Topo show - መርየም ሳልም - Meriam Salem || Topo Show

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1 тис.

  • @PayetSports
    @PayetSports  3 роки тому +130

    መርሓባ ሬድሳውያን !
    ኢደይ ኢድካ ንብለላ ናይ ሓገዝ ሊንክ እዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ'ያ ።
    ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት !
    gofund.me/112a84f5

    • @hayatabdulkaderabdulkader9988
      @hayatabdulkaderabdulkader9988 3 роки тому +7

      Number telfon sidedulna

    • @lemlemluulay6843
      @lemlemluulay6843 3 роки тому +2

      ህብብቲ ስነጥበባዊት ኣዴና መርየም ሳልም ምሉእ ጥዕና ንምነየላ ኩላትና ዓቅምና ዝፈቅዶ ሞራልን ናይ ገንዘብ ሓገዝን ንወፍየላ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ምሉጥ ጥዕና ረኪብኪ ክትምለስና ድማ ሰብ ምሉእ ተስፋ ኢና!!

    • @kerensaeda8707
      @kerensaeda8707 3 роки тому +2

      Pls number nay meryem tehababruna. Yekenlna

    • @er-jw9vq
      @er-jw9vq 3 роки тому +2

      ረቢ የሓግዝኪ ጥዕና የሃብኪ ኣደይ መርየም ። ቁጽሪ ተለፋና ስደዱልና ።ኤረትራ የናዓል ኣቡክ ሓንቲ ዝሓመመት ሰረሕተንያ መንግስቲ ፍታሕ ዘይትገብሩላ።።

    • @lemlemmesfin4108
      @lemlemmesfin4108 3 роки тому +1

      I need hear phone number please

  • @yehdegatezfazghi8759
    @yehdegatezfazghi8759 3 роки тому +96

    ምሕረት የውርደልኪ ኩሉ ካብ ፈጣሪ እዩ እሞ አጆኪ የሕዋት ኤርትራውያን አጆኩም አጆና ኢደይ ኢድካ ንበል ከከም ዓቕምና ንሐግዝ 🇪🇷❤️

    • @sseezaz8987
      @sseezaz8987 3 роки тому +1

      Number tellefon sideduna

    • @berie7195
      @berie7195 3 роки тому

      @@sseezaz8987 ajoka hawey natey naber kzrgah eu ደቂ ኢረይ ኣጆና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👌💕💐🌿🌾👌👈

  • @ሚረደላዪሰላም
    @ሚረደላዪሰላም 3 роки тому +26

    ኣድራሻ ናይባዕላ ሃቡና ናይ ኣብስራል ዘለና ቁሩብ ጸገም ኣለና ምሕረት የዉርደልኪ ምርየም ከኣ

  • @kibromteklu2931
    @kibromteklu2931 3 роки тому +43

    ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ክብርቲ ስነ-ጥበባዊት ኣዴና መርየም

  • @SelamErey3172
    @SelamErey3172 3 роки тому +14

    እግዚኣብሄር ነዚ ሰናይ ዝኾነ ኤርትራዊ🇪🇷 መንፈስ ምትሕግጋስ፤ መመሊሱ ይባርኸልና። ቃንዛ ናይ ሓደ፤ ቃንዛ ኹሉ እዩ ኣብዛ ብርኽቲ ኤርትራና። ምሉእ ጥዕና ንኣዴና መርየም፤ ምሉእ ምሕረት ይኣዝዝ ፈጣሪ ኣምላኽ።🙏🏽ኣሜን።

  • @alitaha1157
    @alitaha1157 3 роки тому +27

    እንሻኣላህ ረቢል ዓለሚን የሽፊክ መሪየም ማሓመድ ሳልም ሓፍትና ።

  • @zemuyandemichael6769
    @zemuyandemichael6769 3 роки тому

    ምሕረት የውርደልኪ ተፈታዊት ስነ-ጥበባዊት መሬም።

  • @johnnyfessehaye4942
    @johnnyfessehaye4942 3 роки тому +24

    ሓብትና መርየም ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትኪ..አጆኺ ክትሓውዪ ኢኺ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ

