Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እግዚኣቤሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓወይ🙏🙏🙏
እዛ መዝሙር እዚኣ ሰሚዐ ከይነባዕኩ ዝሓለፍኩዋ ማዓልቲ የልቦን😭😭😭😭 እቲ ኩሉ ሓጥያታተይ ተዘክረኒ ኣዝየ ንኽጭነቕ ትገብረኒ ጭንቕ ፅብብ ፅልምት ይብለኒ ኩሉ ግብርታተይ ካብ ናብ ኣምላኽ ናብ ዲያብሎስ ዝቐረበ ኮይኑ ይፀንሓኒ ሕርቕቕቕቕ ይብል💔😭 ዳሓር ካዓ ቁሩብ ትድብሰኒ እቲ ዘይውዳኣ ምሕረት ኣምላኽ ካዓ ተዘክረኒ🙏 ሰማይን ምድርን ዝዘርገሐ፣ ሰማይን ምድርን ብዘይ ዓምዲ በቲ ፅኑዕ ቃልኪዳኑ ዘቖመ እንኮ ፈጣሪናን መድሃኒናት እየሱስ ክርስቶስ ይመስገን🙏🙏🙏 ጎይታየ ናብ መንገድኻ ክምለስ ሓግዘኒ 🙏😭😭😭😭
ከመስግነካ እየ ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ (2) ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮእወወወወ........................ በቲ ክፉእ ፀያፍ ግብረይ ውን ከይፈረድካ ምሕረት ገበርካለይ ብፍቅሪ ርኢኻእንታይ ኢለ እየ'ሞ ኣነ ከመስግነካ ክንገር ኣይክእልን ድንቂ እዩ ስራሕካ --------------------------ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮኣነ........................................ዓቅሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልፆ ፀጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነፆብማህሌት ውዳሴ ብፀሎት ቅዳሴኣብ መቅደስካ ቆይመ ፍቅርኻ ለቢሰ --------------------------ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮነቂለ ኣለኹ........................................ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ህይወተይ ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይናይዛ ዓለም ፍቅሪ ኩሉ ሓላፋይ እዩ ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር እዩ---------------------------ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮንዓ........................................ሓግዘኒ እምላኽ ጀሚረ ክፍፅም ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም ከምቲ ዝፀዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ -------------------------ከመስግነካ እየብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካናካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካናነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣሊኻዮ ዕይንና ኣብሪህካልና ምድሓንካ ክንሪኦእወወወወ.......................................ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ስብሃት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግልወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን
*ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💐💐💐🌸🌸🌸🌸🪷🌺🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻ልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌸🌸🌸🌺🌺🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻ልልልልልል ዝማሬ 👏👏👏👏👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻👏👏መላእክት 👏👏👏👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌸🌸🌸🌺💐💐💐💐💐የሰመዐልና👏👏👏👏*
*_ኣዕፅምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር፣ ንሓጥያትካ ቀስቂሱ ቀሳቂሱ የዘክረካ እሞ ትጭነቕ፣ በቲ ሓደ ከኣ ዘይውዳእ ምሕረት እግዚአብሔር የዘክረካ (የዘንትወልካ)። አምላከ ቅዱሳን ንልሳንኩም ቀቢኡ ነዚ ቅዱስ ዝኾነ ቃል ንክትዝምሩ ዘብቅዓኩም ይመስገን። ቃለ ሂወት የስምዓልና።_*
Hhu
M
*uu&hhjpnh,
,
Pco
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን *ከመስግነካ ኢየ*ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳ'በልኲ፡ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቓዕኲ፤ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ናዓይ ጎይታ፡ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ።ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ። በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይ'ውን ከይፈረድካ፡ምሕረት ገበርካለይ ብፍቕሪ ሪኢኻ፤እንታይ ኢለየሞ ኣነ ከመስግነካ፡ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ።ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ። ኣነ……!ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፡ጸጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነጾ፤ብማኅሌት ውዳሴ ብጸሎት ቅዳሴ፡ኣብ መቕደስካ ቆይመ ፍቕርኻ ለቢሰ፡፡ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።ነቒለ'ለዂ…………!ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሕይወተይ፡ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይ፤ናይዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ፡ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ። ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ። ንዓይ……!ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፡ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፤ከምቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፡ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ።ከመስግነካ'የ………!ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካና፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካና፤ነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣልጊስካዮ፡ዓይንና ኣብሪሂካልና ምድሓንካ ክንሪኦ።እወ………………!ወስብሓት ለእግዚአብሔርወለወላዲቱ ድንግልወለመስቀሉ ክቡር አሜን ኣሜን ኣሜን።
