Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ናይ ብሓቂ ለባም ሰባይ ኣምላክ ጸጉኡ ይብዛሓሉ
ደምርኒ❤
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏
Nay bhaki ❤❤🙏🙏🙏
ሙሁሳር ሓወይ ኣነስ ጽልልቲ ናይ ዛንታ ግዲ ኮይነ ብሃንቀውታ ይጽበየካ ተሕልፎም ዛንታታት ከኣ ምስ እቲ ትሑት ድምጽኻ ኣዝዮም መሃሪት እዮም ቀጽለሉ💖😍
Thank u haftey ❤❤
Abti ዋላ ኣነ ክማኪ አየ ግን ኣይትጸለልና ዳኣ ጋል ሹቀይ ❤
@@abrahamsebhatu3747 eshi😅🥰
Me too ኣነ ውን ጽሉል እየ በዚ ወዲ
ኩሉና ኢና❤
መወዳእታኪ ዘፀቦቆ ፈጣሪ ይክበር ይመስገን
ናይ በሓቂ ሰብ ጨናዊ ልዕሊ ዝግብኦ ክብሪ ዘይምሃብ
ልዕሊ ስብአይ ከነ ልዕሊ ሰበይቲ ዝእምን ምሓዛ ክህለው የብሉን❗
ልክዕ
ምሳሌ 14:1፤ ለባም ሰበይቲ ቤታ ትሃንጽ፡ ዓሻ ግና ብገዛእ ኢዳ ተፍርሶ።
ባሓቂ
ውይ ብጣዕሚ ጡዑይ ሰብ እዩ አምላኽ አቦይ ከምዚ ዓይነት ሰብአይ ፍጠረለይ ንዓኺ ኸኣ እንቋዕ ሓጎሰኪ ማዓረይ 😊😊😊❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Hi
ተመስገን እንዃዕ ናብ ንቡር ተመለስኩም ደስ ክብል ኦ ኣምላክ ዘይጋገ ሰብ የለን እሞ ይቅረ ዝብል ልቢ የዓድለና👏👏👏 ❤❤❤❤
ኣብ ሞንጎ ሓዳር ሰብኣይን ይኩን ሰበይቲን ማሓዛ ኣይድልን🙌😌😊
፧😊፨😮😂
ትኽክል ኣለኻ/ ኺ 😍
ናይ ብሓቂ መሳጢትን ማሃሪትን ዛንታ ። ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ብሉጽን መስተውዓሊ ብዓል ቤት ኣለኪ ። እግዚኣቢሄር ሃዳርኩም ሂወትኩም ይባርክ ዝሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤
እዚኣ ናተይ ሓሳብ እያ❤👍👌❤❤
እግዚአብሔር ይባርኮ ማርያምን መወዳእትኡ ደስ ኢሉኒ😢
ተመስገን እንዃዕ ናብ ንቡር ተመለስኩም ደስ ክብል ኦ ኣምላክ ዘይጋገ ሰብ የለን እሞ ይቅረ ዝብል ልቢ የዓድለና ❤❤❤❤
ብጠዓሚ ፅቡቅ ዛንታ እዩ። ኣነ ብሓሳብ ዝኣምንን ይቅር ዝብልን ሰብ እየ ዝመፁኒ በደላት እውን ብዙሕ ዘካብድ ኣይኾንኩን። እንተኾነ ግን ኣብ መንጎ ፍቅርና እንከለና ምስ ካልእ ዝዘወረት በፉፁም ናብ ንቡር ፍቅርና ክምልሶ ኣይፈቅድን። ይቅረ ኽብላን ሓው ክኾነላን ዝፀገማ ይኹን ዝደለየቶ ከማኽራን ክሕግዛን ግን ይኽእል እየ።ምሳይ እንከላ ምስትዘውር ግን ንዓይ ቀይሕ መስመር እዩ።
ትርጉም ሕድገት፡ፍልፍል ሕድገት፡ ትርጉም ኣልቦ ትገብሮ ኣለካ፡ምናልባት ተደጋጋሚ ተኮይኑ ትበድል፡እቲ ዝበልካዮ ዉሳነ ትክክል እዩ፡ክቡር ሓዉ፡ተዘይ ኮይኑ፡ብስንክሳር ደቂ ሳባት ዝተዓጽዎ ገዛኻ፡ደጊምካ ንከይኽፈት ኣይትገበር፡ነቲ ሕደገት፡ኮንቱ ኣሎቦ ትገብሮ ኣለካ፡እዚይ ወደ ሓንካ❤