  • @fani5317
    @fani5317 3 роки тому +39

    ሰላም ክብርቲ ወላዲት ስነ ጥበባዊት እቲ ንምሕረት ቅልጡፍ ንመዓት ደንጋይ ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይምነየልኪ ።

    • @berie7195
      @berie7195 3 роки тому

      ኣሜን (3)🌹👈👌ወገነይ

  • @kikidebesay48
    @kikidebesay48 3 роки тому +15

    ማማ ማርያም ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @freweinisium9248
    @freweinisium9248 3 роки тому +1

    አምላኽ ምሕረት የውርደልኪ አጆኺ ክትማሐሪ ኢኺ ብሐይሊ አምላኽ አሜን

  • @yorutesfazion6295
    @yorutesfazion6295 3 роки тому +6

    ሓፍተይ ናተይ እዚ ኩሉ ኣብ ውሽጥኪ ጸርኪ ንዓና ከተዘናግዒ ብጣዕሚ የድንቀኪ። ምሉእ ምሕረይ ይግበረልኪ 🙏🙏🙏💖💖💖

  • @ariamlove2191
    @ariamlove2191 3 роки тому +19

    ዋውው አንካኣዕ ከምዚኣ ኤልክይ ረኣናክይ
    ምሕረት የውርደልክይ ፈጣሪ ❤🤲🏻🤲🏻🤲🏻

  • @ሕልናኣለኒ
    @ሕልናኣለኒ 3 роки тому +44

    ዋውውውውው መስታ ኣዝያ ደስ ትብለኒ ስነ ጥበብኛ ማማ ምርየም አቲ ክሉ ዘይሳኣኖ አግዛብሄር ምሕረት ይግበርልኪ አሞ ሓዊኪ ክንርኤኪ ደስ ይብልና ደቂ ኤርይ ከኣ ኢደይ ኢድካ ንበለላ

    • @freweinigherezgher8598
      @freweinigherezgher8598 3 роки тому

      ሓቅኻ ተፈታዊት እግዝኣብሄር ሙሉእ ምሕረት የውርደላ ኣሜን 🙏🏽❤🌹🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 3 роки тому +18

    ምሕረት የዉሪደልኪ መርየም ሐፋተይ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dawitseltenbelay7218
    @dawitseltenbelay7218 3 роки тому +18

    ኩሉ ዝካኣሎ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ክብርቲ ኣደና 🙏

  • @samitahama1278
    @samitahama1278 3 роки тому +1

    Amlak mhret yewrdelki meriema

  • @er-jw9vq
    @er-jw9vq 3 роки тому +6

    ተስፋልደት ሓወይ ጥዕና ይሃብካ ሓቢቢ የቀነልና

  • @ጋልኤረይ1612
    @ጋልኤረይ1612 3 роки тому

    አጆኪ እግዛአብሄር ኩሉ አብ ኢዱ ክትሐይ ኢኪ ሚረመይ ማዕረይ ብርሃን ገዛና

  • @ፌሩዝ1ነዲኣ
    @ፌሩዝ1ነዲኣ 3 роки тому +9

    ብልበይ ዝፈትዋ ኣርቲስቲ መርያም ምህረት የውርደልኪ 🥰🥰

  • @wedikfle8313
    @wedikfle8313 3 роки тому

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ክብርቲ ስነጥበባዊት ማማ መርየም

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 3 роки тому +18

    ምሕረቱ ይልኣኽ ፈጣሪ ፡ኣለዋና ካብ ንብለን ናይ ትግረ ኣደ ስነጥበብ ምሬም ማሕሙድ ፡ከም እቲ ጽቡቕ ነገር ተስፌ ከምዚ ዓይነት መድባት ምድላው ኣይትሕመቁ ከምዞም ካልኦት ናይ ፈንጠዚያ ጥራይ ዘይምኻንኩም ኣዝዩ ደስ ይብል ፡ቀጽልሉ ክልኹም እቶም ናትና ንብለኩም ኣብከምዚ መደባት ትነጥፉ ፡ምሬመይ ኣጆኺ