Å
Klop😊
ሰምዕ ዘይመንዋ መዝሙር ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ 👏
😂😂😂😂😂
ከመስግነካ አየ ተመስገን ናበልኩ ብሓቂ ተመስገን ኣምላክ ዝማሬ መለአክቲ የስመዐና ጸግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና🙏💚🥰
😂🎉😢😮😅
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይፀግቦ መዝሙር😢😢😢😢😢😢ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
እንታይ ኢለ ክገልጾ ቃላት እየ ዝስእነላ ነዛ መዝሙር! በቃ ነዓና ንሓጥያተኛታት ደቁ ዝህበና ምሕረት! O My God!ከመስግነካየ ተመስገን እናበልኩዉሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝከፍሎ ዉሬታ።Uffff I Love it
ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳበልኩውሉድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ /2/እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ አሜን ተመሰገን ጎይታይ
Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll amlak ybarka
@@trhastumzig62 @9@2(
@@meseretokubaslasie530 hyui
አሜን አሜን አሜን ህያበይ👏👏👏
ተባረክ ዲያቆን ሓወይ ናተይ ናይ ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ኣምላክ ኣብቲ ዝለዓለ መዓርገ ክህነት ክብ የብልካ
ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩውሉድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩስለ'ቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ነዓይ ጎይታካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ። (x 2)ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒካብ ባቢሎን ናብ ከነኣን ጸዊዕካኒነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፥እወወ....በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይ 'ውን ከይፈረድካ፥ምሕረት ከበርካለይ ብፍቕሪ ርኢኻ፥እንታይ ኢለ እየ'ሞ ኣነ ከመስግነካ፥ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ፥ኣዝ..ተመስገን 'ናበልኩ .....ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ....ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፥ጸጋኻ ኣብዘሓለይ ንልበይ ህነጾ፤ብማህሌት ውድሴ ብጸሎት ቅድሴ፥ኣብ መቕደስካ ኮይነ ፍቕርኻ ለቢሰ፥ኣዝ..ከመስግነካ'የ ተመገን 'ናበልኩ..ብዓኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ...ነቒለ'ለኹ ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሂወተይ፥ከምቶም ዝሓለፉ ቅሳን ኣቦታተይ፥ናይዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ'ዩ፥ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ፥ኣዝ...ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ..ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ...ንዓዓዓ.. ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፥ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፥ከምቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፥ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ፥ኣዝ..ከምስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ..ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካ *(ና)..* ኣዝ...እወወ...ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ...
@@inspirationofnature8197 kJ
ከመስግኖ ኢየ ተመስገንካ ጎይታይ ፈኣጣሪ ክብሪን ምስጋናን ይኹን ንፋጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ኣናቃቃሒት መዝሙር ብጽቡቅ ውን ዝተኣልየት እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
My favorite mezmur I can’t stop to listen 👂 this mezmur my God bless to all guys
ኣዕጽምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር ኣምላክ ቅዱሳን ንልሳንኩም ቀቢኡ ነዚ ቅዱስ ዝክነ ቃል ንክትዝምሩ ዘብቅዓኩም ይመስገን። ቃል ሂውት የስማዓልና
I4
ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር🙏ቃለ ህይወት የስመዐልና___ከመስግነካየ ተመስገን ናበልኩ____ውልድካ ክባሃል ካበቃዕኩ😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏
እግዛብሄር ጸግኡ የብዛሓልኩም ስደራ ኩርስቶስ ናይ ብሓቂ ደሰ ትብል መዝሙር ቃል ህወት የስማዓልና🙏🙏🙏
ብሓቂ ሰሚዔ ምጽጋባ ሲኢነ አዛ ሙዝሙር ምስህዱእ ድምጺ ምስ መጻናንዒ ቃል ኣምላክ ዘይትምኖ መዝሙር ናይ ዘመን ኣጎልግሎትካ ይባረክ ይቀደስ ዝሓወይ ኣሜን
ከመስገንካየ ተመስገን እንዳበልኩውልድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታካብ ምስጋነ ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታታታ ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር ቃለ ህይወት ያስመዐልና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
zmare melaekti yesmaelna
ቅዱስ አግዚኣብኄር ኣምላኽና ክብሪ ይኹኖ ነዓኹም ድማ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ!
