Am tgrawi from Addis ababa This program the best voice for tgrawi like it !!! But 27 year tgrawi jealous for tgrawi I now them New generation much better think tanks God bless you 2 New generation
You like this man and Mhary Youhannes because those people are stand against TPLF people and l condemn them and including you. Because you betrayed our leaders, the TPLF people.
This what l have been saying. Those people like criticized people but when you criticize them, they don't like it. You should know that those people are dangerous.
We proud of you melsi drama show its very interesting and reality's and condition on time it was lovely gal tigray when she get killed it was devestating
TPLF started as LIBERATION movement, 49 years ago-ruled Ethiopia for 27 years - ruled Tigray exclusive after Mengistu pulled his troops, in 1989-so what are they liberating now?
ሸዊት ብቖልዓኻ ኢየ ኣብ ኣኣ ዝፈልጠካ ፣ ጅግና ወዲ ጅግና ሓሳብካ ብጣዕሚ ኢዩ ዝድገፍ ጽቡቕ ዓላማ ኣለኩም !! በርትዕ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ፣ ተሓባቢርና ትግራይ ነድሕና !!! ትግራይ ዲሞክራሲ የድልያ፣
ትግራይ ነጻ ሃገርነት የድልያ፣
ቅልጥፉን ተዓጻጻፋይን መራሒ የድልያ!!!
ዝፈትወካ ወዲ ትግራይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏💖💖💖💖💖💖💖
❤ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ሓሳብ እዚ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ብዝግባእ ገሊፁዎ
Very happy to see Tegadaly Shewit a true Tigrayans Nationalist. THANKS medihen
መዲ ወርቂ በላሕ ዋዕሮ ጓል ህዝቢ ትግራይ
I like this guy "ብጽልኢት ዝፍጠር ፓለቲካ የለን ስለዚ let's communicate, discuss, debate, listen one another, cooperate".
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤
It's wonderful to have each other can express his opinion as much as possible .
we need such thoughts
tnx Shewit and Medhin...
ንክብሮም ሓጎስን ካልኦትን ኣብ ምህዞ ዝነጥፉ ንፉዓት መናእሰይ ኣቅርብልና መድህን ሓፍተይ🙏🙏🙏
ስዉእ ተጋዳላይ ኣፅባሃ ዳኘዉ "ሸዊት" lives on thanks to this Shewit🙏
ሸዊት ጀግና እግዚአብሔር ይባርኽካ
ጀግና ወዲ ጀገና ተጋዳላይ ሸዊት ቢተው proud of you and love you❤
ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም❤❤
ጅግና
ሕዋሕት ላብ መቆድንያ ሀምል ሸዊት ጌቼ ማሓሪ ልቅድሚት ይምፁኡ ለዉጢ ንደሊ ኢና ኹልሻዕ ብባህላዊ ከንምራሕ አይንደልይ።
በርትዕ ዝሓወይ።
ጀግና ወዲ ህዝብ ❤
So brilliant man, Shewit!
መድህን ሳላምኪ ሕሉው ክኸውን ትምንተይ እዩ🙏
እታቅርብዮም ብሉፃት ምድላዋት ብሃንቀውታ ካብ ዝፅበዩኺ ሓደ እየ።
ከዳዕ ኢካ ንስካ
ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ፥ ሸዊት ከም ሰሙ።
ሸዊተይ ዝፈትወካ❤
ጀግና ሓውና ሰላም ጢኢና ትግራይ ሰብ አለዋ
እዙይ ሰብ እዩ ዘሳቅየኩም ዘሎ ቀሊልዩ ! ብሰንኪ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብኩም ኣምላኽ ከም በርቂ ክመታትረኩምዩ ርጉማት ኣምሓሩ
ሃሳስያ ሓደ ደርፉ
ሸዊት ጀግና
Shewit ናተይ ጀግና
ሽዊተይ ጅግና wedi Tigray👊👊💊💊💊
ሸዊተይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤❤❤
Our hope for Tigrai! Honest, dedicated, & selfless hero! Keep it up & we will bring TPLF devils & incompetent gang to justice!
ሸዊት❤ ሸዊት ህዝቢ ትግራይ ጀግና ወዲ ህዝቢ❤❤🌹🌹🌹
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤
ተጋዳላይ ሸዊት ብሉፅ ፅቡቅ ኣጋላልፃ❤
ዛልትብህጋ ትግራይ ክትጋሃድ ተስፋ ንገብር
ቃልስካ ውን ቃፅለሉ Thanks መዲ ካአ🙏
Very smart shewit ,Go ahead!
