Eritrea 🇪🇷wi: astewel: Dlyetn Kiwnnetn 2 Zitefelaletu negerat eyom! Think Twice 2x b4 you jump Once! The System they follow both in politics and church or spiritual business, they ask and check you. Then start to attack you. This happened to me several times! Erotreans Don't be Deceived, be smart, if possible be Wise! Stop foolish divions!
DAWITOM AND BINI JEGANU DEQI ERI BRAVO 🎉🎉🎉🎉🎉
EGZIABHIER AMLAK ERITREA HZBAN YBARK 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
❤😂❤❤❤❤❤❤
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ❤🇪🇷👍🙏💪🇪🇷❤
ንዘላኣለም ድማ ከቢሩ ይነብር❤🇪🇷👍🇪🇷❤🐪🌴🌹🙏🇪🇷❤
Merhaba Dawit and Major deki Erei Geganu 🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏👏👏
Good job major and dawit thank you ❤❤🇪🇷🇪🇷
Kabti zgerm beal tesfay semere ertrswyan kelewu emo dma abetmrti sewra nerom mejemrya ertrawi hagerawi kenetfo alena zbl zaeba newih gerom eza naylomi na tmlsa xbqti👍👍👍👍 melusulom shmom enateqeskum
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
Welcome Buya mida Deki Eri Jegna kulu gize Jegnau keep up the good work ERITREA FOR ERITRIAN Only::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💯
Thank you Buya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you እዚሓወይ እዚ ምኽርኻ ምሃርን አላይን ክብረት አለዎ ኩሉ እዚ ትብሎ ደለኻ ኩሉ ሓቂ
We have to show the world what kind of people we are. Honestly itself is our color and at the same time build our nation.
Great job 👍
እንዳ ሓደረ ዝምቅር ታሪኽ ጅግንነት ኤረትራውያን ጽቡቅ ተመኩሮኹም ዘካፈልኩሙና ዳዊቶም ምሰ ኩቡር ገሻና የቀንየልና 🇪🇷❤🇪🇷
Selamat all 🇪🇷 ❤️ 🌹 🙏
🇪🇷♥️ሃይ ዴቭ, ቢኒ & ጋሻኻ ጀጋኑ ኣሕዋተይ
ኣነ ዝመስለኒ ኣውራጃ ከምዘይብልናን ዞባ እንተዘይ ኮይኑ ኢልና ክንቃለስ ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Hi Buya
አረይ ክብረተይ
ሃገረይ ❤
Eritrea 🇪🇷wi: astewel: Dlyetn Kiwnnetn 2 Zitefelaletu negerat eyom! Think Twice 2x b4 you jump Once! The System they follow both in politics and church or spiritual business, they ask and check you. Then start to attack you. This happened to me several times! Erotreans Don't be Deceived, be smart, if possible be Wise! Stop foolish divions!
🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
Wow this guys good!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🐪🐪🐪
❤
🇪🇷🙏🙏🙏
🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
Thanks Dawitom and major👍👍❤
ንሕና ኤርትራውያን፤ ሰጊግና ባዕዳዉያን፤ንሕና ሃገራውያን ግን ስላማውያን፤ ንሕና፤ ኣፍሪቃውያን ግን ታሪኻውያን፤ ኣለና’ወ ሎሚ ከም ትማሊ፤ንነብር፤ብፍቕርን ንነብር ብዓቕሊ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
👋👋👋
ዴቭ ሰላም ከመይ ቀኒኹም ኩላትኩም ናይ ደሓን ዶ ትጠፍኣና ኣለኻ
Major Abrahe below argfelom
Erawunet kubur menninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💕🍀
👍🏾👍🏾👍🏾
Thanks God almighty bless you great great 👍 geganu ahwatena
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you major for teaching us
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዞም ባውራጃነት ምስ ካልኦት ዝጉዋንዩ ንቶም ካልኦት ኣውራጃታት እንታይ ዓይነት ጽልን ቅርሕንትን እምሕሩዎም ከም ዘለው ክፈልጡ ይግብኦም ዘራዘራ ናብኦም ክትምለስ ኢያ ካብ ሕማቅ ዝገብሩኻስ ሕማቅ ዝምህሩኻ እዩ ነገሩ እዚ ኩንተት ትዕቢትን ትምክሕትን ገዲፎም ምስ ንህዝቦም መሲሎም ብፍክር እንተዝነብሩ ይምረጽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏💯💯🇪🇷🇪🇷❤👂💪
Yes kemy edmen tenan yhabka Aby thabika nerka weday
Eritrea wi net kbur menent wetru awet Nhafash wdket nkdat 🇪🇷🇪🇷🏝🏝🐪🐪🇪🇷🇪🇷🌷🌷❤️❤️🌾🌾
🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷✊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️🌹🌹🌹🌹👍
Aytatena geganu ahhhhhhh entay dea hezena allo
Amlak yedhenana adhenana amlak eritrea
Abana yes ete sheger
ሓቂ ብሓቂ
Thank you for you remind me about pasta ❤❤
ቡያ ሜድያ ብሉጽ መደብ
Perfettamente tutto vero quello dce ❤❤
ዓወት ንሓፋሽ
Egzabher yebarka hakue
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Meter abrha please we will like to see you again?