Amen Amen Amen zmare melalkti yesmealna
Qale hiwet yesmalna tium zmarie.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ፈጣሪ ነቲ ክፉእ ግብርና ሓዲጉ ምሕረቱ ይልኣኸልና ኣሜን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እቲ ኩሉ ዘይስኣኖ ፈጣሪናን መድሓኒናን ዝኾነ እየሱስ ክርስቶስ ኲናትን ወረ ኩናትን እዚ ኣጥፊኡ ስላም የውርደልልና ኣሜን፫ መን ኣሎ ንዛ መርሙር እዚኣ ኣዝዮ ዘስተማቐራ ወይ ምስ ሂወቱ ምትእስሳር ዘለዎ፣ ኣነስ ብስንኪ እዚ ኣብ ትግራይ ዓደይ ዘሎ ሕሱም ኲናት ድምፂ ወለደይ ካብዘይስምዕ ካብ ዓርባዕተ ወርሒ ንላዕሊ ኮይኑኒ ፀኒሑ ሽዕኡ ጥሪ ዕለት 08/05/2014 ድምፂ ኣዝየ ዝፈትዋን ኣብ ሂወተይ መወዳድርቲ ዘይብላን ክብርቲ ወላዲተይ ዝስማዕኩላ ማዓልቲ የ ነዛ መርሙር እዚኣ ዘስተማቐርኩላ በቃ ሽዕኡስ ንኣምላኽ ዝገብረሉ ነገር የ ስኢነ ዳሓራይ ነዛ መዝሙር እዚኣ ምስ ስማዕኩ ካብ ምስጋና ሓሊፈ ዝኸፍሎ ውሬታ ኣይነበረንን ደጋጊመ ክስምዓ ውዒለ፣ ብቐፃሊ ካዓ ይስምዓ ኣለኹ ኣይርስዓን የ ፍፁም🙏🙏🙏
ዐ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር መዘምር ሓውና ምስጋናካ ይብዛሕ
ሓየሎም ሓወይ ጻጋ ኣብ ልዕሊ ጻጋ ይወስካ ዝሓወይ ቃል ሂወት የስማልና እግዝኣቢሄር ይክበር ይመስገን ኣሜን
Temesgen medhani alem Egziabiher amlak xegu yebzhalkum Amen zmarie melakti yesmalna
Kemti zxewakani nay nbaryaka ndhrit keymles halweni ika amen zmare malakti yemalna 🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና የሕዋትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓኩም ንዓና ድማ ከምዚ ናትኩም ክነመስግን የናቃቅሓና
እግዚኣሄር ጸጋ የብዝሓልኩም ብታዕሚ ጥዑም ዝማሬ
Q
@@asmirghebrit8489 aseyyyyyyyy batam mazaar agzabar Hhalak
Kdus egzabher nay agolgulot ybark
ZMY D Hayelom Hawey Beal Tioum Dmxi Sefih Edu !!!Amlak Edmen Tienan Hibu Nay Ageglotka Zemen Ybark !
Diyakoney egzabher amlak mefexemta yebxihka🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Qal hiwet yesmealna,diyaqon,hawna.
ተባሮኹ እስኩኪ💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚💙💝❤💚💛💜💝❤💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚💝💚
Amen Amen Amen Zemarie Malekti Yesmalna.
Amen Amen Amen zmara melakti ysmalena
Deyakon hawena egezabher xego yebzhelk zemare melakti yesemelna🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ደስ ተብል ንሂወት ትበለልና ኣሜን
Amen amen amen ዝማረ መላአክቲ የስመአልና ኩቡራት ማህበረይ ኣምላከ ቁዱሳን ምሳኩም ይኩን ኣጆካ ዲያቆን ሓወይ ካኣ።
Kal hiwet yesmalna nay agolgulet zebenka ybarek
ዝማሪ መላክቲ የስማና ኣመን ፡ናኩም ድማ ኣምላክ ይባርኩም ፡ከምቲ ዝጀመርክሞ ክሳብ መወዳእታ ብከምዚ ክትነብሩ ናይ ወትሩ ጾሎትና እዩ፡ ከመይሲ ህዝበ ክርስትያን እቲ ካብ ኣምላክ ዝተዋሃብክምዎ ቃል ኣምላክ እንተተመጊቡ ኣዝዩ ጽቡቅ እዩ ዝመጸ ይምጻእ ሐይሊ ጸላኢ ውን ኣየዳክሞንዩ'ሞ ኣጆኩም ፡ኣጀሚሩ የፈጽምኩም ልዑል ኣምላክና ኣሜን፡
ከመስገነኻ እየ ተመስገን እንዳበልኹ ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር ብሓቂ ኽብርን ምስጋናን ንልኡል እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዘሐልኻ ዲቁ ሓየሎም (ንኹሉኹም )🎉ጸግኡ የብዘሐልኹም ኣቤት ድምጺ ትዕድልቲ🎉🎉🎉🎉 ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ደጋግመ ኽወጽእ ኽኣቱ ይሰምዓ👏😍👏😍👏😍✉️👌ቀጽለሉ🎉🎉🎉❤❤
ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልዝማረ መልእክቲ የስማዓልና ፍቁራት የሕዋት ጸጉኡ የብዛሓልኩም ብምሕረቱ ንዝጠመተና እግዚአብሔር ኣምላክና ክብርን ምስጋናን ይብጻሓዮ
Kale hiwet yesmalna diyakon Hayelom. Btaemi tum dmtsi aleka bejaka bzuh zemrelna. Temesgen. Fkri amlak mskuluna ykun.
