ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ታሽዓይ ክፋል || PART 9

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 148

  • @yodit1991
    @yodit1991 8 місяців тому +7

    ኣየ ጅግንነት ትብዓት ድፍረት፣ እንቋዕ ውዕሎ ጀጋኑ ክትገልጽ ኣብቀዐካ፣ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ መወዳድርቲ ዘይብሉ ታሪኽ ጅግንነት፣ ዋርሳይ ፋርስ ቀጽሎ ኩሎም ክቐርቡ ሓደራ ሓደራ።❤❤❤❤

  • @fuzumghebrehiwot2943
    @fuzumghebrehiwot2943 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ዕድመ ይሃብኩም ጀጋኑ አያታትና።

  • @abduhussien596
    @abduhussien596 8 місяців тому +28

    ነዚ ኸንዲ ግዛዕ ዝኸውን ታሪኸ ሲ 30 ደቒቕ ኣብ ሰሙን ፣ ኑዑ እባ ሰብ ኩኑ እዋእ

    • @nakurayagheli1846
      @nakurayagheli1846 8 місяців тому +5

      ኣይገርመካን ዘይሰምዑ ኻኣ'ባ፥ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቪድዮ ከምኡ ኢለ ርእይቶ ሂበ ባዓል ሳሚ፥ ናይ ኤርትራ ታርኽ ከይውዳእ ዝፈርሑ'ዮም ዝመስሉ።
      ሳኣን ጉያ ጉያ ኢልካ ታሪኽ ምዕቃብሲ ከም ዑቁብ በብ20 - 30 ደቒቅ ያኣይ ጂሆ ክሕዘና ደልዩ ከም ተኻታታሊት ፊልም ኳና ክክክክክክክክክ።

    • @henokhiyabu9981
      @henokhiyabu9981 8 місяців тому +3

      ጽብቅ ተጀሚሩ ኣሎ፡እንተ እቲ ሕንድ ምሓዝ ናትና ስራሕን ግደን እዩ።መጽሓፍ ክጻሓፍ ኣለዋ ግን ይብል።

  • @mohammedahmed9966
    @mohammedahmed9966 6 місяців тому +1

    ኢዚ ናይ መዋዳእታ ጅግና ሃገራዊ ኢዚ ኩሉ ታርኽ ናይ በሓቂ ኣድኒቅናካ

  • @henokefrem5021
    @henokefrem5021 8 місяців тому +5

    ስብኣይ እንተበልኩካስ ይንእስካ ጅግና ኣቦና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @senaithagos6045
    @senaithagos6045 7 місяців тому +1

    እዋይ ጅግንነት ንክትሰምዖ ጥራይ ራዕዲ ይሕዘካ ሰብ ኮይኑ እዚ ኩሉ ማዓንጣ ዉጺኢት እዚ እዮ ሕምረት ናጽነትና ክበረልና ንበረልና ኩቡር አቦና 🙏❤️🙏🇪🇷❤️🙏

  • @brhaneghebrab5716
    @brhaneghebrab5716 8 місяців тому

    ዋውውውው ኩቡር ሓርበኛ ጀነርል አብራሃለይ። ጎይታ ታሪኽ. ጅግና ግ. ደቀምሓረ አዛዚ ክ/ስ 16.ነበር። ኩሉ ጅግንነትኻን ናይ ቡጾትኻካን ታሪኽ ገድሊ ይበል አገላልጻ። ናይ አስመራ ስርሒት ጎይታ ታርክ። ወትሩ ተዘካሪ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንእትገብርዎ ዘለኩም ታርክ ምስናድ ብልቢ የመስግን።❤❤❤❤❤

  • @meharigoitom4495
    @meharigoitom4495 8 місяців тому +11

    ብጣዕሚ ትጋገዩ ኣለኩም ምስ ክብርን መዓርግን ዘይከይድ ናይ ግዜ ሕጽረት ንተዓዛባይን ነቲ ተራካይን ዘየክብር:እንድሕር ንኣታዊ ጥራይ ትሓስቡ ኣለኩም ትጋገዩ ኣለኩም :ክልተ ሰሙን ተጸቢካ 22 ደቂቅ ክትሓፍርሉ ጥራይ እዩ ዘለኩም ኣዳለውቲ:እዚ ዓቢ ታሪክ እዩ::