ዕድለኛ ኢኪ ዝሓፍተይ ተጠንቀቂ ልድሕሪ ሐዚ
ጀግና ደኣ ጀግና እዩ ካላይ ግዜ ከይትከስርዮ
ብሓቂ ጅግና❤❤❤🎉🎉🎉
ንዓይ ኣይርደኣን እዩ እዚ በዓልቲ ሓዳር ከላስ ንወዲ መሓዛይ ክትብሎ። ሓዳር ምስ ገበርካ መሓዛይ ዝበሃል ኣርእስቲ ክቕየር ኣለዎ ምኽንያቱ ሰይቲ ሰብኣይ ኢኺ፣ ወዲ ተባዕታይ ዉን ከምኡ ንጓል ኣንሰይቲ መሓዛይ ምባል ከቋርጽ ኣለዎ። ዝነበረ ሂወትካ ገዲፍካ ሓድሽ ሂወት ሀ ኢልካ እዩ ዝጅመር። ኣኸለ🚫
ልዕሊ ሰብኣየይ ዝኣመንኩዎ ማሓዛይ ጉድ ጌሩኒ! #ሓቀኛ_ዛንታ ኣስተር
ተመስገን መጨረሹኡ ክፀብቀልካ ከሎ❤
ተመሰገን እንኳዕ ተዓረኩም ብጣዕሚ ዝድነቅ ወዲ🙏🙏
Edlena eki nay behaqi jigna sebay aleki ❤
btaami aye zkatateleka zhawey ena mahari eka ትሕልፍ❤❤
ተመስገን 😢😮
Mewedata ki enqa xebeqe des zeble zanta ❤❤❤❤❤
Wow congratulations ❤❤❤Enkae des belekum fkri amlak yfetwekum eyu nay bhaki❤❤❤❤
ፅቡቅ እንኳዓ ደስ በለኺ በሎኩም ኣይፈላልኩም
ባሓቂ❤❤❤
Nay bahki kamzi sebay kibka ftri edl eu ❤❤❤
ከመይ ዕድለኛ ኢኺ ፣ ኣምላኽ ገኒሑ ተዐሪቑኪ፣ ሰላምኪ ብምምላሱ ተሐጊሰ ፣ግን ቅዱስ ቅኒኢ ቀኒኤ። ኣነ ድማ ሐደ ብዘይምኽንያት ዝጠራጠር ቀናእ ኣፍቂረ ፣ ሂወተይ ተበታቲኑ። ንዐይሲ ይትረፍ ንደቁ ድሃዮም ይገብርን፣ ኣምላኽ ብውላድ ባሪኹና ፈትዩ ከምዘይ ወለዶም ደቅኺ ኦርፋን ኢሉ ኢዩ ዝጽውዖም። ኢቲ ጽቡቑ ንበይንና ከለና ስለዝዛረቦ ንደቀይ ኣይነግሮምን ኢየ። ሐደ ምዐልቲ ንሐደ ካብ ደቅና ሩጉም ኢሉ ምስ ጸረፎ ፣ ኢቲ ወደይ ንባባ ኣይፈትዎን ኢየ ርጉም ኢሉኒ ምስ በለኒ ፣ ኣንታ ቆልዐ ተሐዋዊሱካ ኣሎ ፣ ጥዑም ኢዩ ኢሉካ፣ ጥዑም ርጉም ስለዝቃራረብ ኣይተረድአካን ኢለ የእሚነዮ። ሕጂ ግን ተፋላሊና ዐመታት ሐሊፋ ዳሃይና ጌሩ ኣይፈልጥን። ስለዚ ኢዛ ሐፍተይ ኣምላኽ ባሪኹኪ ኢዩ፣ ኣነ ግን ገለ ንኣምላኽ ዝበደልኵዎ ግዲ ኤሩ ኮይኑ ፣ ከምዚ ናትኪ ዐቢ በደልሲ ይትረፍ ፣ ምስ ክብረተይ ከለኹ፣ ደቅና ከዕቢ ድፍእ ኢንዳበልኩ ድሃይና ጌሩ ኣይፈልጥን። ኢንተኾነ ሂወተይ ዲአ ተዘሪጉምበር፣ ኣምላኽ ብኹሉ ኣይውጽዐካን ኢዩ፣ ደቀይ ግን ኩሎም ማስተሮም ጌሮም ኣብ ጽቡቕ በጺሖም ኣኹሪዖሙኒ። ኣብ ቤትኩም መመሊሱ ሰላም ይንገስ ተባረኹ።
መደባትካ አዝዮም ማሃርትን አዛናግዕን እዩ mahustar ሓወይ ❤👌🌟🤞
ልዕሊ ሰብኣየ ከነ ልዕሊ ሰብይቲ ከነ መንመ የለን እሞ ንሰብት እይትኣምኑ ክብርት እሕዋት 🙏😍😍😍😍
ግዜ ንኩሉ