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐና🙏🙏
EIIIII EIIIII EIIIII AMEN amen amen zmare mlakit yesmalna
Zmari melaekt yesmealna kubur hawona
ኣሜን (3) ዝማሪ መልእክቲ የስምዓና ፍጽም ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር።
ቃል ሂወት የስምዓልና ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስመኣልና❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ዝማሬኹም የቀበለልኩም ኣምላክ ናይ ጎልጉሎት ዘመንኩም ያባርኽ ዞም ኣሕዋተይ
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ አሜን ተመሰገን ጎይታይ
ዝማረ መላእኽቲ የስምዓና ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
kal hiwet yesmealna nay agelglot zemenka ybarek
Amen amen amen qel Hewit yesmalna
Asyyyyyy thtina arkey. Grum zmarye eu wesikena endegena
Btaemi tiemti Mezmur amlak xegeu yebzhalkum brukatey ❤✝️💒
Zmare melaekt yesmealnaNay agelglot zebenka ybarek
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትይ በረከትኩም ይሕደረና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መዝሙር ተዋህዶ እዚ እዩ ደቅታ ምጭውትን ቅንዕትን ኦርቶዶክስ ዝኾንኩም የሕዋተይ ድንግል ማርያም ምስ ፉቁር ወዳ ትባርኹም
Amenn
ስለቲ ኩሉነገር ፈጣሪ ይመስገን ኣሜን❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😊❤❤😊🎉🎉🎉😢😢😅❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂❤❤❤❤😂😂😂❤😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ኩሉ ግዜ ምስጋኑ ይብዙሕ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢🎉🎉🎉🎉❤❤
Amen amen amen zmare melaekt yesmealna 👏👏👏👏💒💒💒🕊🕊🕊
Aseyyy Elllllll btami temti mezmur zmare melkti ysmalna amlak xegu ybzhlka
ጸግኡ ይብዝሃልኩም ዝማረመላእክት ይስመዓልና ደስዝብል መዝሙር በሃቂ ኣሕዋትና
ź jhbxbà
እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክኹም ኣሕዋተይ ኣዝያ ጽብቅቲ መዝሙር ኣዳሊኹምልና 🙏
Zimare melakite yisimaalena tsega abi riise tsega yahabika 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ዝማሬ መላኣክቲ የስማለን እግዛቢሄር ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ኣልፋን ኦሜጋን ዝኮነ ኣምልክና ንዘላለም ይመስገን ይክበር
Bhaqi tamti mezmur kubur hawi amlak ybarka ❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልል ቃልሂወት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmare melakti yesmalna
አሜን አሜን አሜንተመስገን ኣምላክ
ቃል ህይወት የስምዓልና ድያቆን ❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna❤❤❤❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼⛪⛪⛪⛪⛪❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna nay bhaqi dakoney hawey egzabiher amlak xegue ybzhalka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርኽ የዕጽምቲ ዘለስልስ ሕልና ዝቅስቅስ መዝሙር ተባረኽ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ፣🌹💞❤
ኣሜንንንን ዝማሬ መላአክት የስምዓና 🙏🌹❤️
Amian amian kale hiwet yesmana✝️✝️🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷💐💐💐🌾🙏🙏🙏
አዕፅምቲ ዘጥልል ንነብሲ ዝሰርፅ ንስጋ ዝቅስቅስ ንሓጥያትካ ዝነግር በሓቂ ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ያዓድልካ አምላኽ
Amennnn qale hiwet yesemeana xelalu yenebereleka🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያሰማን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zemare maleti yesmalna Daykon hawey amlak tsegu yebzhalka fetari
አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐና 👏👏✝️✝️✝️
ከመስግነካየ ተመስጋን እናዳበኩ።
dyakoney tebarekey
ኣሜን ዝማረ መለኣክት የስምዓልና❤
Zemarie melakt yesmealna burukat yehwatey egziabiher tsegeu yebzehalkum
አሰይይይይይይይይይ እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ከቡር ሓወና🤲🤲🤲🙏🙏🙏
እልልልልልእልልልልልእልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና 👏
ኣዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይወስኩም መድሃኒኣለም ኣቦይ
ኣሜን
እልልልልልልልል ዝማሬ መልአክት የስመዐልና
Lebka tetnkif mezur kale hiwet yesmalna diyacon
Amen zemari melakti yesmalna nay edme zemnkum ybarkelkum ezgbher amlak xega ab leali tsega yadlkum Ajokum Ajokum bruk ahwat
ኣሜን ኣሜን
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓውና እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም🙏🙏🙏
ngho mshetn keysemakuwa zeywal zeyhadr mezmur agziabiher tsegu yebzhalkum zmare melakti yesmalna 🙏👏👏👏👏🌺👏👏👏👏elelelelel elelelelel elelelelel
እግዚኣቤሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓወይ🙏🙏🙏
እዛ መዝሙር እዚኣ ሰሚዐ ከይነባዕኩ ዝሓለፍኩዋ ማዓልቲ የልቦን😭😭😭😭 እቲ ኩሉ ሓጥያታተይ ተዘክረኒ ኣዝየ ንኽጭነቕ ትገብረኒ ጭንቕ ፅብብ ፅልምት ይብለኒ ኩሉ ግብርታተይ ካብ ናብ ኣምላኽ ናብ ዲያብሎስ ዝቐረበ ኮይኑ ይፀንሓኒ ሕርቕቕቕቕ ይብል💔😭 ዳሓር ካዓ ቁሩብ ትድብሰኒ እቲ ዘይውዳኣ ምሕረት ኣምላኽ ካዓ ተዘክረኒ🙏 ሰማይን ምድርን ዝዘርገሐ፣ ሰማይን ምድርን ብዘይ ዓምዲ በቲ ፅኑዕ ቃልኪዳኑ ዘቖመ እንኮ ፈጣሪናን መድሃኒናት እየሱስ ክርስቶስ ይመስገን🙏🙏🙏 ጎይታየ ናብ መንገድኻ ክምለስ ሓግዘኒ 🙏😭😭😭😭
ከመስግነካ እየ
ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ (2)
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ
እወወወወ........................