  • @gegerbashay719
    @gegerbashay719 8 місяців тому +1

    የቀኔልና ጀረናል ስለ ኩሉ ውዕለትካ ❤❤❤
    ታሪክና ክስነድ ሰለ ዝገበርኩም ድማ ሆርዳታ ነመስግነኩም እንበር ጀጋኑናስ ታሪክና ሒዞሞ ይከዱ ኣለዉ❤❤❤

  • @erifreeone8083
    @erifreeone8083 8 місяців тому +4

    Amazing experiences of B/ General Abrahaley Kifle. EPLF was really in deed the continuation of the true ELF heroic freedom fighters, may God bless you all❤🇪🇷🙏😍

  • @Teklinoo
    @Teklinoo 8 місяців тому +2

    ኣቤት ጅግንነት ሕጹብ መዓንጣ 💪 ብመልክዕ መጽሓፍ ክስነድ ተስፋ ይገብር🙏❤

  • @jaynjonas
    @jaynjonas 8 місяців тому +7

    ሰላማት ጅግና ብርጋዴር ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ
    ስዉእ ፈዳይን ፍስሓየ ሰሎሞን ንኣደይ ወዲ ሓወቦኣ ኢዩ። ኣነ ቅድሚ ዕግርግር ኣስመራ ካልኣይ ክፍሊ እንዳተማሃርኩ እንከሎኹ ንሕዝባዊ ሓይልታት ኣብ ርእሲ ዓዲ ኣብ ዝቀላቐልሉ ዝነበረ እዋን ብኣጋጣሚ ምስ መተዓቢተይ ደቂ ገዛውተይ ንረኽቦም። ኣብ ርእሲ ዓዲ ወዲቦምና ክሳብ 1976 ነዛ ኹላ ዝዓበኹላ ገዛውተይ ፓምፍሌት ይብትነላ ኔረ። ካብኡ ዝጎበዝኩ ኮይኑ ስለዝተሰማዓኒ ኣብ መወዳእታ 1976 ንሓደ ተጋዳላይ ከም ዝመስለኒ ፍስሓየ ኣፍሮ ወይ ድማ ዓለም ኣፍሮ ዝባሃል ክንጋደል ምስበልናዩ ንዓኹም መውዓሊ ሕጻናት ስለዝይብልና ናይ ከተማ ንጥፈታትኩም ብዝሓየለ መንግዲ ቀጽልዎ ምስ በለና።ምስኩሎም ደቂ ገዛውተይ ካብ ሕዝባዊ ሓይልታት ሓኪልና ኣብ 1977 ናብ ተ.ሓ.