Yosief Ghebrehiwet at Smerr Paltak: After Forto. Part 2 by MR 2587

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 15

  • @binamweldu1464
    @binamweldu1464 4 роки тому +1

    Yoseif
    hero smart intelligent educated
    Thanks for information

  • @zemenmesharewi9678
    @zemenmesharewi9678 7 років тому +2

    ስርሒት ፎርቶ ዘይግበኦ ኣተዓባቢኽሞ። ከምዚ ሕጂ ኣብ ሓራ መሬት ስለዘይነበርኩን ንእሽቶ ንቅሓት ውን ኣይነበረንን እምበር፡ እቲ ስርሒት ክፍጸም ከሎ ኣብኡ (ኣብ ኣስመራ)ነይረ።ኣብ ከባቢ 12፥00 ብከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ቤት ትምህርቲ ኣብ ዝተዛወርኩሉ ኣጋጣሚ ድማ፡ ጽርግያታት ብታንኪ ተበሳሲዑ ነይሩ። ክሳብ ከባቢ ሰዓት 6፥00ምሸት ድማ ዝኾነ ዝተፈጥረ ነገር ኣይነበረን ህዝቢ ኣስመራ ውን ዝሰምዖ ኣይነበረን። ኣብቲ መዓልቲ እቲ እሰያስ ምስ ሚኒስተራቱ ኣኼባ ከምዝነበሮ ውን ይዝረብ።ወተሃደራት ተወርዋሪ እዚ ድማ ብባዓል ቤት ገርግሽ መዳፍዖም ተኺሎም ከምዝነበሩ ይዕለል።ኣነ ነዚ ኩነታት ብወጻኢ ተደዊልኒ እየ ሰሚዐ። ገዛ ኣትየ ረድዮ እንተፈተንኩ ድማ ይሰርሕ ኣይነበረን። ከምዝባሃል ድማ እቲ ሰራዊት ተበገስ ተባሂሉ ከምሓለፍቱ መጥርን ተኣዚዙ ኣስመራ ኣተወ እምበር፡ ብዕላማ ምስኦም ተሰማሚዑ ዝኣመነን ምስጢሩ ዝፈለጦን ኣይነበረን። ከም ውጽኢቱ ድማ ኣብ ፎርቶ ደይቡ ኩነታቶም ዝተዓዘበ ሰራዊት ናይ ተዂሲ ትእዛዞም ክፍጽመሎም ኣይከኣለን። ፈሸሉ ድማ። እዚ ድማ ገና እቲ ምልካዊ ኣትሓሳስባኦም ብዝዓቕሞም ዘርኢ ንጹር መስትያት እዩ። ዘይኣመነን ዘይፈለጠን ሰራዊት ሒዝካ ኣብ ምንታዲኡ ከይበጽሕ ብዝመስል ጉዕዞ እቶም እከያት(ንዓኹም ጀጋኑ)ጓይላ ኣጓላት ኮይኑ ተበቲኑ። ነብሶም ከውጽኡ በብዝጥዕሞም መንገዲ ክሃድሙ ፈቲኖም ኣይሰለጦምን። ገል ናብ ኢትዮጵያ ብመስመር ዓዲዃላ ገለ ድማ ናብ ባዓል መንሱራ ዘውርድ መስመር ሒዞም ከምዝነበሩ፡ ብሰራዊትን ዕቑር ሰራዊትን ድማ ተታሒዞም። ነቶም ሰራዊት ግን እሰያስ ኣብ expo ኣድሪሩ ከምዝሰደዶም ይዕለል። ደጋፊ ኢሰያስ ኣይኮንኩን ደጋፊ ጓይላ ፎርቶ ውን ኣይኮንኩን። ምኽንያቱ ክልቲኦም ደለይቲ ውልቃዊ ምልከቶም እምበር ደለይቲ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ ስለዘይኮኑ። ፍጹም ከም ጅግንነት ወይ ከም ነጥቢ ዝላዓል ግን ኣይረኹን፡ ኣብ ጓይላ ፎርቶ። ብዓቢኡ ውን ካብ ቀጠርን ስዑድያን ደገፍ ዝገበረ እስላማዊ ምንቅስቓስ ምዃኑ እዩ ዝፍለጥ። ዮሴፍ ገብረሂወት ብትህቦ ትምርቲ ብጣዕሚ የመስግነካን የኽብረካን። ደረጃይ ውን ኣይኮነን ኣብ ትንታነኻ ርእይቶይ ክህብ። እዚ ናተይ እዩ።