  • @hailekidanetesfai8814
    @hailekidanetesfai8814 3 роки тому +19

    ንዝሓመ ምሕረት የውርደሉ ኤርትራዊ ባህሊ ምትሕግጋዝ ሰለ ዝኾነ ሃየ ንበገስ

  • @taqaraem.1521
    @taqaraem.1521 3 роки тому +11

    ምሕረት የውርደልኪ መርየም ጀግና አምላኽ መሳኪ ዮኹን

  • @chelseaforever2296
    @chelseaforever2296 3 роки тому +7

    ምሕረት የውርደልኪ ክብርቲ ስነ ጥበባዊት ማማ መርየም እግዛእቢሔር ምሳኪ ይኩን

  • @berie7195
    @berie7195 3 роки тому +6

    ምሕረት የውርድ ፈጣሪ ረቢ ኣጆኺ ኣዴና መሪየም ናዓኺ ዘይከውን ኤርትራዊ የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🌿🌾💐💕💙❤️🌹✊✊✊👌👌👌👈👈👈

  • @rutitikabo2891
    @rutitikabo2891 3 роки тому

    ምሕረት የውርድ ማማ መርየም ብጥዕና ተመለስና።

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 3 роки тому +4

    ምሕረት ይኣዝዘልኪ
    ፈጣሪ ክብርቲ ሓፍተይ
    ቶቦ ድማ የቀንየልና
    ክብረት ይሃብካ ፈጣሪ

  • @abelkibrom2035
    @abelkibrom2035 3 роки тому

    ምሕረት ካብ ኣምላኽ እዩ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ🙏🏾!

  • @helenkidane763
    @helenkidane763 3 роки тому +3

    መርሐባ ቶፖ መሬም ሐፍትና አጆኺ አምላኽ ምሳኺ እዩ ምሕረት የውርደልኪ ተስፋልደት ሐወይ ድማ አብ ስራሕካ ምስ መሳርሕትኻ አሳልጦ ይግበረልኩም።

  • @mamayeyloveu3853
    @mamayeyloveu3853 3 роки тому

    Mama mriem mhret yewrdelki fetari ajoki kthawyi eki🙏🙏🙏🙏

  • @hananmohamed4535
    @hananmohamed4535 3 роки тому +4

    اسأل الله العظيم رب العرش العظيم ان يشفيه شفاء عاجل غير آجل ويلبسه ثوب الصحة والعافيه

  • @sarona3151
    @sarona3151 3 роки тому

    Nhageza deki erey nab kedema ktmleselma ade kulu❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @forfor3590
    @forfor3590 3 роки тому +5

    Eritrewyan aslmy kerstyan 1 ena bezom hemke zeshefu delyte kufuat ertria ketgagu we love deki ery

  • @kamillclassic8714
    @kamillclassic8714 3 роки тому +1

    ምሕረት የውርደልኪ ኣምላኽ ዕድምን ጠዕናን ይሃብኪ 🤲🤲🤲🤲🤲

  • @ዑቅባይኪዳነ
    @ዑቅባይኪዳነ 3 роки тому +37

    ኣስዝየ ዝፈትዋ ኣርስቲስት ማማ፡መርየም፡እግዛብሔር ኣምላኽ፡ምሕረት የውርደልኪ🙏 ደቂ ኤሬይይ ከኣ ዝዓቅምና ንሓግዛ 🙏🙏

  • @ebrahimebrahim2063
    @ebrahimebrahim2063 3 роки тому

    Thank you red sea media ihope to be better artiste maryem salem الله يشفيكى ويعافيك يارب 🤲🇪🇷

  • @semerekflay635
    @semerekflay635 3 роки тому +13

    እግዝኣብሄር አምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ማማ መርየም

  • @edentsegay8467
    @edentsegay8467 3 роки тому

    Mhret yewrdelk fetar merym habibiti 😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreaadey3254
    @eritreaadey3254 3 роки тому +13

