New Eritrean Orthodox Tewahedo mezmur 2021 (ፈልፋሊት ኢኪ ) ብዘማሪ መርሃዊ ጸጋይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 195

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ

    ፈልፋሊት ኢኪ ፅሩይ ዓይኒ ማይ
    ዕፅውቲ ዒላ መውፂኢት ፃሓይ
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት 🙏
    ኣይርሰዖን ኣነስ ሰለሙን ዝበሎ
    ብፀጋ መሊኡ ጥበብ ዝዓሰሎ
    ሓፍተይ መርዓተይ ጥዕምቲኪ ጨና
    ዘይትነድድ ሓዊ ቆጥቋጥ ደብረሲና 🙏
    ፈልፋሊት ኢኪ ፅሩይ ዓይኒ ማይ
    ዕፅውቲ ዔላ መውፂኢት ፃሓይ
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት
    ሙሴ ተገሪሙ ብምሳሌ ናትኪ
    ዳዊት እውን ዘሚሩ ገሊፁ ክብርኪ
    ውዳሴ ወዲሶም ኩሎም ኣቦታተይ
    ኣሰሮም ክስዕብ ክብለኪ ድንግለይ 🙏
    ፈልፋሊት ኢኪ ፅሩይ ዓይኒ ማይ
    ዕፅውቲ ዒላ መውፅኢት ፃሓይ
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት 🙏
    ክብረይኢኪ ድንግል ስልማት ሂወተይ
    ኣብ ግዜ ሓዘነይ መፀናኒዒተይ
    ናይ ዓለሞ ፈተና ከየሰንፈኒ
    ፅላልኪ ኣምብርለይ ድንግል ደግፍኒ 🙏
    ፈልፋሊት ኢኪ ፅሩይ ዓይኒ ማይ
    ዕፅውቲ ዒላ መውፅኢት ፃሓይ
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት 🙏🙏🙏
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና ኣዝየ ካብ ዝፈትዋ ንሂወተይ ደስታ ትፈጥረለይ መዝሙር እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክካ 🙏🙏🙏ኣብ ቤቱ የምብርካ🙏🙏 ሓይልን በርተዐን ይሃብካ 🙏🙏🙏ኣዴና ቅድሶቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምሶ ወዳ ፅላላ ተምብረልካ ክቡር ሓወይ 🙏🙏🙏

  • @luwamhagos206
    @luwamhagos206 3 роки тому +21

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
    ፈልፋሊት ኢኺ ጹሩይ ዓይነ ማይ
    ዕጽዉቲ ዒላ መዉጽኢት ጸሓይ
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት(2)
    ኣይርሰዖን ኣነስ ሰለሙን ዝበሎ
    ብጸጋ መሊኡ ጥበብ ዝዓደሎ
    ሓፍተይ መርዓተይ ጥዕምቲ እኺ ጨና
    ዘይትነድድ ሓዊ ቖጥቖጥ ደብረ ሲና፡
    ሙስየ ተገሪሙ ብምሳሌ ናትኪ
    ዳዊት ዉን ዘሚሩ ገሊጹ ክብርኪ
    ዉዳሴ ወዲሶም ኩሎም ኣቦታተይ
    ኣሰሮም ክስዕብ ክብለኪ ድንግለይ፡
    ክብረይ ኢኺ ድንግል ስልማት ሂወተይ
    ኣብ ግዝየ ሓዘመይ መጸናንዒተይ
    ናይ ዓለም ፈተና ከየሽንፈኒ
    ጽላልኪ ኣንብርለይ ድብግል ደግፍኒ፡
    ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
    እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም።

    • @user-rs9zf8up5g
      @user-rs9zf8up5g 3 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ
    @ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ 2 роки тому +3

