እሙን ዓርኩ ነፍቃርየይ ጥራሕ ነብሱ ቪድዮ ደዊሉ ኣነ ንዓኺ ኢሉ ዘርአየንን ዝነገርን ጉድ😱የስደምም

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 112

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs Місяць тому +26

    ክክክክክክክ አረ ናሎምስ ፍልይ ዝበለት እያ እንያ😂😂😂😂😂😂 ኩሉ ጊዜ ዘሕዝን ዘይኮነስ ዘስሕቕ እውን ኣምፅእልና😂😂

  • @SeniSeni-ne3gy
    @SeniSeni-ne3gy Місяць тому +29

    ናተይ ኮሜት ረኢኩም ይተሓለፈኒ ደሙረኒ ሰደተኛ ሓፍተኩም ኣሕዋተይ🥺😮በጀክን ከይተሓለፍኒ

    • @AsiaHagos
      @AsiaHagos Місяць тому

      ደሚረኪ፡ዉዴ❤❤❤

    • @ትግራይ-ደ5ገ
      @ትግራይ-ደ5ገ Місяць тому

      ​@@AsiaHagosደምራኒ ኣሕዋተይ 👏

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ Місяць тому +4

    ዋይ ኣታ ዘይስማእ የለን😅😅😅 ዝሓፍተይ ብሰላም መሬትኣድኺ የርግጽኺ ኣብየይ ጠንካራ ክኣ ቀጽልሉ❤❤❤

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ

    _እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ክብርተይ ደቂ ተዋህዶ እንዃዕ ንጸሎ ጽጌ እና ንወርሓዊ በዓል መድኃኔዓለም ክርስቶስ ኣምላክና እንዃዕ ኣብጸሐኹም/ክን ምሕረትን ቸርነት ናይ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸሎትን በረኸትን ናይ እመ ብርሃን ኣዴና ኣይፈለየና ኣሜን ፫💙ኣብ ዕላማኣ እተተኹር ጓል ብጣዕሚ እያ ተድንቀኒ ብሰላም መሬት ዓድኪ የርግጽኪ😘_
    _ልቦና ሃብና ኣምላኸይ ብዓል ክልተ ጭሕሚ ዶ በልኪ እንዃዕ በዓል ሰላስተ ኮይኑ ኣይምመጸክን ክብረተይ😁😇_

  • @kgc975teheshmahariytewahdo8
    @kgc975teheshmahariytewahdo8 Місяць тому +1

    እሰይ ደስ ዝብል ዛንታ ሳሓቅ ግን የካኣልኩን ኣብዛ ተቃፀልኩ ኢሉኒ ክትብል ከላ ሞይተ እየ🤣🤣እና በዓልቲ ዛንታ ሓፍተይለ ጎበዝ ኢኪ በሰላም መሬት ዓድኪ የርግፅኪ ማዓረይ ንተረፍናለ ንዓኪ የምስለና ኣብየይለ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኣለኪ ቀፅሉሉ ማዓረይ መፅናዕኒዒተይ ኢኪ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ ዛቤተይ❤❤❤😍😍🙏🙏🙏

  • @MilashWeldu
    @MilashWeldu Місяць тому +1

    ሓሳብ ልብኪ ይስመረልኪ ኣቢተይ ሓፍተይ ኣጆኪ ኣቢተይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ንክትበፅሒ ዝልዓለ ተሰፍ ኣለና ዛምበይተይ እና ቀፅልሉ ወለላይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu Місяць тому +6

    ኣቢተይ❤ Yes ቃደመቲ ባዓለይ

    • @ChchdGsfs
      @ChchdGsfs Місяць тому +1

      ንምንታይ ኢኺ ባ ትቕድምኒ ኩሉ ግዜ ሓራም ዓሌኪ😂😂😂😂

    • @Meeuuuuu
      @Meeuuuuu Місяць тому

      @@ChchdGsfs 😂😁

    • @Meeuuuuu
      @Meeuuuuu Місяць тому

      😂😂​@@ChchdGsfs

  • @ገኒየድንግልማርያምልጅ

    ኣሰይ መፅእኽለይዶ ኣቢተይ መቀረት ዓለም መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ድምፃ ክሰምዕ ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ኣነስ ብልበይ እየ ፍትዉትዉ ዘብላ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ኤልሻዳይነውገታየ
    @ኤልሻዳይነውገታየ Місяць тому +1