ኤ ተሰሊፍና። ጌጋ ይኽልኣለይ ድኣምበር ኣብ ጸዓዘጋ ሪኤካ ኔረ። ቅድሚ ምስላፈይ ምስ ፈዳይን ተሓኤ ጥቡቕ ዝኾነ ርክብ ኔሩኒ። ንሳቶም ድማ ስዉእ ፍስሓየ ሰሎሞን፥ስዉእ ወዲ ዓዋተ፣ስዉእ ወዲ ማኣዛ፥ስዉእ ሓረጎት፥ወዲ ኻስማይ፡ስዉኣ ዓብለሎም፥ስውእቲ ሃንሱ፡ኢብራሂም ቅጠላ ቅጠል፡ወዘነት፡ወይኒ፡ሓርበኛ ማማ ሃንሱ ከባቢ ሲነማ ክሮቾሮሳ ሓብሓቢት ፈዳይን ዝነበረት ወዘተ። ሓንቲ ክሓተካ ዝደሊ ሓደ ግዜ ስውእ ወዲ ዓዋተ ሓንቲ ስርሒት ኣብ ውሽጢ ፎርቶ ስለዘላ ንስኻ ነቲ ናይ ወታሃደር ልባስ ወድዩ ዘሎ ፈዳይን ኣብ ውሽጢ እታ ጂፕ መኪና ተሰካም በጊዕ ኮይንካ ክትኣቱ ኢኻ።እቲ ብጻይና ነታ ስርሒት ምስ ፈጸማ ንስኻ ነታ በጊዕ በቲ ትሕቲ ፎርቶ መንበሪ ናይ ፖላይስ ከም ትበርር ግበራ ኢኻ።ነታ በጊዕ ትመልስ ኣምሲልካ ተምልጥ ይብለኒ። ኣብ ውሽቲ ፎርቶ ምስ ኣተና ነታ ጂፕ መኪና ካብቲ ናይቲ ዝእለ ሰብ ኣርሕቕ ኣቢሉ ጠጠው የብላ። ናብታ ገዛ ናይቲ ዝእለ ሰብ ምስ በጻሓን ሓንቲ ጓል ኣነስተይቲ ኣብ ፍርቂ 30ታት ዝነበረት ነጸላ ኣልዕላ ካብቲ ገዛ ትቡቀጽ። እቲ ፈዳይን ናብቲ ገዛ ምስ ኣተወ ድሚጺ ቶኽሲ ይኹን ድምጺ ባእሲ ኣይሰማዕኩን። ካብኡ እቲ ፈዳይን መን ስምካ ምስ በለኒ ሱሌማን ዓብደልማልክ ቓስም ይብሎ።ንሱ ድማ ኣነ እንተ በላይ እንተ ወዲ በላይ ይብለኒ። ኣነ ሓልዮት ሒዙኒ ነታ በጊዕ ብገመድ ወጢጠ ናብ ክሮቾ ሮሳ ናብ ሓርበኛ ማም ሃንሱ የብጽሓ።ነዛ ናይ ፎርቶ ስርሕቲ ዓበይቲ ኣያታተይ ከምዚ ከማኻ እንተሓተተኩ ዝምልሰለይ ስኢነ። ገሊኦም ድማ ምናልባት ናይ ሕግሓኤ ስርሒት ትኸውን ይብሉኒ። ብርጋዴ ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ኣብ ምሕራር ኤርትራ ብዝገበርካዮ ኣበርክቶ ካብ ማዓሙቕ ልበይ የመስግነካ። እንኳዕ ግዜኻ ከም ሕሩይ ትፋእ ወያኔ እንዳኣልመጽካ ኣየሕለፍካዮን። ኣጆኻ ተርኸልና ድኣ ነዞም ታሪኽ ዝጉዕጽጹ ትምህርቲ መታን ክኾኖም።