    🌹 በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሜን //፫🌹🍃🍃
    ..............................
    ፍልፋሊት ኢኺ ጽሩይ ዓይኒ ማይ
    ዕጽዉቲ ዒላ መዉጺኢት ፀሓይ
    ድልድል መሳገሪት ካብ ሞት ናብ ሂወት(2)
    ..... ......ኣዝ
    ኣይርስዖን አነስ ሰሎሙን ዝበሎ
    ብጸጋ መሊኡ ጥበብ ዝዓደሎሓፍተይ መርዓተይ ጥዕምቲ ኢኺ ጨና
    ዘይትነድድ ሓዊ ቆጥቋጥ ደብረ ሲና
    .......... ኣዝ
    ሙሴ ተገሪሙ ብምሳሌ ናትኪ
    ዳዊት ዉን ዘሚሩ ገሊጹ ክብርኺ
    ዉዳሴ ወዲሶም ኩሎም ኣቦታተይ
    አሰሮም ክስዕብ ክብለኪ ድንግለይ
    ................ኣዝ
    ክብረይ ኢኺ ድንግል.ስልማት.ሂወተይ
    ኣብ ግዜ ሓዘነይ መጻናኒዒተይ
    ናይ ዓለም ፈተና ከየሸንፈኒ
    ጽላልኪ ኣንብርለይ ድንግል
    ደግፍኒ..✝️🍃
    ሓብርና ነዘምር ክብራተይ

  • @rutaruta7603
    @rutaruta7603 2 роки тому +7

    _*በስመስለሴ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ አምላኽ አሜን~፫*_✝️
    *_ፈልፍሊት ኢኪ ጽሩይ ዓይኒ ማይ_*
    *_ዕጽዉቲ ዒላ መዉጽኢት ጸሓይ_*
    *_ድልድል መሳገሪት ካብ ምት ናብ ሂወት (2)_*
    _ኣይርስዖን አነስ ስለሙን ዝበሎ_
    _ብጸጋ መሊኡ ጥበብ ዝዓደሎ_
    _ሓፍተይ መርዓተይ ጥዕምቲ ኢኺ ጨና_
    _ዘይትነድድ ሓዊ ቆጥቛጥ ደብሪ ሲና_
    *_ፈልፋሊት ኢኪ ጽሩይ ዓይኒ ማይ_*
    *_ዕጽዉቲ ዒላ መዉጽኢት ጽሓይ_*
    *_ድልድል መሳገረት ካብ ምት ናብ ሂወት(2)_*
    _ሙሴ ተገሪሙ ብምሳሌ ናትኪ_
    _ዳዊት ዉን ዘሚሩ ገሊጽ ክብርኺ_
    _ዉዳሴ ወዲሶም ኩሎም አቦታተይ_
    _አስሮም ክስዕ ብክብለኪ ድንግል_
    *_ፈልፍሊት ኢኪ ጽሩይ ዒይኒ ማይ_*
    *_ዕጽዉቲ ዒላ መዉጽኢት ጸሓይ_*
    *_ድልድል መሳገሩት ካብ ምት ናብ ሂወት(2)_*
    _ክብረይ ኢኺ ድንግል ስልማት ሂወተይ_
    _ኣብ ግዜ ሓዘኒይ መጸናኒዒተይ_
    _ናይ ዓለም ፈተና ከየሽንፊኒ_
    _ጽላልኪ አንብርለይ ድንግል ድግፍኒ_
    *_ፈልፍሊት ኢኪ ጽሩይ ዓይኒ ማይ_*
    *_ዕጽዉቲ ዒላ መዉጽኢት ጸሓይ_*
    *_ድልድል መሳገረት ካብ ምት ናብ ሂወት(2)_*
    _*ወስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር*_🎤👏🎤👏

  • @ጥዕምቲጓልተዋህዶ
    @ጥዕምቲጓልተዋህዶ 4 місяці тому

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና🌿🌿🌹🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 роки тому +5

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዛቢሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እመ ብርሃን ትባርካ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @Dani-o4j3j
    @Dani-o4j3j 9 місяців тому

