቸም በታ ረሳሕ ቢድዮ ዝምልከት ቅልካ ተሪር ዐገብ ክትብል ይግባእ
ትግራዋይ ስለ ዝበሎ ድዮ ገመድ ይሰቀሉ። ፈሪሕና ኣይንመውትን ተጋሩ ኢና በሉ እንዳበሉ ታሪኽና ክብርዙ ክሰርሑ ዘይሓፈሩ ንሕና ክንፈርሖም። ይሻድኑ ኣለው ዓጋመ። ብሱቅ በሉ ኣብ ርእስና ተሰቂሎም ዘለው።መሽከንከን አይሰርሕንዮ ድሕሪ ሕጂ።
ጽቡቅ ኣለኻ ካብዝኾነይኹን ሕማቅ ብምስርሑ እምበር ቢዜግነቱ ነውሪ ኩሉሰብ ኣብዓዲጛና ዜግነት ክሓትት እናዋዓለ ዜግነት የብሉን ኣለዎን ኣድላይ ኣይኮነን ኔሩ ይቅሬታ ካሓተላ ይግብኦ ❤❤❤
ተጋጊኻ ፊሽ ኣየንበብኩዎን ኣይበለን ኣብቲ ዝተዋህበኒ ኣርእስትን ከምዚ ብዕሉግ ነገር ኣይነበሮን እዩ ዝበለ
ናይ ብሐቂ ቅኑዕ ኢካ ቀጽሎ
ኣጆኺ ኩሉ ክሓልፍዮ ጽባሕ ካሊእ ማዓልቲዩ ንእሽቶይ ኢኺ መጻኢኺ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ ክኸውንዩ ኣጆኺ ጸሎት ግበሪ ሕክምና ግበሪ ፡ተራፒ ጽቡቕዩ።
አምላክ ይሀግዝኩም ሐ ሳብኩም የፈፅኩም አምላክ❤❤❤❤❤❤❤
It looks like she needs help asap, hope Eritreans in Germany 🇩🇪 will help her. God be with her
Alenawe wediery mareyyy🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
awail is right
❤❤❤very good advice thank you
ልክዕ ኣሎ ወዲ ዜጋጋይኮነን ዓጋመ እዩ
Eritrean people they know what rong and what the right 🇪🇷 iam to say that 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
I'm sorry to say that my lovely people 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዘይወድዜጋና ትብል ቃል ጌጋ ያ
❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
You are right 🇪🇷r🇪🇷🇪🇷
Aweal 1000% correct 💯💯💯💪
❤💚💚💚💚💚💚💯
This is a very good work you did all the conversation has a very good point very good work done hopefully everyone understand you had a very good point all the video you brought good job
ኣንታ ሓወይ ጓል ኣንስተይቲ ኮይኑ ምሳራሕ ኣይኮነን እቲ ጸገም እቲ ጸገም እቲ ዘማሓላክፎ መልእክቲ ኢዩ ከም ዝር ኤካ ዘለኹ ግን ወላ ሕጂ ንብዓል ፊሽ በቲ ወራጀ መልሓስካ እንዳ ናድካ በቲ ሓደ ክኣ ንፊሽ ዘውድቅ ወላ ን ኣወል ናይ ብሓቀ ንስኻ እብቲ እዋን ንምንታይ ዘይተዛረብካ ኣበይ ኔርኩም ኢልካ ንባዕልኻ ዘይ ተዛረብካ ሕጂ ንህዝቢ ክትዋረዘ ኣይካልን ኢየ ናይ ኣወል ጌጋ ኣለዎ እወ ነቲ ዝሓለፍ ቆንጭልካ ኣምጺዝኻ ከተዳክሞ ምፍታን ንስኹም ትእርሙ ዘይ ኮንኩም ተዳኹሙ ኢኹም
ከይሳዕረረ አብ ኣፍ ገዛና ከይበጽሐ ጸጸር መድርባይ።
ኦይ ንስካ ከኣ ነገር ክተጋፍሕ ደሊካ ኤርትራዊ ይኩን ካልእ ትግራዋይ ምባል የሕፍር ድዩ
ስላም ዘሐወይ አቢ ዛአወሊ ስዒዲ ዚተዛርባ ከም ገጋ ተዛሪቢካላ ግን ሐደስቢ በአዲኡ ኢርትራዊ አቦኡ ካልኢ ዘጋ ኢንዲሕሪ ኮይኑ ካቢ 18 ምስ ዘሐልፍ ናይ አቦ ወይ ናይ አደ ዘግነት ኪወስዲ ይኪኢል ስለዚ ናይመንኦም ዘግነት።ከምዚወስደ ሪግጸኛ ዲካ ምዊካስ የዲልየካ ይመስለኒ
ጅግና ኢኻ❤❤❤
ምርግጋጽ እቲ ዝመረጸ እዩ ብጫ ወረቀት ከይህልዎ ቶማሰ ኩቡር ሓወ