    ባዓልቲ ዛንታ ቃትልኪና😂😂😂
    ኣቢየይ ቅፅሉሉ ዝያዳይ ❤❤❤

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን Місяць тому

    ተቃፅለያ እንአኩም ገራሚ ሰባኣይ😂😂 ኣቢየይ ይግበአኪ እዩ ክንደይ ሂዋናት ተሰፋ ሰእና ተስፋ ኮንክና እኪ ዛቤተይ❤❤❤❤❤

  • @FeefDwef
    @FeefDwef Місяць тому +1

    ኣጆኪ ኣቢተይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ንክትበፅሒ ዝልዓለ ተሰፍ ኣለና ዛምበይተይ እና ቀፅልሉ ሓላለይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Lovetigray-h2d
    @Lovetigray-h2d Місяць тому

    ሓሳብ ልብ ይስመረልኪ ዛናተይ
    ኣቢተይ ፅርይት ዕድመን ጥዕናን
    ይምንየልኪ ናትኪ ምክር ቡዝሕ ግዜ
    እዩ ዝጠቅመን ቀፅልሉ ህያበይ❤❤❤❤❤

  • @marrymarry8649
    @marrymarry8649 Місяць тому +1

    ኣሜን ኣቢተይ በዓልቲ ዛንታ ከዓ ሳሓቅ ሞይተ 😂😂ደሞ ሓስብ ልብኪ የስምረልኪ መዓረዬ 🙏❤️😍😍😍

  • @Woubnesh
    @Woubnesh Місяць тому +1

    ኣይ ሰብ ሎሚ ሕማቅ ኣሎ 😢
    ንሓፍትና ክዓ ኣድኒቀያ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ምዓረይ ኣቢተይ ድማ ብጣዕሚ ኢናንፎትየኪ ነድቀኪ ናይ ስደት መምህርና ዕድመን ጥዝናን ይሃብኪ🙏😍😍😍😍

  • @ትግራይ-ደ5ገ
    @ትግራይ-ደ5ገ Місяць тому

    ናይ ኣቢ ኣደነቅቲ ደምራኒ ደቂ መዳመይ ሽኮራት ፍትውውውው እየ ዘብለኪ ኣብየይ ደሞ❤♥️🎉🎉🎉

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 26 днів тому

    ገሪምኒ እኮዮ ዋላ ኣነ ሞትኩኩኩኩኩኩኩኩኩ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @fada3193
    @fada3193 Місяць тому

    ዋላ አነ አብ ቀረባ ማዓልቲ እየ ፈልጠኪ አቢየ ዋውው ሱሰ ከይንኽኚ❤❤❤

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs Місяць тому +6

    ሰሓቕ ሞይተ እናደጋገምኩ ሰሚዐያ ታ ጥራሕ ነብሱ ዘላ ፓርቲ ከመይ ጌርኪ ኣምቢብክዮ😂😂ዙ ሃርጋፍ ሰብኣይ ጉድ ጌሩዋ ዛጓል ግን ጅግና ዝብል ቃል ኣይገልፃን😮 ጅግና ኢለያ ኣለኩ❤ የቐንየልና ኣብየይ ከዓ❤

  • @FgFg-r6x
    @FgFg-r6x Місяць тому +1

    ኣሜን (3) ኣቢተይ ዛመቀረተይ❤❤❤

  • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
    @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ Місяць тому

    ኣሰይ ካማኪ ጠንካራ ጓል ክርእ ከለኩሲ ገይረ ዝሕጎስ ጓል ምካነይ የሕብነኒ ፈጣሪ ይመልአልኪ ዛእምቤተይ❤

  • @Tege-bu3lb
    @Tege-bu3lb Місяць тому

    አቢዋይ እሲኺ ኮ ትፈለይ ኢኺ ማርያምን ምቅርተይ መፅናዕኒዒትና🥰🥰🥰

  • @HchdBxjcj
    @HchdBxjcj Місяць тому

    በሓቂ ሰደትነ ይሕፅረልነ ፈጣረ አሕዋትይ❤🙏🙏🙏

  • @uhhuyy1987
    @uhhuyy1987 Місяць тому +1

    ኣሜን❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc Місяць тому +1

    ክክክክክክክ አረ ናሎምስ ፍልይ ዝበለት እዩ😂😂😂

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq Місяць тому

    ኣብየይ እኳዕ ሰላም መፃእኪ❤❤❤
    ላሳሓኩ ወዲአያ😂አረ ይሞችያ ዚኣ ብስሩ ወይ ኑአካ ለይግነስ ዘየለ😢ሶ ብሰላም የኢቲኪ ዛማዓረይ❤❤❤