    I would love to see you back healthy and free from illness and pain. ❤️👍

  • @ስብናብሰቡ
    @ስብናብሰቡ 3 роки тому

    ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ኣዴና መርዬም ሳልም ስነ ጥበበኛ።

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 3 роки тому +4

    ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ማማ መርየም ❤

  • @teklusium5926
    @teklusium5926 3 роки тому

    መርየም ሓብትና እንካዕ ረብና ምሕረት ሃበኪ ፤
    ካባኺ ንላዕሊ ተሓጊስና ።
    ደስ ደብል ብስራት ዩ ።

  • @abielbereket8596
    @abielbereket8596 3 роки тому +7

    ኢንሻኣላህ ረቢ ኣልዓለሚን የሽፊክ ኡኹተና መርየም

  • @terhasessam5732
    @terhasessam5732 3 роки тому

    እግዝአብሄር ምሕረቱ የውርደልኪ መሬም ሕፍትና ንፈትወኪ ኢናሞ ብሰላም ተመለስና

  • @beyenhagos1490
    @beyenhagos1490 3 роки тому +9

    ምሕረት የውርድ መርየም ሓፍተይ🙏🙏🙏

  • @segenbahta6312
    @segenbahta6312 3 роки тому +5

    ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ መሬሜይይይ

  • @yohannessereke2231
    @yohannessereke2231 3 роки тому +13

    ሜርየም ሓብተይ ምሕረት ካብ ረቢ ዩሞ፡ ምሕረት የውርደልኪ

  • @ሳሕለይስፍራጀጋኑ
    @ሳሕለይስፍራጀጋኑ 3 роки тому

    ምሕረት የውርድ ተጋዳሊት መርየም ሳልም

  • @Waytogo-g6l
    @Waytogo-g6l 3 роки тому +6

    ዕድመን ጥዕናን ክብርቲ ሐፍተይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teklomgebray336
    @teklomgebray336 3 роки тому +1

    ሰበይቲ ትልንተ ሱሌማን
    ኣሕሕ ኣደ ስነ ጥበብ
    እንሻላህ ረቢ ለዓለሚን ዲግልዓፍያ

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 3 роки тому +17

    ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ 🙏🙏❤️ረቢ የሽፊክ 🤲🤲1000 ሳሓ ዎ ዓፊያ እንሻላህ መሬም ሓፍትና

    • @ባርዕሃልሃልታ
      @ባርዕሃልሃልታ 3 роки тому

      ንስኪ ሕጂሲ ከመይ ኢልኪ ኢኪ ክሪስትያን ኢየ ትብሊ ? 2ይ ኣበይ ዘለኪ ጋሓፍ ተረፍ ኣስላመይ ሲ ረቢ እናበልኪሲ ። ሩኩም ሰብ ከምቲ ርግመቱዩ መገም ዝወርዶ ትብሊ ። ጋሓፍ ከልቢ ሸርሙጣ መዝሓሊት ት9 ቀቢላታት ። ብ ክልተ ኣምላክ የለን ጽንድቂ

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 3 роки тому +3

      @@ባርዕሃልሃልታ way Gud, Kemey Dibeluka Gedeb Dayblika bial Himaq Melihas Eka .
      Minalibat Ab Keren Tewelida Diabey Tikewin Tigre Tezarabit Tikewin
      Rebiy Malet Eko Egzabihar Malet Eyu Tirgmu. Eten Arebic Dizareba Christian Hagerat Eko Rebiy Elom Eyom Ditsiwiu.
      Ni Eyesu Kirsitos win Rebiy Enidabelu Eyom Ditsiwiuwo Metsihaf qudus Tifelit tekonika.
      Sileziy Kab Sebeb Neza Jigna Tegadalit Eritreawit Adena Edimen Tienan Tetemenekala Senay Neger Eyu. Egzabiharn Seben Difetwo Hiseb

    • @banaappbanaapp828
      @banaappbanaapp828 3 роки тому

      @@ባርዕሃልሃልታ ጌጋ ሓወይ ናተይ ሕማቅ ዘረባ ቱርጉም የብሉን ቡሩክ ሓወይ

  • @berie7195
    @berie7195 3 роки тому

    ቶበ ቶበ ሽኮር ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኢኹም ብዓል ኤፍራታ ሸው ወዘተ ኩሉኹም ደቂ ኢረይ ኣምላኽ ይሓግዘኩም ፍረ ራሃጽኩም ካኣ ይርኣየልኩም ሓዊዮም ክትሪኢዎም ኢኹም። ዳሃይ ጅግና ኣብ መንእሰይ ዓዲ ሃገር ኣወል ሲዒድ ድሃዩ ታሓቢኢና በጃኻ ዳሃዩ ኣምጻልና Topo ሓውና ሰሱኑለይ ደቂ ሪመይ 🌿🌿🌾🌾💐💕🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪✊✊👌👌👈👈

  • @dawedgherense7580
    @dawedgherense7580 3 роки тому +59

    ምሕረት የዉርደልኪ መርየም ሓፍትና። ጸሎት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኣይፈለየኪ። we ❤️U.