    ዝማሬ መላእክቲ የሰመዓልና❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gerebrehanhadgu292
    @gerebrehanhadgu292 8 місяців тому

    ጹቡቕ ስራሕ ዝማረ መልኣክ የስምዓልና ናይ ዘመነ ኣጎልጉለትኩም ይባርኽ

  • @fevengonetse3981
    @fevengonetse3981 3 роки тому +11

    ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና መራ ሓወይ እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዛሓልካ

  • @meharitteklay8715
    @meharitteklay8715 3 роки тому +1

    Egziabiher amlak xegeu yebzhalkum ፈልፋኪት ኢኪ ጹሩይ ዓይኒ ማይ ናይ ቀራንዮ ናይ ሓደራ ኣዴና ድንግልማርያም🙏🙏💒💒🙏🙏

  • @HyabTube8428
    @HyabTube8428 3 роки тому +5

    ዕልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልል
    አዕፅምቲ ዘለምልም ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና ፀግው የብዛሓልካ ሓውና 🌾🌾🌾

  • @farysayem1778
    @farysayem1778 Рік тому

    እልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልል
    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @Rahelgebrehans-rw5vg
    @Rahelgebrehans-rw5vg Рік тому +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ 🙏🙏🙏🙏💐💐💐

  • @LichiaMengsteab
    @LichiaMengsteab Місяць тому

    Aseyyy heway nty amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-rs9zf8up5g
    @user-rs9zf8up5g 3 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፈልፍሊት እኪ ፅሩት ዓይኒ ማይ ዒፅዉቲ ዓላ መዉፅኢት ፀሓይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራት ኣሕዋተይ

  • @zewdigebremeskel4945
    @zewdigebremeskel4945 3 роки тому +3

    ኣሰይይይይይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዘ. መርሃዊ ጸጋይ
    ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ. ኩሉ መዝሙርካ ኢየ ዝሪኦን ዝሰምዖን. ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካን ዘኽብረካን መርሃዊ ሓወይ ምዓረይ. ኣጆኻ ቀጽሎ ዝሓወይ. You are my role model.

    • @hamerehiwet
      @hamerehiwet  3 роки тому

      amien .amien kbri yhabeley amlak nkulatna xegau yhabena

  • @albadr2531
    @albadr2531 3 роки тому +1

    Amen.amen.amen.kabara.hewaya.kalehewati.yasemeAelana.amen.

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ቈ8ዘ

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ ማላእክት ይስምዕን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ

    Aseyyyyyyy dessssss kitbil mezmur zimare melakit ysimalina

  • @gumashame
    @gumashame Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክት የስመዐልና ኽቡር ሓውና ተባረኽ ቀፅለሉ🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️

  • @YG-hn3ji
    @YG-hn3ji 3 роки тому +2

    Aseyyyyyyy memhirey mera arkey xega emebrhan yefelfilelna exub zmarye dogma sratin zhalewe

  • @freweynihailemichael3750
    @freweynihailemichael3750 2 роки тому

    Amen Amen zimare melaikti yesmealna Kubirat yehwateyy egziabher amlak xegue yebzehelkum Kubirat yehwateyy ajekum kexilwo 👏👏👏🤲🤲🤲🙏💒⛪💒⛪💒⛪💒💒🙏🙏👏🤲🤲

  • @مريماسلام-ق1ل
    @مريماسلام-ق1ل 3 роки тому +2

    ፆሎታን ኣማላድነታን ኣይፈለካ ዘክብረካ ሓወይ ፈልፋሊት እኪ ፁሩይ ዓይኒ ማይ ።
    ዕፅውቲ ዒላ መውፀኢት ፃሓይ ባሓቂ መርሃዊ ሓወይ።

  • @ዋይዜማ
    @ዋይዜማ 3 роки тому +3

    ዝማሬ መላዕክት የስምዓልና መራ
    እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ። ኩሉኹም ደቂ ጽዮን አምላኽ የስንኩም ኣጆኹም በርትዑልና።