ይመችካ ,,,,ንሓሳብካ ደጋፊት እየ
ጀግና ወድህዝቢ እድመ ይሐብካ
Am tgrawi from Addis ababa This program the best voice for tgrawi like it !!! But 27 year tgrawi jealous for tgrawi I now them New generation much better think tanks God bless you 2 New generation
ስዊት ጎበዝ ጽቡቅ መንእስይ ምስ መሃሪ የውሃንስ ኮንታክት ግበር ክልትኩም ምምሣል አሎኩም ብቅአት ዘለዎ መንእስይ አጆካ።
ሸዊተይ ጅግና
እንካእ ብሰላም መፃካ ጀግና ትግራዋይ
Tigray needs this kind of people! Thank you
ታዓወት ወዲ ህዝቢ
ግዜ መንእሰያት'ዩ። ስልጣን በዓል እዚኦም ክሕዙዎ ይግባእ።
ሸዊተይ ጅግና❤
Wawwwww good speech bro
ጅግና
ሸዊትን ማሓሪ ዮሃንስን ሓቀኛ ኣድንቆን ፍትወትን ኣለኒ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤❤
1 seraki netigray zeblaeyu
You like this man and Mhary Youhannes because those people are stand against TPLF people and l condemn them and including you. Because you betrayed our leaders, the TPLF people.
ጅግና ወድ ህዝቢ❤❤
Brilliant young politician!
ጀግና ውደ ህዝብይ 💪💪💪❤❤❤
God help tigray.
ፅቡቅ እዩ ሓሳብካ ምሻጥ ንዝቢ ዓመፅ እዩ ሕማቅ::🔥🇻🇳🔥🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥
ጀግና ሓውና❤❤❤❤🙏🙏🙏
ኣንቱም ተጋሩ በጃኻትኩም እንዶ ግደፉ ሚስጥርኩም ንንፋስ ኣይትሃቡ እቲ ውግእን ኲናትንኮ ኣዕሪፉ እምበር ኣይተወደአን ብዛዕባ ዓፋር ዘውፀኦ ሚስጥር ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ ታይ እሁ ወሪዱና ብስሩ ኣብ ሚድያ መፂእና ሃለውለው ንብል
Nay behaqi mishaq sherafat yigbruwo alewu
ሸዊት ቢተው ኑፉዕ ብጣዕሚ ቀጽለሉ
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤lovely show thanks Medhin
Btami gobez mensey ❤
ምስ ጽሪቲ ጋዜጠኛ ሕዝባዊ መልሲ ካብ ሸዊት ።የቐንየለይ
ትግራይ ከማካ ዝበለ ሰብ ጥራሕእያ ትደሊ
ሸዊት በጣም ጎበዝ ነክ ይሄ አመለካከትክን በጣም ነው የወደድኩት በቃ አንድና አንድ ነገር ማስረከብ ነው የሚሻላቸው
You like this man because he stands against TPLF people and I condemn him and you.
@@arielasgedom3242łłłłł000000łlł000000000lł😅
Tegadalay kkkk Shefatu
Qetlbet jigna wedi hzbi
ሸዊት ጅግና
Betaemi besul Tesfa zelewo menesay
Wedi Jegna Zemen Zeyrseaka Nay zemena Jegna Wedi Bitew
Shewitet jegna ❤❤❤❤❤
Bravooooooo 👌👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏nisatkum ikum tigray tewsuwa
በርትዒ ቀፅልሉ
ሽዊተይ ፅብቆይ አንበሳይ ❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘክበረካን ❤❤ ግን ሓዳር አለካ ዶ ክረክበካ ይደልዪ እየ
ናተይ ኢዩ ቀዱመኪ❤😂😂
@@selamkonjo2623 ሃሃሃሃሃሃ ዳሕን ዋላ ንክልተና ንገብሮ🙄😂
wow shewitem memelise yfetweka aleku❤❤❤❤
Kemziom zbelu menaesey eya tdeli tigray ❤❤❤❤
ሸዊት ጀግና ቡርቱዕ
selam azeka bestulen meneseye ekamo ne adekum tegray adehenwn yebelkum.🎉🎉🎉🎉
Smart guy ❤❤❤
Shewit Bitew jegna😍😍😍👍👍👍
ወዲ ቢተው ከም አቡኡ ጀግና
waw bor❤
ሸዊት ብሓሳብ ንዘይተሰማመዐካ ሰብ ብሎክ ምግባር ግደፍ። እዚ ናይ ሰነፋት ናይ ሓሳብ ምፍራሕ ተግባር እዩ።
This what l have been saying. Those people like criticized people but when you criticize them, they don't like it. You should know that those people are dangerous.
ክልተ ብሉፃት
Son of hero is hero!!