Bxeami goboz qexilo hawey🎉🎉❤❤
መርሓባ ዓወተይ መመሊስካ በርትዕ ::🌹♥️❤️
Good point this is crazy what is happening 😭😭😭😭
የቐንየልና
❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravo❤
"ሰዓብቲ ዓሻ ዓየሹ እዮም"ኣብ ደገፍቲና በሃልቲ ዘሎ ጸገም ኣብ ሓደ ዉልቀ ሰብ ምውካል እዩ።መጽሓፍ ቅዱስ ኸኣ ከምዚ ይብል"እቲ ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉም ይኹን"ሰብ ክትንዕቑ ክትብሉ መዓት ከይተዝንቡልና ንኣምላኽ ፍርሁ።ኩሉ ጊዜ ብዕሽነት ኣይንበርን እዩ፡ከይለበምኩም ዓለም ከይትውዳእ።
HADE SEB GALGALO SLEZKONES HBRETESEBNA GSLGALO KMHARU ALEWOM WALA ITY GALGSLO ZKONE WEDI TEBAITAY NAB MELKI WEDEWEDO KMESIL KMEHAR ALEWO 100%👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
I am happy to you yes you are right thanks my haro 🇪🇷 erterawe awate you are right thanks my haro erterawe really ⛪️ bade job
Haro ???
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Wow that's bade job it is not right very bade job yes you are right thanks 👍 so much yes it is not right for ertera people
Naybahak xubuk tebegiso eyu amelak ytahaweso ❤❤🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ስማዕ ዓወት (LHN) ኣብዚ ሓደሓደ እትህቦ ሓቤሬታ ሰይትቀሽ'ስ ዋሕለልኩ ክትብል መጽሓፍ ቁዱስ ትሓጽብ ከም ዝባሃል ትገብሮ ኣለኻ :እሞ ካኣ ብትግራዋይ(ዓጋመ) ኣብ ማእከል ዓድና ዓዲ ወራዙትን ብመንነትና እንኾርዕን ነዚ ብዕሉግ ስራሕ ክዝርሕ እሱ ከማን ክዉሕዶ:እዚ ናይ ሓዉና ኣወል ኣባሃህላ ካኣ 100% ቅኑዕ ኢዩ።እዞም ኳሓሎ መሲልኩም መንቆርቲ ካኣ ኣብ ኤርትራና ወስ ከተብልዎ ኢና ቆብ ነብለኩም።ቦታ ኣይመረጽኩምን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Bravobravisimo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Tsibuk Zereba Ni Wediseb Betiy Tegbaratu Kieremin Ab Higin Kikerib Eyu Zelewo Ember Eziy Nab Zerie Do Haymanot Do Bihar Do Mietaw Dichamet Eyu Eziy Tomas Dima Hawina Eritrewi Eyu Eritrea Diebeyeto Eritreawi Eyu Bizayegedis Be-diu Yikun Be-Bebiu Agedasiy Aykonen So Gega Gerido Bi Gegiu Dima Yierem Yikitsae Eziy Nay Fissehaye Werikneh Dima Hakika Hasawi Eyu Nay MEGEMERIU AYKONEN
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️q
ቆሪጽካ ምምጻእ ዘይኮነ እቲ ፊልም መጨረሻ መደምደምታርኣዬ መጸጸጽ ሕጅውን ወዲዜጋና ኣይኮነን
Why is only Eritreans have a problem like this what happened to our culture? Erre tesaneyu life is short.