    • @eriasmara4218
      @eriasmara4218 6 місяців тому +1

      ንስካውን ፡ ጀግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @robelyws
    @robelyws 8 місяців тому +4

    Thank you for bringing us these videos with the great Brigadier General Abrehaley! We should hear our history from the heroes who have written it through their actions!

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 8 місяців тому

    አዚ ታሪኽ ጀጋኑስ ከምዚ ትማሊ ዘተፍጸመ ከይ ረሰዕ ክዕልል ኩሎ ብጣዕሚ ተድንቆ ዘይ ድግሙ ቡሉጻት ሰባት። ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ፈጣሪ፡

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 8 місяців тому +4

    እንካዕ ብዳሓን መጻኣኩም

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief 8 місяців тому +2

    Welcome ❤deqi rimey 🇪🇷❤️💯🥇👑👏💪✅🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💯🥇 ግዜ ብጣዕሚ ሓጺር እሞ ክኣ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ እዚ ታሪኽ ኢዩ ብኸምዚ ክቀርብ ከምኡ ክኸውን ኣይግብኦን ሕሰብሉ ንምንታይ ኣይርድኣንን

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 7 місяців тому

    Bless to our Heroes and martiers.

  • @zewdifesshay7081
    @zewdifesshay7081 8 місяців тому

    God blees Eritrea ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪🇪🇷🇪🇷

  • @tsegunor5862
    @tsegunor5862 8 місяців тому +1

    Paa Mara tenguyuna alkum beunt , Edmen tenan yehabka Abrhaley Halafina Neber teum Seb 🇪🇷❣️🇪🇷🤝💪

  • @tekhlehaimanotgebre5447
    @tekhlehaimanotgebre5447 8 місяців тому +3

    ኣየ ታሪኽ ኣየ ጅግንነት በጃኹም ቀጻሊ ግበርዎ
    ታሪኽ ኣያታትናን ኣቦታትናን ክስነድ ኣለዎ እንተወሓደ ኣብ ሰሙንክክልተ ሰለስተ ግበርዊ

  • @NardosTsegai
    @NardosTsegai 6 місяців тому

    Eritrawyan kuber mennet 🇪🇷❤️

  • @efremmebrahtu5830
    @efremmebrahtu5830 8 місяців тому +2

    🇪🇷የቐንየልና ጀነራል 🇪🇷

  • @wedidenden
    @wedidenden 8 місяців тому

    M.G. Abrhaley is a fearless gallantry and a man of values and principles.
    A huge thanks to you and all your comrades for the sacrifices you made to liberate our beloved country, Eritrea 🇪🇷 🎉🎉🎉🎉.
    As for Huruy, he has not changed nor learnt from his mistakes. Huruy loves a murky business!

  • @danielghebremichael2969
    @danielghebremichael2969 8 місяців тому

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብን ሰሓቢ ታሪኽን:ከም ርኢቶ ግን ካብ ነናይ 00:30(ፍርቂ ሰዓት) ጌርኩም ንነዊሕ ክፋላት ምቕራብ ናይ ሰዓት ጌርኩም ተተቅርብዎ ዝያዳ ሰሓቢ ምኾነ ብዝኾነ ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷::

  • @kebekebarino6103
    @kebekebarino6103 8 місяців тому

    Thank you for sharing this from our hero

  • @mehreteabghenrekidan5357
    @mehreteabghenrekidan5357 8 місяців тому +1

    ኣየ ጅግንነት❤🎉

  • @nasserahmed6758
    @nasserahmed6758 8 місяців тому

    Welcome back Hordata TV Aberahaley Gegna God bless you.

  • @GLiLo-m5c
    @GLiLo-m5c 6 місяців тому

    Abza nay Huruy tela bayru kiamneka ashergiruni alo .
    Nezom abzi gize ezi nezi zelo sireat ziqawemuwo zelewu jeganu abotatna ketetselimon zeleka koynu tesemieni

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 8 місяців тому

    👋👋👍👍
    ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጽን መደብን ንድሕሪት ተመሊሱ ብምግላጹ፤ ማለት ዝርዝራዊ መግለጺ ናይ ዝሓለፈ/ፎ ብድሆታትን ሕልኽላኻትን፣ ጥራይ ኣብ መደቡ እካ ይህሉ ይኸውን ኣብ መጽሓፍ ግን እንተ ዝስነድ ሞ፤ ናይ ዝተሓልፈ ሕልኽላኻት ናብ ዝመጽእ ወለዶ ምሓለፈ/ ወይ ምተሳጋገረ። ብዝተረፈ ክቡር ብ.ጀ. ኣብርሃለይ ክ. ብሓቂ ትብዓትን ጅግንነት ኢኻ ሰሪሕካ ምስ ብጾትካ ኣየ ሓሞት ኣየ ምትዕጽጻፍ ዝገበርካዮ ንስለ ናጽነት እሞ ከኣ ኣብ ቱሽትሽ ጸላኢ ኮንካ። ከምኡ ውን ቲ ኣብ ኮሮኮንን ድሒሩ ዝተሓልፈ ከምዚ ኢልካ ከተዘንትወሉ በቓዕካ ብምባል ከስምረሉ ኣዝዩ ባህታ ይስመዓኒ ብዝኾነ 🙏🙏💐💐💐 ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SMOOVExNOOB
    @SMOOVExNOOB 7 місяців тому +1