ጽቡቅ፡ሓቀኛ ዛንታ፡ኣምላክ ኣብ ለባም ሰብ የዉድቅካ፡ይቅሬታ ዝብል ልቢ ዘለዎ፡ዋይ ዘለዎ ይዓድለና፡እንበር፡ኣብ ደቂ ሰባት እከይ ተጋባርት መምዘኒ ኣልቦ የብሎምን❤❤❤
asey mewedaetu xbuq neay kea kemeki yemasleni haftey kem natki eu agatimuni zelo sebayey mimlas abini abi seb eu beal betey lbam mestewiali gn hmak seb ayegatmka 🙏
እቲ ሓድሽ ሰብ ዘፍቀርክዮ ካብ ሰብኣይኪ ስለ ዘይሓይሽ ዝጸንሐ ዲኺ ናብ ሰብኣይኪ ክትምለሲ ትደልዪ ዘለኺ? እቲ ዘፍቀርክዮ ኣብ ልዕሊ ሰብኣይኪ ከምቲ ትደልይዮ እንተ ዝጸንሕ ንሰብኣይኪ ምዘከርክዮዶ?
Btaemi eki edilegna ❤
Wow the best husband God bless him entangling bhji tetenkeki
Temesgen muhurisi muhur da deki anstyo dima ayngerah ❤❤❤
Wawww....btami meharit zanta.Enkuae hagoseki
Wawwwww amazing ❤❤❤❤
ዓሻ ሰበይትስ ብገዛእ ኢዳ ሓዳራ ተፍርስ ዱ ዝተባህለ ልዕሊ ሰባኣይክስ ማሓዛኺ ኣሚንኪ ።ኣየ ናይ ለዘበን ኣዋልድ ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና😢😢😢
Nay behaqi tebae and blux seb eyu sebiayki hadarkum amilak yibarkelkum.
Thanks bro,, bteami znead zanta.
ጽቡቕ ትምህርቲ ኢዩ ቡዙሓት ኣለዋ ማሓዛይ ማሓዛይ , , , እዚ ድኣ ቡዙሕ እንዲኺ ተጓዒዝኪ ኣብ ካልኣ ማዓልቲ መደንዘዚ ከኒና ኣብ መስተ የእቲኻ ውን ኣሎ ኢዩ
Ezi eyu sebiay zbehal. Hadarkum ebarkelkum. Amazing story ❤️
ናይ ብሓቂ ለባም ሰበይቲ በታ ትሃንጽ ዓሻ ድማ ብገዛእ እዳ ተፍርሶ ዝብሃል ሓቂ እዮ ካብ ሰብያ መሓዛኪ ትኣምኒ
ብሓቂ መምሃሪ መሳጢ ዛንታ ኣብ መወዳእታ ለባም በዓል ቤትኪ ይቅር ኢሉ እንካዕ ናብ ሓዳርኪ ተመለስኪ ሓፍተይ ካብ ድሕሪ ሕጂ ኣብ ማእኸልኩም መንቀኛ ኣይእተውኩም ኩልጊዜ ፍቕርኹም ዝደመቐን ዝመቀረን ይኹን 💕🙏
Waww naybgaki lebam bal betki haftey mewedatu axebikilki ❤🎉
Thanks for sharing this WOW i really appreciate the Man 🙏🙏🙏🙏🙏
I am so happy for them ❤🥲🥲
ዓርኪ ወይ መሓዛ ዝበሃል ምስ በዓልቲ ሓዳር ዝበሃል የለን። እቲ ጽን ኢሉ ዝሰምዕ ዓርኪ ኩሉ ጎዶሎ ናይ በዓል ቤታ እንዳ መልአ ተጸባዪ ዕድልዩ፡ ኣዳህሊልኒ ኣዘንጊዕኒ ዝበሃል ነገር የለን ሓንቲ በዓልቲ ሓዳር ካብ ገዝኣ ወጽያ እንዳ ካልእ ሰብኣይ ምስ ትኸይድ እዚ ብምሉእ የእምሮኣ ኣሚና ዝኣተወቶ ጌጋዩ፡ ምኽንያቱ ነዚ ክትገብር ኣብ ሓድሽ ፍቕሪ ስለ ዝኣተወት ጥራይዩ፡ ኣብ ፍቕሪ ክትኣቱ ድማ ግዜኻ ወሲድካዩ ዝእቶ። ዋላ ውላድ ይሃልኻ ምስ ከምዚ ዓይነት ዘማዊት ክትምለስ ዘሎ ተኽእሎ ዳርጋ ዜሮዩ ኣብ ዛንታ ግን ርዱእዩ። ልዕሊ ሰብኣየይ ዘፍቀርክዎ ጉድ ጌሩኒ ዝብል ኣርእስቲዩ።