Selam Selam hawna zerakb yebulun ezi nay galgalo bahri hizom eyom zwasau zelewu ezi nay tmali gin fly zbele eyu felalika rayo lebam lebam aytxawet ❤❤❤❤❤
Top,very smart channel.Go ahead.
ዓወት ንሐፋሸ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
♥️🇪🇷❤️
🙏🇪🇷👋
❤🎉🙏🙏🙏🎉❤
Awel Said is right .
አሞ ድማ ዘይዘጋና 👌👌👌👌👌
🙏🐪🇪🇷🐪🇪🇷🙏🇪🇷🙏
Awiton selam dehan Ms sidrabeteka
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ግናከ አወል ሲዒድ ጽቡቅ አሎ ቶማስ ወዲ ዜጋና አይኮነን ብብጫ ወረቀት እዩ ዝነብር ንምንታይ ምርጭኡ ናይ አቡኡ ስለ ዝመረጸ ንስካ ኢካ ትጋገ ዘሎካ ።።።።
Btami zgerm iyu bejakatkum keysarere izi zeybahlna zkber zelo tolo kenewegdo ygba
Alena deki remey schekorinatat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks 🙏
Yes yes you are right ✅️ 👏 👌🫶❤️❤️❤️🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤miti kab miti zey zegana mibal nay kaman tes aybeletinin
👍❤
Selam Wedi Ereyyyy🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤️ 🇪🇷 🙏🇪🇷
You need support, nice job young fellow
Selam Awet hawna alena 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba Awet ❤🇪🇷🇪🇷
ንፉዕ ቀጽለሉ !!!
ክክክክ ኣወል ንባዕሉ ትግራዋይ እዩ ወጦጦ 😂😂😂ካብ ዜጋ እዩ ኣይኮነን ዝብል ብዛዕባ እቲ ኣዛራቢ ክይኑ ዘሎ ዛዕባ ዘይዛረብ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Egzabhr yhgzqum 💯💯🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️❤️🙏🙏
Alena warsay ❤❤❤
ረሲዕካ ማይናስ ኤድ ሱዚ ኒኖ ካብ አበይቲ ተማሒሩ ዕሸል እዩ ንመጀመርታ ሐቂ ተዛሪብካ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢yes 🙏 God bless you
Alena we🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗💝
ሓው ዓወት ሰላምታይ ብምቅዳም እዛ ኣብ ጀርመን ትጭነቅ ኣላ ዝበልካያ ኣድራሻኣ ክትሕብረኒ ብትሕትና እላበወካ
Awael Sayed is correct 💯 period.
መርሓባ ዓወታ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና🙏🇪🇷🙏
ብጣዕሚ ዘገርምዩ ሐዉና!! ገለ አምጺኦምልና እዞም ሐደሽቲ ጀነረሽን አንተ ናትካ ብቑዕ ዘረባ ብኡነት 🎉 ክንደይ ለባማት አለኹምና አምላኽ ይመስገን❤
BRAVO LHN entertainment መደባትካ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ኑፉዕ ቁምነገረኛ you are outstanding brother ንኺድ ጥራይ ወዲ ኤረ ጻዕዳ 🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿👌🏿
@@ghirmayshuli1925 ፉሉጥ ዓጋመ
I agree with AWOL said period
I agree with Awel Said one trillion %!!!