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و Місяць тому +1

    ይስሕቅ እየዋ ኣይ ከም ናለምን😅😂😂

  • @SdSe-p8v
    @SdSe-p8v Місяць тому

    Abiyey mekeret nay sdetey gn kosile😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @ሜሬጓልተዋህዶ
    @ሜሬጓልተዋህዶ Місяць тому

    ዋላ ኣንሕና ንፍተወኪ ኢና ኣቢየይ💗👏

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh Місяць тому

    እንካዕ ብሰላም መፃእኽ ኣብዋይ ዘይረአኽዋ ቭድዮ የለን ዝፈትወክ ኣይትደንጉና ወለላይ ወልፍኮ ኾይንኽን❤❤❤

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ Місяць тому

    እዋይ😅😅
    እዚይ ከኣ ፍሉይ እዩ ከይፈተካ የስሕቅ እምበር
    ሓፍትና ከኣ የስመረልኪ💟

  • @WediRedae
    @WediRedae Місяць тому

    ያስምረልኽ ንሕናዉን ንዓኽ ያምስለና ስደትና የሕጭረልና😢❤

  • @selamteklay-q3j
    @selamteklay-q3j Місяць тому

    Edmen tenanan yhabki zhabtey 🎉🎉🎉

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605 Місяць тому +1

    😂😂😂😂😂😂ኣይ ኣይትስኣኒ በሊያ

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 Місяць тому +1

    ኣሜን 3

  • @mmss955
    @mmss955 Місяць тому +1

    ናይ ለሙስ ፍልይ ዘበለ እዩ😂😂

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ

    ❤ኣቢተይ ፍትዉየ ዘብለኪ ብእዉነት❤ተማሂረሉ ብዙሕ❤❤❤❤❤❤❤ዕድመ ይሃብኪ❤ ❤

  • @ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ

    😂😂😂ጉድ በለ ጎንደር😂😂😂

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega238 Місяць тому +2

    ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መዳም💚💚💚💚💚

  • @HadasTedros
    @HadasTedros Місяць тому

    እካዕ ዳሓን መፃእኪ ኣብየ

  • @gguyfg-oc8uo
    @gguyfg-oc8uo Місяць тому

    ስሕቅና እና ኣቤዋይ😂❤❤

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 Місяць тому

    ቀፅልሉ ኣቢየ ❤❤❤❤

  • @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ
    @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ Місяць тому

    ብምንታይ ክርኽበኪ ኣቤተይ❤

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  Місяць тому +1

      ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8qLsdjaS02B&_r=1

  • @سارةالحبشة
    @سارةالحبشة Місяць тому

    ዝገርም እዩ😅😅

  • @genet3442
    @genet3442 Місяць тому

    ኣቤተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 26 днів тому

    😮😮😮😮❤❤❤❤

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px Місяць тому

    ሎሚስ ቆስለ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @HfOdn
    @HfOdn 28 днів тому

    አረ ይገርም እዩ 😮😢

  • @SeniSeni-ne3gy
    @SeniSeni-ne3gy Місяць тому

    ኣቢተይ❤

  • @Selam-zi8qy
    @Selam-zi8qy Місяць тому

    😂😅 ኤ አይትስአኒ😂

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g Місяць тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😂😂😂😂

  • @ZafuZafu.Ataklti
    @ZafuZafu.Ataklti Місяць тому

    😂😂😂❤❤❤❤

  • @ግዜ-ቘ6ጘ
    @ግዜ-ቘ6ጘ Місяць тому

    😂😂ሞይተ

  • @AwAw-v1v
    @AwAw-v1v Місяць тому

    😂😂😂😅😅😅😆😉ሞይተ

  • @Umtigraweti-h5x
    @Umtigraweti-h5x Місяць тому

    way😂😂😂

  • @YdtHr
    @YdtHr Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mtlalal
    @mtlalal Місяць тому