Selam sisters
Hero
ንቶም መራሕቲ ምእራም ሓሳብ ምሃብ ፅቡቅ ዩ ግን ብጣዕሚ ምንሻው ፅቡቅ ኣይኮነን
ጅግናወዲ ትግራይ
We proud of you melsi drama show its very interesting and reality's and condition on time it was lovely gal tigray when she get killed it was devestating
ሸዊት ካብ ወፃኢ መፂኡ ንትግራይ ኢሉ ብምቅላሱ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቖን ዘኽብሮን፣ግን ፖለቲካዊ ብስለቱ ብዙሕ ዝተኣማመነሉ ኣይኮነን።ብዝኾነ ንቕድሚት ክብርትዕ ይመኽሮ።
ጁቡቲ ወፃኢ ድያ 😂😂
Btaam gobez hatatt gazetega medihin kexlilu
Smart guy 👏👏👏👍👍👍
❤️💛❤️💛❤️💛👍👍👍👍👍
Welcome Hero 🦸♀️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለምሕትት እዮ ♥️♥️♥️♥️🙏
ጎበዝ ኣነ ኤርትራዊ እየ ብሉጽ ትግራዋይ ኢለካ ኣለኹ ከምዚ ኣነ ዝሰምዑኻ ተጋሩ ይኹኑ ኤርትራውያን ካብዚ ቃላትካ ሕልና ቅንዕና ክማሀሩ ተስፋ ይገብር
ኣነ ብጣዕሚ ዝገርመኒሲ ፍልጠት ማለት እንታይ ማለት ምዃኑ ንክርዳእ ብጣዕሚ ተሸጊረ። ሕወሓት ንትግራይን ንህዝቢ ትግራይንሲ ካሊእ ተወሳኺ ኣማኢት ዓመታት ኣብ ሽግር ከይነብር ቅድሚ ትማሊ ዋሕስ ነይሩ ትማሊ ዋሕስ ነይሩ ፅባሕ ውን ከም ዝኸውን 100% እርግፀኛ እየ። ምናልባት ሰሪቆም፣ ኣውሽዮም፣ሀፍቲ ህዝቢ ኣባኺኖም፣ ደመወዝተኛታት ፎቕ ሰሪሖም፣ወዘተ ደካማ ጎኖም ነይሩ። እዛ ስርቂ፣ምውሻይ፣ሀብቲ ህዝቢ ምብኻን፣ደመወዝተኛ ፎቅ ምስራሕ ሕወሓት ጥራሕ እንተይኮነስ ካሊእ ውን ዝበኣሰ ከም ዝኾነ 150% እርግፀኛ እየ። ኣነ ሐዚ ገምት እንተትብሉኒ ኣብዛ ሀዚ ግዜ ተቓዋሚ እየ ዝብል ከምታ ዝተብሃለት 27 ዓመት ሙሉእ እናዘረፉ ንሕና ግን ኣይዘረፍናን ኣብ ፀልማት ነይርና እያ እትመስል። ብጣዕሚ ዝገረመኒ ዶሞ መለስ ሙሁር ኣይነበረን ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሽግር ዘእተወ ወዘተ ዝብል ኣተሓሳስባ ዘለዎ ትግራዋይ እዩ። ኣታ እንታይ እሞ ይገበር ጭንቅላታችሁ ከፍተን ሌላ ጭንቅላት ኣናስገባላችሁ። ልብ ገዝተን መስጠት ኣንችል። ኣነ ደጊመ ደጋጊመ ዝሓስቦን ዝናገሮን ሕወሓት ማለት መድሕን ዝደንቆረ ህዝቢ እዩ። መድሕን ድኻ ህዝቢ እዩ። መድሕን ሕልሞም ናብ ተግባር ንዝቕይሩ ሕልመኛታት እዩ።መድሕን ዝደንቆረት ሀገር እዩ።መድሕን ንኹሉ እዩ። ምናልባት ውሽጢ ንውጢ እንታይ ይግበር ነይሩ ዝፈልጦ ነገር የብለይን።ውሽጢ ንውሽጢ እትገብርዎ ዝነበርኩም ናይ ህልኽ ስራሕቲ ክህሉ ይኽእል እዩ። እቲ ዋና ናይ ህዝቢ ሕማም ድኽነትና ድንቁርና ግን ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ህዝቢ እንተዝምስክር ደስ ምበለኒ።
❤ መድህን❤ ክልቲኤኩም ዓይኒ ትግራይ።
Welcome
መድህን ሐብተይ ሸዊት ሐወይ፡
ወዲ ጅግና አብ ሜዳ ምስ ቡዙሐት ኤሪትራውይን ብፆቱ አበኻ ተፋሊጥካ
ክት ክትከውን ተስፋ ይገብር ።
ሕጂ ደምምፍሳ አድላይ ኢዩ ትብል ዶ?