መንዩ ኢሉኻ አወል ተጋግዩ ፡፡አይተጋገየን አይተጋገየን ዓጋመ ጋዕጋዓት አይዜጋናን እዩ👌
ብሓቂ በል! ቀፅለሉ ክቡር ሙሁር ድንቁርና ብፉላይ ፀርፍኻ ደስ ባህሊ ምኽንያቱ ሎሚ ዝፃረፉ ዊሕዶም ኢለ ተሻቒለ ነይረ ሞ ለካ ኣለኹም
ኣቢ ሰብ ለባምሰብ. You are very descent person.❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ለባም መስተወዓሊ ኤርትራ ብውልቀሰብ አይትግለፅን ዋው ዘገርም ዘረባ ሐቂ
ኣምላክ ይሓግዝኩም በትሪ ዕርቂ የዉርደልኩም
ዓወት ሐዊና ኣወል ሲዒዲ ከምቶም ኣብ ዲፋዓ ዘለዊ ኣሕዋቱ ዳኣበር ኣቆጣዓይ ኣይኮን ሲለዚ ሙፎቶ ጸላኢ ኣይኒዛረብ ኣወል ናይ ህዝቦን ንሰራዊቱን ተላኣካይ ኢዮ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️Awet jigna
እዚ ቶሩማስ ባዓል ብጫ ንሳዋ ኣይከደን😢 ስለ'ዚ ንዓኻ ሃለውለው ዘብለካ ዘሎ ሲ እንታይ እዩ?🥹
ኣታ ጥዑይ ሰብ የለን መስለኒ ኣነስ ለባም መስተውዓሊ ትመስለኒ ኔርካ ሎምስ ይገርመና ኣሎ ንስካ ሕጅስ እንታይ ሐቢጡካ ኢዩ ኣወል ዘይዜጋና ምባሉ እንታይ ሐቢጡካ ? ብሐቂ ተዛሪበ ኢልካ ዲካ ከሎ ገና እኮ ትጋገን ትህውትትን ከምዘለካ ስለዝፈለጥካ ዘይትቅበልዎ ኣለኩም ነዚ ዘረባይ ኢልካ ጀሚርካ ብዝኮነ እዚ ሰብ ትግራዋይ ኢዩ ደቂ ገዛውቱ ኣዳዕዲዖም ዝፈልጥዎ ንስድርኡ ተዛሪቦም ኢዮም ሶ ንስካ ሕጂ ንኣወል መን ኮይኑ ኢዩ ዜግነት ክዕድልን ክከልእን ኢልካ ንስካከ መን ኮንካ ኢካ ዜግነት ክትዕድል ወይ ንዘይኮነ ወይ ክትሕለቀሉ ዘይዜጋ ስለዝተባሃለ ኖ ወዲ ዜጋ ኢዩ ኢልካ ክትምጉቶልን መን መሰል ሂቡካ ? ወይስ ንስካዉን እዛ ናይ ኣወል ዘረባ "ዘይወዲዜጋ" ትብል ትምልከተካ ስለዝኮነት ኢያ ሕርክርክ ኣቢላ ክትወርደልካ ዘይከኣለት ? ኣበይ ትእመኑ ንስኩም ከምዚ ክርከብ ከሎ ግን እቲ ውሽጡኩም በጨቅ ተብልዎ ኣለኩም ቆንዳፋት ካልእ ድማ እቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ከም ጎል ኮንካ ኣክት ምግባርን ባህርያት ጎል ምንጽብራቅን ምውራስን ፈላልዮ እዞም ሰባት ካብታ ፊሊም ወጻኢ ኣወዳት ኢዮም እዚ ረሳሕ ዘመድካ ቶማስ ግን ከምኣ ኢዩ ኣይቅየርን ኢዩ ሶ ዘየራክብ ኣይተራክብ ናይ ብሐቂ ግን ፎኪስካ ኣብ ክንደይ ሳዓብትካ ነበሩ ካባይ ጀሚርካ ሚዛንካ ከምዝፎኩስ ክርደኣካ ዘይምክኣሉ ብቀደሙ ፎኪስ ምንባርካ ኢዩ ዘርእይ ብተወሳኪ ውን ትግራዋይ ኢዩ ንዝተባሃለ ሰብ የሕሚሙካ ንዕዑ ምጥባቅካ ንስካ ዉን ወዲ ሐወቡኡ ምኳንካ ዘጠራጥር ኣይኮነን ምክንያቱ እዛ ናይ ኣወል ዘረባ ንኣነ ኤርትራዊ ኢየ ዝብል ብኤርትራውነቱ ዝሕበን ተሕምም ኣይኮነትን ስሒቁ ኢዩ ዝሐልፋ ዝተሰማዓቶ ግን ዓቢ ናይ ሕቶ ምልክት ከምዝፈጥር ክርደኣካ ይግባእ እቲ ጸገም ናይዞም ዩቲበራት እንታይ ክንብል ኣለና ጥራይ ዘይኮነ እንታይከ ክንብል የብልናን ስለዘይትብሉን ዘይትሕስቡሉን ኢኩም በዛ ናይ ሎሚ ቪድዮካ ወዲቅካ ኣለካ ሕጂ ኣይርደኣካን ኢዩ ደጋጊምካ ምስ ራኣካያ ማኖ ከምዝሐዝካ ክርደኣካ ኢዩ
