Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Amen, abatewa, amlak zsemae lbn zrieya aaientn yhabena, amlak xegau yebzhalkum.
Amen amen amen aba yonas kalehiwet yesmealna
Amen amen amen amen aba yonas egzabiher yebarkum kidane mihret kulu gize temaldelna lewah kab kulen ansti nexhti amaladit alatena Amen amen kal hiwet yesmana
ማርያም ኣይተማልደልኩምን አያጎይታ የሱስ አዩ ዘድሕን የሱስ ጎይታ አዩ
Goyta brik Yebilkum Abbateye Halal ❤🤝😇🙏😍✝️😄🌷🌷🌷
ተባርኽ ክቡር ኣቦና🙏🙏
ዮሃንስ 14 (John)6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
ወላዲተ አምላኽ ክብር ንሃባመንፈስ ቅዱስ ምስዓ አሎ🙏🏽 መልዐኽ ገብርኤል እንኳ አኽቢሩዋ❤
Amen God bless you aba
Kale hiwet yesmalna
Amen 🙏🙏 amen 🙏 amen
Amen Amen Amen
Amen God bless you Aba Yonas 🙏⛪
Where is the second video????
ግብሪ ሃዋ 4 (Acts)12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
ዮሃንስ 17 (John)20፤ ስለቶም ብቓሎም ብኣይ ዚኣምኑ ድማ እምበር፡ ስለ እዚኣቶም ጥራይ ኣይኰንኩን ዝልምን ዘሎኹ።
Amen(3)
ሮሜ 8 (Romans)34፤ እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
Eyesus tray eyu Amaladi Halleluja Jesus is lord
Yegeta lij Daniel temsal amlko zelewom eti haylu gin zikihadu.Bjeka Eyesus kale amlak yelen nab men kitsilyelka?
እብራውያን 7 (Hebrews)25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
ዮሃንስ 2 (John)5፤ ኣዲኡ ኸኣ ነቶም ተዓጠቕቲ፥ ንሱ ዚብለኩም ኵሉ ግበሩ፡ በለቶም።
ዮሃንስ 14 (John)16፤ ኣነ ኸኣ ነቦ ኽልምኖ እየ፡ ንሱ ድማ ንዘለኣለም ምሳኻትኩም ዚነብር ካልእ መጸናንዒ ኺህበኩም እዩ፡
zemote seb ayemalden eyu.
Kudusan bsiga eka entemetu b nefsi hyawyan eyom.Nisu nmotna bmotu sieru hyawyan geruna eyou.
ካብ ቓል ኣምላኽ ወጻኢ ብናትካ ፍልስፍና ንህዝቢ ተስሕት ኣለካ። እቲ መገዲ ሓደ ኢዩ ንሱ ድማ የሱስ ኢዩ። ኣቦ ኣብ ወዱ ምእንቲ ክከብርሲ ብስመይ ዝለመንኩሞ ዘበለ ኩሉ ክወሃበኩም ኢዩ።
ኢሳይያስ 53 (Isaiah)10፤ እግዚኣብሄር ግና ብመከራ ኺሕምሽሾ ፈተወ። ነፍሱ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ምስ ወፈያ፡ ዘርኢ ኺርኢ፡ መዓልትታቱ ኼንውሕ እዩ፡ ፍቓድ እግዚኣብሄር ከኣ ኣብ ኢዱ ኺሰልጥ እዩ።11፤ ጻማ ነፍሱ ኺርኢ ኺጸግብውን እዩ። እቲ ጻድቕ ባርያ ብፍልጠቱ ንብዙሓት ኬጽድቕ፡ ኣበሳኦም ድማ ባዕሉ ኺጸውር እዩ።12፤ ነፍሱ ንሞት ስለ ዝወፈያ፡ ምስ በደለኛታት ከኣ ስለ እተቘጽረ፡ ስለዚ ግዲኡ ምስ ዓበይቲ ኽመቕሎ እየ፡ ምርኮውን ምስ ሓያላት ኪመቅል እዩ። ግናኸ ሓጢኣት ብዙሓት ጾረ፡ ምእንቲ በደለኛታት ከኣ ለመነ።ዮሃንስ 17 (John)9፤ ኣነ ምእንትኦም እልምን አሎኹ። ናትካ እዮም እሞ፡ ምእንቲ እዞም ዝሀብካኒ እምበር፡ ምእንቲ ዓለምሲ ኣይልምንን እየ።እብራውያን 7 (Hebrews)25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
ኣዚ ክበሃል ከሎ ኣበይ ነርካ ብእዝንኻ ሰምዕካዮ ዶብጎይታ የሱስ አዩ ምድሓን
እዋይ ህዝበይ ሕጂ ኢኻ ዝጠፋእኻ ድንግል ማርያም ዘልኣለማዊት ኣደ እሞ ክኣ መርዓቱ ንኣብ
Amen amen amen
Amen, abatewa, amlak zsemae lbn zrieya aaientn yhabena, amlak xegau yebzhalkum.