    🇪🇷💯❤️❤️🇪🇷

  • @isaacabraha9481
    @isaacabraha9481 8 місяців тому +1

    ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ ።ቀጽልዎ ከምዚ ዐይነት መደባት።

  • @zeraibahlibi9896
    @zeraibahlibi9896 8 місяців тому +1

    ናይ ብሓቂ ረዚን ታሪኽ ትዝክር ወዲ ሓራም ብዝኾነ እታ ብሃንቀውታ እንጽበያ
    ካብ ብህሎ ውዕሎ ስለዝኾነ ዘገርም ጭደድ ስነሓሳብን ጉዕዞን ኤርትራ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሕጅውን ብዙሕ እንጽበየካ ባሕሪ ታሪኽ ኢኻሞ ሃየ ግዜ ከየርከበ ታሪካ ኣረክበና
    ካልእ ዓቢ ነቐፌታ ብዛዕባ ሕጽረት ግዜ እዩ
    እዚ ዝመስል ታሪኽ ብ20ደቂቕ ምቁራጽ ኣይግድን ደጊምኩም ሕሰብሉ
    ካብቲ ኣታዊ እትጽበይዎ እቲ ታሪኽ ይዓቢ
    ሓደራኹም 1 ስዓት ክትገብርዎ ብትሕትና ይሓትት
    ምኽንያቱ ታሪኽ ይብተኻና ኣሎ

  • @eriasmara4218
    @eriasmara4218 6 місяців тому

    ጀ ነራል ፡ ጀግና ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zewdifesshay7081
    @zewdifesshay7081 8 місяців тому

    Jegnuna yesss ❤🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 8 місяців тому

    Thank you.

  • @sabawelday6434
    @sabawelday6434 8 місяців тому

    Meditation so wonderful to late please come quickly

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 8 місяців тому

    Welcome deki Eria jeganu

  • @tesfalemtekelmkal
    @tesfalemtekelmkal 8 місяців тому

    PlS tehixirwo alkume big story so geza yehxir alo kame reto entzwisaki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berherussom976
    @berherussom976 8 місяців тому

    Kbret yehabelna kbur Abona edmen tiena yhabkum kesali ktigebrelna mdelena

  • @tsehayetekeste6753
    @tsehayetekeste6753 8 місяців тому +1

    Enqae bselam mexakum iti zeydgem jignnetkum edmen tinanan yhabkum

  • @naebtewelde499
    @naebtewelde499 8 місяців тому +2

    እዚ ከምዚ ዓነት ቃለምሕታት ክቅጽል ኣለዎ እዞም መብዛሓኦም መንስያት ኤርትራ ኣብ ደገ ዘለው ብንእሶም ስለ ዝወጹ ዓብይ ትምህርቲ ኢዪ በጃኩም ቀጽልዎ እቲ ተቅርብዎ ክፋላት ድማ እንዳ ራሓቀ ደቂ ኤርይይ ❤❤❤❤

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 8 місяців тому +1

    Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷

  • @l678pursle
    @l678pursle 8 місяців тому

    ኣቤት ጅግንነት

  • @tesfainegash9846
    @tesfainegash9846 8 місяців тому +3

    እዚ ኩሉ ጅግንነት እንዳሰራሕካ ብ ኣብ በቕሊ ተጻዒኑ (ሰሪሩ) ዝኸይድ ክትእሰር ዘስደምም እዩ።

    • @erifreeone8083
      @erifreeone8083 8 місяців тому +1

      No wonder Huruy Tedla Bairu ended up to be a loser feudal with in the ELF!

  • @teklia3701
    @teklia3701 8 місяців тому

    Dengikumna mesleni😍😍

  • @amanuelhabtayeyenumberone1581
    @amanuelhabtayeyenumberone1581 8 місяців тому +1

    Jigna General 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hiab5055
    @hiab5055 8 місяців тому

    You are a hero and educated general.

  • @Sami-jj7rn
    @Sami-jj7rn 8 місяців тому

    ❤❤ tednguyuna alkum gn

  • @shunumii7214
    @shunumii7214 8 місяців тому

    ብሃንቀውታ ንጽበያ መደብ ከላስ ብሰንኪ ምሕጻራ ከምዛ ኣብ ስሚዒት ከለኻ ምኹላፍ ትኾነና ኣላሞ በጃኻ ብውሕዱ ሓደ ሰዓት ግበራ።

  • @romayabraham8737
    @romayabraham8737 8 місяців тому

    Welcome back ክቡር ሓርበኛ ጀነራል።

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 7 місяців тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @MsgnnaWeldeyesus
    @MsgnnaWeldeyesus 8 місяців тому +1

    What's this ? Please add some time.Incredibly huge historical accounts.May God bless you general.