በቲ ክፉእ ፀያፍ ግብረይ ውን ከይፈረድካ
ምሕረት ገበርካለይ ብፍቅሪ ርኢኻ
እንታይ ኢለ እየ'ሞ ኣነ ከመስግነካ
ክንገር ኣይክእልን ድንቂ እዩ ስራሕካ
--------------------------
ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ
ኣነ........................................
ዓቅሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልፆ
ፀጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነፆ
ብማህሌት ውዳሴ ብፀሎት ቅዳሴ
ኣብ መቅደስካ ቆይመ ፍቅርኻ ለቢሰ
--------------------------
ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ
ነቂለ ኣለኹ........................................
ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ህይወተይ
ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይ
ናይዛ ዓለም ፍቅሪ ኩሉ ሓላፋይ እዩ
ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር እዩ
---------------------------
ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካኒ
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ
ንዓ........................................
ሓግዘኒ እምላኽ ጀሚረ ክፍፅም
ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም
ከምቲ ዝፀዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ
ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ
-------------------------
ከመስግነካ እየ
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካና
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ፀዊዕካና
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣሊኻዮ
ዕይንና ኣብሪህካልና ምድሓንካ ክንሪኦ
እወወወወ.......................................
ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ
ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ
ስብሃት ለእግዚኣብሄር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን
*ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💐💐💐🌸🌸🌸🌸🪷🌺🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻ልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌸🌸🌸🌺🌺🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻ልልልልልል ዝማሬ 👏👏👏👏👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻👏👏መላእክት 👏👏👏👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌸🌸🌸🌺💐💐💐💐💐የሰመዐልና👏👏👏👏*
*_ኣዕፅምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር፣ ንሓጥያትካ ቀስቂሱ ቀሳቂሱ የዘክረካ እሞ ትጭነቕ፣ በቲ ሓደ ከኣ ዘይውዳእ ምሕረት እግዚአብሔር የዘክረካ (የዘንትወልካ)። አምላከ ቅዱሳን ንልሳንኩም ቀቢኡ ነዚ ቅዱስ ዝኾነ ቃል ንክትዝምሩ ዘብቅዓኩም ይመስገን። ቃለ ሂወት የስምዓልና።_*
Hhu
M
*uu&hhjpnh,
,
Pco
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን
*ከመስግነካ ኢየ*
ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳ'በልኲ፡
ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቓዕኲ፤
ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ናዓይ ጎይታ፡
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ።
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።
በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይ'ውን ከይፈረድካ፡
ምሕረት ገበርካለይ ብፍቕሪ ሪኢኻ፤
እንታይ ኢለየሞ ኣነ ከመስግነካ፡
ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ።
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።
ኣነ……!
ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፡
ጸጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነጾ፤
ብማኅሌት ውዳሴ ብጸሎት ቅዳሴ፡
ኣብ መቕደስካ ቆይመ ፍቕርኻ ለቢሰ፡፡
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።
ነቒለ'ለዂ…………!
ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሕይወተይ፡
ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይ፤
ናይዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ፡
ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ።
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካኒ፤
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።
ንዓይ……!
ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፡
ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፤
ከምቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፡
ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ።
ከመስግነካ'የ………!
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካና፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዕካና፤
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣልጊስካዮ፡
ዓይንና ኣብሪሂካልና ምድሓንካ ክንሪኦ።
እወ………………!