  • @medhanieberhane7142
    @medhanieberhane7142 3 роки тому +1

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ፡ ብሓቂ በዚ ተቅርብዎ ትሕዝቶ ክንደይ ነፍሲ ተስፋ ትገብር ኣላ እሞ ሓደራኩም ኣበርቱዕና

  • @samrawithayle3936
    @samrawithayle3936 3 роки тому +1

    እስይይይይይይይይይይይይይ
    ዕልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልል
    ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚእብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ደቅ እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ኣሕዋተይይይይይ
    እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ኣብ ጽላልኩም ትኩን ኣሜን

  • @እግዚአብሔርጋሰይየይ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርተይ

  • @senaityemane5610
    @senaityemane5610 3 роки тому +1

    Kalle hiwet yesmalna Hewna ketlo btami deszbl zebl Mezmur

  • @birneshhailu3776
    @birneshhailu3776 3 роки тому +1

    Egzabher tsegau yebizehelka merhawi hawina amlaki yefetsimka

  • @ggff5621
    @ggff5621 Рік тому

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.ዝማሬ መሊአክት ያሰማልን አስይይይይ ትዋህዶ ክነድይ ክጥዕምምምም

  • @feventesfalidet9203
    @feventesfalidet9203 3 роки тому +1

    Mera hawey zmare melakti yesmalna nay aglglot zemnka fetari ybrklka amlak msakum ykn muqrat yewhawtey

  • @fertunahagos2005
    @fertunahagos2005 3 роки тому +1

    Zmari melaekt zteqenele zmarikum yqebelelkum zom ahwatey natey .

  • @tsegaabraha1428
    @tsegaabraha1428 3 роки тому +1

    ellll elllll elllll zmare melaekt💒💒💒 yesmeslna egzeabiher amlak memelisi xega yadlka zhawey🙏🙏🙏🕊🕊🕊🕊

  • @mussieteklit4010
    @mussieteklit4010 3 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ወገናተይ እመ አብርሃን ምሳኹም ትኹን።

  • @zaydteklemariyam279
    @zaydteklemariyam279 3 роки тому

    Zmare melaekt yesmalna egzibiher amlak Mar hawey

  • @zebibhagos1922
    @zebibhagos1922 3 роки тому +1

    Asey Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Bahki kale hiwet yesmalna eza hawey 🙏🤲🤲👏👏

  • @يسييستتت
    @يسييستتت 3 роки тому

    ዝመሬ መላአክተ ይስመዓን

  • @kusuhala2882
    @kusuhala2882 3 роки тому +1

    Amen Amen Amen zimare melaekti yesmalna egziabier amlak xegu yebzahalkum

  • @bsratbs6688
    @bsratbs6688 3 роки тому +2

    ብሓቂ ኣስይይይይይ 👏👏👏👏👏👏🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇ዝማሬ መላእክት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ክቡር ሓውና ኣሕዋትይ
    ኣስይይይይይይ እልልልልልልልል 💐💐💐💐💐💐🍇🥀🥀🍇🍇🍇🍇🍇🍇ፅሎትንበረከታን እመኣምላኽ ኣይፍለየና ኣጅኩም ድማ በርቱዕ እመአምላኽ ትሓግዝኩም

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ

    ፈልፋሊት ኢኪ ፅሩይ ዓይኒ ማይ
    ዕፅዉቲ ዔላ መዉፂኢት ፀሓይ
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግለ ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mikalftwi
    @mikalftwi Рік тому +2