ንፉዕ ሓወይ ናተይ ኣብ ሓቂ ክትነብር ብጣዕምዩ ጽድቂ ኣነ ውን ኢለየ ዘይዘጋና ኣይበሃልንዩ እዚኣ ካብ በዓል ጸሎሎ መድያ ዝመጸትያ ነቲ ስርሑ እካ ትቃወሞ እምበር ዋላ ትግራዋይ ይኹን እምበር ኣብ ኤርትራ ተወልዱ ዓብዩ ትግራይ ዶ ኣዕብያቶያ ገሊኡ ሰብ ይገርመንዩ ሕልፍ ዝበለ ሃገራዊ ኮይኑ ዜግነት ይህብ የሕድግ ኣብ ሓቂ ንንበር መወዳእታ ሓቅያ ትዕወት ኣምላኽ ውን ይሕጎስ ኣብ ግዚኡ ምእራም ጽቡቅዩ በርትዕ ሓወይ 🙏❤️
መርሓባ ሓበነይ❤
ኣገናዕ ኣንቲኮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንስካስ ኩሉ ግዜ ንኣብ ውሽጥ ዓድ ዘለው ብዓቅሞም ዝሰርሑን ዘበርኩቱን እካ ከተናኣእስ ትስማዕ መጎሃርእካ ንሕና ንገድድ ንስዕበካ ቶባ እለያ ለኩ እዛ ናትካ ቻነል
@@zetawbrhane5652 ንፉዕ አነውን ከማኻ እየ ኹሉግዜ ከነአእስ እየ ዝርእዬ
በጃኻ ኢልናካ ግደፈና እወ በዞም ርጉማት ጎረቤት ክንደይ ሕማቅ ይገብሩ ኣለዉ
Very good thank yoy❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Kem gele eya tegagu eu mecem enber aybahaln eu Thanks bro❤❤❤❤❤🇪🇷
stay bless keep coming with the good point very very good work done🙏🙏🙏
ኤርትራዊ ሓወይ ብጫ ወረቀት ዝሓዙ ዘይዜጋታትና ከምዘለዉ ኣይትፈልጥን ዲካ። መን ኢዩ እቲ ዝቁጣዕ ከ ።ኤርትራው ዜግነት ከም ዝሓዘን ከም ዘይ ሓዘንከ ኣረጋጊጽካዲክድ።ኤርትራዊ መንነት ሒዙ ከሎ ከምኡ እንተይሉ ተጋግዩ ኣሎ ጽቡቅ ኣለካ።ኣብ ዉሽጢ ዘለዉ ካባካ ንላዕሊ ሓበሬታ ስለዘለዎም ኣይትተሃወክ ይብለካ።ናተይ ዉልቃዊ ርእይቶይ ግን ዋላ ክሙ እንተበለ ጎረቤታች ደም ኣንቢዐሙና ኢዮም ደጊመ መን ኢዩ እቲ ዝቁጣዕ ይብል።ዉልቃዊ ርእይቶይ የቀንየልና ክቡር ሓው
Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓወት
ዋላ ኳ ብዙሕ ግዜ ንሃገርን ሃገራውነትን ዝምልከት፡ ጽቡቕ መደብ ረሕልፍ እንተኾነ፡ ግን ኣብቲ ኩሉ ተመሓላልፎ መደባት ኩሉ እሩምን ጌጋ ኣልቦ ዩ ትብል ኮይኑ ኣይስማዓንን። ምኽንያቱ ተኸታተልትኻ ስለዝኾና ጌጋታትካ፡ ናትካ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ኩሉኹም UA-camRS ምሉኣት ሓሳብትን ቃላትን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ቃላት ንምስራዕ ትጥቀምሎም ፊደላት ከይተረፈ ነስተውዕለልኩም ኢና።