    😂😂😂😂😂😂አይ

  • @sarayan525
    @sarayan525 Місяць тому

    😂😂😂😂ኤ አይትሳአኒ 😂😂😂😂😂😂

  • @زمزمّ-و5س
    @زمزمّ-و5س Місяць тому

    😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @AAaa-ux4zd
    @AAaa-ux4zd Місяць тому

    እልልልልልል እዩበይ😂🎉❤

  • @GgFf-hm7eq
    @GgFf-hm7eq Місяць тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @XxxXxx-m5f
    @XxxXxx-m5f Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tirgray
    @Tirgray Місяць тому

    ብምታይ እዪ ክረክበኪ በጃኪ ባ ንርኒ😢

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  Місяць тому

      ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8qLsdjaS02B&_r=1

    • @Tirgray
      @Tirgray Місяць тому

      ኢሞ አለኪ ድ ኢሞ መልስለይ ማዓረይ

  • @hjii1398
    @hjii1398 Місяць тому

    ኣብተይ ❤❤❤😂😂😂

  • @alemgebretsadik3983
    @alemgebretsadik3983 Місяць тому

    😂😂ሞይተ ኣንቱም ጉሩፍጥ ኢላቶ😂😂😂

    • @HaniFkrr
      @HaniFkrr Місяць тому

      በእነት ቃቲላተና ሳሓቅ 😂

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @Momna-k9x
    @Momna-k9x Місяць тому

    ❤❤😂😂😂

  • @MuramMuram-s2r
    @MuramMuram-s2r Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rahenarahena4566
    @rahenarahena4566 Місяць тому

    🤣🤣🤣

  • @زمزمّ-و5س
    @زمزمّ-و5س Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et Місяць тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @SSa-q5w
    @SSa-q5w Місяць тому

    😂😂😂😂

  • @Ngstigeretsedk5001
    @Ngstigeretsedk5001 Місяць тому

    😂

  • @Sẩmimedrahtu
    @Sẩmimedrahtu Місяць тому

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Abadi-qy2df
    @Abadi-qy2df Місяць тому

    ኣብየ ክብረተይ ናይ ዋትስኣብ ስልኪኺ ኣቕምጥለይ

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  Місяць тому

      ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8qLsdjaS02B&_r=1

  • @MahariGedeMahari
    @MahariGedeMahari Місяць тому

    መጽሓፍ ቁዱስ ዲኪ ተንብቢ ዘለኪ እንታይ ትብል እዛ መጽሓፍ

    • @rgathaylemnkael605
      @rgathaylemnkael605 Місяць тому

      ስምዓዮ ማዓረይ😂

    • @ChchdGsfs
      @ChchdGsfs Місяць тому +2

      ንስኻ ዲኻ ተቓፀልኩ ዝበልካያ በዓል ክልተ ጨጉሪ😂😂😂😂 ኣሕሚማትካ ሪአ እየ😂😂

  • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
    @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ Місяць тому

    ኣሰይ ካማኪ ጠንካራ ጓል ክርእ ከለኩሲ ገይረ ዝሕጎስ ጓል ምካነይ የሕብነኒ ፈጣሪ ይመልአልኪ ዛእምቤተይ❤

  • @Ggg-e3s2q
    @Ggg-e3s2q Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g Місяць тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AmAh-e6h
    @AmAh-e6h Місяць тому

    😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @slamslam6022
    @slamslam6022 14 днів тому

    😂😂😂😂

  • @عبدالرحمنالعماري-ن9ث

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @fyufu9308
    @fyufu9308 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @አሩሱ
    @አሩሱ Місяць тому

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @AffectionateFloppyDisc-xg8zo
    @AffectionateFloppyDisc-xg8zo Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fVg-rl6wc
    @fVg-rl6wc Місяць тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Momna-k9x
    @Momna-k9x Місяць тому

    ❤❤❤❤

  • @SmeraAlsslme
    @SmeraAlsslme Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Salama-ly7rv
    @Salama-ly7rv Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @meri11-r1n
    @meri11-r1n Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbiAbi-q4g
    @AbiAbi-q4g Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