Bow yibel sebay kdneq zelewo fetari msakum yikun
ብጣዕሚ ዝድነቅ ስብአይ❤
ንዓይ ዝረኽባኒ ንበዓል ቤተን ዘማርራ ኢየን ኢሉ ክዛረባ ከሎ።ጥራሕ ክትማሃር ትኽእል ኔራ ኢያ።
Temsgen amlak ❤❤❤❤ nezi zesmakani
Lieli sebaya tiamnu how😂
ኣየ ወዲ 😢😢😢😢 ሰበ ናረአ እዩ ዝሽወድ ን ንጠፍእን በቃ ውይ ኡፉፉፉፉፉ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Ezi seb zeykone seytan eyu😢😢😢
@Selemawit278 ብሓቂ ለባመይ🙏💙💚💚✅✅✅✅✅✋🤨🤨🤨
@@Saliem1214እንታይ ገሩ ጋሕባ ሸርሙጣ ኮይና እምበር እንታይ ዘራኽብ ኣለዋ ካብ ሓዳራ ንላዕሊ፡ 💩💩💩💩💩💩
Thanks haftey Halaley abay tmhrti eya
I’m happy for both of u!!!
ኩሉ ግዜ ብሃንቀብታ እየ ቅፅበየካ ጥዕም ድምፁ❤❤❤😊😍
Eway nay bhaqi kulu zrdae sebay rekibki enka hagoseki ente nesu gen nay bhaqi bal qalkidan xenue ❤❤❤❤❤❤
Wawwwww ❤❤🎉🎉🎉 enqae fetherelki
ኸልቢ ኢኺ ጎሓፍ
Zgerm eyu eko
gal kenseki gal texerfi Suq Beli sedi entay geratki seb koyna tegagya melue zbehal seb yelen tehabieki kale tegbri tkoni eski hje werzewezw aytbeli temkehti tsebuk aykonen😮
@@eru5343ስቕ በሊ ሓሳዊት ሓቃ፡ ሸርሙጣ ጋሕባ ኮይና እምበር ኣብ ልዕሊ ሓዳራ ምስ ካልእ ዘራኽብ ኣለዋ፡ ሸታቲት ዋሕድ።
Woww lebam sebay mehursi muhur dea
Mewedaetiu ke dember hadar kengeber ena hadar gerea mehaza wedi tegeber gal si bekmey dialu tehadar kenmerho mo kkkk
ዋውውውውው🦋🦋🦋
Wow, zgerm tari❤
ይግርም😢
Waw gele aynet
ዉዉዉዉ ዘገሪም ዛንታ ቀጸሎ ቦሮ❤❤❤❤❤🎉🎉🥰🥰🥰👑👑
Abti ዋላ ኣነ ክማኪ አየ ግን ኣባይኪ ኣይትጸለልና ዳ ጋል ሹቀይ
ወይ ተመስገን😢😢😢🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዋዉዉዉዉ❤❤❤
በሓቂ መሃር ዛንታ አዩ
Waww lebam sebay rekibki
🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wowww muhure s muhure da
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢😢
❤️🩹❤️🩹❤️🩹azyom wehdat eyom kemzom sebat🤏
ዋዉ ትፍለ እያ❤
ዛንታ ኣቀራርባ ግራሚን እዩ። ምስጥ ኢካ ተብለኒ
Wawwww ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyyyyyyyyyyyyy😭😭😭😭😭😭😭😭
Nai bhake
Zanta aster kidab hji ala
ትምህሪቲ ኢይ
Omg bementka temexo xegem Eko 🥲
Alem xewar 😂
Mewedatos bela gen qedmi zekene megbarka klete gize hesebullo
Amelke yemasegan❤🥰
Bteami wedi eziher eu nski dma ajoki wedi seb koynu zeygage yelen
Ezia tarik amahayshka amxiekaya kalay gize
😢😢😢😢
❤❤❤❤
🎉🎉❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉
🎉🎉🎉❤❤❤
ክክክክ ኣብድነት ክጅምረካ ከሎ ከምዚ እዩ። ጓልን ሃላይን
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤😊😊
💝💝💝💝💝💝
❤❤❤🎉🎉
ናይ ብሓቂ ለባም ሰባይ ኣምላክ ጸጉኡ ይብዛሓሉ
ደምርኒ❤
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏
Nay bhaki ❤❤🙏🙏🙏
ሙሁሳር ሓወይ ኣነስ ጽልልቲ ናይ ዛንታ ግዲ ኮይነ ብሃንቀውታ ይጽበየካ ተሕልፎም ዛንታታት ከኣ ምስ እቲ ትሑት ድምጽኻ ኣዝዮም መሃሪት እዮም ቀጽለሉ💖😍
Thank u haftey ❤❤
Abti ዋላ ኣነ ክማኪ አየ ግን ኣይትጸለልና ዳኣ ጋል ሹቀይ ❤
@@abrahamsebhatu3747 eshi😅🥰
Me too ኣነ ውን ጽሉል እየ በዚ ወዲ
ኩሉና ኢና❤
መወዳእታኪ ዘፀቦቆ ፈጣሪ ይክበር ይመስገን
ናይ በሓቂ ሰብ ጨናዊ ልዕሊ ዝግብኦ ክብሪ ዘይምሃብ
ልዕሊ ስብአይ ከነ ልዕሊ ሰበይቲ ዝእምን ምሓዛ ክህለው የብሉን❗
ልክዕ
ምሳሌ 14:1፤
ለባም ሰበይቲ ቤታ ትሃንጽ፡ ዓሻ ግና ብገዛእ ኢዳ ተፍርሶ።
ባሓቂ
ውይ ብጣዕሚ ጡዑይ ሰብ እዩ አምላኽ አቦይ ከምዚ ዓይነት ሰብአይ ፍጠረለይ ንዓኺ ኸኣ እንቋዕ ሓጎሰኪ ማዓረይ 😊😊😊❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Hi
ተመስገን እንዃዕ ናብ ንቡር ተመለስኩም ደስ ክብል ኦ ኣምላክ ዘይጋገ ሰብ የለን እሞ ይቅረ ዝብል ልቢ የዓድለና👏👏👏 ❤❤❤❤
ኣብ ሞንጎ ሓዳር ሰብኣይን ይኩን ሰበይቲን ማሓዛ ኣይድልን🙌😌😊
፧😊፨😮😂
ትኽክል ኣለኻ/ ኺ