  • @berakiweldegergish8202
    @berakiweldegergish8202 8 місяців тому

    Thanks general

  • @fekedetesfay6745
    @fekedetesfay6745 8 місяців тому

    Good job,memory 💯,

  • @okubazgiherteferi-abai4591
    @okubazgiherteferi-abai4591 8 місяців тому

    Welcome jigna jeganu

  • @FikreTareke
    @FikreTareke 8 місяців тому

    ኣየታሪክ ጅግንነ ኣቦታትና ደሪስካዮ ዘይውዳ ሃየ በሉ ጸሃፍቲ ናብ ነአኡስ ወለዶ ኣማሃላልፍዎ

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 8 місяців тому

    ቴንኪው ሆርዳታ ክንጽበያ ቀኒና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️

  • @alexbrhin2145
    @alexbrhin2145 8 місяців тому

    Well come ❤❤❤

  • @tefeybeyene5789
    @tefeybeyene5789 8 місяців тому

    ጉዳም ታሪክ ሓዘል ዕላል ቀጽል።

  • @SuleimanYassin-v3d
    @SuleimanYassin-v3d 8 місяців тому +2

    30 ደቂቅ ብጣዕሚ ሓጺሩ

  • @Ama-pq3tx
    @Ama-pq3tx 8 місяців тому +1

    🏆🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆🏆መጀመርያ የቀኔልና ክቡር ጀነራል
    ዋና ቻነል ግዜ ኣይትብቀቅ ተወሓደ 40 ደቂቅ

  • @natnaelokgbaldet4064
    @natnaelokgbaldet4064 8 місяців тому

    B tami xibuk medeb u ezom Arkansas gedli b hiwet kelowu tarik misnadkum xibuk tebegso u gn gzie tehxiro akoka neti semae eti tarik wey wahzi zanta keteasasro kibd ebl u ezi malet kea meliektka bgbue key half wey tihbo astemhro ykun zata, tarik, elamiu b gbue key harm ekil u
    Bkakie wegen wn niska mis gzie kitkadadem geganu seb tarik key kedu nab kakie srahka misgar wn hagazi mikone ymesleni ajokum kexilwo thanks

  • @kobromberachi5944
    @kobromberachi5944 8 місяців тому

    Tdinguyu alekum

  • @AboIkram182
    @AboIkram182 8 місяців тому

    ❤❤❤

  • @danielmihreteab2518
    @danielmihreteab2518 8 місяців тому +1

    Please you guys are delaying to release the video we have been waiting for long

  • @redseacamels3582
    @redseacamels3582 8 місяців тому

    Haxiru, በጃኹም'ባ ግደፉ ታሪኽ ኣይትብተኹ። ጀነራል ዕድመኻ መዋእል ይኹን

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 8 місяців тому

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷።

  • @samsontewelde-y5b
    @samsontewelde-y5b 8 місяців тому

    tewet ❤❤❤❤

  • @mikaleyosef9157
    @mikaleyosef9157 8 місяців тому

    Baba aberehalye tegreme sebe ika

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 8 місяців тому +2

    እቲ ታሪክ ዘይኮነስ እቲ ዝክሪ።ታሪክ ብዘይ ዝክሪ ባዶ እዩ።ታሪክ እንተዘይተሰነደ ጽውጽዋይ ይክውን።ታሪክ ኤርትራዊያን ግን ኣይተጸወየን።ቅልጥፍ ንበል።

  • @bereketsaare7283
    @bereketsaare7283 8 місяців тому

    ትንተና ታሪኽ ኩሉ ጽቡቅ ከሎ, ኣብ ክንዲ ወዲ ገረመስቀል ምባል ተኽልኣብ እንተትብሎ ምጸበቀ

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689 8 місяців тому

    Welcome deneral

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 5 місяців тому

    ኣብርሃለይ ክፍለ፣ ፍሉጥ ቶኾኽ ቶኾኽ ዝብል ሓሳውን ቀንጻልን እዩ። ሕጂ እውን ንመን ክልክም እዩ ኣምላኽ እዩ ዋንኡ። እዚ ርጉም ቀንጻሊ እዩ።