ወስብሓት ለእግዚአብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር
አሜን ኣሜን ኣሜን።
Å
Klop😊
ሰምዕ ዘይመንዋ መዝሙር ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ 👏
😂😂😂😂😂
ከመስግነካ አየ ተመስገን ናበልኩ ብሓቂ ተመስገን ኣምላክ ዝማሬ መለአክቲ የስመዐና ጸግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና🙏💚🥰
😂🎉😢😮😅
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይፀግቦ መዝሙር😢😢😢😢😢😢ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
እንታይ ኢለ ክገልጾ ቃላት እየ ዝስእነላ ነዛ መዝሙር! በቃ ነዓና ንሓጥያተኛታት ደቁ ዝህበና ምሕረት! O My God!
ከመስግነካየ ተመስገን እናበልኩ
ዉሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝከፍሎ ዉሬታ።
Uffff I Love it
ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳበልኩ
ውሉድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ /2/እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ አሜን ተመሰገን ጎይታይ
Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll amlak ybarka
@@trhastumzig62 @9@2(
@@meseretokubaslasie530 hyui
አሜን አሜን አሜን ህያበይ👏👏👏
ተባረክ ዲያቆን ሓወይ ናተይ ናይ ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ኣምላክ ኣብቲ ዝለዓለ መዓርገ ክህነት ክብ የብልካ
ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ
ውሉድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
ስለ'ቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ነዓይ ጎይታ
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታ ። (x 2)
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ
ካብ ባቢሎን ናብ ከነኣን ጸዊዕካኒ
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፥
እወወ....በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይ 'ውን ከይፈረድካ፥
ምሕረት ከበርካለይ ብፍቕሪ ርኢኻ፥
እንታይ ኢለ እየ'ሞ ኣነ ከመስግነካ፥
ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ፥
ኣዝ..
ተመስገን 'ናበልኩ .....
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ....
ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፥
ጸጋኻ ኣብዘሓለይ ንልበይ ህነጾ፤
ብማህሌት ውድሴ ብጸሎት ቅድሴ፥
ኣብ መቕደስካ ኮይነ ፍቕርኻ ለቢሰ፥
ኣዝ..
ከመስግነካ'የ ተመገን 'ናበልኩ..
ብዓኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ...
ነቒለ'ለኹ ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሂወተይ፥
ከምቶም ዝሓለፉ ቅሳን ኣቦታተይ፥
ናይዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ'ዩ፥
ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ፥
ኣዝ...
ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ..
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ...
ንዓዓዓ.. ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፥
ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፥
ከምቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፥
ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ ኢኻ፥
ኣዝ..
ከምስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ..
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካ *(ና)..*
ኣዝ...
እወወ...ከመስግነካየ ተመስገን 'ናበልኩ...
@@inspirationofnature8197 kJ
ከመስግኖ ኢየ ተመስገንካ ጎይታይ ፈኣጣሪ ክብሪን ምስጋናን ይኹን ንፋጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ኣናቃቃሒት መዝሙር ብጽቡቅ ውን ዝተኣልየት እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
My favorite mezmur I can’t stop to listen 👂 this mezmur my God bless to all guys
ኣዕጽምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር ኣምላክ ቅዱሳን ንልሳንኩም ቀቢኡ ነዚ ቅዱስ ዝክነ ቃል ንክትዝምሩ ዘብቅዓኩም ይመስገን። ቃል ሂውት የስማዓልና
I4
ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር🙏
ቃለ ህይወት የስመዐልና
___ከመስግነካየ ተመስገን ናበልኩ
____ውልድካ ክባሃል ካበቃዕኩ😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏
እግዛብሄር ጸግኡ የብዛሓልኩም ስደራ ኩርስቶስ ናይ ብሓቂ ደሰ ትብል መዝሙር ቃል ህወት የስማዓልና🙏🙏🙏
ብሓቂ ሰሚዔ ምጽጋባ ሲኢነ አዛ ሙዝሙር ምስህዱእ ድምጺ ምስ መጻናንዒ ቃል ኣምላክ ዘይትምኖ መዝሙር ናይ ዘመን ኣጎልግሎትካ ይባረክ ይቀደስ ዝሓወይ ኣሜን
ከመስገንካየ ተመስገን እንዳበልኩ
ውልድካ ክበሃል ኣነ ካብ በቃዕኩ
ስለቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ንዓይ ጎይታ
ካብ ምስጋነ ሓሊፈ የብለይን ዝኸፍሎ ውሬታታታ ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር ቃለ ህይወት ያስመዐልና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
zmare melaekti yesmaelna
ቅዱስ አግዚኣብኄር ኣምላኽና ክብሪ ይኹኖ ነዓኹም ድማ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ!