😍
ናይ ብሓቂ መሳጢትን ማሃሪትን ዛንታ ። ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ብሉጽን መስተውዓሊ ብዓል ቤት ኣለኪ ። እግዚኣቢሄር ሃዳርኩም ሂወትኩም ይባርክ ዝሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤
እዚኣ ናተይ ሓሳብ እያ❤👍👌❤❤
እግዚአብሔር ይባርኮ ማርያምን መወዳእትኡ ደስ ኢሉኒ😢
ተመስገን እንዃዕ ናብ ንቡር ተመለስኩም ደስ ክብል ኦ ኣምላክ ዘይጋገ ሰብ የለን እሞ ይቅረ ዝብል ልቢ የዓድለና ❤❤❤❤
ብጠዓሚ ፅቡቅ ዛንታ እዩ። ኣነ ብሓሳብ ዝኣምንን ይቅር ዝብልን ሰብ እየ ዝመፁኒ በደላት እውን ብዙሕ ዘካብድ ኣይኾንኩን። እንተኾነ ግን ኣብ መንጎ ፍቅርና እንከለና ምስ ካልእ ዝዘወረት በፉፁም ናብ ንቡር ፍቅርና ክምልሶ ኣይፈቅድን። ይቅረ ኽብላን ሓው ክኾነላን ዝፀገማ ይኹን ዝደለየቶ ከማኽራን ክሕግዛን ግን ይኽእል እየ።
ምሳይ እንከላ ምስትዘውር ግን ንዓይ ቀይሕ መስመር እዩ።
ትርጉም ሕድገት፡ፍልፍል ሕድገት፡ ትርጉም ኣልቦ ትገብሮ ኣለካ፡ምናልባት ተደጋጋሚ ተኮይኑ ትበድል፡እቲ ዝበልካዮ ዉሳነ ትክክል እዩ፡ክቡር ሓዉ፡ተዘይ ኮይኑ፡ብስንክሳር ደቂ ሳባት ዝተዓጽዎ ገዛኻ፡ደጊምካ ንከይኽፈት ኣይትገበር፡ነቲ ሕደገት፡ኮንቱ ኣሎቦ ትገብሮ ኣለካ፡እዚይ ወደ ሓንካ❤
ዕድለኛ ኢኪ ዝሓፍተይ ተጠንቀቂ ልድሕሪ ሐዚ
ጀግና ደኣ ጀግና እዩ ካላይ ግዜ ከይትከስርዮ
ብሓቂ ጅግና❤❤❤🎉🎉🎉
ንዓይ ኣይርደኣን እዩ እዚ በዓልቲ ሓዳር ከላስ ንወዲ መሓዛይ ክትብሎ። ሓዳር ምስ ገበርካ መሓዛይ ዝበሃል ኣርእስቲ ክቕየር ኣለዎ ምኽንያቱ ሰይቲ ሰብኣይ ኢኺ፣ ወዲ ተባዕታይ ዉን ከምኡ ንጓል ኣንሰይቲ መሓዛይ ምባል ከቋርጽ ኣለዎ። ዝነበረ ሂወትካ ገዲፍካ ሓድሽ ሂወት ሀ ኢልካ እዩ ዝጅመር። ኣኸለ🚫
ልዕሊ ሰብኣየይ ዝኣመንኩዎ ማሓዛይ ጉድ ጌሩኒ! #ሓቀኛ_ዛንታ ኣስተር
ተመስገን መጨረሹኡ ክፀብቀልካ ከሎ❤
ተመሰገን እንኳዕ ተዓረኩም ብጣዕሚ ዝድነቅ ወዲ🙏🙏
Edlena eki nay behaqi jigna sebay aleki ❤
btaami aye zkatateleka zhawey ena mahari eka ትሕልፍ❤❤
ተመስገን 😢😮
Mewedata ki enqa xebeqe des zeble zanta ❤❤❤❤❤
Wow congratulations ❤❤❤
Enkae des belekum fkri amlak yfetwekum eyu nay bhaki❤❤❤❤
ፅቡቅ እንኳዓ ደስ በለኺ በሎኩም ኣይፈላልኩም
ባሓቂ❤❤❤
Nay bahki kamzi sebay kibka ftri edl eu ❤❤❤