ብሐንሳብ ስጋብ ኢትዮጵያ ብሕንሳብ ናፅነት ኢትዮጵ ያን ኤሪትራን
ተዐዊትኩም ብዙሕ ብፆት አቦካ ኤርትራውያ ትግራዎትን ዝተሰዉኡሉ ዳግማይ ደም ምፍሳ እንተይ አምፅኦ።
አብ ክንዲ ሐውነትን ሰላምን ካብ ፍቅሪ ግርብትና ሐሊፍኩም ውግእ ወዲ ውግእ እንታይ አምፅኦ።
ካብ ባሕርኩም አግማልኩ አስትይሉ ከምዚ ሕጂ ደንቆሮ ቖልዐ አብይ መራሒ ዝጠፈሺ ባሕሪ ናተይ ብሐይሊ ይግባአኒ እዩ ኢልካ ዐፈርፈር ምባል ነቶም መስዋእቶምን ደሞም ዘፍሰሱ መስረታውያን ውድብ ኩቡራት ወያነ ምሕታት ናይ ለባማት ተግባራዊ ሕቶ መልሲ ትረክብሉ ፅብቅ ነይሩ የሕዋተይ።
ሚካኤል ሃገር ጀአን ክብረት ይሃብኩም።❤❤
Abueu Bitew Belay Eko Hiwahat zikehade bizban siwat natebehale Akeba regitsu ziwetse afengach eyu. Wedu kaa nay abueu eyu zidegim zelo.
ብጣዕሚ ዝገርመኒሲ ፍልጠት ማለት እንታይ ማለት ምዃኑ ንክርዳእ ብጣዕሚ ተሸጊረ። ሕወሓት ንትግራይን ንህዝቢ ትግራይንሲ ካሊእ ተወሳኺ ኣማኢት ዓመታት ኣብ ሽግር ከይነብር ቅድሚ ትማሊ ዋሕስ ነይሩ ትማሊ ዋሕስ ነይሩ ፅባሕ ውን ከም ዝኸውን 100% እርግፀኛ እየ። ምናልባት ሰሪቆም፣ ኣውሽዮም፣ሀፍቲ ህዝቢ ኣባኺኖም፣ ደመወዝተኛታት ፎቕ ሰሪሖም፣ወዘተ ደካማ ጎኖም ነይሩ። እዛ ስርቂ፣ምውሻይ፣ሀብቲ ህዝቢ ምብኻን፣ደመወዝተኛ ፎቅ ምስራሕ ሕወሓት ጥራሕ እንተይኮነስ ካሊእ ውን ዝበኣሰ ከም ዝኾነ 150% እርግፀኛ እየ። ኣነ ሐዚ ገምት እንተትብሉኒ ኣብዛ ሀዚ ግዜ ተቓዋሚ እየ ዝብል ከምታ ዝተብሃለት 27 ዓመት ሙሉእ እናዘረፉ ንሕና ግን ኣይዘረፍናን ኣብ ፀልማት ነይርና እያ እትመስል። ብጣዕሚ ዝገረመኒ ዶሞ መለስ ሙሁር ኣይነበረን ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሽግር ዘእተወ ወዘተ ዝብል ኣተሓሳስባ ዘለዎ ትግራዋይ እዩ። ኣታ እንታይ እሞ ይገበር ጭንቅላታችሁ ከፍተን ሌላ ጭንቅላት ኣናስገባላችሁ። ልብ ገዝተን መስጠት ኣንችል። ኣነ ደጊመ ደጋጊመ ዝሓስቦን ዝናገሮን ሕወሓት ማለት መድሕን ዝደንቆረ ህዝቢ እዩ። መድሕን ድኻ ህዝቢ እዩ። መድሕን ሕልሞም ናብ ተግባር ንዝቕይሩ ሕልመኛታት እዩ።መድሕን ዝደንቆረት ሀገር እዩ።መድሕን ንኹሉ እዩ። ምናልባት ውሽጢ ንውጢ እንታይ ይግበር ነይሩ ዝፈልጦ ነገር የብለይን።ውሽጢ ንውሽጢ እትገብርዎ ዝነበርኩም ናይ ህልኽ ስራሕቲ ክህሉ ይኽእል እዩ። እቲ ዋና ናይ ህዝቢ ሕማም ድኽነትና ድንቁርና ግን ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ህዝቢ እንተዝምስክር ደስ ምበለኒ።
🙏🙏👍
ሸዊታ ብሉፅ
TPLF started as LIBERATION movement, 49 years ago-ruled Ethiopia for 27 years - ruled Tigray exclusive after Mengistu pulled his troops, in 1989-so what are they liberating now?
መድህን ቅጭን ወይ ቅዱመትኪ ሽዊት ዓድምዮ ክብል እንሓሰብኩ ለካ አዋጊዕኪ ኢኪ