  • @habenabrha4995
    @habenabrha4995 8 місяців тому

    Please aytdenguyuna and tarikna bkemzi knfelto tgebruwo zelekum nemesgn

  • @AboIkram182
    @AboIkram182 8 місяців тому +1

    ጻባ ዝኾነ ዘይሙኖ ታሪኽ

  • @mussieawate2749
    @mussieawate2749 8 місяців тому

    👍🙏🏿❤️

  • @entamogos4107
    @entamogos4107 8 місяців тому +1

    ከምዚ ዓይነት ታሪክ ኤርትራውያን ክዝንቶ አለዎ ታሪክ እዩ ገዝምና በጃኩም

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot4667 8 місяців тому

    እቲ ዝገርም ንሕሩይ ተድላ ጀብሃ ንምንታይ ጸይራቶ ትጕዓዝ ኔራ፧ ከቢድ መስፍናውነትን ክሳብ ሎሚ ዘይገድፎ ክፍኣት ዝወሓጦ፡ ዘይረብሕ ሰብ እዩ። ኣብ ገድሊ ብበቕሊ እናተጐዓዘን ጎይታ ኰይኑ እዩ ኣሕሊፍዎ።

  • @SaronNatey-zj7ci
    @SaronNatey-zj7ci 8 місяців тому

    Haxirna please 🙏 gzue

  • @zewdifesshay7081
    @zewdifesshay7081 8 місяців тому

    Jegna abona edemen tiene yehabka ❤🇪🇷🥰🥰👍❤️❤️💪❤️👍👍🥰🇪🇷🥰🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teamrgomida7834
    @teamrgomida7834 8 місяців тому +1

    ጽንዓትካ ነጻ ኤርትራ ፈጢሩ። ጂግና ኢኻ!

    • @henokhiyabu9981
      @henokhiyabu9981 8 місяців тому

      መትከል ከቢድ እዩ፡መሰረቱ ግን ዕላማ እዩ።

  • @hadishanan695
    @hadishanan695 8 місяців тому

    ezom tegdelti nay jebhas tehabiom eyom zehamyu heji dea abzi enterviwe comont zey hebu neabenet hedray fesha okbay tsesfay wedi gangil semera feshaye bezuhat nezi meflas yeweksuwo neyrom

  • @sielughebreweld5497
    @sielughebreweld5497 8 місяців тому

    Yekenyelna sle ati kbur tarik Brgader General Abrhaley.
    Yehxirkmo gn

  • @abdulahi8301
    @abdulahi8301 8 місяців тому +1

    ኣመና ትዱንጉዩ ኣመና ኸኣ ተሕጽርዎ ንምንታይ

  • @yosberaki340
    @yosberaki340 8 місяців тому

    ክቡር ጀነራል ኣብርሃለይ እንኴዕ ብሂወት ኣሎኻ ሳላ ዘሎኻ ንኹሉ እንተታት ዝበሃልን ዘኹርዕ ኤርትራዊ ጅግንነትካን ብጾትካን ክተዘንቱ ኣብቑዓካ።
    ኣዳለውቲ መደብ ኣዝዩ ዝነኣድ መደብ ቀጽልዎ ሰንዱዎ።

  • @solmon2364
    @solmon2364 8 місяців тому

    በጃኩም ባ ዓገብ እዚ ዓቢ ታኣሪክ 30 ደቂቅ ወስኩሉ

  • @amanuellayne4569
    @amanuellayne4569 8 місяців тому

    ሰላም ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ምሉእ ጥዕና እንዳተምውነኩ ንምታዩ ኢኩም እቲ ግዜ ተሕጽርዎ ዘለኩም ? እዚ ዓቢ ታሪክ ኣብ 20 ደቂቅ ግን ንኣታዊ ድዩ ዋላ ሰብ ክማሃረሉ ንምታዩ ኮምኡ ዝከውን ዘሎ ኣብ ኩሉ ቭድዮታት ኣብዚ ሆርዳታ ዝቀርብ መደባት ኣብ ቃጻሊ ኣሰተካኪልክሞ ክትቀርቡ ይላቦ ወዳሓንኩም❤