ስለዚ እዛ ንኣወል ክትወቅስ ኢልካ ዲኻ ወይስ ክትእርም ዝበልካያ። ከም ደማሙ ኛው ኛው ንኸተብል ዳኣ'ምበር ቶማስ ዜጋና ምዃኑ ክተረድእ ኮይኑ ኣይስማዓንን።
ስለዚ እዚ ሰብ እዚ ንኤርትራዊ ባህልን ስነምግባርን ዘይውክል ሰሪሕኻ ተባሂሉ ተወቒሱ ኔሩስ ዝተኣረመ መሲሉና ኔሩ። ሕጂ ግን ንኤርትራዊ ባህሊ ንምርኻስ ጽዩፍ ስራሕ እናሰርሐ ንጌግኡ ክትዛረብ ኣይሰማዕኩኻን ኣብዛ ቪድዮኻ። ቃል ናይ ኣወል ግን ኣቐንዝያትካ ሞ ንስኻ ውን ዓገብካ ኢኻ ከተስምዕ ኔርካ እምበር፡ ሕጂ ኤርትራውነቱ ከተረጋግጸልና ምፍታንካስ ናትካ ጌጋ ዝዓቢ ኮይኑ ረኺበዮ።
ሕጂ ን ት ግ ራ ው ነ ቱ ትኽልክሎ ኣለኻ።
እዘን ናይ ቀደም ስራሓት ዘርኣኻና፡ ናይ ጓልጓሎ ባህሪ ዳኣ'ምበር ንግብረሰዶም ዝዕድም ስራሕ ኣይኮነን መስለኒ። ስለዚ ንባዕልኻ ኣተሓሳስባኻ ተስፍሮ(ኣስተኻኽሎ)
ብተውሳኪ በቲ ዝርኣካዪ ክንዲ ዐገብ ምባልሲ ኣብይ ኣሎ ናይ ቀደም ብግርህና ዝተስርሐ ዝመስል አራሪካ ክትዝርሕ በል ኣውልሲ በዚ ናትካ ቢድዮ ኣይዳሃልን እዩ መቸም በታ ረሳሕ ቢድዮ ዝምልከት ቅልካ ተሪር ዐገብ ክትብል ይግባእ
ትግራዋይ ስለ ዝበሎ ድዮ ገመድ ይሰቀሉ። ፈሪሕና ኣይንመውትን ተጋሩ ኢና በሉ እንዳበሉ ታሪኽና ክብርዙ ክሰርሑ ዘይሓፈሩ ንሕና ክንፈርሖም። ይሻድኑ ኣለው ዓጋመ። ብሱቅ በሉ ኣብ ርእስና ተሰቂሎም ዘለው።መሽከንከን አይሰርሕንዮ ድሕሪ ሕጂ።
ጽቡቅ ኣለኻ ካብዝኾነይኹን ሕማቅ ብምስርሑ እምበር ቢዜግነቱ ነውሪ ኩሉሰብ ኣብዓዲጛና ዜግነት ክሓትት እናዋዓለ ዜግነት የብሉን ኣለዎን ኣድላይ ኣይኮነን ኔሩ ይቅሬታ ካሓተላ ይግብኦ ❤❤❤
ተጋጊኻ ፊሽ ኣየንበብኩዎን ኣይበለን ኣብቲ ዝተዋህበኒ ኣርእስትን ከምዚ ብዕሉግ ነገር ኣይነበሮን እዩ ዝበለ
ናይ ብሐቂ ቅኑዕ ኢካ ቀጽሎ
ኣጆኺ ኩሉ ክሓልፍዮ ጽባሕ ካሊእ ማዓልቲዩ ንእሽቶይ ኢኺ መጻኢኺ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ ክኸውንዩ ኣጆኺ ጸሎት ግበሪ ሕክምና ግበሪ ፡ተራፒ ጽቡቕዩ።
አምላክ ይሀግዝኩም ሐ ሳብኩም የፈፅኩም አምላክ❤❤❤❤❤❤❤
It looks like she needs help asap, hope Eritreans in Germany 🇩🇪 will help her. God be with her
Alenawe wediery mareyyy🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
awail is right
❤❤❤very good advice thank you
ልክዕ ኣሎ ወዲ ዜጋጋይኮነን ዓጋመ እዩ
Eritrean people they know what rong and what the right 🇪🇷 iam to say that 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
I'm sorry to say that my lovely people 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዘይወድዜጋና ትብል ቃል ጌጋ ያ
❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
You are right 🇪🇷r🇪🇷🇪🇷
Aweal 1000% correct 💯💯💯💪
❤💚💚💚💚💚💚💯
This is a very good work you did all the conversation has a very good point very good work done hopefully everyone understand you had a very good point all the video you brought good job
ኣንታ ሓወይ ጓል ኣንስተይቲ ኮይኑ ምሳራሕ ኣይኮነን እቲ ጸገም እቲ ጸገም እቲ ዘማሓላክፎ መልእክቲ ኢዩ ከም ዝር ኤካ ዘለኹ ግን ወላ ሕጂ ንብዓል ፊሽ በቲ ወራጀ መልሓስካ እንዳ ናድካ በቲ ሓደ ክኣ ንፊሽ ዘውድቅ ወላ ን ኣወል ናይ ብሓቀ ንስኻ እብቲ እዋን ንምንታይ ዘይተዛረብካ ኣበይ ኔርኩም ኢልካ ንባዕልኻ ዘይ ተዛረብካ ሕጂ ንህዝቢ ክትዋረዘ ኣይካልን ኢየ ናይ ኣወል ጌጋ ኣለዎ እወ ነቲ ዝሓለፍ ቆንጭልካ ኣምጺዝኻ ከተዳክሞ ምፍታን ንስኹም ትእርሙ ዘይ ኮንኩም ተዳኹሙ ኢኹም
ከይሳዕረረ አብ ኣፍ ገዛና ከይበጽሐ ጸጸር መድርባይ።
ኦይ ንስካ ከኣ ነገር ክተጋፍሕ ደሊካ ኤርትራዊ ይኩን ካልእ ትግራዋይ ምባል የሕፍር ድዩ
ስላም ዘሐወይ አቢ ዛአወሊ ስዒዲ ዚተዛርባ ከም ገጋ ተዛሪቢካላ ግን ሐደስቢ በአዲኡ ኢርትራዊ አቦኡ ካልኢ ዘጋ ኢንዲሕሪ ኮይኑ ካቢ 18 ምስ ዘሐልፍ ናይ አቦ ወይ ናይ አደ ዘግነት ኪወስዲ ይኪኢል ስለዚ ናይመንኦም ዘግነት።ከምዚወስደ ሪግጸኛ ዲካ ምዊካስ የዲልየካ ይመስለኒ
ጅግና ኢኻ❤❤❤
ምርግጋጽ እቲ ዝመረጸ እዩ ብጫ ወረቀት ከይህልዎ ቶማሰ ኩቡር ሓወ
Bxeami goboz qexilo hawey🎉🎉❤❤
መርሓባ ዓወተይ መመሊስካ በርትዕ ::🌹♥️❤️
Good point this is crazy what is happening 😭😭😭😭
የቐንየልና
❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravo❤
"ሰዓብቲ ዓሻ ዓየሹ እዮም"ኣብ ደገፍቲና በሃልቲ ዘሎ ጸገም ኣብ ሓደ ዉልቀ ሰብ ምውካል እዩ።መጽሓፍ ቅዱስ ኸኣ ከምዚ ይብል"እቲ ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉም ይኹን"ሰብ ክትንዕቑ ክትብሉ መዓት ከይተዝንቡልና ንኣምላኽ ፍርሁ።ኩሉ ጊዜ ብዕሽነት ኣይንበርን እዩ፡ከይለበምኩም ዓለም ከይትውዳእ።
HADE SEB GALGALO SLEZKONES HBRETESEBNA GSLGALO KMHARU ALEWOM WALA ITY GALGSLO ZKONE WEDI TEBAITAY NAB MELKI WEDEWEDO KMESIL KMEHAR ALEWO 100%👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