  • @yodgsjgshkgkdgkdkggd7061
    @yodgsjgshkgkdgkdkggd7061 7 років тому +1

    josf smart

  • @samiyemane4934
    @samiyemane4934 10 років тому +1

    mesmar dadeshi ywgaeka

  • @tesfaldetabraha2716
    @tesfaldetabraha2716 7 років тому +1

    ናብ ንቡር እንተ ተመሊሱ ድአ እቲ ህዝቢ ይሕጎስ እምበር

  • @meleyasly5050
    @meleyasly5050 11 років тому +1

    abay tigray meselekum abagea .bedirrr eritrea wo aze eritrea entum mee teamru ayzol eritrean men gebee fareh wo shanen gebea geltamru entum tigray adekum adegrat egebene .bedir fares hayet eritrea wo aze fares eritrea .nehna dib kesala sudan halena kelu adam etele lehalla kelu dib aadu fares shaeb eritrea halla .entum egil adekum tigray egil adekum ethiopia tethageyu .bedirr eritrea fares wo aze sheab eritrea hayetu egil teamru .wellad haram tigray ethiopian agame. by wedi sudan .kasella sudan .

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 3 роки тому +1

    Really, really, vyosief, Gebre Hiwot, Eritrea lomi Ala, Timali ALO, Tzibah Lo. Wedi Ghaba. Loser.

  • @samiyemane4934
    @samiyemane4934 10 років тому +1

    ata abdege kenkum sakt kab nay ferto nay bar basi rikayo aleka nsu yganen sakt neza wayyyyyyy shkul yeblkumn d u mukan benefit ekum tbelu lementi

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 4 роки тому

      They can give you benefit if u wanna blind mind

  • @semirtekle1014
    @semirtekle1014 8 років тому +1

    wiliam denkoro

  • @tesfaldetabraha2716
    @tesfaldetabraha2716 7 років тому +2

    ናብ ንቡር እንተ ዝምለስ ህዝቢ ይሕጎስ ንስኻትኩም ክ አ ሐሶት ትስእኑ

  • @loulbahiri
    @loulbahiri 10 років тому +3

    ስቅ ዘይትብሉ ግዳ ብዓል ድቃላ ምቃላ
    ሂር ህርዲግ ካብ ትብሉ ንምምቅቃላ
    ሓሶት ደኣ ድራር ሓደ ረፍዲ እንድኣላ
    ምዓስ ትነብር ከምኡ ኢላ
    ብዓል ቦኮክ ቦኮክ ሰብ ለቆታ ጥሕኒ
    ዘረባኩም ዘየጽረኩም ብዓል እኒኤኒ
    ፍጹም ኣይትዋረዱ ኣይትረክቡን ኢኩም ሰማዒ እዝኒ
    ሰባት ድኣ ክትልክሙ ከምቶም ዝሓለፉ
    ውልቃውነት ዘስድዖም እንተለው ዝተረፉ
    ቅድሜኩም ዝድፍኡ በጃኩም ዝሓልፉ
    እንተ ብዓል ንስካ ግን ድሓን ሓሱ ጥራይ
    ክንርእዮ ኢና እንተጥዒሙካ ድሓራይ
    ሓለንጊ ሰውራና ኪሳብ እትጅምር ምጽራይ
    ይመስለካ ይከውን ዓዲ ዘርሓቅካ
    ኩሉ ግዜ ኣሎና ምሳካ እግሪ እግርካ
    ንዘላእለም ክሳብ እትሕዝ ቦታካ
    በል ገንዘብ ይኩን ብልዒ ከምዝኮነ ተወዳኢ
    ይቅረ ምባል ከምዘይ ኮነ ፍርሒ
    ህዝቢ ኤርትራ በዚ ናትኩም ሽርሒ
    ከምዝኮነ ተረዲእካ ፈሊጥካ
    ቀልጢፍካ ተናሳሕ ምሓራ ነብስካ
    እንተዘየለ ግን ቻው በላ ንዓለም
    ከም ጡብ ኣዴካ ቅበጻ

  • @EritreanAmerican
    @EritreanAmerican 10 років тому +1

    ብዛዕባ ፍቕርቲ ኤርትራ ሓንቲ ዝብሃል የብልካን ዮሴፍ። ሱቕ በል። ዝምልከተካ ተዛሊብ፣ ንሕና ድማ ናይ እነፍቅራ ሃገርና ኤርትራ ክንዛረብ ግደፈና።

  • @jidiyekonjo7266
    @jidiyekonjo7266 6 років тому

    ክክክክ ኣገልግሎት ይወኣአ ኢልና ኡይ ንበል ክክክክ ድሁላት ኣለና ኩሉ ንዕዘብ ሰብ ሕድሪ ሰብ ስረ ወይከ ምንቕ