  • @isakkesete5505
    @isakkesete5505 8 місяців тому

    ኣየ ጅግንነት አርትራውያን ኣደ ወሊዳ ኣብ ብርገድ44 ብሓንሳብ ነርና

  • @Eritrea_91
    @Eritrea_91 8 місяців тому

    ተጀምሩና ስ ኣለኹም ተወዱእና ዲኹም ኣይትደንጉይና

  • @DanielMekonen-j3p
    @DanielMekonen-j3p 8 місяців тому

    ኣታ በጃኩም እዚ ከምዚ ኢንተርቪው ቀጽልዎ ሰራሕቱ ጀጋኑ ጀነራላትና ኣቦታትና ኣብ መትከሎም ኣብ ዓዶም ከለው ብወረ ዝሰምዕዎ ነቲ ውዕለት ከዘንትውን ክሕስውን ክትሪእን ክትሰምዕን ከለካ ክንደይ እዩ ዘሐመካ በጃኩም ነዘሎም ኣርካናት ገድሊ ብሂወት ከለው ብከምዚ መልክዕ ኣቅርቡልና ነዘም ተሪፎም ዘለው ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ኩቡር ጅግና ጀነራል

  • @samueldebas5826
    @samueldebas5826 8 місяців тому

    Wey zigerm tarikh, Amlakh edime yihbkum.

  • @GisilasemeashoAkberom
    @GisilasemeashoAkberom 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 8 місяців тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @teklaygebremariam4168
    @teklaygebremariam4168 6 місяців тому

    ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ንጉጅለ 15 ኣሕሊፉ ዝ ሃበ ቅድሚኡ እውን ብጾቱ ኣሕሊፉ ናይ ምሃብ ታሪኽ ዘለዎ ንኣብነት ብ1990 ዓ/ም 'መራሒ ብርጌድ ኣብዱራሕማን ሓሽም(ወዲ ሓሽም ወዲ ባፅዕ) ድሕሪ ምሕራር ባፅዕ ብስርሒት ፈንቅል ንምንታይ ተቐቲሉ ኣብርሃለይ ክፍለ ዉጩን እንታይ እጃም ነይርዎም ኣብ መቕተልቱ ኢልኩም ሕተቱ

  • @weldinomihretaeb5611
    @weldinomihretaeb5611 8 місяців тому

    ኣዝዩ መሳጢ ታሪኽ ፡ እንታይ ዓይነት ጅግንነት ኔይሩ እቶም ኣብቲ እዋን መንእሰያት ዝነበሩ ፡ርእሰ ምትእምማንን ፡ጽኑዕ መትከልን ሰብ ዕላማ ብምንባሮም
    " ዘይድገሙ መንእሰያት ሓምሳታት ሱሳታት " እንተበልክዎም ዝንእሶም ኣይመስለንን "
    ከም ርእይቶ እቲ ዝቐርብ ዘሎ፡ኣዝዩ ሓጺር ብምኻኑ ።ዝካኣል እንተኮይኑ ናይ ሓደ ሳዓት እንተ ዝከውን ፡ዝያዳ ንክንሰምዖን ከነሰተማቕሮን ዕግበት ምሃበ ዝብል ርእይቶ ኣሎኒ ።
    ንኩሎም ናጽነት ዘምጽኡን ልኡላውነት ንምምጻእ ሂወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታትና ንዘልኣለም ክበሩ ፡ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና !!!

  • @isaacabraha9481
    @isaacabraha9481 8 місяців тому

    ❤🇪🇷👍🐪

  • @sweeteseyas1175
    @sweeteseyas1175 8 місяців тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤💪💪💪💪🙏🙏🙏

  • @filmonmehari3823
    @filmonmehari3823 8 місяців тому

    Tarik u ezi business aykonen wela nay seat geberulna please

  • @semharinvestment1183
    @semharinvestment1183 8 місяців тому

    BITAEMI.XUBUQ
    HARBENA ABONA B.GENERAL
    HANTI HUTO ALATINI
    BIZAEBA AB DANDERE GENET MENDEFERA ZITESEWEIA MOHAMMEDBIRHAN NEGASH
    PLZ PLZ

  • @abkwnnetemen6341
    @abkwnnetemen6341 8 місяців тому

    Jigna hagena muqulul General.