Amen Amen Amen zmare melalkti yesmealna
Qale hiwet yesmalna tium zmarie.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ፈጣሪ ነቲ ክፉእ ግብርና ሓዲጉ ምሕረቱ ይልኣኸልና ኣሜን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እቲ ኩሉ ዘይስኣኖ ፈጣሪናን መድሓኒናን ዝኾነ እየሱስ ክርስቶስ ኲናትን ወረ ኩናትን እዚ ኣጥፊኡ ስላም የውርደልልና ኣሜን፫ መን ኣሎ ንዛ መርሙር እዚኣ ኣዝዮ ዘስተማቐራ ወይ ምስ ሂወቱ ምትእስሳር ዘለዎ፣ ኣነስ ብስንኪ እዚ ኣብ ትግራይ ዓደይ ዘሎ ሕሱም ኲናት ድምፂ ወለደይ ካብዘይስምዕ ካብ ዓርባዕተ ወርሒ ንላዕሊ ኮይኑኒ ፀኒሑ ሽዕኡ ጥሪ ዕለት 08/05/2014 ድምፂ ኣዝየ ዝፈትዋን ኣብ ሂወተይ መወዳድርቲ ዘይብላን ክብርቲ ወላዲተይ ዝስማዕኩላ ማዓልቲ የ ነዛ መርሙር እዚኣ ዘስተማቐርኩላ በቃ ሽዕኡስ ንኣምላኽ ዝገብረሉ ነገር የ ስኢነ ዳሓራይ ነዛ መዝሙር እዚኣ ምስ ስማዕኩ ካብ ምስጋና ሓሊፈ ዝኸፍሎ ውሬታ ኣይነበረንን ደጋጊመ ክስምዓ ውዒለ፣ ብቐፃሊ ካዓ ይስምዓ ኣለኹ ኣይርስዓን የ ፍፁም🙏🙏🙏
ዐ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር መዘምር ሓውና ምስጋናካ ይብዛሕ
ሓየሎም ሓወይ ጻጋ ኣብ ልዕሊ ጻጋ ይወስካ ዝሓወይ ቃል ሂወት የስማልና እግዝኣቢሄር ይክበር ይመስገን ኣሜን
Temesgen medhani alem Egziabiher amlak xegu yebzhalkum Amen zmarie melakti yesmalna
Kemti zxewakani nay nbaryaka ndhrit keymles halweni ika amen zmare malakti yemalna 🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና የሕዋትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓኩም ንዓና ድማ ከምዚ ናትኩም ክነመስግን የናቃቅሓና
እግዚኣሄር ጸጋ የብዝሓልኩም ብታዕሚ ጥዑም ዝማሬ
Q
@@asmirghebrit8489 aseyyyyyyyy batam mazaar agzabar Hhalak
Kdus egzabher nay agolgulot ybark
ZMY D Hayelom Hawey Beal Tioum Dmxi Sefih Edu !!!
Amlak Edmen Tienan Hibu Nay Ageglotka Zemen Ybark !
Diyakoney egzabher amlak mefexemta yebxihka🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Qal hiwet yesmealna,diyaqon,hawna.
ተባሮኹ እስኩኪ💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚💙💝❤💚💛💜💝❤💙💝💜💛💚❤💙💝💜💛💚💝💚
Amen Amen Amen Zemarie Malekti Yesmalna.
Amen Amen Amen zmara melakti ysmalena
Deyakon hawena egezabher xego yebzhelk zemare melakti yesemelna🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ደስ ተብል ንሂወት ትበለልና ኣሜን
Amen amen amen ዝማረ መላአክቲ የስመአልና ኩቡራት ማህበረይ ኣምላከ ቁዱሳን ምሳኩም ይኩን ኣጆካ ዲያቆን ሓወይ ካኣ።
Kal hiwet yesmalna nay agolgulet zebenka ybarek
ዝማሪ መላክቲ የስማና ኣመን ፡ናኩም ድማ ኣምላክ ይባርኩም ፡ከምቲ ዝጀመርክሞ ክሳብ መወዳእታ ብከምዚ ክትነብሩ ናይ ወትሩ ጾሎትና እዩ፡ ከመይሲ ህዝበ ክርስትያን እቲ ካብ ኣምላክ ዝተዋሃብክምዎ ቃል ኣምላክ እንተተመጊቡ ኣዝዩ ጽቡቅ እዩ ዝመጸ ይምጻእ ሐይሊ ጸላኢ ውን ኣየዳክሞንዩ'ሞ ኣጆኩም ፡ኣጀሚሩ የፈጽምኩም ልዑል ኣምላክና ኣሜን፡
ከመስገነኻ እየ ተመስገን እንዳበልኹ ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር ብሓቂ ኽብርን ምስጋናን ንልኡል እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዘሐልኻ ዲቁ ሓየሎም (ንኹሉኹም )🎉ጸግኡ የብዘሐልኹም ኣቤት ድምጺ ትዕድልቲ🎉🎉🎉🎉 ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ደጋግመ ኽወጽእ ኽኣቱ ይሰምዓ👏😍👏😍👏😍✉️👌ቀጽለሉ🎉🎉🎉❤❤
ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልል
ዝማረ መልእክቲ የስማዓልና ፍቁራት የሕዋት ጸጉኡ የብዛሓልኩም ብምሕረቱ ንዝጠመተና እግዚአብሔር ኣምላክና ክብርን ምስጋናን ይብጻሓዮ
Kale hiwet yesmalna diyakon Hayelom. Btaemi tum dmtsi aleka bejaka bzuh zemrelna. Temesgen. Fkri amlak mskuluna ykun.