Great ❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🫶🙏🏿
❤❤❤🎉🎉🎉
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Can we please come 2nd time
Enemy is enemy not joking
ባኣውራጃ ድዩ ወረዳ እንዳ ዝጥርነፉ
ኣብታ ዘለውዋ ኣብ ስደት ክበልዩ እዮም
ኣብ ሃገርና ዝህነጽ ወለዶ
ካልእ እዩ
እቶም፡ኣብዚ ባኣውራጃ ዝዛረቡ
ደቆም ምስ ዝተፈላለያ ዝዋሰቡ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ገዞኦም ከሎ ።😂
ኣብዚ ሃለውለው ይብሉ
Ab 1 welado aser tafu neru mento tegaru
ኣዞም ከዳዓት ስም ኤርትራን መንግስትን ጸለሎ ዝኸድኑ ኤርትራ ዘሓለፈቶን ሕጂ ዘላቶን ገልኦም እናፈለጡ ገልኦም ሳኣን ምፍላጥ ክትሰምዕ ከሎኻ ናይ ቅዲም ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፎ ስይፈልጡን እዮም።
መጀር ዝበላ ኣብ ገዛእ ሃገርካ ተሾቅሪርካ ብ ጦር ሰራውትን ድሕንነትን ዓፋንትን መሬት ተገብኣ ነይራ።
ሓንት ዘዘኻከረኒ ክጽሕፋ
ኣብ መጨረሽታ 1974 - 1975 ሓደ መንእሳይ ኤርትራ ክጋደል ናብ ሳሕል ዓራግ መጽዩ ንሱ ዝደረኾ ኣብዛ ግዜ ሃጽ ዝበለቶ ክጋደል ከም ኤርትራዊ ከምዚሉ ኣዘንትዩልና።
ንሱን ዓርኩን እናተዛወሩ ሳዓት 5 00 ድ።ቀ እዩ ነይሩ ኣብ ጥቃ ሰላም ሆተል ( ኣልቨርጎ ሻው) እዩ ነይሩ ሓንት ቮልክስዋገን መጽያ ኣብ ጎኖም ደው ትብል ናይ ዓፋን እያ ነይራ እዞም ዓፋን ናይ እትዮጵያ ሓይሊ ባሕሪ ኣባላት እዮም ነይሮ ስረሖም ቀይሽብር ዝብሎ ደርጊ ሽበራ እዮም ዘካይዱ ብ ኤልክትሪክ ስልኪ መንእሰያት ሽዮ ሓንቆም ዝቀትሉ ነይሮም እዮም ነይሮም እዞም ክልተ መንእሰያት ምስ ፈለጥሞም ሃድሞም እዚ መንእሰይ ዘዕልለና ዘሎ ትኽ እሉ ክሃድም ከሎ እትካላኣዩ ናብ ሒጂ ናይ ደም ባንክ ዘሎ ንላዕሊ ሰንተራል ላቦራቶሪ ዘሎ ካንቸሎ ዓቢ ማዕጾ ዘለዎ ሃድሚሙ እዚ ዘዕልለና ዘሎ ናብ ገዝኡ ኣትዩ ብሰላም ሓድሩ ዓርኩ ግን ጎዮሞ ኣብታ ዓባይ ማዕጾ ኣርክቦሞ ተዓጻያ ስለዝጸናሓቶ ሕዘሞ ብ ኤለክትሪክ ስልኪ ሓንቅሞ ቀትለሞ።
ዓርኩ ንግሆ ስድራ ናይ ዓርኩ ሓቲቶም ንግሆ ዘጋነፎም ነግሪዎም መሪሕዎም ናብቲ ዝሃደመሉ ሽነክ ከይዶም ኣብታ ዓባይ ማዕጾ ናብ ሰንተራል ላቦራቶሪ ዘእቱ ኣብ ሞይቱ ረኽቦሞ ኣብ ክልተ ሸነኽ ክሳዱ ናይቲ ስልክ ጸልም በሰላ ምልክት ናይ ኤልክትሪክ ጸንሕዎ።
እዚ እዩ መንእሰይ ኤርትራ ከም ከልቢ ብስልኪ ኤልክትሪክ ይሕነው ይሪሸን ነይሩ ክልእ ጻዕዳ ጥልያን እንግልዝ ኣይኮኑን እትዮጵያውያን እዮም ተጋሩ ኣብሞንጎና ኮይኖም ናዚኣቶም ዓይኒን እዝኒን ኮይኖም ዘቅትሉ ነይሮም። እዚ መንእሰያትና ኣይፈልጥዎን እዮም።