I am happy to you yes you are right thanks my haro 🇪🇷 erterawe awate you are right thanks my haro erterawe really ⛪️ bade job
Haro ???
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Wow that's bade job it is not right very bade job yes you are right thanks 👍 so much yes it is not right for ertera people
Naybahak xubuk tebegiso eyu amelak ytahaweso ❤❤🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ስማዕ ዓወት (LHN) ኣብዚ ሓደሓደ እትህቦ ሓቤሬታ ሰይትቀሽ'ስ ዋሕለልኩ ክትብል መጽሓፍ ቁዱስ ትሓጽብ ከም ዝባሃል ትገብሮ ኣለኻ :እሞ ካኣ ብትግራዋይ(ዓጋመ) ኣብ ማእከል ዓድና ዓዲ ወራዙትን ብመንነትና እንኾርዕን ነዚ ብዕሉግ ስራሕ ክዝርሕ እሱ ከማን ክዉሕዶ:እዚ ናይ ሓዉና ኣወል ኣባሃህላ ካኣ 100% ቅኑዕ ኢዩ።እዞም ኳሓሎ መሲልኩም መንቆርቲ ካኣ ኣብ ኤርትራና ወስ ከተብልዎ ኢና ቆብ ነብለኩም።ቦታ ኣይመረጽኩምን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Bravobravisimo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Tsibuk Zereba Ni Wediseb Betiy Tegbaratu Kieremin Ab Higin Kikerib Eyu Zelewo Ember
Eziy Nab Zerie Do Haymanot Do Bihar Do Mietaw Dichamet Eyu
Eziy Tomas Dima Hawina Eritrewi Eyu
Eritrea Diebeyeto Eritreawi Eyu Bizayegedis Be-diu Yikun Be-Bebiu Agedasiy Aykonen
So Gega Gerido Bi Gegiu Dima Yierem Yikitsae
Eziy Nay Fissehaye Werikneh Dima Hakika Hasawi Eyu Nay MEGEMERIU AYKONEN
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️q
ቆሪጽካ ምምጻእ ዘይኮነ እቲ ፊልም መጨረሻ መደምደምታርኣዬ መጸጸጽ ሕጅውን ወዲዜጋና ኣይኮነን
Why is only Eritreans have a problem like this what happened to our culture? Erre tesaneyu life is short.
Selam Selam hawna zerakb yebulun ezi nay galgalo bahri hizom eyom zwasau zelewu ezi nay tmali gin fly zbele eyu felalika rayo lebam lebam aytxawet ❤❤❤❤❤
Top,very smart channel.
Go ahead.