  • @madeadibo9393
    @madeadibo9393 3 роки тому

    እግዚኣብሄር ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ

  • @peaceandlove684
    @peaceandlove684 3 роки тому +11

    أسأل الله العظيم رب العرش العظيم أن يشفيكي شفاء لا يغادر سقما

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane3774 3 роки тому

    Deqi Eriyee halalat, amlak msakum ykun Meryemeyyy mhret yewrdelki, Topo hawey thank you edmen tienan mis mesarhtka ymneyelka ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹

  • @adikhankhan2506
    @adikhankhan2506 3 роки тому +8

    ምሕረት የውርደልኪ ማርያም ሓፍትና

  • @alemaraya4000
    @alemaraya4000 3 роки тому

    ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ መርየም ሓፍተይ እግዚኣብሄር ኢዱ የንብረልኪ ኣጆኺ 😘😘😘❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hhhhhh8095
    @hhhhhh8095 3 роки тому +5

    ማማ መርየም ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ኩሉ ካብ ፈጣሪ እዩ ኣጆኺ

  • @theguanners1091
    @theguanners1091 3 роки тому

    ምሕረት የውርድ ክብርቲ ሰነ ጥበበኛ መርየም

  • @meronweldemichael2514
    @meronweldemichael2514 3 роки тому +8

    Mama Meryem edmen tenan yhabki fetari 🙏🏽♥️🇪🇷

  • @tesfaaloabkulu8443
    @tesfaaloabkulu8443 3 роки тому

    Amlak mhret yewrdelki Miriem .

  • @bereket9890
    @bereket9890 3 роки тому +8

    ምሕረት የውርደልኪ ኣዝጊኣቢሄር መሪያም ጂግና😊😍

  • @lulakbrom9508
    @lulakbrom9508 3 роки тому

    Ade kulu Eri anqaa mhret awredelki habibti ana🇪🇷😍🌹❤🙏🙏🙏

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 3 роки тому +7

    ምሉእ ምሕረት ይሃብኪ ኣምላኽ ካብተን ኣለዋና ንብለን ሓያል ስነ-ጥበባዊት ሃገርና።እስከ ኢደይ ኢድካ ንበል ደቂ ሓላላት መሬት😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷

  • @tesfithadish9336
    @tesfithadish9336 3 роки тому

    Egzeabhier amlak kulu ykealo eyu emo mulue mhret kewrdelki knxlyelki ina ajoki ab gonki dma alena🙏❤️❤️❤️

  • @fiorabrhane
    @fiorabrhane 3 роки тому +5

    O he mamma amlak mhert ywerdeleki mesaki ykone❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @wolduwoldu9653
    @wolduwoldu9653 3 роки тому

    ማማ መርየም ምሕረት የውርደልኪ

  • @berekethadish6008
    @berekethadish6008 3 роки тому +113

    ሓሚምካ ኣይትመዎት ጥዕኻ ኣይትነብር!!!!!ኤርትራውያን እቲ ፍልያት ዝገብረና ምትሕግጋዝና እዩ እም ኢደይ ኢድካ ንበል!!!

  • @desalewelderufael4397
    @desalewelderufael4397 3 роки тому

    ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ ኣምላኽ

  • @olgatek4264
    @olgatek4264 3 роки тому +7

    ተስፋልደት ጽቡቕ መደብ.