ከመይ ዕድለኛ ኢኺ ፣ ኣምላኽ ገኒሑ ተዐሪቑኪ፣ ሰላምኪ ብምምላሱ ተሐጊሰ ፣ግን ቅዱስ ቅኒኢ ቀኒኤ። ኣነ ድማ ሐደ ብዘይምኽንያት ዝጠራጠር ቀናእ ኣፍቂረ ፣ ሂወተይ ተበታቲኑ። ንዐይሲ ይትረፍ ንደቁ ድሃዮም ይገብርን፣ ኣምላኽ ብውላድ ባሪኹና ፈትዩ ከምዘይ ወለዶም ደቅኺ ኦርፋን ኢሉ ኢዩ ዝጽውዖም። ኢቲ ጽቡቑ ንበይንና ከለና ስለዝዛረቦ ንደቀይ ኣይነግሮምን ኢየ። ሐደ ምዐልቲ ንሐደ ካብ ደቅና ሩጉም ኢሉ ምስ ጸረፎ ፣ ኢቲ ወደይ ንባባ ኣይፈትዎን ኢየ ርጉም ኢሉኒ ምስ በለኒ ፣ ኣንታ ቆልዐ ተሐዋዊሱካ ኣሎ ፣ ጥዑም ኢዩ ኢሉካ፣ ጥዑም ርጉም ስለዝቃራረብ ኣይተረድአካን ኢለ የእሚነዮ። ሕጂ ግን ተፋላሊና ዐመታት ሐሊፋ ዳሃይና ጌሩ ኣይፈልጥን። ስለዚ ኢዛ ሐፍተይ ኣምላኽ ባሪኹኪ ኢዩ፣ ኣነ ግን ገለ ንኣምላኽ ዝበደልኵዎ ግዲ ኤሩ ኮይኑ ፣ ከምዚ ናትኪ ዐቢ በደልሲ ይትረፍ ፣ ምስ ክብረተይ ከለኹ፣ ደቅና ከዕቢ ድፍእ ኢንዳበልኩ ድሃይና ጌሩ ኣይፈልጥን። ኢንተኾነ ሂወተይ ዲአ ተዘሪጉምበር፣ ኣምላኽ ብኹሉ ኣይውጽዐካን ኢዩ፣ ደቀይ ግን ኩሎም ማስተሮም ጌሮም ኣብ ጽቡቕ በጺሖም ኣኹሪዖሙኒ። ኣብ ቤትኩም መመሊሱ ሰላም ይንገስ ተባረኹ።
መደባትካ አዝዮም ማሃርትን አዛናግዕን እዩ mahustar ሓወይ ❤👌🌟🤞
ልዕሊ ሰብኣየ ከነ ልዕሊ ሰብይቲ ከነ መንመ የለን እሞ ንሰብት እይትኣምኑ ክብርት እሕዋት 🙏😍😍😍😍
ግዜ ንኩሉ
ጽቡቅ፡ሓቀኛ ዛንታ፡ኣምላክ ኣብ ለባም ሰብ የዉድቅካ፡ይቅሬታ ዝብል ልቢ ዘለዎ፡ዋይ ዘለዎ ይዓድለና፡እንበር፡ኣብ ደቂ ሰባት እከይ ተጋባርት መምዘኒ ኣልቦ የብሎምን❤❤❤
asey mewedaetu xbuq neay kea kemeki yemasleni haftey kem natki eu agatimuni zelo sebayey mimlas abini abi seb eu beal betey lbam mestewiali gn hmak seb ayegatmka 🙏
እቲ ሓድሽ ሰብ ዘፍቀርክዮ ካብ ሰብኣይኪ ስለ ዘይሓይሽ ዝጸንሐ ዲኺ ናብ ሰብኣይኪ ክትምለሲ ትደልዪ ዘለኺ? እቲ ዘፍቀርክዮ ኣብ ልዕሊ ሰብኣይኪ ከምቲ ትደልይዮ እንተ ዝጸንሕ ንሰብኣይኪ ምዘከርክዮዶ?
Btaemi eki edilegna ❤
Wow the best husband God bless him entangling bhji tetenkeki
Temesgen muhurisi muhur da deki anstyo dima ayngerah ❤❤❤
Wawww....btami meharit zanta.Enkuae hagoseki
Wawwwww amazing ❤❤❤❤
ዓሻ ሰበይትስ ብገዛእ ኢዳ ሓዳራ ተፍርስ ዱ ዝተባህለ ልዕሊ ሰባኣይክስ ማሓዛኺ ኣሚንኪ ።ኣየ ናይ ለዘበን ኣዋልድ ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና😢😢😢
Nay behaqi tebae and blux seb eyu sebiayki hadarkum amilak yibarkelkum.
Thanks bro,, bteami znead zanta.