    እልልልልልልልልልልልልል እግዚአብሔር አምላክ ይባርካ ዝማሬ መላእክተ ይስምዓልና 👏🌹👏🌹

  • @ውቤቴነሽማርያም
    @ውቤቴነሽማርያም 3 роки тому +1

    እልልልልልልልልልልልልልልል 🌺🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹🌸🌸🌸🥀🥀🥀🥀💐💐💐💐🍃🍃🍃😍😍😍☘️☘️☘️🌿🌿🌿🌱🌱🌱🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌸🌺🌻🌻ዝማሬ መላእክት የስመዐልና መርሃዊ ሓውና ኣነስ ኹሉ ናኣትኻ ምዙሙር ደስ እዩ ዝብለኒ ኣጆኻ ድንግል ማርያም ትሓልኻ ፀጋኡ የብዝሐልኻ 🌺🌺🌺🌺🌺

  • @ሂወትጓልቅሺ
    @ሂወትጓልቅሺ 3 роки тому +6

    በሓቂ ዝማሬ መላአክት ይሰመዓልና ክብር ሓዉና✝️💐💐💐💐

  • @romenwwe566
    @romenwwe566 3 роки тому +1

    Zmarie melekti yesmalna brukat yehwat nay agelgulot zemenkum ybark

  • @nebyathagos1614
    @nebyathagos1614 3 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዘማሪ መራ ሓወይ ድንግል ማርያም ጽላልኩም ትኩን ዞም ኣሕዋተይ።

  • @artflow216
    @artflow216 3 роки тому +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የሰማዓልና ክብርት አሕዋትይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልበጣዕማም ደሰሰሰ ዝበል ዝማሬ🤲

  • @wemorghh
    @wemorghh 3 роки тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መራ ካብዚ ንላዕሊ ኪትብርትዕ ኣምላክ ይሓግዝካ።ኣሜን ክልኩም ኣብዚ ዚተሳተፍኩም ይሕዋት ድማ ኣምላክ ዝማረኩም ይቀበልኩም።

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 8 місяців тому

    ዝማርየ መላእክቲ የስመዐልና ኩቡር ሓወይ❤

  • @TirHaz
    @TirHaz 9 місяців тому

    ዕልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 zmare melaakti yesmeelana

  • @ፈታዊትማሓሪዮውሃንስ

    ዝማሬ ማልእክት የስመዐና ማርሃዊ ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ 🍀🌹🍀🌷💐🌷🍀🌹🍀🌷

  • @samritemelso8700
    @samritemelso8700 3 роки тому +1

    አመብርሃን ጽላላ
    ተንብረልካ

  • @tsaedamehari8251
    @tsaedamehari8251 3 роки тому +1

    Amen amen amen Zimmer melakit yesmalna yehwat 💒💒💒💒💒

  • @ድንግለይዋሕሰይእያ
    @ድንግለይዋሕሰይእያ 3 роки тому +1

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐና ክቡራት አሕዋተይ ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ 🌾 🌾 🌾 ክትጥዕም መዝሙር

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-የ1ዠ
    @ሂወትጓልተዋህዶ-የ1ዠ 3 роки тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎትኩም ዘበንኩም እግዚአብሄር አምላክ ይባርኮ ደቂ እመብርሃን👏👏👏

  • @almaz2138
    @almaz2138 3 роки тому

    Zmare melaikt yesmalna ftwatey ❤❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰🥰❤❤🥰❤

  • @saminguze2156
    @saminguze2156 3 роки тому +4

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣጆኹም በርትዑ

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 2 роки тому

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ንኹልኹም ፀግኡን በረኸቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣሜን ፫

  • @salamkahase8342
    @salamkahase8342 2 роки тому

    ዝማረ መላክት የስማዓልና ዘማሪ/ መራ ሓወይ ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ኣጆኹም

  • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
    @ኤፍታህወለተሩፋኤል 3 роки тому +1

    _ዝማሬ መላእክት የስመዓና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ መርሃዊ ሓወይ ደስ ዘብልኣዕጽምቲ ዘጥልል ዝማሬ ቀጽለሉ ኣጆኻ ዝሓወይ ኩለኩም ተሳተፍቲ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም_