  • @afommesfin4669
    @afommesfin4669 3 роки тому +1

    እግዝኣብሄር ምሕረት የዉርደልኪ ኩሉ ካብ ኣምላክ ኢዩ ኣጆኪ ማማ መሪየም ።

  • @semiraomeromer6142
    @semiraomeromer6142 3 роки тому +6

    Alh yeshefik mama meryem

  • @sededtihesm7800
    @sededtihesm7800 3 роки тому

    ምልእ ምሕረት የውርደልኪ ማማ ሜርየም

  • @wegihuyemane2469
    @wegihuyemane2469 3 роки тому +3

    GBU mom Eritrea 🇪🇷

  • @mahdergabra8017
    @mahdergabra8017 3 роки тому

    ምሕረኢት የዉርደልኪ ማማ መርየም ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lidyaeitrea3402
    @lidyaeitrea3402 3 роки тому +4

    ባባ መርየም ምህረት ይውርደልኪ

  • @wedieritrea896
    @wedieritrea896 3 роки тому

    Kibri Mriyam Adiena mulue mihret yigberelki ezigbhier amlak 😇🙏🙏🙏

  • @seditali1246
    @seditali1246 3 роки тому +3

    God blesss you dear Mother meriyem .Allah yeshifik inshalllah

  • @bizantasefay3030
    @bizantasefay3030 3 роки тому

    Amlke mehrate yawrdalke maramy ada sena tebabe 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @gebshagebrejesus358
    @gebshagebrejesus358 3 роки тому +11

    ማኣማ መርየም ካብተን ንፈትወን ነድንከን ስነጥበባዊት ሃገርና ኣደ ህዝቢ ኢክን
    ፈታሪ ምሉእ ምሕረት ክገብረልከን ናይ ኩልና ጸሎት አዩ

  • @embababerhane3036
    @embababerhane3036 3 роки тому

    Meremey amlak fetari kulu alem mhretu yewrdelki

  • @sabaalgi55
    @sabaalgi55 3 роки тому +23

    ረቢ ይሽፍኪ ሓብብቲ ምሬም ሓፍትና 🙏🙏🙏

  • @natsnettesfay8557
    @natsnettesfay8557 3 роки тому

    እግዚአብሄር ምሕረት የውርደልኪ

  • @aronfrezghi8561
    @aronfrezghi8561 3 роки тому +11

    mehret yewrdelki fetari adey marey ❤❤❤❤❤❤❤

  • @eisasaleh729
    @eisasaleh729 3 роки тому +1

    Allah. Yashfiki inshlh meriam adena

  • @sasaeritrea2802
    @sasaeritrea2802 3 роки тому +7

    Allah yeshfike Meriem 🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾

  • @ከምዓቅመይዩባህገይ-ዀ4ነ

    ምሕረት የዉርደልኪ ማማ መርየም።

  • @AmanBrhan5844
    @AmanBrhan5844 3 роки тому +6

    ሚሕረት የውርድ ይማ 🇪🇷❤❤❤❤

  • @dawitsium7102
    @dawitsium7102 3 роки тому +7

    God bless you mama meriem

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 3 роки тому +1

    ጅግና መሬማ ኣጆኺ ሙሉአ ጥዕና ክትረኽቢ ኢኺ ዕድመ ንህዝብኺ ኣብሽሪ

  • @SabagualEri
    @SabagualEri 3 роки тому +11

    We love you and wish you a full recovery Meriamina

  • @dmxiwxuat7124
    @dmxiwxuat7124 3 роки тому +1

    Egziabher amlak mhret yewrdelki mami amlak msaki ykun ajoki kulu hzbi msaki eyu 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌷💐

  • @msgnnaweldeyesus234
    @msgnnaweldeyesus234 3 роки тому +7

    ኣምላኽ ምሕረት ይሃብኪ ።
    ኣጆኺ ክትሓውዪ ኢኺ ።

  • @michelsimon4865
    @michelsimon4865 3 роки тому

    Mama meriam Amlak mulie mehret yewrdelki ♥️🙏🙏🙏

  • @kidistiamaniel6524
    @kidistiamaniel6524 3 роки тому +8

    God bless you 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️

  • @hastenahasen6844
    @hastenahasen6844 3 роки тому

    መርየም ጽብቅቲ ከኣሊ ኩሉ ዝኾነ እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልኪ።

  • @gebrielabayre4483
    @gebrielabayre4483 3 роки тому +10

    Mhret yewrdelki fetari zyaday 😍💞❣️💞🍀

  • @Erilove-1962
    @Erilove-1962 3 роки тому

    Amlak mhret ywered adena ,topo gbu