ጽቡቕ ትምህርቲ ኢዩ ቡዙሓት ኣለዋ ማሓዛይ ማሓዛይ , , , እዚ ድኣ ቡዙሕ እንዲኺ ተጓዒዝኪ ኣብ ካልኣ ማዓልቲ መደንዘዚ ከኒና ኣብ መስተ የእቲኻ ውን ኣሎ ኢዩ
Ezi eyu sebiay zbehal. Hadarkum ebarkelkum. Amazing story ❤️
ናይ ብሓቂ ለባም ሰበይቲ በታ ትሃንጽ ዓሻ ድማ ብገዛእ እዳ ተፍርሶ ዝብሃል ሓቂ እዮ ካብ ሰብያ መሓዛኪ ትኣምኒ
ብሓቂ መምሃሪ መሳጢ ዛንታ ኣብ መወዳእታ ለባም በዓል ቤትኪ ይቅር ኢሉ እንካዕ ናብ ሓዳርኪ ተመለስኪ ሓፍተይ ካብ ድሕሪ ሕጂ ኣብ ማእኸልኩም መንቀኛ ኣይእተውኩም ኩልጊዜ ፍቕርኹም ዝደመቐን ዝመቀረን ይኹን 💕🙏
Waww naybgaki lebam bal betki haftey mewedatu axebikilki ❤🎉
Thanks for sharing this WOW i really appreciate the Man 🙏🙏🙏🙏🙏
I am so happy for them ❤🥲🥲
ዓርኪ ወይ መሓዛ ዝበሃል ምስ በዓልቲ ሓዳር ዝበሃል የለን። እቲ ጽን ኢሉ ዝሰምዕ ዓርኪ ኩሉ ጎዶሎ ናይ በዓል ቤታ እንዳ መልአ ተጸባዪ ዕድልዩ፡ ኣዳህሊልኒ ኣዘንጊዕኒ ዝበሃል ነገር የለን ሓንቲ በዓልቲ ሓዳር ካብ ገዝኣ ወጽያ እንዳ ካልእ ሰብኣይ ምስ ትኸይድ እዚ ብምሉእ የእምሮኣ ኣሚና ዝኣተወቶ ጌጋዩ፡ ምኽንያቱ ነዚ ክትገብር ኣብ ሓድሽ ፍቕሪ ስለ ዝኣተወት ጥራይዩ፡ ኣብ ፍቕሪ ክትኣቱ ድማ ግዜኻ ወሲድካዩ ዝእቶ። ዋላ ውላድ ይሃልኻ ምስ ከምዚ ዓይነት ዘማዊት ክትምለስ ዘሎ ተኽእሎ ዳርጋ ዜሮዩ ኣብ ዛንታ ግን ርዱእዩ። ልዕሊ ሰብኣየይ ዘፍቀርክዎ ጉድ ጌሩኒ ዝብል ኣርእስቲዩ።
Bow yibel sebay kdneq zelewo fetari msakum yikun
ብጣዕሚ ዝድነቅ ስብአይ❤
ንዓይ ዝረኽባኒ ንበዓል ቤተን ዘማርራ ኢየን ኢሉ ክዛረባ ከሎ።ጥራሕ ክትማሃር ትኽእል ኔራ ኢያ።
Temsgen amlak ❤❤❤❤ nezi zesmakani
Lieli sebaya tiamnu how😂
ኣየ ወዲ 😢😢😢😢 ሰበ ናረአ እዩ ዝሽወድ ን ንጠፍእን በቃ ውይ ኡፉፉፉፉፉ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Ezi seb zeykone seytan eyu😢😢😢
@Selemawit278 ብሓቂ ለባመይ🙏💙💚💚✅✅✅✅✅✋🤨🤨🤨
@@Saliem1214
እንታይ ገሩ ጋሕባ ሸርሙጣ ኮይና እምበር እንታይ ዘራኽብ ኣለዋ ካብ ሓዳራ ንላዕሊ፡ 💩💩💩💩💩💩
Thanks haftey Halaley abay tmhrti eya
I’m happy for both of u!!!
ኩሉ ግዜ ብሃንቀብታ እየ ቅፅበየካ ጥዕም ድምፁ❤❤❤😊😍
Eway nay bhaqi kulu zrdae sebay rekibki enka hagoseki ente nesu gen nay bhaqi bal qalkidan xenue ❤❤❤❤❤❤
Wawwwww ❤❤🎉🎉🎉 enqae fetherelki
ኸልቢ ኢኺ ጎሓፍ
Zgerm eyu eko
gal kenseki gal texerfi Suq Beli sedi entay geratki seb koyna tegagya melue zbehal seb yelen tehabieki kale tegbri tkoni eski hje werzewezw aytbeli temkehti tsebuk aykonen😮
@@eru5343
ስቕ በሊ ሓሳዊት ሓቃ፡ ሸርሙጣ ጋሕባ ኮይና እምበር ኣብ ልዕሊ ሓዳራ ምስ ካልእ ዘራኽብ ኣለዋ፡ ሸታቲት ዋሕድ።