  • @serkalem4543
    @serkalem4543 3 роки тому +1

    እልልልልልል አስይይይይ ዝማሬ መልእክት የስማዕልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዛሓልካ ሓወና ዕድሜ ጥዕና ይሃበካ

  • @danidani157
    @danidani157 3 роки тому

    Elllllllll Elllllllll Elllllllll Amen Amen Amen zemar meleketi yesmalna zhaweyyy edmen tenan yhabakum fetar

  • @kebrontube2196
    @kebrontube2196 3 роки тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና መራ ሓወይ ኣምላኽ ፀጉኡ የብዝሓልኩም

  • @slama6579
    @slama6579 2 роки тому

    ናይኩሉ ግዜ ምግበይ መዝሙር ዕልልል ዝማሬ መላአክቲይ የስመዐና ፀጉኡ የብዝሐልካ መርሃዊይ

  • @tigichanaal1534
    @tigichanaal1534 2 роки тому

    ዝማሬ መላኣክትይ የስማዓልና ክብረይ እኽይ ድንግል ማርያም ኣደይ መሰረት ሂወተይ እልልልልልልል 🌹🌹☘️💐💐☘️💐💐☘️☘️💐☘️☘️💐🥀🥀🥀💐☘️🌹💐እልልልልል 🌹🌹☘️☘️💐💐🥀💐💐💐☘️👏👏👏👏👏👏

  • @ዕባይሃገረሰብዴስኣ
    @ዕባይሃገረሰብዴስኣ 3 роки тому +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መለአክት የስመዐና እግዚአብሄር አምለክ "እንካዕናብዚይ አብጸሐካ መረሃዊ ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤✝️✝️👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @wgtk3883
    @wgtk3883 3 роки тому +2

    ዝማረ መላክቲ የስማዓልና መዛሚር ሓውይ

  • @nha5412
    @nha5412 3 роки тому +2

    ዝሜሪ መለእክቲ የስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @frehadgu2516
    @frehadgu2516 3 роки тому +1

    Ellll Ellllll Elllll zmare melakti yesmalna deqi mahberey mukurat egziabihar xega yebzahlkum🙏🙏🙏🙏

  • @ቦኪ
    @ቦኪ 3 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜሬ መእላክት የስማዓልና

  • @luwamluwam361
    @luwamluwam361 3 роки тому +1

    aseyyy elllll elllll ellll zemare melaekt yesmalna merhawi hawey

  • @sameramoh5376
    @sameramoh5376 3 роки тому +1

    እግዛአቢሀር ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና
    እልልልልልልልልል

  • @መንበረፍቕሪYouTube
    @መንበረፍቕሪYouTube 3 роки тому +3

    ኣሰይይይ ዝማሬ መላኢክቲ የስምዐልና ልመጀመርታ እየ ተከታታሊት ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓወይ ተባረከለይ

    • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
      @ኤፍታህወለተሩፋኤል 3 роки тому

      *_ሄሙየይ ተከታተሊ ድኣ ኣዝዩ ደስ ዘብል መዝሙርኣሎ ዝያዳይ_*

    • @መንበረፍቕሪYouTube
      @መንበረፍቕሪYouTube 3 роки тому

      @@ኤፍታህወለተሩፋኤል ምኣዚተይ ብጣዕሚ ዉይ መዝሙር ክምስጠካ በረከቱ የብዝሐሎም ካልኤተይ

  • @زما-ح6د
    @زما-ح6د 3 роки тому +1

    Amen amen amen zimare meliekt ysimeaelina

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ 3 роки тому +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብር ሓዉና

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ ደስ ዘብል ልቢ ዝማርኽ መዝሙር።

  • @ተወለድኣብልበይ
    @ተወለድኣብልበይ 3 роки тому +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @Dankemile403
    @Dankemile403 3 роки тому