Amen amen amen aba yonas kalehiwet yesmealna
Amen amen amen amen aba yonas egzabiher yebarkum kidane mihret kulu gize temaldelna lewah kab kulen ansti nexhti amaladit alatena Amen amen kal hiwet yesmana
ማርያም ኣይተማልደልኩምን አያ
ጎይታ የሱስ አዩ ዘድሕን
የሱስ ጎይታ አዩ
Goyta brik Yebilkum Abbateye Halal ❤🤝😇🙏😍✝️😄🌷🌷🌷
ተባርኽ ክቡር ኣቦና🙏🙏
ዮሃንስ 14 (John)
6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
ወላዲተ አምላኽ ክብር ንሃባመንፈስ ቅዱስ ምስዓ አሎ🙏🏽 መልዐኽ ገብርኤል እንኳ አኽቢሩዋ❤
Amen God bless you aba
Kale hiwet yesmalna
Amen 🙏🙏 amen 🙏 amen
Amen Amen Amen
Amen God bless you Aba Yonas 🙏⛪
Where is the second video????
ግብሪ ሃዋ 4 (Acts)
12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
ዮሃንስ 17 (John)
20፤ ስለቶም ብቓሎም ብኣይ ዚኣምኑ ድማ እምበር፡ ስለ እዚኣቶም ጥራይ ኣይኰንኩን ዝልምን ዘሎኹ።
Amen(3)
ሮሜ 8 (Romans)
34፤ እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
Eyesus tray eyu Amaladi Halleluja Jesus is lord
Yegeta lij Daniel temsal amlko zelewom eti haylu gin zikihadu.Bjeka Eyesus kale amlak yelen nab men kitsilyelka?
እብራውያን 7 (Hebrews)
25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
ዮሃንስ 2 (John)
5፤ ኣዲኡ ኸኣ ነቶም ተዓጠቕቲ፥ ንሱ ዚብለኩም ኵሉ ግበሩ፡ በለቶም።
ዮሃንስ 14 (John)
16፤ ኣነ ኸኣ ነቦ ኽልምኖ እየ፡ ንሱ ድማ ንዘለኣለም ምሳኻትኩም ዚነብር ካልእ መጸናንዒ ኺህበኩም እዩ፡
zemote seb ayemalden eyu.
Kudusan bsiga eka entemetu b nefsi hyawyan eyom.Nisu nmotna bmotu sieru hyawyan geruna eyou.
ካብ ቓል ኣምላኽ ወጻኢ ብናትካ ፍልስፍና ንህዝቢ ተስሕት ኣለካ። እቲ መገዲ ሓደ ኢዩ ንሱ ድማ የሱስ ኢዩ። ኣቦ ኣብ ወዱ ምእንቲ ክከብርሲ ብስመይ ዝለመንኩሞ ዘበለ ኩሉ ክወሃበኩም ኢዩ።
ኢሳይያስ 53 (Isaiah)
10፤ እግዚኣብሄር ግና ብመከራ ኺሕምሽሾ ፈተወ። ነፍሱ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ምስ ወፈያ፡ ዘርኢ ኺርኢ፡ መዓልትታቱ ኼንውሕ እዩ፡ ፍቓድ እግዚኣብሄር ከኣ ኣብ ኢዱ ኺሰልጥ እዩ።
11፤ ጻማ ነፍሱ ኺርኢ ኺጸግብውን እዩ። እቲ ጻድቕ ባርያ ብፍልጠቱ ንብዙሓት ኬጽድቕ፡ ኣበሳኦም ድማ ባዕሉ ኺጸውር እዩ።
12፤ ነፍሱ ንሞት ስለ ዝወፈያ፡ ምስ በደለኛታት ከኣ ስለ እተቘጽረ፡ ስለዚ ግዲኡ ምስ ዓበይቲ ኽመቕሎ እየ፡ ምርኮውን ምስ ሓያላት ኪመቅል እዩ። ግናኸ ሓጢኣት ብዙሓት ጾረ፡ ምእንቲ በደለኛታት ከኣ ለመነ።
ዮሃንስ 17 (John)
9፤ ኣነ ምእንትኦም እልምን አሎኹ። ናትካ እዮም እሞ፡ ምእንቲ እዞም ዝሀብካኒ እምበር፡ ምእንቲ ዓለምሲ ኣይልምንን እየ።
እብራውያን 7 (Hebrews)
25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
ዮሃንስ 17 (John)
20፤ ስለቶም ብቓሎም ብኣይ ዚኣምኑ ድማ እምበር፡ ስለ እዚኣቶም ጥራይ ኣይኰንኩን ዝልምን ዘሎኹ።
ኣዚ ክበሃል ከሎ ኣበይ ነርካ ብእዝንኻ ሰምዕካዮ ዶ
ብጎይታ የሱስ አዩ ምድሓን
እዋይ ህዝበይ ሕጂ ኢኻ ዝጠፋእኻ ድንግል ማርያም ዘልኣለማዊት ኣደ እሞ ክኣ መርዓቱ ንኣብ
Amen amen amen