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐና🙏🙏
EIIIII EIIIII EIIIII AMEN amen amen zmare mlakit yesmalna
Zmari melaekt yesmealna kubur hawona
ኣሜን (3) ዝማሪ መልእክቲ የስምዓና ፍጽም ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር።
ቃል ሂወት የስምዓልና ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስመኣልና❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ዝማሬኹም የቀበለልኩም ኣምላክ ናይ ጎልጉሎት ዘመንኩም ያባርኽ ዞም ኣሕዋተይ
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ አሜን ተመሰገን ጎይታይ
ዝማረ መላእኽቲ የስምዓና ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
kal hiwet yesmealna nay agelglot zemenka ybarek
Amen amen amen qel Hewit yesmalna
Asyyyyyy thtina arkey. Grum zmarye eu wesikena endegena
Btaemi tiemti Mezmur amlak xegeu yebzhalkum brukatey ❤✝️💒
Zmare melaekt yesmealna
Nay agelglot zebenka ybarek
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትይ በረከትኩም ይሕደረና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መዝሙር ተዋህዶ እዚ እዩ ደቅታ ምጭውትን ቅንዕትን ኦርቶዶክስ ዝኾንኩም የሕዋተይ ድንግል ማርያም ምስ ፉቁር ወዳ ትባርኹም
Amenn
ስለቲ ኩሉነገር ፈጣሪ ይመስገን ኣሜን❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😊❤❤😊🎉🎉🎉😢😢😅❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂❤❤❤❤😂😂😂❤😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ኩሉ ግዜ ምስጋኑ ይብዙሕ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢🎉🎉🎉🎉❤❤
Amen amen amen zmare melaekt yesmealna 👏👏👏👏💒💒💒🕊🕊🕊
Aseyyy Elllllll btami temti mezmur
zmare melkti ysmalna amlak xegu ybzhlka
ጸግኡ ይብዝሃልኩም ዝማረመላእክት ይስመዓልና ደስዝብል መዝሙር በሃቂ ኣሕዋትና
ź jhbxbà
እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክኹም ኣሕዋተይ ኣዝያ ጽብቅቲ መዝሙር ኣዳሊኹምልና 🙏
Zimare melakite yisimaalena tsega abi riise tsega yahabika 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ዝማሬ መላኣክቲ የስማለን እግዛቢሄር ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ኣልፋን ኦሜጋን ዝኮነ ኣምልክና ንዘላለም ይመስገን ይክበር
Bhaqi tamti mezmur kubur hawi amlak ybarka ❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልል ቃልሂወት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmare melakti yesmalna
አሜን አሜን አሜን
ተመስገን ኣምላክ
ቃል ህይወት የስምዓልና ድያቆን ❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna❤❤❤❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼⛪⛪⛪⛪⛪❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna nay bhaqi dakoney hawey egzabiher amlak xegue ybzhalka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርኽ የዕጽምቲ ዘለስልስ ሕልና ዝቅስቅስ መዝሙር ተባረኽ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ፣🌹💞❤
ኣሜንንንን ዝማሬ መላአክት የስምዓና 🙏🌹❤️
Amian amian kale hiwet yesmana✝️✝️🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷💐💐💐🌾🙏🙏🙏
አዕፅምቲ ዘጥልል ንነብሲ ዝሰርፅ ንስጋ ዝቅስቅስ ንሓጥያትካ ዝነግር በሓቂ ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ያዓድልካ አምላኽ
Amennnn qale hiwet yesemeana xelalu yenebereleka🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያሰማን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zemare maleti yesmalna Daykon hawey amlak tsegu yebzhalka fetari
አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐና 👏👏✝️✝️✝️
ከመስግነካየ ተመስጋን እናዳበኩ።
dyakoney tebarekey
ኣሜን ዝማረ መለኣክት የስምዓልና❤
Zemarie melakt yesmealna burukat yehwatey egziabiher tsegeu yebzehalkum
አሰይይይይይይይይይ እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ከቡር ሓወና🤲🤲🤲🙏🙏🙏
እልልልልል
እልልልልል
እልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና 👏