    Amen amen amen kem mear ztem mezmur zmrawekum melaekt yesmalna

  • @asteryemane3416
    @asteryemane3416 3 роки тому +1

    Amen amen amen zimare melaketi yesmalna

  • @swswits3103
    @swswits3103 3 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና

  • @konstantinosasgodom5515
    @konstantinosasgodom5515 3 роки тому +1

    Amen amen amen 🙏
    Zemare Melakt yesmulna

  • @elnatannatnael8157
    @elnatannatnael8157 3 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወነት
    የስማዓልና።

  • @fghjjcghhj3490
    @fghjjcghhj3490 2 роки тому

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓውና

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 роки тому +1

    Ellllll zimare melakt yesmalna, Amen.

  • @ሰላምጥራይፀገምሓላፋይእዩ

    እልልልልል መዝሙር መላእክቲ የስመዐና ፀጉኡ የብዝሐልካ ፈጣሪ ክቡር ሓወይ🙏🙏🙏

  • @سلامسلام-ذ9س
    @سلامسلام-ذ9س 4 місяці тому

    ❤❤❤❤ኣሜንንን❤❤❤

  • @samri6674
    @samri6674 3 роки тому +1

    Zemar melkit yesmealna mera hawey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ፅጌጓልተዋህዶፅጌጓልተዋህ

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @smarhsmarh6891
    @smarhsmarh6891 3 роки тому +1

    ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ምልአትአብርሃ
    @ምልአትአብርሃ 3 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልል👂💐 እልልልል እልልልልል እልልልልልል🙏 ዝማሬ መላኣክቲ የስመዓልና ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና እግዛብሄር🙏 ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኩቡራት🌼 ኣሕዋተይ🍀🍊🍀🍊🍀🍊🍀🍊🙏👏🙏👏🙏👏🙏👏🌿🌿
    🌹🍎🌹🍎🌹🍎🌹🍎🌹🍎
    የብዘሐልኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ

  • @አሰኳልመሓዛመድህን
    @አሰኳልመሓዛመድህን 3 роки тому +2

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ

  • @samerhatyoby4856
    @samerhatyoby4856 2 роки тому

    ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና

  • @fiyorihadgu7795
    @fiyorihadgu7795 3 роки тому

    Zimare melakti yesmalna mera hawey agziabiher xegau yebzihalka

  • @ኣኪጓልትግራይ
    @ኣኪጓልትግራይ 3 роки тому

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና
    ፀግኡን በረከቱን ተብዝሐልካ እመ ብርሃን ኣዴና
    🤲🤲🕊️🕊️🕊️🕊️

  • @مريماسلام-ق1ل
    @مريماسلام-ق1ل 3 роки тому

    elllllllllllllllllllllllllllllllllllllll
    Llllllllllllllllllllllllllllllllllllaseyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyy መርሃዊ ሓወይ ድንግል ማርያም ኣይትፈለካ ፀጉኡ የብዘሐልካ ደስ ትበል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዝማሬካ ኣምላክ ይቃበለልካ ፀጉኡን በረከቱን ናይ ኣምላክና እውን ኣይፈለካ ኣቤቱ የንበርካ ን የሕዋተይ እውን ዘመንኩም ይበርከሉኩም እቲ ሉኡል የዋህ ሓጥያትና ሓደጊ ኣምላክና ኣሜን። ብጣዕሚ እያ ደስ ኢላትኒ እታ መዝሙር ።

  • @ASeTube-b4o
    @ASeTube-b4o 3 роки тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስሙዐልና👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻

  • @SalemTube-y2u
    @SalemTube-y2u 3 роки тому

    እልልልልልልልል ዝማሬ መላኢከት የስመዐልና🏝🏝🌹🌹🌹🌹⚘⚘⚘🌷🌷🌷🌷🌷🌿🌿🌿🌿💒💒💒💒💒🌿🌿🌿🌿🌿

  • @rutatesfay9989
    @rutatesfay9989 3 роки тому +1

    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና መራ ሓወና ጸጉኡ የብዝሓልካ